ኣባት ንስሃኣ ድያቆን እዩ ኢሎም ዘላለዩዋ ወዲ ዝገርም በደል😱 ኣብ ስዑዲ ዘለኽን ተጠንቀቓ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 30 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 131

  • @abrehetkeshp9742
    @abrehetkeshp9742 2 місяці тому +27

    ወይ ጉድ ሎሙስ ገሪምና 🤔😢
    ክብርቲ ሓፍተይ ኣጀኪ ጠንካራ ኹኒ ግን ንዓኪ ጉዳኣት ዘየብፀሐልኪ እንተ ኾይኑ ፎቱኡ ሸር በልዮ ካሎኦት ኣሕዋትና ከይሽወዳ መመሀሪ እውን ክኸውን እዩ 👌

    • @laylaal7008
      @laylaal7008 2 місяці тому

      አነ ዉን ክሙእ እየ ዝብለኩ ግን ድፍተር ከይከዉን

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ ማዓረይ❤🙏

    • @ማማየወለሎ
      @ማማየወለሎ 2 місяці тому +1

      እዞም ሃምዘሙ ዝወሉ ሰባትማ ምግላፅ ፅቡቅ ይመስለኒ ፎቶኡ ፕስትዬ ታዳነኡ

    • @ነኝየተዋህዶፍሬ
      @ነኝየተዋህዶፍሬ 2 місяці тому

      ​@@laylaal7008ይኩን እበር ደፍተራስ ካብቲ ምስኡ ዘሎ ምሳአ ዘሎ ሓይሊ ናይ አምላክ ዶ ያዓብን

  • @Meeuuuuu
    @Meeuuuuu 2 місяці тому +17

    እንኳዓ ሰላም መፅኣኪ ኣቢተይ❤
    ቃደመቲ ባዕለይ ላይክ ሃባኒ😂

    • @ChchdGsfs
      @ChchdGsfs 2 місяці тому +2

      ኣነ ይቕድም😂😂

    • @Meeuuuuu
      @Meeuuuuu 2 місяці тому

      @@ChchdGsfs ክክክ🤣

  • @wejereteyt
    @wejereteyt 2 місяці тому +7

    አነስ አብ ስዑዲ ዓረብ 5 ዓመት ገይረ ምስ ክልተ አወዳት ተጀናጅነ ነይረ ብዙሕ መምሃሪ ዝኸውን ፈተና ሓሊፈ ሐዚ ግን ተመስገን ነፃ እየ ንአሕዋተይ መምሃሪ ክኾነን ክነግረኪ ነይረ ብምንታይ ክረኽበኪ❤

    • @abihabeshawittube8066
      @abihabeshawittube8066  2 місяці тому +1

      ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይል ቁፅረይ ኣለኪ
      www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8pvzZpsKp2V&_r=1

    • @laylaal7008
      @laylaal7008 2 місяці тому

      @@wejereteyt ብ ተልግራም ለ ምፅና ምቅርተይ

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 місяці тому +14

    ሞኝ አትሁኑ ዶ በሉ ዞም አባ ገብረኪዳን😥አይንዓሹ ደቂ ሄዋን ዲያቆን እኮ ሰብ እዩ ከመይ ዘይጋገ ኣነ ኮ ዝገርመኒ ዲያቆን ካህን በቃ ኣባላት ቤተ ክርስትያናት ጭራሽ ዘይጋገዩ እዩ ዝመስለና ሰባት እዮም እና ተጋግዩ ምሉእ ሰብ የለይ ዋላ ዲያቆን ይኹን😢ብጣዓሚ እዩ መሕዘኒ ማርያምን እንኳዕ ብገንዘብክን ብግዜክን ኣሕለፎ ካልእ ተዝኾንስ እንታይ ክብሃል ነይሩ በይዛ ርእስኪ ይኹን ግን እንኮ ዘይጋገ ፉጹም ክርስቶስ አምላክና እዩ ኣብ ሰብ ምሉእ እምነት ኣይንግበር ብቻ ካብ ክርስትያን ዘይትጽበዮ እሞ ክዓ ቃሉ ዘምህር ዲያቆን ኣቱም ሰባት ክፍኣትና በዚሑ እስከ ንፈጣሪ ንፍርሐዮ ሓፍተይ መዓረይ ኣጆኪ ገንዘብ ስሩ ኩሉ ሓጥያት እዩ ብምክንያት ይኾን ሂብክዮ ማለት እቲ ቅርሺ ንዓኪ ዘጥፍእ ነይሩ ይኾን ኣጆኪ ይቅረ ግበርሉ ግን ኣየድልየክን ካብ ከምዚ ዓይነት ዲያቆን ንደራፊ ምምርዓይ ይሕሽ ክምለስ ኳ ነይሩ😪ክርስቶስ ኣምላክና ካብቲ ንሕና ንፈልጦ ዘይኾነስ ካብቲ ንስኻ ትፈልጦ ሓልወና🙏😥

  • @raheelrahee9494
    @raheelrahee9494 2 місяці тому

    እግዚአብሔር መስተውዓሊ ልቦና ይሃበና😢
    ሓፍትና ደሞ እንኳዕ ካብኡ ኣይገደደ ኣይዘኺ❤
    እግዚአብሔር ክሓሲኺ ይፍተረልኺ

  • @سلام-ف5س
    @سلام-ف5س 2 місяці тому +10

    ኣስመሳይ ዝበዞሖ ትውልዲ ንእሽቶን ንፈጣሪ ዘይፈርሑ 😢 ኣምላክ ፀዋር

  • @SelamHaftu-qz3qc
    @SelamHaftu-qz3qc 2 місяці тому +4

    ኣይይይይ ኣምላክ ኣቦይ ምሕረትካ ላኣክልና😢😢😢

  • @GgGg-jh2xk
    @GgGg-jh2xk 2 місяці тому +1

    ከብዚ ማሓረኒ ኣምላክ አቦይ ንፁሁ ልቢ ዓድለኒ ገታ ማዓረይ አብዚ እውን ንምን ኢካ ተአምን 😢😢😢😢😢😢

  • @SelamGrmay-kj3qd
    @SelamGrmay-kj3qd 2 місяці тому +1

    ዋይ ነአኻ መናጢ ልሱማ ግን ቤተክርስቲአን የገልግሎ ልሱሙ 😢😢😢 ናይ ኢዱ ይሃቦ ፍጣሪ ኣጀኺ ዝሓፍተይ💔

  • @ማማየወለሎ
    @ማማየወለሎ 2 місяці тому +1

    ባዓል ሕማቅ ገብር ዉርደቱ ዘይምሽፉን ይመርፅ ፎቶኡ ፐስትዬ ❤

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ

    _እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ እናሲ ቃል ኣምላክ ዝመሃር ሰብ እኮ ዘይጋገ ማለት ኣይኮነን ማለት ኹሉ ሰብ ሓደ ዓይነት ስጋ ኢና ለቢሥና ዘለና እበር ነቶም ቃል ኣምላክ ዝፈልጡን ዝመሃሩን ካብ ሰማዥ ዝወረደ ስጋ የብሎምን😢ቤተክርስቲያና ከምዚ ከማይ ዝበሉ ሰባት ኣብ ውሽጥኪ ኮይኖም ቤተክርስቲያን ከም ንጸልኣን ከም ዘይንመጺኪ ስኣን ፍላጥ ዝገብሩ ክንደይ እዮም_

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 2 місяці тому +12

    ሎሚዶ ሰብ ይእምነን እዩ ኣነስ ይቅርታ ደኣ እምበር እዞም ነፀላ ጌሮም ኣብ ሚድያ ለመፅመፅ ዝብሉ ኣይኣምኖምን ዋላ ነጓላት ግን ዝገረመኒ ብኣድኣን ኣባት ንስኣን መፅዩ ከምዙት ገይሩ ዘታለላ 😢😢

    • @ሰሉጓልድንግልማርያም
      @ሰሉጓልድንግልማርያም 2 місяці тому +1

      ኣይትግረሚ ሰይጣን እውን እኮ መልኣክ መሲሉ ይመፅእ እዩ እና ኩሉ ሰብ ሓደ ኣይኮነን ነፀላ ዝተከደነ ሃማኖቱ ዝኽብር ኣምላኩ ዝገልግል ኣሎ ብኡ ኣንፃር እውን ንፀላ ትካዲኖም ናይ ቤትክትያን ካባ ናይ ቀሺ ገይሮም ዘዳናግሩእውን ኣለዉ እና ኣጀኪ ኣብዚይ ይስውረና እግዚአብሔር

  • @sarayan525
    @sarayan525 2 місяці тому +3

    ዋይ ገድ💔💔💔 ፈጣሪ አብ ፈተና አይተእተወኒ 🙏🙏🙏🙏

  • @Selemawit278
    @Selemawit278 2 місяці тому +3

    😢😢😢 ብዙሕ ኢዩ ዝግበር ተጠንቀቃ ጥራይ ኣሕዋተይ😢

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc 2 місяці тому +1

    አይይይይይይ አምላክ አባይ ምሕረትካ ላአክልና😢😢😢

  • @ቲቲጓልእመብርሃን
    @ቲቲጓልእመብርሃን 2 місяці тому +2

    ዋይ ጉድ😢 ፎቱኡ ኣውጽእዎ😳🙄ከምኡ ናበለ ከየታልለን ንካልኦት መምሃሪ ተኮይኑ ብፎቱኡለ ክቃላዕ ኣለወ🤨

  • @መብሪሂትዮትዮብ
    @መብሪሂትዮትዮብ 2 місяці тому +1

    ኣምላኽ ኣቦይ ንፁህ ልቢ ዓድለኒ🙏🙇😢

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 2 місяці тому +7

    ካብቱ መጀመርታ ዶ ዓሪፍኪ ሱቕ ኣይትብልን😢 ዋላስ ስለ ፍቕሪ ዝሓዘኪ እዩ ክንድዙይ ዓዊሩኪ ብሱሩባ ንመን ኣሚንካ እዩ ሓዳር ክግበር 😢😢

  • @صقرالعتيبي-و8ص
    @صقرالعتيبي-و8ص 2 місяці тому +1

    እዋይ እዚስ ዲነዉስ እዪ ዲላገፁሎ እግዛኣብሄር ኣምላክ ዓይኒ ልቦናኡ ይኽፎቶል ሓፍትና ለ ኹል ነገር ናብ እግዚኣብሄር ገደፍዮ ገንዘብ ሰሪሕኻ ዲመፅእ እዪ ግን ንባዕል ጠፉኡሎ😢

  • @fugytfvstxgg5219
    @fugytfvstxgg5219 2 місяці тому +2

    ኦጆኪ ዝሓብተይ
    ኣየሎምስ ንመን ኢና ንኣምን😢😢😢

  • @TrhasDad
    @TrhasDad 2 місяці тому

    ብጣዕሚ ዝገርም ዛንታ አዩ ሓፍተይ አንኳዕ በዚ ሓለፈልኪ አምበር አዞም ኣብ ቤተክርስትያን ነምህር ኢና ገለ ዝብሉ አቲ ሸይጣን ንዖኦም ክፍትን ኣብ ውሽጦም ቶሎ አዩ ዝኣቲ ይመስለኒ ዝሰርሕዎ ሕማቅ ነገራት መስደመሚ አዩ ። ንዓይ አውን ከምዛ ናይዛ ሓፍተይ ሓደ ረሳሕ ገጢሙኒ ኔሩ ኣነ ግን ገና አንዳሃለየ ኣቅጣጫኡ ፈሊጠዮ አምበር መጀመርያ ፅቡቅ ናይ እግዛቢሄር ቃላት ስብከታት የዕልለኒ ኔሩ ዲያቆን አየ ሐዚ ቀሺ ክምረቅ አየ ይብለኒ ኔሩ ድሓር ግን ኣቅጣጭኡ ናብ ካሊአ ምቅያር ጀሚሩ ተክለ ሰውነተይ የድንቀኒ ናይድሕሪታ ከማይ ክትከውን ከምዘለዋ ኩላ ጓል የዕልለኒ 😅😅 ደሓር ኣነ ከክንድኡ ይሓፍር ኔረ ዋ ወዮ ናይ አግዛቢሄር ሰብ አየ ዶ ይብል ኣይነበረን ታይ ዶ ናይሸይጣን ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ ይብል ኩሉ ግዜ ከምኡ ከዕልል ከሎ ኣነ ዘረባ ናብካሊአ ይቅይሮ ኔረ መወዳአትኡ ድሕሪ 3ወርሒ ለይቲ ይድውለለይ አሞ ዝሓወይ ናበልኩ አየ ዘዕልሎ ማለት ናይ ቤተክርስትያን ኣገልጋሊ ስለ ዝኾነ አየ ዘክብሮ ዘለኹ አምበር ኣብ ውሽጠይ 5ፐርሰንት ናይ ፍቅሪ ቦታ የብለይን ደሓር ናደወለ ስለ ዝሙት ከውግዕ ለይቲ ደዊሉ ከመይ ደቂስኪ ከመይ ተኸዲንኪ አውይይይይ ኢለ በቃ ድንግፅ ኢለ ስዲ በዓለገ ኢኻ አሰኻትኩም ኢኹም ቤተክርስትያና ሽፍን ናገበርኩም ተዋሩዱና ዘለኹም ናይ ሸይጣን ተለኣኣኺ ኢለ ጓለይ ብሎክ ጌረዮ አና ሓደራ ኣሕዋተይ ፈተና ብኸመይ ከምዝመፀና ኣይንፈልጥንዋ ጠንካራታት ንኹን ❤❤❤❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 2 місяці тому +3

    እግዝዮ ማሓረና ክርስቶስ😢

  • @Mama-y5y
    @Mama-y5y 2 місяці тому

    አምላኽ አቦይ ንፁህ ልቢ ዓድለ 🙏🙏🙏🤭🤭

  • @rhdbxhff5098
    @rhdbxhff5098 2 місяці тому

    ኣቱም ህዝቢ ታይ ኢና ንኮን ኣለና ብሰሩ😢
    ንመን ኣሚና ኢና ክንነብር ብሰሩ 😢😢

  • @AAaa-ux4zd
    @AAaa-ux4zd 2 місяці тому

    ወይ ኣምላኽ ሆይ መስተወዐል ልቢ ፍጠረልና ንሰብ ዘይኣመንካ ንመን ንኣምን😔

  • @FwefCawd
    @FwefCawd 2 місяці тому +3

    እሱ ዘለዉ ማሕበር ኣብዚ ፅሓፍልና ክንፈልጦ

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 2 місяці тому +1

    በስመአብ እግዚአብሔር ኣምላክ አቦይ ከመዘይ አዎን አሉ 😢💔ወይ ሓፍተይ ኣጀኪ ማዓርይ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኢዲ ይሃባ😥😭

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому

      ደምርኒ ዝያዳይ❤🙏

  • @Alem_1
    @Alem_1 2 місяці тому

    እግዝዮ ማሓረና ክርስቶስ አምላኽና😢😢😢😢

  • @ይኩነኒበከመትብለኒ
    @ይኩነኒበከመትብለኒ 2 місяці тому +2

    ወይ ጣጣ ኣይይይይ ፈጣሪየ ሓደራኻ ካብ ክፍእ ሰብ ሰዉረኒ🤲😢😢😢😢

    • @briefkr
      @briefkr 2 місяці тому

      ኣሜን

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 2 місяці тому

    ማርያምን ኣነ ከዓ ዝኾነ ነገር ኣጋጢሙኒ😢😅

  • @GjhG-d8u
    @GjhG-d8u Місяць тому

    ይቅር በለለና ኣምላከይ😢😢😢

  • @aataat1524
    @aataat1524 2 місяці тому +2

    ልመን ኢና ንኣምኖ ብስሩ😢😢😢😢

  • @mtlalal
    @mtlalal 2 місяці тому

    መርገምዶ ምርቃ😢😢😢😢

  • @الالل-ج7ع
    @الالل-ج7ع 2 місяці тому

    ኣረ ብወይ እየ ዝረክብኪ ሰልኪኪ ላኣክለይ ኣቢዋይ😭😥

    • @abihabeshawittube8066
      @abihabeshawittube8066  2 місяці тому

      ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይል ቁፅረይ ኣለኪ
      www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8q9zMw1U7rs&_r=1

  • @MargKahsay-he1oy
    @MargKahsay-he1oy 2 місяці тому +3

    እዝግዮ እዝግዮ ኣይትበሉ እዝጊ ዝፈትዎ ስርርሑ ደኮነይ የሐዝን😢

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому +1

      ደምርኒ ዝያዳይ❤🙏

  • @ኣዜብ
    @ኣዜብ 2 місяці тому

    ኣምላኸ ኣቦይ ዝብሉ ጭኒቕኒ 😢😢😢

  • @merimeri278
    @merimeri278 2 місяці тому

    ጉድ እዩ ዘመኑ

  • @Solyana12
    @Solyana12 2 місяці тому

    ኣብየቱ መሓረኒ ጎይታይ ፍጹም አምላክ እንበር ፍጹም ሰብ የለን እሞ ጥቁቃት ንኩን ንፈጣሪ ደኣ ብምሉእ ልብና ንእመን እንበር ሰብ ሰብ እዩ😢

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 2 місяці тому +1

    ዋየ የውፀና ከምዚከ ኣሎ ድዩ😢😢

  • @MkMh-c7qጋልፃባት
    @MkMh-c7qጋልፃባት 2 місяці тому

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ግዘ
    @ግዘ 2 місяці тому

    Besmeam 😢😢😢😢 futsum seb yelen diyakon do seb aykonen lmtay ena ngrah atum sebat wey gud😢😢😢😢😢😢

  • @kgc975teheshmahariytewahdo8
    @kgc975teheshmahariytewahdo8 2 місяці тому

    ካብዚ ይምሓረና ፈጣሪ🙏

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 2 місяці тому +5

    ወይ ጉድ😢😢😢😢😢

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 2 місяці тому +2

    ከምዚ ከኣ ኣሎ እዩ
    እንታይ ኢለ ከም ዝጽሕፍ ውን ጠፊኡኒ ግን እንተተካኢሉ ክጋለጽ ኣለዎ ናብቲ ንሱ ዘለዎ ጉሩብ ሸር ይበሃል😢

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому

      ደምርኒ ዝያዳይ❤🙏

  • @AmenaAm-c5d
    @AmenaAm-c5d 2 місяці тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢 እዋይ ሽግር

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 2 місяці тому

    ዋይ ታኣምር እዩ ናሎምስ😮

  • @brhangebrehiwot8418
    @brhangebrehiwot8418 2 місяці тому

    ፎትኡ ትዝርግሓዮ ይቓላዕ ኣብካልኦት ውን ከይታልል ትደሊ እንተኮይና

  • @Hiat-x8l
    @Hiat-x8l 2 місяці тому

    ኡፉ ሕራሮት ልመን እዩ ልእመን😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Fra-u3r
    @Fra-u3r 2 місяці тому

    ኣጀኪ ሓፍተይ😢😢

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ 2 місяці тому

    እግዚኦ ተሰሃለነ 😢😢🤔

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 2 місяці тому

    እግዚአብሔር ይጠብቀን

  • @ትግራዉይቲ
    @ትግራዉይቲ 2 місяці тому +1

    ኢዝጎዮ😢😢😢

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 2 місяці тому

    ኦይ 2017 ማ ፍልይ ልበለት እያ ለለ ሓዚንና😢😢ጥልመት ምትላል ልበዝሖ ልማን እዩ ክእመን እፍፍ ዋይ😢😢😢

  • @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ
    @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ 2 місяці тому

    ፎትኡ ናብ ምድያ ትጠቀዓዮ ምክንያቱ ምንፈሳዉያን መሲሎም ዘታልሉ ኤና ምሰክር ዋላ ይደለት እምበር ምሰክራ እግዚአብሔር እዩ እና ትቦሰቶ ይብል ከም ኣነ

  • @YordanosFshaye-f8g
    @YordanosFshaye-f8g 2 місяці тому

    Zehuzunu.

  • @aataat1524
    @aataat1524 2 місяці тому

    ጎርሞና ዮ ሎሞስ😢😢😢

  • @ጥበብንግስቲሳባ-ጸ8ሐ
    @ጥበብንግስቲሳባ-ጸ8ሐ 2 місяці тому

    😢ቃል አምላክ መሸቀጢ ኮይኑ ሓፍተይ ዶሞ እንካዕ ፈጣሪ ገላገለኪ

    • @zaharaz-q7t
      @zaharaz-q7t 2 місяці тому

      አሜን አሜን አሜን ክብርተይ

  • @ዝፋን
    @ዝፋን 2 місяці тому

    በሰመ ኣብ ኣጀኪ ዝሓፍተይ 😢😢😢

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie 2 місяці тому +1

    kabzi Maharena

  • @gsgsgdgsh3214
    @gsgsgdgsh3214 2 місяці тому

    ካብዚ ይምሓረና😓

  • @MerMeri-vi8ti
    @MerMeri-vi8ti 2 місяці тому

    😢😢😢🤲

  • @زمزمّ-و5س
    @زمزمّ-و5س 2 місяці тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 2 місяці тому +2

    ፎትኡ አውፅእዮ ንካልኦት ውን ከየታልል

    • @laylaal7008
      @laylaal7008 2 місяці тому

      😅😅 ደፍተራ ከይከዉን ከየአውየና 😅😅😅

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому

      ​@@laylaal7008ደምርኒ ማዓረይ❤🙏

  • @YdtHr
    @YdtHr 2 місяці тому

    ወይ ጉድ😢

  • @HajBbkk
    @HajBbkk 6 днів тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AlemaBerihu
    @AlemaBerihu 2 місяці тому +2

    ምስ ገንዘብ እምበር ምስ ሰብ ፍቅሪ ካብ ዝጠፍእ ነዊሕ እዩ ገይሩ 😢😢😢

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому

      ደምርኒ ዘመን ያዳይ❤🙏

    • @AlemaBerihu
      @AlemaBerihu 2 місяці тому

      @@tsegatsega238 እሺ

    • @zaharaz-q7t
      @zaharaz-q7t 2 місяці тому

      ሓቅኪ ክብርተይ

  • @سميرةالفيفي-خ4ح
    @سميرةالفيفي-خ4ح 2 місяці тому

    ዋ ጎድ😢😢😢😢

  • @slamahslamah1321
    @slamahslamah1321 2 місяці тому

    አረ ዝወዲ ስሙ ኣድራሽኡ ሓብርና ከምኡ ኣጋጢሙኒ ኔሩ ንሱ ከይከውንስ😢

    • @zaharaz-q7t
      @zaharaz-q7t 2 місяці тому

      ናይ።ፈይስብኩ ስምኪፃሕፍለይ እንነ ክነግረኪ ❤ክብርተይ

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 2 місяці тому +2

    😢😢😢😢

  • @Tege-bu3lb
    @Tege-bu3lb 2 місяці тому +3

    አይ አይትቃድማኒይ ዶ😂😂ቃደመይቲ ባዕለይ እየ 😢😢😢

  • @faswelsfr1974
    @faswelsfr1974 2 місяці тому

    በስብአም ከምዘይ ዘበለ እዉን አሎ ዱዩ😢

  • @SdSe-p8v
    @SdSe-p8v 2 місяці тому

    Wywy bsmam wlde menfs kuds 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 2 місяці тому +7

    ኣወዳት ኤርትራውያንን ኣጋላት ተጋሩን እንታይ ኢና ንገብሮ እናተበደልና ንነብር ኣጋላት ተጋሩ ብኣወዳት ኣሕዋትና ኣወዳት ኤረትራዊያን ከዓ ብኣጋላት ኣሕዋቶም ገንዘብና በሊዖም ወዲአአምዎ😭😭😭መሕፈሮ😭😭😭😁😁😁😁😁

    • @ኣአምላኸሰብግበረኒ
      @ኣአምላኸሰብግበረኒ 2 місяці тому

      😹😹😹😹😹😹😂

    • @ጓልዓጋመእየ
      @ጓልዓጋመእየ 2 місяці тому +5

      😂😂ሓቅኪ ኮ ኢኪ ንሳቶም ከኣ ተበሊዕና ናበሉ ንጎሆ ንጎሆ ይመጹ ኣለው ኣባና ከኣ መሳኪን ኣዋልድ ብፍላይ ሱዑዲ ዘለና ራህራሃት ዲና ኮይንና እንድዒ ንደሓር ዘይንብል ኮይንና ብጣዕሚ እዩ ዘናድድ😢

    • @mesi3934
      @mesi3934 2 місяці тому +1

      ሓቅኪ ኢኪ እኮ😀😀🙄

    • @ሚሊጓልትግራይ-ጸ1ጸ
      @ሚሊጓልትግራይ-ጸ1ጸ 2 місяці тому

      ኣፍቃሪ ኩሉ ግዘ ተበዳሊ እዩ

  • @FunnyCap-lm4sg
    @FunnyCap-lm4sg 2 місяці тому

    ሓደ ኣሎ ዲያቆን ዶ ይከውን ብቴሎግራም ቅርሺ ዘይበላ ጋል የላን ምስኪን ኮይኒ ይቀርበካ እሞ ለከስ ሰኪን ብዝኮነ ንጠንቀቅ ደቂ ኣነስትዮ ኣሕዋተይ ❤

  • @zxzx6334
    @zxzx6334 2 місяці тому

    አነ ክብሎ ዘለኒ ግን አጣሊልክዮ ዲኪ ነቶም ከምኡ ዝብሉ ዘለዉ ከ ባሓቂ ብከመይ ኢኪ ርግፀኛ ኮንኪ ነዞም አቦ ከ ረኪብኪ አረጋጊፅኪ ዲኪ ባሓቂ ከ ነዚ ድያቆን ረኪብክዮ ዲኪ ኮንኪ ናይ ሓደ ሰሚዕኪ ትዛረቢ ዘለኪ አውፅእዮ ሽሞም ሰነፍ አብዚ ዘለኩምስ ኩላትኩም ትፈርዱ ዘለኩም ሲ ተጋጠመ ከ ባሓቂ ዱዩ ኢልካ ምሕታት ውን አገዳሲ ዩ ፈረድቲ ኧይንኩን😢😢😢

    • @abihabeshawittube8066
      @abihabeshawittube8066  2 місяці тому +3

      ኩሉ ሓቲተ ኣረጋጊፀ እየ ንቶም ኣቦ ኣብዘይወዓልዎ ናብ ነገር ከየእትዎም ፈሪሐ እየ እምበር ኢላትኒ ኮ እቶም ኣቦ እውን ኩሉ ነጊራቶም ንፈጣሪ ግደፍዮ ኢሎምኒ ኢላ

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 2 місяці тому

    ኣይ ሽኳይ ቤተክርስትያን ላገልገስ ዓለማውያን ኮይኖምኳ የታሉልና ለዉ😢😢

    • @ሊሀምትግራይ
      @ሊሀምትግራይ 2 місяці тому +1

      እሞ መኒኡ ድዩ ዝከፈአ ማለተይ እቲ ኣገልጋሊ ቤተክርስቲያን ኮይኑ ዝብድለካዶ ወይስ እቲ ዓለማዊ ኮይኑ ዝብድለካ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому

      ​@@ሊሀምትግራይደምርኒ ዝያዳይ❤🙏

    • @MaMa-el7jq
      @MaMa-el7jq 2 місяці тому

      @@ሊሀምትግራይ ማለተይ ሲ ዙ ቤተክርስትያ ዘገልግልሲ ብቀሊሉ የታልለካ እዩ ማለተይ እየ ከምኡ ክገብረኒ እዩ ኢልካ ለ ኣይትሓስብይ

    • @ሊሀምትግራይ
      @ሊሀምትግራይ 2 місяці тому

      ​@@tsegatsega238ደሚረኪ ወለላይ

    • @ሊሀምትግራይ
      @ሊሀምትግራይ 2 місяці тому

      ​@@MaMa-el7jqኣነካኣሲ ብካልእ ተረዲአዮ ነይረ እና ከምኡስ እወ ሓቅኪ

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg 2 місяці тому +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @laylaal7008
    @laylaal7008 2 місяці тому +1

    ሊቀ ሊቀዉንቲ እዩ ብስሩ እዉ ፍትኡ ክረአ አለዎ

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 2 місяці тому

      ብሓቂ😢

    • @laylaal7008
      @laylaal7008 2 місяці тому

      @@ajibajib7989 ብ ሓቃ ዓበይቲ ማሕበር ይምህር እዩ ።

    • @laylaal7008
      @laylaal7008 2 місяці тому

      ​@@ajibajib7989ሓቂ።

    • @laylaal7008
      @laylaal7008 2 місяці тому

      @@ajibajib7989 እወ

    • @MebratgalQDstkiDaneMhret
      @MebratgalQDstkiDaneMhret 2 місяці тому

      ነውሪ ፈጣሪ ባዕሉ ይፍረዶ ኣሕዋተይ

  • @aataat1524
    @aataat1524 2 місяці тому +3

    ጎርሞና ዮ ሎሞስ😢😢😢

  • @Titii2721
    @Titii2721 2 місяці тому

    እግዝዮ ማሓረና ክርስቶስ😢

  • @SmeraAlsslme
    @SmeraAlsslme 2 місяці тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @سلامةسلامة
    @سلامةسلامة 2 місяці тому

    😢😢😢😢😢

  • @Selam-zi8qy
    @Selam-zi8qy 2 місяці тому +1

    😢

  • @SsWw-e6w
    @SsWw-e6w 2 місяці тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Momna-k9x
    @Momna-k9x 2 місяці тому

    😢😢😢😢

  • @سلامسلام-ث5ط6ج
    @سلامسلام-ث5ط6ج 2 місяці тому

    😢😢😢

  • @FgHe-f1k
    @FgHe-f1k 2 місяці тому

    😢😢😢😢😢

  • @SalamEth-c8u
    @SalamEth-c8u 2 місяці тому

    😢😢😢😢