Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ዳኒ ሓውና ናይ ወዲ ትካቦ "ይገርመና'ሎ" ባ ገለ በለና፤ጌጋ ይኽላኣለይ እምበር ብዙሓት ከምዚ ከማይ ገለ ክትብሎም ዝድልዩ ውን ይህልው እዮም።ዝተረፈ ከም ኩሉ ግዜ እተልዕሎ ብሉጽ ኣርእስቲ ወተሩ እዚኣ👉❤ ንዓኻ
Aleku msaka
Hgdef ms tesaere Nay wedi tkabo kulom derftatu khysom eu Hagerey nmen tefqri Ygermena alo Menesey Hayal ewe hayal bhayalu wezete
ጽቡቕ ኣለኻ ተደጋጋሚ ኣቕርባ ክብሉ ይዕዘብ ዩ
☝️✅️ ስኣን ከምዚ ገርና ነስተማቕሮ አና ካብ ዓድና ተሰዲድና *እበር ሃንሰይ ዳኣ ይገርመና'ሎ, ከምኡ ዩ ዘሎ ትወረ, ምባር'ዩ ትምስጢር, ፍቕሪ ታሲሩ ጌሩ ነጊርና ኾ:*ርግቢት ሞሮር💞Thanks Dani ንላዛኛ ዝኾነ ትምርትካ
Merhaba xbuk hasab
ብጣዕሚ ብሉጽ ከም ወትሩ።ኣብ ናይ ዑስማን ዓብደልራሒም ጥራይ ሓንቲ ቃል ጌጋ ኣላ ፡-ነጎዳ ነጒዱ ናይ ዝናብ ዒፍዒፍታ ዘይኮነት ናይ ዝናብ ምልክታ እያ።ኣብ ስነጥበብ ትግርኛ ብሓፈሻ ፡ ኣብ ስነጥበብ ሃገርና ድማ ብፍላይ ትገብሮ ዘለኻ ኣስተዋጽኦ ናይ ክብሪ ኒሻን ይግብኣካ እዩ።
Fre habibi abr'esi temekroko temekro ktwsk tkatatel mkanka adniqeka habibi
Fre hawey anes krekbeka mdeleku.Yemane wedeboy elka eba Facebook add hteteni.
ንዓኻ ውን ብቅንዕናኻ ብልሕኻን ሓቅነትካን ከምኡ ውን ትብዓትካ ከምታ ናይ ወዲ መም ትግበኣካ'ያ ፍረ ዓቢ ሰብ
ከም ዝመስለኒ ኣሪሙ እዩ ተረዲእሉ ዘሊምክንያቱ ናይ ዝናብ ምልክታ ህዱድድ እምበር ነጎዳ ኣይኮነን ነጎዳ ወይ ሃሪሙ ኣብ ምጽፋፉ ወይ እና ሃረመ እምበር ከይሃረመ ኣይኮነን ዝወድቅ ስለዚ ነጎዳ ነጉዱ ናይ ዝናብ ዒፍዒፍታ ወይ ናይ ዝናብ ጸፈፍታ እምበር ነጎዳ ነጊዱ ናይ ዝናብ ምልክታስ ክንዕቲ ኮይና ኣይትስመዓንን
Danke!
Dani hawey kexelo nay tesfalem arefayne selam eya zdeli pleae kixbeyaka eya 🤴🤴❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዳኒ በሊሕ ወትሩ ብሉጽ። ጽቡቕ ስራሕ ንኽሰርሑ ዓቢ ትምርቲ ኢኻ ትህቦም ዘለኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ መሃሪ መደብ ወዲ መምህር እንተደኣ ዝመሃሩ ኮይኖምስ እዞም ናይ ሎሚ ስነ ጥበባውያን። ቅጽሎ ኣጆካ በርትዕ ብጥዕሚ እየ ዘድንቀካ✅✅✅💯💯👍🏽👍🏽
ኣዩ ወ ብቆጸራ ኮሎ ፍቅሪ ጥዕም ኒሩ, ከምዚ ሕጂ ብ ኢሞጂ ልቢ❤ ፍዮሪ 🌹ከይ ሓሰረ ኮሎ .ብሉጽ ስራሕ መምህር መምህር ወሊድ✊🏽✊🏽✊🏽✊🏽 ወትሩ ዕቤትካን፣ ዓወትካን ዝምነ ተኻታተሊኻ።.
nmejemerta gize lomi kedamay comment yxhf aleku Bravo Dani
memhr Dani kulu do kemzikemay bnkhatka ygrem ykon🥰🥰🥰🥰
ወዲ መምህር ጽቡቅ ትንታነ!! ጅግና ንፉዕ!!
I love this guy, he is smart. Not only educational but also so intertaing. Keep it up buddy!!!!
ጽቡቅ ስራሕ ዳኒ ናይቶም ዓበይቲ ስነ ጥበበኛታትና ግን ኣቦና ወይ ኣያና ኢልካ እንተትጽውዖም ጽቡቅ ነይሩ
የቀንየልና ዳኒ ሓወይ ግን ትጠፍአና ኣለኻ 🙏
ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ዳኒ❤
Dani hawey bzaeba eza dhay etbl derfi eba gle blna ❤❤
እንቓዕ ድሓን መጻኻ ዳኒ ❤🎉
መምህር ብሓቂ ብሓቂ ተባዕታይ መምህር ወሊዱ!
2Pac ታሪኽ ሂወቱ እባ ኣቅርበልና ዳኒ & good job
That's good idea!
ዳኒ ሓወይ የቀኔልና ። ጹቡቅ ትምህርቲ ግን ናይ ወዲ ትካቦ ይገርመና ኣሎ' ገለ በልና።
Dani kulu blessed love you
ዳኒ ብሉጽ ክብረት ያሃበልና ኣጆካ ቀጽሎ።
Tupac for life ❤️
Wedi Memhir no words to describe your Talent... I just wanna say keep teaching and entertaining our people specifically the young generation
እንቋዕ ብድሓን መጻካ ዳኒ ብሉጽ መንእሰይ 💙
ጽቡቅ መደብ ወዲ መምህር።
ዳኒ ጅግና ብሉጽ መንእሰይ
ኣምበሳየ እንኳዕ ብደሓን መጻኻ።
እንኻ ብሰላም መጻካ ዳኒ ደንጉካና ኣኮ መምህር ዳኒ
Dani hawey kemti zdele zeytrguma ከለኹ zgermeka gn kfetwa mat ye. More melise kfetwa gerkani thank you so much
ጽቡቕ ትሕዝቶ።
ወዲ መምህር ከም ወትሩ ቡሉጽ ስራሕ ናይ ወዲ ትዃቦ ፍቅሪ ታኣሲሩ ትብል ኣቅርበልና ምሳይ ትሳማምዑ እስከ like ❤️🙏
ማነስ ብናይ ሃይለ ገብሩ ደርፍታት ጽሉል የ
ደስ ትብል ብፍላይ እታ ናይ 2pc መሰረት ሓንቲ ስድራ መሰረት ሓደ ሃገር ኢያ።ስለዚ ብዛዕባ ዉልቀ ሰባት ንገደስ ጽቡቕ ስራሕ ዳኒ ዓርከይ ቀጽል
ዳኒ ነብሲ ፡ክብረት ይሃብካ ስለቲ ክቡር ሓሳብካ፡ግዜኻን ፍልጠይካን ዘካፈልካና የቐንየልና፡፡መደብካ የዕብየና ኣሎ፡፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ናይ ኪሮስ ጠላም ኣይትበልዋ ትብል ከኣ ኣላትካ
ወዲ መምህር ጅግና
Great message Dani 👍
*ናይ ሎሚ ህየሳ ደስ ኢላትኒ 👌🏼*
Btaemi xubuk agelalxa Dani👍👍👍
Sigir Betna ...Osman Abdelrhim Digma Sami Brhane
Dani arkey buzuh ena tetelimna
Dani ze great nay kabzom neashtu fstum beraki kea amxealna
Stay well away from politics! This is what you are good at!
Nice program wedi memhr.
ሰላም ወዲ መ/ር,መጀመርያ ናይ 2pac ከም መረዳእታ ክኾነና ምምጻእካ ብልቢ ብስለትካ ኢዩ ጎሊሑ ዘሪኤካ።ናይ 2pac ኣብ all eyes on me ትብል ኣልቦም life goes on ትብል ባ ኣቕርበልና! ኣብ ትገብሮ ስርሓትካ ሰላም ዳኒ ብሮ
ከም ወትሩ ብሉጽ ወዲ መምህር!keep going
Thank you dani
Thank you Dani God bless you
Good job dani
Well comeback dani bro ❣️❣️
Wedi memeher bulux seb welkom 💙🦁
Welcome Danny
Tefika wedi memhr keltifka temelesena aythses tekrbo medebat btami u zmsteni dehar ka blade ena zelena london I proud u bro keep it up
I like the wisdom that you got in you bro keep it up
Btami blux ❤❤
Thank you ❤️ 🤜🤛👍
Danitey kumuu ms haschana
ጽቡቅ ስራሕ ዳኒ👏👏👏
HAFETY SI ናይ ጀርመን 🇩🇪 ተዘይኮይኑ ናይ ካልእ ኣይምርዓውን ያ በለት 🫣
ፅቡቅ ስራሕ ብሉፅ ሰብ
Great job
I know u are legend after time broo kip ti
Gobez menisey💐💐💐
Welcome dani 👍
ምጽዋይ፧
Number one
Bienvenue
che bello sentirti
Great job like always ❤
Welcome big man ❤
ገጠምቲ እንተሰሚዖሙኻስ ይብል ማዕዳ ኢዩ። እንበር ሓሳብ ካየምጽኡ፡ ንክሊፕ ትሰርሓሎ ጓል ኢዮም ዝሕዙ። እዛ ናይ ሄለን መለስ ሓዳሽ ደርፊ ደኣ ዘይትባርኸልና? ንስኻ ዘይባረኽካልና ኣይንሶምዖን ኢና ክክክክክወይከኣ ግጥሚ(ታህዲድ) ናይ ሳሚኤል ገብረኣዶናይ 😅😅😅ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ ዳኒ 👏🏾👍🏽💪🏿❤
Dani great as usuall,keep up 👍
Aykebxekn eye tbl Nay kuflu Dagnew pls hayselna🙏🥰
Nskas 1000 nberelna
Wc wedi memhr nebsi ❤❤
Dani the best young men keep going on bro
Welcome 🙏 dani memhrey
የቐንየልና ዳኒ ባኒ!
Welcome 💎👍😍
Amazing as always dani bro
Danitey the great 👍
Yhaxir alo medeb nbel alena ember ybel agalalxa👍
ወዲ መምህር ብሉፅ ባዓል ተስፋን ❤️🥰🥰🥰
ኣነ ዝገርመንስ ኤርትራዊ ሑስር ዘግነት ድሕሪ ምብል ብዛዕባ ኤርትራዉያን ደረፍቲ ኣይምልከተካንዩ ቁሉዉላዉ ዝለኩም ካልእ ስራሕ ቀይር
Can’t wait to the next one ..Too short for me
Dani ajoka 👑🇪🇷👌❤
Welcome dani
qedemaY REkibeya lomi like eske habuley nezi smart wedi 🥰
ወዲ መምህር😍
ወዲ መም ብሉጽ መንእሰይ ኢካ ብሓቂኣጆካ ቀጽሎ
Ayeeeee wedi memhr jgna
Well done bro
🥺ናይ ወዲ ትኻቦ (ዓሰለ ክብላ) ደርፉ🎵 ኣዝያ ፍልይቲ ደርፊ እያ, ንዓመታታ ሰሚዓያ ኣይመነኩዋን,clip video የብላይ ኣብቲ ደርፊ ዘሎ ግጥምን ዛንታን ግን በዕሎም ኣብ ርእሰይ video ከም ዝሰርሕ እዮም ዝገብሩኒ, ሕጂ ውን ክሰምዓ እስከ 🎵🎧
degime degagime kestmaqra xenihe
Wow.
Mexika do ata jgna 🙌
You ar smart
Wow ❤❤❤🎉🎉🎉
ወትሩ ብሉጽ ሓሳባት ንበር ክበር❤
Enqa bedhan mexaka memhrey❤❤❤❤
ንስካ ንዓይ እታ ከይገዝኣኩ ባዕላ ተነቢባ ኣብ ሓንጎለይ ዝኣተወት ኢካ።
ዳኒ ሓውና ናይ ወዲ ትካቦ "ይገርመና'ሎ" ባ ገለ በለና፤ጌጋ ይኽላኣለይ እምበር ብዙሓት ከምዚ ከማይ ገለ ክትብሎም ዝድልዩ ውን ይህልው እዮም።ዝተረፈ ከም ኩሉ ግዜ እተልዕሎ ብሉጽ ኣርእስቲ ወተሩ እዚኣ👉❤ ንዓኻ
Aleku msaka
Hgdef ms tesaere Nay wedi tkabo kulom derftatu khysom eu
Hagerey nmen tefqri
Ygermena alo
Menesey
Hayal ewe hayal bhayalu wezete
ጽቡቕ ኣለኻ ተደጋጋሚ ኣቕርባ ክብሉ ይዕዘብ ዩ
☝️✅️ ስኣን ከምዚ ገርና ነስተማቕሮ አና ካብ ዓድና ተሰዲድና
*እበር ሃንሰይ ዳኣ ይገርመና'ሎ, ከምኡ ዩ ዘሎ ትወረ, ምባር'ዩ ትምስጢር, ፍቕሪ ታሲሩ ጌሩ ነጊርና ኾ:*
ርግቢት ሞሮር💞
Thanks Dani ንላዛኛ ዝኾነ ትምርትካ
Merhaba xbuk hasab
ብጣዕሚ ብሉጽ ከም ወትሩ።
ኣብ ናይ ዑስማን ዓብደልራሒም ጥራይ ሓንቲ ቃል ጌጋ ኣላ ፡-
ነጎዳ ነጒዱ ናይ ዝናብ ዒፍዒፍታ ዘይኮነት
ናይ ዝናብ ምልክታ እያ።
ኣብ ስነጥበብ ትግርኛ ብሓፈሻ ፡ ኣብ ስነጥበብ ሃገርና ድማ ብፍላይ ትገብሮ ዘለኻ ኣስተዋጽኦ ናይ ክብሪ ኒሻን ይግብኣካ እዩ።
Fre habibi abr'esi temekroko temekro ktwsk tkatatel mkanka adniqeka habibi
Fre hawey anes krekbeka mdeleku.
Yemane wedeboy elka eba Facebook add hteteni.
ንዓኻ ውን ብቅንዕናኻ ብልሕኻን ሓቅነትካን ከምኡ ውን ትብዓትካ ከምታ ናይ ወዲ መም ትግበኣካ'ያ ፍረ ዓቢ ሰብ
ከም ዝመስለኒ ኣሪሙ እዩ ተረዲእሉ ዘሊ
ምክንያቱ ናይ ዝናብ ምልክታ ህዱድድ እምበር ነጎዳ ኣይኮነን ነጎዳ ወይ ሃሪሙ ኣብ ምጽፋፉ ወይ እና ሃረመ እምበር ከይሃረመ ኣይኮነን ዝወድቅ ስለዚ ነጎዳ ነጉዱ ናይ ዝናብ ዒፍዒፍታ ወይ ናይ ዝናብ ጸፈፍታ እምበር ነጎዳ ነጊዱ ናይ ዝናብ ምልክታስ ክንዕቲ ኮይና ኣይትስመዓንን
Danke!
Dani hawey kexelo nay tesfalem arefayne selam eya zdeli pleae kixbeyaka eya 🤴🤴❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዳኒ በሊሕ ወትሩ ብሉጽ። ጽቡቕ ስራሕ ንኽሰርሑ ዓቢ ትምርቲ ኢኻ ትህቦም ዘለኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ መሃሪ መደብ ወዲ መምህር እንተደኣ ዝመሃሩ ኮይኖምስ እዞም ናይ ሎሚ ስነ ጥበባውያን። ቅጽሎ ኣጆካ በርትዕ ብጥዕሚ እየ ዘድንቀካ✅✅✅💯💯👍🏽👍🏽
ኣዩ ወ ብቆጸራ ኮሎ ፍቅሪ ጥዕም ኒሩ, ከምዚ ሕጂ ብ ኢሞጂ ልቢ❤ ፍዮሪ 🌹ከይ ሓሰረ ኮሎ .ብሉጽ ስራሕ
መምህር መምህር ወሊድ✊🏽✊🏽✊🏽✊🏽
ወትሩ ዕቤትካን፣ ዓወትካን ዝምነ ተኻታተሊኻ።.
nmejemerta gize lomi kedamay comment yxhf aleku Bravo Dani
memhr Dani kulu do kemzikemay bnkhatka ygrem ykon🥰🥰🥰🥰
ወዲ መምህር ጽቡቅ ትንታነ!! ጅግና ንፉዕ!!
I love this guy, he is smart. Not only educational but also so intertaing. Keep it up buddy!!!!
ጽቡቅ ስራሕ ዳኒ ናይቶም ዓበይቲ ስነ ጥበበኛታትና ግን ኣቦና ወይ ኣያና ኢልካ እንተትጽውዖም ጽቡቅ ነይሩ
የቀንየልና ዳኒ ሓወይ ግን ትጠፍአና ኣለኻ 🙏
ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ዳኒ❤
Dani hawey bzaeba eza dhay etbl derfi eba gle blna ❤❤
እንቓዕ ድሓን መጻኻ ዳኒ ❤🎉
መምህር ብሓቂ ብሓቂ ተባዕታይ መምህር ወሊዱ!
2Pac ታሪኽ ሂወቱ እባ ኣቅርበልና ዳኒ & good job
That's good idea!
ዳኒ ሓወይ የቀኔልና ። ጹቡቅ ትምህርቲ ግን ናይ ወዲ ትካቦ ይገርመና ኣሎ' ገለ በልና።
Dani kulu blessed love you
ዳኒ ብሉጽ ክብረት ያሃበልና ኣጆካ ቀጽሎ።
Tupac for life ❤️
Wedi Memhir no words to describe your Talent... I just wanna say keep teaching and entertaining our people specifically the young generation
እንቋዕ ብድሓን መጻካ ዳኒ ብሉጽ መንእሰይ 💙
ጽቡቅ መደብ ወዲ መምህር።
ዳኒ ጅግና ብሉጽ መንእሰይ
ኣምበሳየ እንኳዕ ብደሓን መጻኻ።
እንኻ ብሰላም መጻካ ዳኒ ደንጉካና ኣኮ መምህር ዳኒ
Dani hawey kemti zdele zeytrguma ከለኹ zgermeka gn kfetwa mat ye. More melise kfetwa gerkani thank you so much
ጽቡቕ ትሕዝቶ።
ወዲ መምህር ከም ወትሩ ቡሉጽ ስራሕ ናይ ወዲ ትዃቦ ፍቅሪ ታኣሲሩ ትብል ኣቅርበልና ምሳይ ትሳማምዑ እስከ like ❤️🙏
ማነስ ብናይ ሃይለ ገብሩ ደርፍታት ጽሉል የ
ደስ ትብል ብፍላይ እታ ናይ 2pc መሰረት ሓንቲ ስድራ መሰረት ሓደ ሃገር ኢያ።
ስለዚ ብዛዕባ ዉልቀ ሰባት ንገደስ ጽቡቕ ስራሕ ዳኒ ዓርከይ ቀጽል
ዳኒ ነብሲ ፡ክብረት ይሃብካ ስለቲ ክቡር ሓሳብካ፡ግዜኻን ፍልጠይካን ዘካፈልካና የቐንየልና፡፡መደብካ የዕብየና ኣሎ፡፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ናይ ኪሮስ ጠላም ኣይትበልዋ ትብል ከኣ ኣላትካ
ወዲ መምህር ጅግና
Great message Dani 👍
*ናይ ሎሚ ህየሳ ደስ ኢላትኒ 👌🏼*
Btaemi xubuk agelalxa Dani👍👍👍
Sigir Betna ...Osman Abdelrhim Digma Sami Brhane
Dani arkey buzuh ena tetelimna
Dani ze great nay kabzom neashtu fstum beraki kea amxealna
Stay well away from politics! This is what you are good at!
Nice program wedi memhr.
ሰላም ወዲ መ/ር,
መጀመርያ ናይ 2pac ከም መረዳእታ ክኾነና ምምጻእካ ብልቢ ብስለትካ ኢዩ ጎሊሑ ዘሪኤካ።
ናይ 2pac ኣብ all eyes on me ትብል ኣልቦም life goes on ትብል ባ ኣቕርበልና!
ኣብ ትገብሮ ስርሓትካ ሰላም ዳኒ ብሮ
ከም ወትሩ ብሉጽ ወዲ መምህር!keep going
Thank you dani
Thank you Dani God bless you
Good job dani
Well comeback dani bro ❣️❣️
Wedi memeher bulux seb welkom 💙🦁
Welcome Danny
Tefika wedi memhr keltifka temelesena aythses tekrbo medebat btami u zmsteni dehar ka blade ena zelena london I proud u bro keep it up
I like the wisdom that you got in you bro keep it up
Btami blux ❤❤
Thank you ❤️ 🤜🤛👍
Danitey kumuu ms haschana
ጽቡቅ ስራሕ ዳኒ👏👏👏
HAFETY SI ናይ ጀርመን 🇩🇪 ተዘይኮይኑ ናይ ካልእ ኣይምርዓውን ያ በለት 🫣
ፅቡቅ ስራሕ ብሉፅ ሰብ
Great job
I know u are legend after time broo kip ti
Gobez menisey💐💐💐
Welcome dani 👍
ምጽዋይ፧
Number one
Bienvenue
che bello sentirti
Great job like always ❤
Welcome big man ❤
ገጠምቲ እንተሰሚዖሙኻስ ይብል ማዕዳ ኢዩ። እንበር ሓሳብ ካየምጽኡ፡ ንክሊፕ ትሰርሓሎ ጓል ኢዮም ዝሕዙ።
እዛ ናይ ሄለን መለስ ሓዳሽ ደርፊ ደኣ ዘይትባርኸልና? ንስኻ ዘይባረኽካልና ኣይንሶምዖን ኢና ክክክክክ
ወይከኣ ግጥሚ(ታህዲድ) ናይ ሳሚኤል ገብረኣዶናይ 😅😅😅
ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ ዳኒ 👏🏾👍🏽💪🏿❤
Dani great as usuall,keep up 👍
Aykebxekn eye tbl Nay kuflu Dagnew pls hayselna🙏🥰
Nskas 1000 nberelna
Wc wedi memhr nebsi ❤❤
Dani the best young men keep going on bro
Welcome 🙏 dani memhrey
የቐንየልና ዳኒ ባኒ!
Welcome 💎👍😍
Amazing as always dani bro
Danitey the great 👍
Yhaxir alo medeb nbel alena ember ybel agalalxa👍
ወዲ መምህር ብሉፅ ባዓል ተስፋን ❤️🥰🥰🥰
ኣነ ዝገርመንስ ኤርትራዊ ሑስር ዘግነት ድሕሪ ምብል ብዛዕባ ኤርትራዉያን ደረፍቲ ኣይምልከተካንዩ ቁሉዉላዉ ዝለኩም ካልእ ስራሕ ቀይር
Can’t wait to the next one ..Too short for me
Dani ajoka 👑🇪🇷👌❤
Welcome dani
qedemaY REkibeya lomi like eske habuley nezi smart wedi 🥰
ወዲ መምህር😍
ወዲ መም ብሉጽ መንእሰይ ኢካ ብሓቂ
ኣጆካ ቀጽሎ