thank you a brother from maghrib(morocco), we love al so Moroccan traditions both Arabs and Tamazight, from nothern Africa, here in east Africa we have regions with rich of culture like Tigray (this song is Tigray) and Amhara people the part of north Ethiopia is wondering as a Somali, although we share many things
Wow ! I love it Such a fantastic Tigray song but it might be more atractive if the singer llet the queen prety lady with the ካባ was by his side dancing because she has a beautiful smile and beauty❤❤❤ Don't give up Tigray sweet community❤❤❤❤❤❤ u have a lot to offer to the world We love u❤❤❤❤
ኣሰይ ተጋሩዋይ ምዕሩጓት ኣታ ኣነስ እንቋዕ ካባኹም ተፈተጠርኩ መሀነናት ሰስኑለይ ይበል ሙዚቃ ዝወፆ የለን ተጋሩዋይ ላይክ ኣይንሕመቕ
I am from Oromia I love Tigray music and people I love much .Tigray is love!!!!! Tegaru 💌💌💌💌💌💌💌💌💌
We Love you too!
love
ኣስይይይይ ነበለት ዓደይይ እምባ ነብለት ዘኪረ ዓደይ ወዲ ፃሓይ ጅግና የቅንየልና ዓድና ዘረአካና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ጀጋኑ ደቂ ዓደይ ቅጽሉሉ ደሞ ነበለት ዓድና ሰለ ዘራኩምና የቐንየልና ❤❤❤❤❤❤❤
ባህልና ኩርዓትና❤ የቀንየልና ወዲ ፀሓይ
አሜን ትግራይና ልዘልአለም ትንበር🙏🏽☮️
ዋውውው ግርም ፅቡቕ ስራሕ ትግራይ ዓደይ ሸዊት ለምለም ሰላምኪ ይብዛሕ❤💛❤💛❤😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘
Love from Oromiaa to T.P👏💪❤💚🕺💃🏽✅
ፅቡቅ ስራሕ
ኣዴታተይ ግርማ ትግራይና ኡፍ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን😍😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
ጅግና ተጋዳላይ ወዲ ፀሓይ ደስ ዝብል ባህልና ጥዑም ተጋሩ ኣጆኩም ሼር ላይክ ኣይትሕመቁ
Im from Berbere from north africa morocco and i love so much athiopian music and dance ❤❤❤❤❤❤❤
Amazigh forever! Lovely people!
It is not Ethiopian it is Tigray music just let you know ❤️
@@selam-443 ok sorry, but i love ethiopian and tigray music😍
@@agona4373 thank u ❤️
This is Tigray❤ Brother, ethiopia is forcefully colonizing it.
Waww ደስ በሃሊ ቀጽለሉ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞💞
አሰይይይ ነበለት ዓደይ ተናፈቃት ባህልና ክራዓትና ፍሸይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምለክ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💝💝 💝💝
💝🍡🍡💝🍡🍡💝
💝 🍡🍡🍡🍡🍡 💝
💝 Miss you! 💝
💝🍡🍡🍡💝
💝🍡💝
💝
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤
@@SfrKjj-nh6fh😂🎉😮😢😅❤❤❤
This one of the best Tigray music.In this music I see maturity and excellence in the music.Haylay simply you are one of the best.
😂🎉❤😢😅swfeg
ወዲ ፀሃይ ይሞቸኻ🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🙏🙏🙏
I from Eritrea 🇪🇷 Hamasien to be clear. I love the song because of the meaning of it and it is well done .
Thank you!
❤❤❤❤
ብትግርኛ ፀሓፍዎ በተለይ ኣርጥራ ትግርኛ ትስከፍዎ 😮
አሰይ ፍሽ ሓውና ብጣዓሚ ታሓጊስና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ወዲ ነበለት ፃዕዳ ግርማ መጎስ ❤❤❤🎉🎉🎉
ጅግና ተጋዳላይ ወዲ ፀሓይ ደስ ዝብል ባህልና ጥዑም ።
ተጋሩ ምዕሩጋት ደስባሃሊ ባህልና ምቁር ጅግና ፍስሸይ❤❤❤❤❤❤
ደስስ....ስ ዝብል ደርፍን ባህላዊ ሳዕሲዒትን 💝💝💝
ደሰ ዝብል ስራሕ: ሰላምኩም ይብዛሕ ::
ኣዶ ኩሩምብሊ = ኣዶ ጅግና : ሰላም ንተጋሩ :
ወዲ አኮዋይ ዕደመን ንጥዕናን ይሃብልይ ህያበይይይይ❤❤❤❤❤❤
ፅቡቅ ስራሕ ወዲ ፃሓይ ጅግና❤❤❤
ፍሸይ ጅግና ደስ ዝብል ስራሕ ❤❤
ነቪላንድ ዓደይ ተናፋቂተይ ስለ ዘኣካና የቅንየልና ጅግናና ❤ ይበል ስራሕ ብሓቂ ❤❤❤❤❤❤
ወዲ ፀሓይ ሓሪፍ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕኻ ቀፅለሉ
Wwwww des kbl derfiy 🥰zema getemy dimxi intay kwexo wa yebel 🥰izey bahilna des kblka 🥰ajoka kexilo zahawey 😍🥰🥰🥰from eritrean 😢😔mara iyu des zbl 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ወድ ፃሓይ ፅርይ ዕድመን ጥዕናነን ይሃብካ ❤❤❤❤❤ ሓላለይ ናሕውዕ ዕድመ ይምነየልካ
Jegenanaa. Kulom serahke germetii eyom.
Tigray adey neberlenaaa❤❤❤❤❤
ትግራይ ዓዲ ጀጋኑ ይበል ጥበብ ንበረልና❤🙏
I love it I can't stop lisen this #tigray music
ወዲ ፀሓይ ካፍቶም ዝፈትዎምን ዘድንቖምን ናይ ጭራ ዋጣ ተፃወቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኻ ዝሓወይ❤❤❤
The same here. So much respect.
ባህልና ብሉፁን ተብሃግን ቀፅለሉ ወድ ፀሓይ 👌👌👌
Thank your!
ኣሰይ ተጋሩዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋው ፍሰሃ ወድዓደይ መማህርተይ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤
ፍሉይ መዘከርታ ኣለካ!
ፍሻ ጀግና ንበረልና ኩርዓትና💟❤😘
ኩልኹም ኸየንቲ ተጋሩ ከም ወዲ ፃሓይ ኩኑ ወርቃዊት ሃገረ ትግራይ ብኪነት ኣቢልኩም ኣፋልጡዋ ዓባይ ሃገር ምዃና ንዓዲጓና እናኸድኩም ለለየ ኣይትበሉ
የቐንየልና!
ደስ ትብል ትግርኛ ደርፊ ትደገም
አዶ ኩርምብሉ ዛዋለላየ
መቀናት ጎባጉብ ከጥዕመላ ❤❤❤❤
ኣዶ ኩርምብሉ ማለት እንታይ ማለጥ አዩ ንምፍላት ዝኣክል እየ ዝሓትት ዘለኩ?
@@bahlbimebrahtom6401 አዶ ጅግና ❤
@@alefumekele3184 thx bro
ወዲፅሓይ ወዲ ሓውዚ ዓደይ ፍትውውውውው እየ ዘብለካ ኣንበሳ ትግራይ 💊👌❤️❤️❤️
እልልልልልልልልልል ብጣሚ ደስ ይብል ተባረኩለይ ደቂ ኣባይ ትግራይ
ኣዶ ኩሩምብሊ = ኣዶ ጅግና
ደሰ ዝብል ስራሕ❤🙏 የቐንየልና ስነ-ጥበባዊ ፍስሃ ሃይላይ። 🙏 ስነ-ጥበባዊት ርግኣት ተኽላይ እውን ሞዴልነት ብጣዕሚ ክኢልክሉ ሽኮሪና።
ፍስሃ ሃይላይ ቅድሚ ዝተወሰኑ ዓመታት ዝሰራሕኻልና "Werhi Tri, Ruhus Awdeamet, Hezi Beli, Alad, etc." ዝብላ ጥዑማት ስራሕቲ ኣለዋኻ።
ብፍላይ እታ "ወርሒ ጥሪ ሸላውነይ ክኣራሪ ሸላውነይ የ" ትብል ብጣዕሚ እየ ዝእፈትዋ።
እዚኣ "ኣዶ ኩሩምብሊ" እውን ብጣዕሚ ትፈትወካ ደርፊ እያ። ኣብ እዚ ስራሕ ንዝተሳተፍኩም ኩሉኹም ክበሩልና የቐንየልና።
What a beautiful song beautiful traditions culture with magnificent women and men kiss from morrocco ❤
thank you a brother from maghrib(morocco), we love al so Moroccan traditions both Arabs and Tamazight, from nothern Africa, here in east Africa we have regions with rich of culture like Tigray (this song is Tigray) and Amhara people the part of north Ethiopia is wondering as a Somali, although we share many things
@@abdul-majiidabdinasirיײַןףלףףןו77פטףוט7ו פלץ
ብሉፀይ ኩሉግዜ ቡሉፅ ስራሕ ኢካ ትሰርሓልና ምስ ባህልና የቀንየልና
ትግሬወች ውድድድ 💛❤ አማራ ነኝ💚💛❤😘😘😘😘😘😘😘😘 ሰላምቹሁ ይብዙ🙏
እኛም ለወደደን ማርር ❤❤
እኛም እንወድሻለን!
እኔም ውድድድድድ@@alefumekele3184
?ወዠበቨ@@arhotayentertainment
በበ፣በ😊
ኣሰይ ነበለት ዓደይ ተናፋቂት ❤❤❤❤ ፅቡቅ ሰራሕ ወዲ ዓደይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰሰይይይይ ነበለት ዓደይይ ተናፈቃት ባህልና ኩርዓትና ፍሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣረ ዘሓወይ 👌👌👌👌❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Asey Asey Kibri ni jeganu deki Tigrai eadey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትጋራዋይ ማዓር ፂሩት ፍጥራት❤❤❤ሰላምኩሙ ይብዛሓ እዙሙ ናተይ❤❤❤❤🎉
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ስራሕ እዩ
ወዲ ፀሓይ ብሉፅ ሙዚቀኛ 👌👌👌👌👌👌👍👍👍👍❣️❣️❣️❣️❣️❣️
አስይይይ ዕድመን ጥዕና ይሃበለይ ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 😘🙏
ጅግና ተጋደላይ ወዲ ፀሓይ ደስ ዝብል ባህልና ጡዑም 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️❤️💛❤️💛❤️❤️💛❤️❤️💛❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️💛💞💞💞💞💞
ዝገርም ስራሕ ፍሸይ ደስ ክብል ዙባሃልና🌸🔥🔥❤️❤️❤️
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ወዲ ፀሓይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤
ዌል ጂግና ተጋደላይ ወዲ ፅሓይዋይ ዝፈትዎ ኣሰይ ዙባህልናስ ክንደይ ክምቅርዩ❤❤
Asey des bhalti edmen tianan yhabkum kburat weledna❤❤❤❤❤❤❤❤❤wedi tsehay kichn❤️💛💛💛💛
እኔ አማራ ነኝ ግን ትግራይን ሙዚቅሕ እውዳለሑ ናትይ ፍቅር ስላም አይ ❤ዩ
ዋው ደሰ ዝብል ሰራሕ ጅግና ኣያ ትግራይ 😘❤❤❤❤❤🙏
ባህልና ኩሉግዜ መግለፂና እዩ። በርትዕ
ፍሽ ወዲ ፀሓይ ጅግና ብሉፅ ስራሕ 👌👌👌😍😍😍😍💛❤💛❤💛❤💛❤💛🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊
ሰላም ንተጋሩ ይበል ምቅራት ዘርእ ሰላምኹም ይብዛሕ ሰላም ንህዝበይ ❤❤⛪️✝️🙏
ፅቡቅ ስራሕ ምስ ፅቡቅ ባህልና ተጋርዋይ❤❤❤
ተጋሩዋይ ምሩፃት ዘርኢ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛❤👑
❤❤❤አደይ ማአረይ ትግራይ ስወዳችሁ❤❤❤ትግሬ ነው የማገባው ጌታን❤😊ሁሉምነገር በነሱ ሲያምር ሠላም ለሀገራችን❤(ሪምወሎየዋ)😊
እናመሰግናለን! እኛም እንወድሻለን!
አሽቃባጭ pro maxs 😅😅😅😅😅😅
Er
ኣታ ግዜ ተመለስ እንዶ
ኩሉ ሙሉእ
አሰይ ዝባህልና ከመይ ዲዩ ደስ ክብል ፊስሃ ወዲ ፀሓይ ቀፅለሉ ግን ኩሩምቡሉ ታይ ማለት እያ ❤❤❤
አማራ ነኝ ሞቼ ነው የምወዳችሁ❤
ኹልግዜ ፅቡቕስራሕ እኻ ትሰርሕ ❤ቐፅለሉ ፊስሻ
ባዓል ጡዑም ቃና ብራቮ ቀፅለሉ
ua-cam.com/video/JR2xXhbNIaQ/v-deo.html
ወዉ ደሰ ክብል ወድ ፃሓይ ፈታዊ ህዝቡ
Wow ! I love it Such a fantastic Tigray song but it might be more atractive if the singer llet the queen prety lady with the ካባ was by his side dancing because she has a beautiful smile and beauty❤❤❤
Don't give up Tigray sweet community❤❤❤❤❤❤ u have a lot to offer to the world
We love u❤❤❤❤
ሰናይ ዕድል ወዲ ፅሓይ ዓርከይ ፅቡቕ ሰራሕ
ባህልና ጥዑም ነበለተይ ዓደይ 😍😍😍
ግርም ስራሕ
እንዃዕ ናብዙይ ኣብቀዐካ ፅቡቅ ስራሕ
ኣሰይ ኣሰይ ተጋሩዋይ ናተይ ደስስስስ ክብል ዝባህልና🙏🙏🙏💊💊💊💊❤❤❤❤
ኣሰይ ጀጋኑ ደቂ ዓደይ❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ዝሓወይ ፈታዊ መረበቱ 😘
ኣስይይይ ህዝበይ ዓዲና ጥዕሙ ባህልና❤❤❤❤❤❤❤
አሰይይይ ደስክብልልል❤❤❤እልልልልልልል
ዋዉዉዉ ዋዉዉዉ ድምፅ ዋውው ስጋሰብ ቃፅለሉ❤
Tigrawaynet Kibur meninet 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ወዲ ፀሓይ ሓላል ሰብ ብጠዓሚ ገበዝ ❤❤❤❤
ፍሸይ ይበል ስራሕ ዝሓወይ ♥️💛
ፍሸይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🥰🥰🥰🥰ቡሉፀይ 🥰🥰🥰🥰
ተጋሩዋኒ ፅሩያት ወለዱና ምዕሩጋት ፅቡቅ ስራሕ ወዲ ዓደይ ❤❤❤❤ግንሲ ተጋሩዋኒ ክሩምቡሉ እንታይ ማለት እዩ
አሰይ ክንደይ ይጥዕም እዚ ባህልና ❤❤❤
ኣብ ኩሉ ጅግና!
እንኳዕ ብሰላም መፃካና ፍስሃየ ጅግና ወዲ ህዝቢ🙏🙏🙏❤❤❤💊💊💊💊
ባህልና ጥዑም ዘይምኖ ❤️💊😘
ደቂ ሓለላ መሬት ተጋሪዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና ትግራይና ወዲ ፀሓይ ሓወይ💚🌿
ዋውው❤ ፅቡቅ ስራሕ ኩሉ ግዜ ብሉፅ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ደስ ክብል ዓደይ መረበተይ ❤ገዛና ኣማዕድየ ሪአያ😢
ይመችካ ወዲ ፅሓይ
Asey hawey marey btaemi tsebuk
ዋውውውው ሓሪፍ ሰራሕ ቀፅለሉ ወዲ ፃሓይ ማቻ❤❤❤❤❤
Zeftwka fsh hawey kanari zkone demti
ደስ ብሃሊ ጅግና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጂግና ዉዲ ህዝብ ፅበቅ ስራሕ እዩ ኣብይ ኣለና ተጋሩ ✌️😍