ኣታ ኽንደይ ይጭክን ዝደራሲ, ኣነ የፍቅረካየ ኢላቶ ከብቅዕ ንሱውን ከምዘፍቅራ ናፈለጠ ተሲኡ ኢዳ ኣብዝሓዘሉ እታ again ክብላ ክደግማ እሞ ሕቱኣ ተቀቢሉ ክሓቁፋ ተጸቢዮ ምኽንያቱ ዕምርቲ ላግጻን ፍቅርን ሓጎስ ክሊቲኦም ውን ምርኣና፤ ካብ ግምተይ ወጻኢ ምፍጻማ ግን ኪፍ ሂባትኒ ጽፍፍቲ ስራሕ ደራሳይ ቢቢ, ተዋሳእቲ ውን ንፉዓት, ድሕሪ ነዊሕ ፊልም ምርኣይ ጽቡቅ ኣጋጣሚ ጥዕምቲ ናበልና ኢና።
Nic job bro🥰🇪🇷✅
Xbqti film bhaki deki erey ♥️♥️♥️🙏
Bitaemi tsibuqiti Film shikorinatat 😘❤️
Good job guys l really like qomchae my favorite
Nay bhaki meharti flim
Btami blxti film 🎥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 rhus qadame senbet
ሰላም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምስ ኩላትኩም ይኩን !!!ኣሕዋተይን ኣሓተይን
ነዛ ኮመንተይ ተንብብ ተንብቢ ዘላካ/ኪ ፍጹም ሰላም ካብ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይስፈንኩም፣እንዳበልኩ ነዛ ጽሕፍቲ ሪእኩም ሳብስክራይብ ከይገበርኩምለይ ኣይትሕለፉ በጃኩም፥-እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም
Gele aynet Film ❤❤❤
Good job
እዋይ ኣታ ኣበይ ድኣ ኔራ እዛ ወዲ
እንቆዕ ብሰላም መጸ ንፉዕ ኣርቲስቲ እዩ
Asli keif aleka akile shkorrr ka enkae geska rena
Kief alkume,, akileee nefeu sentebabawi enqeee gexeka reana
ብኩልትንኣ ብልጽቲ ፍልም
Nice job bro 👏
Again Again do bezhiwa guys
Mule wedi shahay arkey kele aynet srah Ganers
Wow very nice movie I glad it’s a movie
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Nay Qedem tewasaay
❤️❤️❤️❤️❤️
ተወዳ ደያ ወየስ ካልኣይ ክፋል ኣለዋ u
Subuk srah bertieee
Well done
Really
ጽብቅቲ ፍሊም ቀዳማይ ክፋል ድያ ትከውን ዘላ
ኣይተረዳእትንን ካላኣይ ክፋል ንጽበ ኣለና
ሓው ከመይ ትከውል ደሓን ዶ ? ሕቶ ኔራትኒ ኢንታይ ኢኻ ደሊካ ? ኣብ 2ይ ኣታዓሪቆም መሊሶም 3ይ ከባእስዎም እንደገና 4ይ ከፍቅርዎም መሊሱ 5ይ ከባእስዎም_ ድሕሪኡ 2ይ ምዕራፍ ክትጅምር ምርሊሶም ሓደሽቲ ተዋሳእቲ ክእትውላ?
(ኣብዘየለናሉ) ትብል ፊልም ናይ መርሃዊ መለስ ክትዕዘባ ዕድመ የቅርበልካ።
Texawitlna derasi ab final
Gelaxit fim mes aresta thank u🙏
Nay bhaki
Wawww hadas disayn geleaynet
Samnawit i love you more
ዓርኪ ኣለኒ ኣይትበሊ ዓርክኺ ገዲፍኪ ንዑኡ ሐራይ በልዮ። ምሽ ኣነ ነታ ዓርከይ ገዲፈ ናዓኺ ሐራይ ኢለኪ
Des bhalit gen Be hemaq tefexima
ኬፍ አለኩም ማራ
Part 2normal eya dgema arku men eka ezi
Again and Dgemeni are two different words and different in meaning.
Agin🤣🥰
ክክክክ ኣላ ኦቶ ናይ ፋራ accent. ኣሌ ኦቶ ዩ ድበሃል ኢናዓል ድንሽ ዋሒድ።
ኣታ እዛ ወድስ ከምዛ ከማይ ባ ፈራሕ ያ ኣብ ፍቅሪ
Bltsti srah
Kkkkkk again maletki Hjis dgemeni mkuanu yu malet yu pawwwww
Again temlesa tkewn.
Nay behaki xebuk film ehwatey daki eri xeada ajekom kaxelewo teray adnaki natkom eye hagerna hezbena selam yegberelna amlak bealo sedetna yehxerelna nab hagerna nemelselo ewan yegberelna befokri hagerna kenhanex
እዛ ወዲ ሲ ካብ ጥበብ እንዳ ሃሰሰት ትኸይድ ኣላ
ሰላም ኹቡራት ይሕዋት ሳብስክራይብ ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት የቐንየለይ 🙏
what a stupid title, again again again. what the hell is that
ያ ጀምዓ እዛ ወዲ ማራ ሃሲሳ ኒራ