Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
❤❤❤❤❤❤❤❤❤የኔ ጅግና
ሰምዐ ዘይመን ዋ መን ከም ዓድኻ ❤❤ 😢😢
ሚዛን ጅግና ወዲ ህዝቢ❤️💛❤️💛❤️💛😭
መን ከም ዓድኻ💔😢
ሚዛነይ❤❤❤❤
,mizan gegna tigraway❤❤❤🎉🎉
❤mizuyee
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤😢
🎉🎉🎉❤❤❤❤
😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤💛💛💛😢😢
😍❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቀደም ኣዴታትና ኣሓትናን ኣብ ኤርትራ ዝደርፎ ዝነበራ ደርፊ ተዘኪሩኒ "ኣይነሓደ ንኹሉኹምየ ሰላም ሰላም ኣብ ሳሕል ዘለኹምየ" እንዳበላ ክደርፋ። ኣያታትና ኻኣ "ኣይትዓድልለይ ካምቻይ ሳዓተየ ፣ ይመጽእ ኣለኹ ኣደይ ወላዲተይ" ከም ተጋደልቲ ኮይኖም ክምልሱለን ከለዉ ይዝከረኒ። ጽቡቕ ምሕዳስ ግን ምንጪ እንተዝጻሓፍ ጽቡቕ ኔሩ ካብ ስቕ ኢልካ "ናይ ህዝቢ" ምባል "ቀደም ጎራዙ ኤርትራ ዝደርፎኦ ዝነበራ ኢልካ እንተዝጻሓፍ" ጽቡቕ ኔሩ። ነተን ናይ ቀደም ጎራዙ ኤርትራ ናይ ሎሚ ኻኣ ዋዕሮታት ደስ ምበለን። ዝምድና ኣብ ሞንጎ ህዝብታት ይዓንብብ!
ምንጪ ተገሊፁ እዩ ኣስተዉዒልካ ምርእይ የድሊ።ነብስሄር ከያኒ ገብረመሰቀል መዝገቦ ቅድሚ 40 ን ገለን ዓመት ብጭራ ዋጣ ዝተፃወታ ካሴት ኣላ ። ኣቕዲሙ ደሪፉዋ ንማለት እየ ደልየ።አዚ ደርፊ እዚ ናይ ህዝቢ አዩ። ናይ ቲግርግኛ ተዛረብቲ ህዝብታት ማለት ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን። መን ቐዲሙ ናብ ካሴት ቀሪፁ እስሚዕዎ እንተ ኮይኑ ግን ገብረመስቀል መዝገቦ ምኳኑ ይፈልጥ እዚ ማለት ግን ከምቲ ዝገለፅኩዎ ናይ ተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ህዝብታት ማለት'ዩ ።እቲ ሓቂ አዚ እዩ።እዚ ናይ ኤርትራ እዩ አዚ ናይ ትግራይ እዩ ኢልካ ምምንጣል ግን ዘይምፍላጥን ዘይምርዳአን እዩ።ካብ ሰዓትን ካምቻን ድማ ኣርዑትን ነዊትን ይቕድም።
@@mizan_tesfay ጽቡቕ መልሲ የቐንየለይ። ኣነ ንባዕለይ ወዲ 55 ዓመት ኢየ። ንእሽተይ ከለኹ ከምኡ ኢለን ጎራዙ ኤርትራ ን ተጋደልቲ ክደርፋሎም ከለዋ ይሰምዔን ስለ ዝነበርኩ ኢየ። ስለዚ እዚ ደርፊ እንተዋሓደ 60 ዓመት ኣለዎ ማለት ኢዩ።
❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤የኔ ጅግና
ሰምዐ ዘይመን ዋ መን ከም ዓድኻ ❤❤ 😢😢
ሚዛን ጅግና ወዲ ህዝቢ❤️💛❤️💛❤️💛😭
መን ከም ዓድኻ💔😢
ሚዛነይ❤❤❤❤
,mizan gegna tigraway❤❤❤🎉🎉
❤mizuyee
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤😢
🎉🎉🎉❤❤❤❤
😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤💛💛💛😢😢
😍❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቀደም ኣዴታትና ኣሓትናን ኣብ ኤርትራ ዝደርፎ ዝነበራ ደርፊ ተዘኪሩኒ "ኣይነሓደ ንኹሉኹምየ ሰላም ሰላም ኣብ ሳሕል ዘለኹምየ" እንዳበላ ክደርፋ። ኣያታትና ኻኣ "ኣይትዓድልለይ ካምቻይ ሳዓተየ ፣ ይመጽእ ኣለኹ ኣደይ ወላዲተይ" ከም ተጋደልቲ ኮይኖም ክምልሱለን ከለዉ ይዝከረኒ። ጽቡቕ ምሕዳስ ግን ምንጪ እንተዝጻሓፍ ጽቡቕ ኔሩ ካብ ስቕ ኢልካ "ናይ ህዝቢ" ምባል "ቀደም ጎራዙ ኤርትራ ዝደርፎኦ ዝነበራ ኢልካ እንተዝጻሓፍ" ጽቡቕ ኔሩ። ነተን ናይ ቀደም ጎራዙ ኤርትራ ናይ ሎሚ ኻኣ ዋዕሮታት ደስ ምበለን። ዝምድና ኣብ ሞንጎ ህዝብታት ይዓንብብ!
ምንጪ ተገሊፁ እዩ ኣስተዉዒልካ ምርእይ የድሊ።
ነብስሄር ከያኒ ገብረመሰቀል መዝገቦ ቅድሚ 40 ን ገለን ዓመት ብጭራ ዋጣ ዝተፃወታ ካሴት ኣላ ። ኣቕዲሙ ደሪፉዋ ንማለት እየ ደልየ።አዚ ደርፊ እዚ ናይ ህዝቢ አዩ። ናይ ቲግርግኛ ተዛረብቲ ህዝብታት ማለት ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን። መን ቐዲሙ ናብ ካሴት ቀሪፁ እስሚዕዎ እንተ ኮይኑ ግን ገብረመስቀል መዝገቦ ምኳኑ ይፈልጥ እዚ ማለት ግን ከምቲ ዝገለፅኩዎ ናይ ተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ህዝብታት ማለት'ዩ ።እቲ ሓቂ አዚ እዩ።እዚ ናይ ኤርትራ እዩ አዚ ናይ ትግራይ እዩ ኢልካ ምምንጣል ግን ዘይምፍላጥን ዘይምርዳአን እዩ።ካብ ሰዓትን ካምቻን ድማ ኣርዑትን ነዊትን ይቕድም።
@@mizan_tesfay ጽቡቕ መልሲ የቐንየለይ። ኣነ ንባዕለይ ወዲ 55 ዓመት ኢየ። ንእሽተይ ከለኹ ከምኡ ኢለን ጎራዙ ኤርትራ ን ተጋደልቲ ክደርፋሎም ከለዋ ይሰምዔን ስለ ዝነበርኩ ኢየ። ስለዚ እዚ ደርፊ እንተዋሓደ 60 ዓመት ኣለዎ ማለት ኢዩ።
❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤