Identity has to do with how you feel on the inside. It has to do with whether or not you identify with a certain country and it's culture. A person may identify with a certain country and feel like they are from a certain country but may have the citizenship of that of another.
Kemzi hasabka kidkos eka gana hisretka b hiji eyu mexae natka ab tihti kebila eyu kikewun wey ab sidetka minbar wey egri kebila enda siamka minbar 2 miricha eyu zeleka
ዘላእለማዊ ዝኽሪ ነቶም መንነትና ንምዕቃብ፡ ህላወና ንምውሓስ ዝተሰውኡ ስዋኣትና። ክብርን መጎስን ነቶም ብሂወት ዝኣተው ስንኩላናን ተጋደልቲን ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ)። ክብርን መጎስን ንስድራ ተጋደልቲ። ክብርን መጎስን ልእላውነትና ክውን ንምግባር ካብ እኽሊ ክሳብ ሂወቱ ዘበርከተ ህዝብና!!
ብዛዕባ ዓንዲት ክትዛረብ ምኻንካ ርዱእ ጌሬዮ መጼ ክክክክክ ኣየ ተስፌ
Like ብስም ተስፌ
ተዓዊተ ሎምዓንቲ ሰማእታትና ውትሩ ይዘከሩ!
ገጣማይ እንተዝኸውን!
ምመረጽኩ ኔረ - ፍሉያት ቃላት
ምደርደርኩዎም - ከም እምነ-መሰረት
ምነደቕኩዎም ክቖሙ - ዘንተ -እለት
ምቐባእኩዎም ብወርቂ - ብኣልማዛት
ክገልጹለይ ምእንቲ - ክብሪ ናይ ሰማእታት።
ገጣማይ እንተዝኸውን!
ክሕንጥጥ ምፈተንኩ - ቁሩብ-ቁራቦ
ኣጸባቢቐ ጺሒፈ - ቃላተይ ከላግቦ
ገለ መቐረት እንተሃበ!
እጃመይ ከበርክት - መንፈስ እንተዓገበ!
ክቐርበለይ ምእንታን - ስሚዒት ናይ ውሽጦም
ቀለም መዳለኹ - ክንዲ ኩቡር ደሞም
ላብሽ`ውን ምቐረብኩ - ክንዲ ምሩጽ ዓጽሞም
ንስለ ምንታይሲ - ብቐጥታ ከዛርቦም።
ገጣማይ እንተዝኸውን!
ኣብ`ቲ እዋን ኲናት - ኣብ እዋን ጥምጥም
ቦምባታት ነፈርቲ - ከም ኣይሂ ክዘንም
እዝኒ እንክሉከት - ትኪ እንክቋሓም
በቲ ሓያል ኒሕ - ኩሉ እንክግጠም
ኣብታ እለት - እንታይ ይሓስቡ ኔሮም
እንተትፈልጥ ኔረ - ኩሉ ባሕሪ ልቦም
ብግጥሚ ወቂረ - ምሰነድኩ ታሪኾም።
ገጣማይ እንተዝኸውን!
ምዘርኩዎ ኔረ - ኩሉ ዓድታቶም
ምበጻሕኩዎም ኔረ - ኩሎም ስድራ-ቤቶም
ምረኤኹዎ እምነ-ሰረት - ሓወልቲ ኣስማቶም
ምሓተትኩ - ንኹሎም ብጾቶም
ክነግሩኒ ምእንቲ - ሰሓቕ ጸወታኦም
ከዕልሉኒ ምእንቲ - ጓሂ ስክፍታኦም
ኣነ ኽኣ ገጣማይ እንተዝኸውን!
ምመስከርኩ ኔረ - ተኣምር ጅግንነቶም።
ገጣማይ እንተዝኸውን!
ኣጆኹም ምበልኩዎም - ይቕሰን`ቲ መንፈስኩም
ተላዒሎም ኣለዉ - ኣተግበርቲ ሕልምኹም
ተኸቢራ ክትነብር`ያ - ልእላዊት ሃገርኩም።
ክትስራዕ`ያ ሃገር - ከምተን መዛኑኣ
ምድረ-ኣግኣዚት ኩሕሎ - ተላዒሉ`ዩ ውኖኣ
ድሕር ኣይትብልን እያ - ሓንሳብ ተተሲኣ።
ኢምበር ገጣማይ ሐወይ ናተይ፣ ሽኮሪና።
@@judithhabtu5312 የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ!
Ata derbay argit tibak
ደስ ዝብል ብልጽ ሓስብ ሓወይ ዒድመን ጥዒናን
ናኣካ
@@bahri1415 ኣሜን ብልቢ የመስግን!
The best teacher welcome 🙏 we’re missing too you
ከመይ ቀኒካ ኣባ ነብሮ. ኣጋኣዜን ንክድሜት.
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማታትና.
ስድራ ን ደቂ ስወኣትን ከኣ ሰላምን ራህዋን ይኹነልኩም ዘምንኩም ይባርክ ኣምላኽ ኣስራኤል.
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንጀጋኑ ስውኣትና። ዝጸነታ ስድራቤታት ስውኣት ዝድበስሉ ዘመን ይመጽእ ኣሎ ሳላ ኣግኣዝያን።
Agazian gohafat tehzinu deki agame
@@asmaerasmaer9441 jigna misaka aleku agazian dirbayat eyom
*ኣግኣዛን*
እንቃዕ ደሓን መጻካ ሰላሊዓ።
ቃላትካን ትምህርትካን ትክ ኢሎም ናብ ሓንግለይ ድርግም ካብ ዝብሉ 4 ወርሒ ገይሮም፡ ታንክስ ሳላካ መን ምካና ፈሊትና
ተጽፋጽዮን ጅግና
feo qondaf enda beleka
ተስፋጽዮን ኣያና ብቀዳምነት እንቃዓ ዳሓን መጻኻ። ቢምቅጻል ኣነ ዘሕጉሰኒ ነገር እንተሎ ኮይኑ፡ ነዚ መንነትናን ከብረትናን ዚማጎት ሓቀኛ ሰብ ከም ኣቦታቱን ኣባሓጎታቱን ዝሃበና እግዛኣብሄር ነመስጉኖ ። ከማኡዉን እቲ ዝያዳ ዘኹራዓና ነዚ ስነ ሓሳብ ኣቦታትናን ኣባሓጎታትና መጊቶም ዝስዕሩን ዝርትዑን ኑኡሳት ወለዶ ምፍጣርካ ኩራዓት እዩ ዚስማዓና።
ንሕና ዋናታት ደቀባት መሬትናን ርስትናን ኢና ፥ ንዓና ንሕቶ ዋንነትናን ፥ ንሕቶ መሰል ርእሰ ውሳኔናን ክምዝዓና ንዝመጽእ ኢሰያስ ደንቆሮ ይኹን ፥ ጅሃድ ጀበርቲ ፍጹም ቦታ የብሎምን። ኣኸለ We are Tigringa Nation !
ተረዋእ
Mate you got big mouth you ran away like all of us
በጽባጽ ኪድ ጉዳይ ኣብ ቃዛ ዝሞቱ ቶሪርስት ሓማስ ሕተት
እንታይ ኣሎካ ኣብ ጉዳይ ኤትራን ስውኣት ኤርትራን
ሃገራውነትን ንሃገር ዝኽፈል ዋጋ ንዓኻ ኣይምልከተካ ኣይትፈልጦ ትርጉሙ ውን ኣይርድኣካን እዩ
@@tekilamichael3997 like I said you are narrow minded individual allo you can do is calling names
መምህር ተስፋጽዮን ኢንካኣ ደሃን መጻካ ጅግና ጀጋኑ ኣፍሪካ ኢካ ኣብጎንካ ኣለና ትግሪና ትግሪና ኣጭኒካና።
ተስፌ ናይ ልበይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ትንታነ። የቀንየልና።
ኣግኣዜን ተታሓሒዝኩም ኢዩ ዘሎ ኣንቱም ሎቓምጽ ነግ ፈረግ የለን ኣብ ቅድሚ ኣግኣዜን ደው ዝብል የለን ብብቅዓትን ብመርቶዖን ብጭብጢን።
Kila gohaf gurum donkoro
Gurum Sele ሱቅ በል ሓሹል ህበይ::
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣገላልጻ ተስፍየ የቀንየልና። ሰማእታትና ዘሰለፎምን ዘሰውኦምን ናይ ትግርኛ ሃገራዊ ስምዒት እዩ ልክዕ ከምዛ ንዓኻ ን4 ዓመት ብዘይ ምቁራጽ ከተንብብን ክተንቅሓናን ደኺመ ከይበልካ ትተግህ ዘላ❤️። ኣምላኽ ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙌🏽
ዝኸበረ ሰላምታይ እንዳቕረብኩ፤ሓደ ዝገረመኒ ነገር ኣሎ ስለምንታይ ኢኹም ንአቦና ኣቶ ሃብተማርያም ኣብርሃ ተቐማጢ London, United Kingdom ኣብ ፕሮግራምኩም ኣቕሪብኩም ቃለ መሕትት ዘይትገብርሎም።እዞም ሰብአይ ሒዞሞ ዘለዎ ታሪኽ ዳሓር ንምርካብ ኣይካአልን እዩ ሕጂ እንተዘይትሰኒዱ . A missed opportunity can never be recovered! Thank you
Behaki mekdes haftey xbuk aleki
I’ll report it
Habtemariam donkoro aregit resah hangol eyu kemti zelewo mumatu yihayish
@@anzomatenzo1762 as your pen name implies you are a fascist sympathizer,or a son of an Italian toilet cleaner, Facchinaggio!
ተስፍሽ ክንዲ ሽሕ ከይ ሰማዕኩዋ ኮመንቲ ይጽሕፍ ኣለኹ መኽንያቱ ንስኻ ኩሉ ግዜ ኣነ ዝፈትዎ ከም ትዛረብ ስለ ዝፈልጥ እንቋዕ ናትና ኮንካ ተስፋና ካባኻ እዩ ህዝቢ ተጋሩ ኣነ ወዲ ዓንሰባ ምለዛናይ እየ ኩሩዕ ትግራዋይ ሕቡን ትግርኛ ግእዛዊ
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ሞጎስን ነቶም ብርሃን ከይ ረኣዩ ዝተሰውኡ ኣቦታትናን ኣያታትናን ኣዴታትናን መዓሮታትናን
ዓጋመ የብልናን ከማካ ዝኣመሰለ ንካልእካ ሽጠሉ ወዲዛ ቆማል ቡዳ
@@natnaelteklu2639 abey eka nska eko hji kabta Dob eka tkewun😄
ጎሓፍ
Welcome super man
ዘልኣለማዊን ዝኽርን ንስውኣትና
ዓወት ንሓፋሽ!!
ኩሉ ግዜ ዝሰምዖ ናይዚ ወዲ ምድላዋት ብጣዕሚ እዪ ሓያል ሰብ ቀኒአልኩም ማለት ቁዱስ ቅንኢ ዕድለኛታት ኢኹም ካብ ትግራይ እየ
Ab Tigray konika Dea bkemey tjatatelo WiFi alokum dyu?
@@habeschawitebaysenafe2590 Tefiekado Tigray maletko hasot maletyu (Digital wiegin)!!!
Mesghina Gheb denkoro genzeb dea yisean enber illiterate
Kebila inda they respect ✊ for Tigrinya. If not Tigrinya they are not have life.Kebila have to say thanks 🙏 for Tigrinya
ትግርኛ ንቕድሚት
መርሓባ ዓቢ ሰብ
ሰላም ዶክቶር ተስፋጺዮን
He hasn't any title mate
WELCOME AYA TESFAZION SALAKA KULU TEMAHIRNA NIBERELNA KIBERELNA VIVA AGAZIAN
Welcome ❤️🇪🇷🇮🇱🇪🇷💯% ture tnxs Ayana : Dr Tesfation Emma bselam mexekana
ስውኣት ኣሕዋትና ትግርኛ ከለዉ እዮን ተሰዊኦም፡ ፍሹል ኤርትራዊ መንነት ኣይምልከቶምን እዩ። ኤርትራውነት ኢስያስ ምስ ገለ ብጸቱ ክሰርሖ ዝፈተነ መንነት እዩ። ኤርትራውነት ከም ዘየለ ንኢስያስ ስምዕዎ። ባዕሉ ኢስያስ ኤርትራዊ መንነት ክስራሕ 100 ዓመት የድሊ ይብል ኣሎ። ስለዚ ኢስያስ ኤርትራዊ መንነት ከም ዘየለ እንዳ ተዛረበ ኣሎ ምባል ጽላለ እዩ።
ስዉኣትና ንዘንትእለት ይዘከሩ።
Ata hawey guday Ethiopia deytgebr sahsah bzaeba Eritrea aymlketekan yu andit de legend yu
ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ ይምልከተካ ውላድ ኣድጊ
Wellcam tesfa selelia
ሓያል ሰብ ኢካ ከማካ ን ፖለቲካዊ ስነሓሳብ ዝርድኦ ፍጹም የለን:: ናይ ብሓቂ ኩላነብስካ መጽሓፍ ኢካ:: የቀንየልና መምህረይ ተስፋጽዮን ወፍርካ እቶ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን::
You really deswrve huge respext💕💕
Always great Tes.
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና
ኢዋይ ንኣባሓጎይ ኣዘካኪርካኒ ኢሰያስ ኢዚ ጠላም ኢዛ ሕቶ ኣባዝሕጎይ ኣነ ተቃሊሰ ኢሉ ምስ ሓተቶ ወርዲያ ኩን ኢልዎ ኣባሕጎይ ከኣ ሎሚ ኣይሰርሕ ጽባሕ ኣይሰርሕ ኢሉዎ ኩሉ ግዜ ኣደይ ተዕልለኒ ነይራ
@@asmaerasmaer9441 ኣቦይ ደኣ መን ኣተጋደለን ኢሉካ ዓካር ኣስላማይ
ሰላም ለኩለኩሙ
ዕልልታ ዕልልታ ዕልልታ
ዕልል በሊ ኣደ ዕልል በሊ ሰበይቲ
ዕልል በል ዉሉድ ዕልል በሊ ሓፍቲ
እቲ ጅግና ኣብ መትከሉ ዝሓለፈ
ምእንቲ መንነት በሽሓት ተሰለፈ
ሰብ ቑምጣ ስረ ሽደናይ ሽደኒት
ኣነ ክስዋእ እስኻ ጽናሕ ኢሎም ብሓልዮት
ገንሸል ዝኾኑ በጃ ህዝቦም
ክብርን ሞጎስን ይግቦኦም
ወፈረ ቲ'ጅግና ባዓል መትከል
ክብ ኢላ ከተምበልብል ባንዴርኡ ክትትከል
ሃገር ኣብ'ምውሓስ ዝኸፈለ ሂዎት
ዕልል'ዩ ዝግኦ ኣይኮነን ንብዓት
ዕልል ንበል ኩልና ስለት'ቲ ብርሃን
ስለ'ቲ መንነት ስለ'ቲ ምድሓን
ሓዘን ኣየድልን እንትርፎ ፍስሓ
ስለዚ እዮም ሓሊፎም ስለ'ቲ ረብሓ
መጸት 20 ሰነ ብዓጀባ ቖጽላ
ብሳሓቕ ወኻዕኻዕ ብፈንጠዝያ ነብዕላ
ኮምኡ'ኢዩ ዝደሊ ቲ'ጅግና
ክንስሕቕ ኽንዘልል ክንሕጎስ ሓቢርና
ብመንነትና ክንሕበን ክንኮርዕ
ክንፍሳህ ክንዕልል ክንድሰት ክንስዕስዕ
ብዕልልታ ንጸምብላ ማዓልቲ 20 ሰነ
ካብ ደልሃመት ከውጹና ዝቐንጠጡ ድነ
ሞሶኦም ሓጎስ'ዩ ዕልልታ
ሳሓቕ ወኻዕታ ፍሽኽታ
ቅኒኡ ቅነ መንነት'ዩ ቅነ ርስቲ
ቅነ'ቶም ጀጋኑ ቅነ መስዋእቲ
ዋጋ ዝኸፈሉ ንዓይን ንዓኽን
ዕልል ዳኣ' ንበል ኣነን ንስኽን
ንዓና'ኤም ተሰዊኦም ንላኣላውነትና
መንነትና ክኹላዕ ክዋሓስ መሬትና
ዓለም ክትፈልጠና ክንዛረብ ቋንቋና
ነዚ ዝገበሩ ጀጋኑ ሰማእታትና
ክብርን ሞጎስን ይሃቦም ኣምላኽና
ደጊም ሓዘን የለን ወዲኡዎ'ኢዩ ቲ'ጅግና
ስለዚ'ኢዩ ሓሊፉ ክደርዝ ንብዓትና
ዕልል ዳኣ'ንበል ንጸምብል ባዓልና
ንኽብሮም ንደሰት ኣለዉ ምሳና
ሃየ'ዳኣ ንስሓቕ ንፈሳህ በዛ'ዕለት
እዚ'ኢዩ ሞሶኦም ዋጋ ናይ መንነት
ንዮ ንበሎ ሓዘን
ቃልሲ ዎሎዶታት ነዚ ኣይነበረን
ት'ኹሉ መስዋእቲ ንንብዓት ኣይተኸፍለን
ህያው'ያ ዛ'ዕለት ብፈንጠዝያ ነብዕላ
ኣጉባዝ ዝለሉ ኣዴታት ዓልላ
ሽዑ'ኢዩ ዝቐስን ት'ጅግና
በጃ ዝሓለፈ ስሌና።
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና።
ሰላም ንምድረ ግእዝ
እግዚኣብሄር ንኣግኣዝያን ይባርኽ
Are you great 👍🏼 teacher I see in my life.please keep going
መረሓባኣ ተሲፌ ጥዑሚ ዳሃዩ👍👍👍👍👍👍🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷👍👍👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪
እዛ ደርፊ ኣንቢዓትኒ ኣሕ
እንቃዕ ድሓን መጻካ ጎይታ ሓቂ ተስፋጽዮን ኣባ ዳህሪ ንኪድ ጥራሕ ኣግኣዝያን ሃገራውያን
ኣቤት ትንታነ ንስኻስ 1000000000 ከማኻ እንተዝውከዱ
ዓወት ንእግእዝያን
መብጽዓ ሰማእታትናን ጀጋኑ ኣያታትናን ከነተግብር ኩሉኹም ኣብ ማሕበር የሕዋት ኣግኣዝያን እተገልግሉ ዘለኹም መንእሰያት ተሓበኑ ኩርዑ
Good job man so god bless I am tigrina and thank you so much
ሕጂ ትዕግስቲ ሕዝቢ ትግርኛ እንዳተጸንቀቐ ይመጽእ ኣሎ።
ኣብ ከተማታት ኤርትራ ንወሎደታት ነበርቲ ዝኾኑ፤ዋላ ከምቲ ገጠር ጤሳ አይሃልዎም እምበር ኣብቲ ከተማታት ሕብረተሰብ ሃኒጾም እዮም ። እቲ ናይ ትግራይ ትውልዲ ዘይብሉ ወይ ናይ በጃ ናይ ኩናም ናይ ራሻይዳ ሕውስዋስ ድቓላ እዩ ። ጀበርቲ እቶም ምስ መሓመድ ግራኝ መጺኦም ንህዝብና ዝሓረዱ እዮም።ኣብ ዓርጎባ ዝብሃል ሽዋ ክፍለ ሀገር ናይ ኢትዮጵያ ምስ ጸንሑ ብሽረ ኣቢሎም ናብ ሰራየ እዮም መጺኦም። እዞም ዓንጃላት ዘይተረድኦም ነገር እቲ ኣብ ገጠር( ገሊኦም ደቂ ኣርብዓ ምዃኖም ከይረሳዕና) ዝርክብ ኣብኡ ጤል ስለዝነበረቶን ዑፉን ስለዝበልዐን ንሱ ጥራይ ኤርትራዊ ዝመስሎም ኣሎ፤ ከምቲ ኣብ New York ነበርቲ ነዊሕን ዓሚቊን ታሪኽ ዘለዎም ኣብ ከተማታት ኤርትራ ዋላ ከምቲ ገጠር ጤሳ አይሃልዎም ኣብቲ ከተማታት ሕብረተሰብ ሃኒጾም እዮም። ሚልዮናራት፤ሰብ ኪነ ጥበብ፤ጀመርቲ ምስረትቲ ገድሊ ምስ ራእሲ ኣሉላን ሃጸይ ዮውሃንስን ኣባቕሎም ጺዕኖም ኣብ ጉራዕ ኣብ ጉንደት ኣብ ኩፊት ኣብ ሳሓጢ ኣብ ዶግዓሊ ነቶም ናይ ኣስላም ወረርቲ ሰፍ ዘይብል ውርደት ኣጎልቢቦም ዘባረሩ ናታቶም ሸውዓተ ወለዶ ኣብ ኤርትራ ክምዘለና ብዙሓት ዓንጃላት ክፈልጡ ይግብኦም። ኣብ 1991ነጻነት ምስ ተረኽበ; ናይ ትግራዎት ኣብቲ ገድሊ ዝነበሮም ተራ ተረሲዑ ብዙሓት ዓዋናት ናብ ጸርፊ ምስ ኣተው ሓደ ዘይተረድእዎ ነገር ተኸስት። እቲ ናይ ትግራዋይ መንነት ዘለዎ ኣብ ኤርትራ ዝተወልደ እቲ ነጻነት ምእንቲ ክኽበር ርእሱ ኣድኒኑ ርእዩ ከምዘይራአየ ዓጋመ እንዳተብህለ ክዕዘብ ምስጸንሐ ድሕረ 2000 ግን እቲ ኣብ ኣስመራን ከባቢ ኣስመራን(ዓዲ ተኽላይ ዓዲ ገብሩ ጸዓዘጋ ሃዘጋ በለዛ እምባደርሆ መንደፈራ ዓዲ ዃላ ዓንስባ ሊባን ሓበላ ሰፍአ ሸውዓተ ትውልዲ ዘለዎ ኩሉ; ወለዱ ክነግሮዎ ምስ ጀመሩ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ወጺኡ ትግርዎት ኢና ምባል ምስ ጀመረ ነገራት እንዳተቐየሩ ምስ መጹ እቲ ኩነታት ነቶም ኣስላም ከም ዕረ ምስመረሮም በዓል ዓብደላ ባሮለ ብኽያትን ሓሶትን ክጅምሩ ጊዜ ኣይወሰደሎምን። ግን ሓደ ሓቂ ተጋሂዱ እቲ ናይ ትግራዋይ መንነት ዘለዎ 90%ምኻኑ እቲ ጽሩይ ኤርትራዊየ ዝብል ናይ ቫቲካን ከኒሻ ራሻይዳ እርይራይ ካኣ ካብ 10% ከምዘይሓልፍ ተጋሂዱ ። እንተራኣኻስ እቲ ኪነ ጥበበኛ፤ ጸሓፊ፤ መራሒ ገድሊ፤ ምሁር፤ ሃብታም ትግራዋይ ምዃኑ መዓልቲ መዓልቲ እንዳተገልጸ ምስ መጽአ እቶም ዓዋናት ሕጂ እንዳተረድኦም መጺኡ።ሕጂ እቲ ኣብዝሓ ናይዛ መሬት ትግርኛ ምዃኑ ተረጋጊጹ ኣሎ። ካብ ሕጂ ኒኖ ክፍለጥ ዘለዎ እቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሕዝብና ብንቕሓት ደው ኢሉ ዝኾነ ዓይነት ናይ ኣስላም ወይ ናይ ኣስላም ዑሱባት ደናቑር ትግርኛ ወስ እንተይሎም፤ ምስቲ ኣብ ሰሜን ዘሎ ወገኑ ክምዝድምስሶም ኩሉ ክፈልጦ ዝግባእ ሓቂ እዩ። ሕጂ ምትሕብባእ ግዝይኡ ዝሓለፎ ኣካይዳ እዪ። እዚ እዋንዚ እቲ ኣብ ሰሜንን ደቡብን ዘሎ ትግራዋይ ስሙር ግንባር ዝፈጠረሉ ኣብ ወሳኒ ህሞት ኢና ንርከብ።
🇸🇴💙🇪🇹🇪🇷🇩🇯🇰🇪🇸🇩🇺🇬🇸🇸💙🇸🇴
🌻💙Peace & Love @ East Afrika💙🌻🌻🌻🌻🌻🌻🤲🤲🤲👍✋
Ayay beal sre salaka kulu seb seb chenu long live n zelealemawi zkern kbren nsweatna
Welcome tes Viva agazian
bravo tesfazion lomi xubu mglexi
ጅግና መህደር ጀጋኑ ተስፍ . ጽዬን ።
ኣብ ናይ ዘይሰልጠነ መደብ ቀቢላታት ዓፊሮም ዓፊሮም ማይ ዓሚኾም ተሪፎም ደቂ ዛ ሉኽስስቲ ቀቢላ
ወልካም ተስፋጽዮን ኣባ ሰልዒ ስዉኣትና ንዘልኣለም ይዘኮሩ ኢሰያስ ክሒድዎም ኢዚ ሸይጣን
Tesfasion hero
ሰላም ሰላም ተስፌ ከመይ ቀኒካ
ጂግና ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Ajekua hzbi eritra weyane mstefeet ezi kulu abzi facebook ziafir zelo kunla nebere kitkoen eya.
ክቡር ሓው ተስፋጺዮን ብመጀመርያ ዝኸበረ ስላምታይ ይብጻሕኻ ቅጺለ ድማ ሽመይ ኢብራሂም ይባሃል ዓደይ ድማ ሓማሴን ኣቦይ ካብ ኣርባዕተ ኣስመራ ኣደይ ድማ ካብ ፃዕዳ ክርስትያን ሓማሴን ንኣማኢት ዓመታት ሕዝቢ ኤርትራ ብዘይ ዓልየት ኣፈላላይ ይነብር ነይሩ ሕጂ እውን ይነብር ኣሎ እዚ ማለት ድማ ኣብ ኤርትራ ብኣሻሓት ዝቅጸሩ ኣምሓሩ , ተጋሩ ኦሮሞ , ጣልያን , ዓረብ, ሂንዲ , ባይናን , የሁድ, ሶማል, ወዘተ........ ብሰላምን ፍቅርን ይነብሩ ነይሮም .ባሓቂ ናይ ኤርትራ ሕዝቢ ስብ ሓቃፍን ኣኽባርን ከምዝኸነ ትስሕቶ ኣይመስለንን ጸርፊ ናይ ኤርትራውያን ባህሊ ከምዘኸነ ልብኻ ይፈልጦ እዩ . ዓጋመ ኣምሓራይ እንዳበለ ድጻረፍ ስብ ድማ ካብ ክልቲአን ሓንት ኣላቶ ማለት እዩ ክቡር ሓው ናትካ መቦቀል እንታይ እዩ ? ኣብ ሓማሴን ተወሊድካ ግን ኣቦሓጎኻ ካብ ጎንደር ተሰዲዶም ናብ ኤርትራ ኣትዬም ብሓቂ ክንዛረብ ናዓይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ወዲ ተምቤን እሱ ይቀርበኒ ካብ ኣቦሓጎኻ ኣምሓራይ DNA. ግበር ቡተስብካ ኣብ ጎንደር ኣለውኻ ብትወሳኺ ድማ ኣብ London. Museum Lucy. ትባሃል ከድካ ራኣያ እዚኣ ሉሲ ትባሃል ጋል ዓፋር 4 ሚልዬን ዓመት ዝገበርት ጋለባት ኤርትራዊት ኢያ ካብ ዓፋር ንላዕሊ ኤርትራዊነት የለን ነዞም መንእስያት ናይ ጽልኢ ትምህርቲ እንዳሃብካ ናብ ሓሶት ዓለም ትዋፍሮም ኣለኻ ንጥቅሚ ኢልካ ብናተይ እምንት ኩሉ ውዲ ኣዳም ሓደ እዩ ዝኸነ ኸይኑ ናትካ መቦቀል ክትነግረና ንጽበየካ
ክድ ደንቆሮ ላቅሌቅይ
ጻሃይቱ ኢንተ ክራር ትሃርመሉ አላ ማክል ጃክሰን ካአ ይሲዕስዓሉ አሎ ዊጩ መራሒ መስሪዕ ኮይኑ አሎ
Kkkkkkkk
መቸም ለይቲ ምድሪ ኢካ ትመጽእ ከም ሰይጣውንቲ በሎም በል ኣጋልቦም
yonis abrha xebib Kisab hiji kemia tibil aleka halaw
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና
ጅግና ኣብ ጎንኻ ኣለና ቀጽል ጥራይ
ተስፋይ ማህደር ናይ ትግርኛ ኣንበሳ
34:25 can't stop laughing lol.
ክክክክክክ ክክክክክ
ዝገርመኒ ነገር ተሎስ ኣነ ህግደፍ የ ኣጋዝያን ብጠቕላላ የ ዘይቕበሎ ምክንያቱ ተጋሩ ብጣዕሚ የ ዝጽሎም ግን ተስፋጼን ህግደፋዊ ዘይምኻኑ ብጣዕሚ የ ዝሓርቕ ምኽንያቱ እቲ ልበኑኡን ብልሑን ናትና ክኸዉን ኔርዎ ይብል ይፈትዎ የ ተስፋጼን ኤርትራ ኔርትራዉያን ጥራይ ተዝኸዉን ቃልሱ እመኑ ኽሓዱ ብሙሉኡ ህዝቢ ኤርትራ ምስደገፎ ኔሩ ታይ ሞ ተጋሩ እንዳ ሓወሰ እንበር ዕላማኻ ኣያምነሉን የ ግን ይፈትወካ የ ኣትደንጉየና ግዳ ትጽቢት ይነዉሓና ኣሎ ።
ጎሓፍ ኪድ ረሓቅ ካብ ኣግአዚያን ኣምሓራይ ትኸውን ህ፡ ግ ፡ደ፡ ፍ ሰልፊ ኢዩ መንነት ኣይ ኮነን።
ኣቦካን ኣደካን ተጋሩ ኢዮም ዚዛረቡ።
እዛ ናይ ህግደፍ ማሕበራዊ ህንድስና ኣብዛ ደገ ውን ከምኣ እያ በዓል ዓንዲት ክኣ ግዳይ ናይ ደለይቲ ሕንፍሽፍሽ ኮይኑ ተሪፉ ምእንቲ ገንዘብ።እቲ ዘምጽእዎ ናይ ዓፋር ክኣ ካብ ናይ እትዮጵያ ዘምጽእዎ እዩ እቲ ስእሊ ፖሎቲካ ክሰርሕሉ ይደልዩ ዘለዉ ልክዕ ከምዛ ናይ ፍሎይድ እዞም ናይ ምዕራብ ጸገማውያን ክጥቀመሉ ይደልዩ ኣለዉ።
Kentiba tesfazion
ተዓወት ኣታ ጅግና ኣቦ ሓቂ መምህርና ተስፋፅዮን
ተሳጼን ናይ ሕማመይ በሎም ነዞም ብታሪኾም ዝሓፍሩ ፎፎፎፎፎፎፎፎፎ ፉንፉናት
Viva awate gemari sewura
Nay behaki 👍👍🇪🇷🇪🇷
እየሱስ ፍቅር ነው in the binging was word the word was with God word is GOD!! Its dose means Jesus is GOD
Bless you
Tesfazion tesfa nay birhan eka
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷wawwww
ንዘላኣለም ክብርን ሞጎስን ንሰምእታትና ፡ዕድመ ጥዕናን ናዓኻ ተስፌ ።
ትክክለኛ ብሔራዊ መራሒ ኢካ ተስፉሽ ናይ ግዜ ጉዳይ እምበር እቲኩሉ ዝተዛበዔ አተሐሳሰባ ምንተባዕሉ ኢሉ ክሰታካከል እዩ። Thanks to technology.
ስደተኛ ጀበርቲ እዩ እዚ ኹሉ ናይ እስልምና ምስፍሕፋሓ ኣብ ሃገርና ዝገብሩ ዘለዉ እንበር እቲ ዓፋር ኣስላማይ ትግርኛ በየን ኣሎ ዘይፈልጥ እዩ እቲ ሕዳራብ ኣስላማይ ውን ትግርኛ በየን ኣሎ ኣይፈልጥዎን እቲ ስደተኛ ጀበርቲ እዩ እዚ ኹሉ ኣንጻር ትግርኛ ዝጽሕትር ዘሎ ብጀበርቲ ተወዲቡ ዓቅሚ ስለዘይብሉ ድማ ኣብታ እስልምና ተዓቁቦም ፖለቲካ ዝሰርሑ ዘለዉ እ
ንሕና ንሕና ኢና ትግርኛ ኣብ ቃልሲ ኣብ ስራሕ ቀዳሞት ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንጀጋኑ ስውኣትና ።
Tesfazion eza hager kabaka eyu tesfea
Zelialemawi zkrin kbrn mogosn n semaetatina 🤫❤️🙏👑
Nay behaki xbuk tmhrti Tesfoxyon
ማሓመድሲ በይ ኢዩ ጹሩይ መታለሊ ኢየ ተስፊየ ኣቦ ዳህሪ::
ተስፈ ኣባዳህሪ፡ ቅሰን ጥራይ ኣብታ መጻኢት ኣግኣዚት ሃገርና ስምካ ብድሙቕ ቀለም ክጽሓፍ እዩ።
Kkkkkk Afar alweu dyam ab sudan way naka se kemay geram eyam Doctor elamka etam mesu koynam hoho zeblo tegodo
ወዲ ቱኹል ፍርቂ ሓይሊ ሶውራ ኤርትራ
ንተስፌ ዘይ ፈልጦዶ ይህሉዶ ኣብዚ መድያ?ኣንታ አዞም ኣስላም ደኣ ክንደይ ነቦይ ሃፍተማርያም ክፍርሕዎን አዮም.
ኣባ ግጠም ባዓል ድርብ ስሕለት በርትዕ ።
ኣያይ ብርሃን ገጹ
Andit Denki u zebhal Tesfazion jegina 💯 kebri ne jeganu sewatina. Andit ab xergya u terekibu abuen adeuen ayfeliten ezi Denki
Identity has to do with how you feel on the inside. It has to do with whether or not you identify with a certain country and it's culture. A person may identify with a certain country and feel like they are from a certain country but may have the citizenship of that of another.
ይገርምካ እዩ ዓንዲት ኩባያ ዝኾነሰብ
Tesfaxion tebatay jigna nayzi zemen
ኣየ እንዳ ጫሉቕ ኩላ የኛ በቃ ደስ ደስ ዝበለካ ጅግና ስውእ ትብሎ ሰድ ዘይበለካ ካኣ ወደገባ ምልሻ ስርናይ ትብሎም መስሓቕ ትግርኛ ናሽናሊስት ትብል መሊስካ ካኣ ሕውሓት ግን ዘይ ጀጋኑ እሞ ንሶምከ ስውኣት የብሎምን ድዩ ወይ ውጽኢት ናይ ትግርኛዶ ኣይኮኑን ኣየ ንስኹም ዘሕዝነካ ግን እቶም ዝስዕቡኻ ዝኾነ ናይ ፖሎቲካ ኣምር ዘይብሎም ምዃኖም እዩ
Tsefazion hero
መርሓባ ኣርዓዶም ,ጀጋኑና፡
ንመንነቶምን ንመንነትናን ,, እምበር ንቀቢላ መቢላ ከምዘይተሰዉኡ ምስነገርካና, ክብሮም ይምለስ ኣሎ ፡
Tesfa hawy ajoka hidri abotatna ayatatena kibry bisrena kinmls ina
👍👍👍👍
ዓንዲት ኣነ ጺቡቅ ጌረ ይፈልጦ ኢየ ኣብ ኣስመራ ጽቡክ ርክብ ኔሩና ነዊሕ እዋን ኮይኑ ሕጂ all most 15 years later ፡ ብሓጺሩ ከይገርመኩም ኣብ ኣስመራ ብዓጋመ ኢና ንፈልጦ ኔርና ትግራዋይ ኢዩ 100% ። እቶም ናይ በሓቂ ቁኑዓት ቀረብቱ ሕተትዎም ።
ኣንታ ተስፋጾብ በጃኻ እባ ሓገዝትኻ ፍቶ ኣቦና ረዘና ዋልታ ትጊሪና እዮም ንስኻ ዊን ዋልታ ትግሪና ዋልታ ኢኻ በጃኻ ምስቶም ጀጋኑ ቲግሪና ሓቢርካ ስራሕ ኣቦና ረዘነ ጂግና እዩ
ዓንዲት ዓዱ ኣይፍለጥ ኣይኮነን ዓንዲት ብዲኡ ገረሚ በብኡ ድማ ገሽናሽም እዩ ፡እዘን ዓድታት ድማ እተን ዝገደማ ዓድታት ኢርትራ እየን።
ብርግጽ ክቡር ሓው እንዳቡኡ ገሽናሽም ፡ ዓንዲት ዑቕባይ ተኸስተ ይባሃል በዲኡ ካኣ ከምቲ ዝበልካዮ ገረሚ ኢዩ ። እንተ ተስፋጼን ግን ኣብ ኣፉ ዝጸንሖን ዘይምኽንያታውን ዘረባ ካብ ምዝራብ ሓሊፉ ዘምጽኦ ለውጢ የብሉን ።
Yegrem u kebella resah zekebrela tigrina ka zehasrela hager yegrem u
Kemzi hasabka kidkos eka gana hisretka b hiji eyu mexae natka ab tihti kebila eyu kikewun wey ab sidetka minbar wey egri kebila enda siamka minbar 2 miricha eyu zeleka
Well come nebrom selalia