Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ትኽክል ሙሉ ናይባሓቂ ዓብይ ምስጋና ይግብኦ ኪዳነምህረት ኣብ ጎንኻ ትኹን🙏ዝተባረኸ ሰንበት ይኹነልና ኪዳነምህረት ባዕላ ካብዚ ክፍእ ሕማም ታሓልወና🇪🇷❤️🇪🇹
ኣሜን ሽኮርና
Amen amen amen haftna 😍
ሰናይ ዝገብር ሰናይ ነገር እዩ ዝረክብ ሰናይካ ይቀጽል እግዛቢሄር ምሳካ ይኩን ፈጣሪ ዝሓሰብካዮ ኩሉ የስምረልካ
ለገስቲ እግዛብሄር ኣብዚሑ ይሃብኹም ሙለረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ።
ተመስገን ❤❤😘ተጋሩ አሕዋትና የቀንየልና
ወሃብቲ ኣብዚሑ ይሃብኩም ኩማንደረይ ከዓ መሊኡ ጥዒና ይሃብካ መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመ ጥዒና ይሃብካ።
Eway memhr terh zykenka tktal rbi ika zahawy rbi edem tena yhbek 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መምህር ሓውና ክብሪ ይሃበልና እትትገብሮ ዘለካ ፈጣሪ ይሓግዝካ ኣቱም ነዚ ዘቅንእን ዘሐጉስን ሰናይ ስራሕ ሓገዝ እትገብሩም ፈጣሪ ኣብዚሑ ኣብዚሑ ይሃብኩም ። ንሕናውን ነዚ ሰናይ ዝኮነቅንኢ ቀኒእና ነዚ በረከት ክብሳተፍ እግዚአብሔር ይርድኣና ኣሜን ።
ምሕረትና ቸርነት ካብ እግዛብሔር ኣይፈለይ ኩም ሓውና ወንቅሸትክድ ቅዱስ ገብሪኤል ክምሕረካ እዩ ሞ ስቅ ኣይተበል ምሕረት ይሃብኻ ሓውና አሜን አሜን 🤲🤲🤲🤲🌻💐🌹🌹🌷😭🤲🌷🌷
በርትዑ ጀጋኑ ህዝበይ 🙏🙏🙏🙏 ኣምላኽ ብዝወፀ ይተክእ 🙏🙏🙏🙏 አምላኽ ድማ መሊኡ ጢዒና ይሃብካ ጅግናና 🙏🙏🙏🙏
Memeher muley egziabeher y abezihu yehabeka yekeberkan hawena muley befetari rekebeko edemen tena yehabeka yehabukum mese mesaraheteka tebareku
ኣቱም ጽቡቅ እትገብሩ ዓስብኹም ኣብ እግዚ ኣብሄር ዓብዪ እዮሞ ቀጽልዋ
አታ እልልልልልል እሰይይይይ ከመይ ከመይ ዲኩሚ ጀጋኑ ኣዮኩም መር ሙሉ ምሰጋና ይግብኦ ተመሰገን እግዚአብሄር
ንለገስቲ እግዚአብሔር አብዚሑ ይሃብኩም መምህር ሙሉየይ ለባም ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዕኦም ከዓ ምሉእ ምሕረት የውርደሎም
ሙሉ አግዚአብሔር ይባርክህ ወዳጅ ያብዛልክ
መምህር ሙሉ ዓስብካ ካብ አምላኽ ርኾቦ ንወሃብቲ ፈጣሪ መሊኡ ይሃብኩም
እሰይይይይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልል ኣታ ከማይዶ ታሓጉስኩም ኣለኩም እሰይይይይይ ተመስገን ዋሃብቲ ዘርጋሕቲ ክልተ ኢድኩም ማርያም ኣክሱም ብክልተ ኢዳ ትባርከልኩም ኣሜንንመምህር ሙሉ ኣይዞኳ ቀፅለሉ ንሕናም ኣለና ኣብ ጎንካ ኩማዶ ኣስገለ ኣይዞካ ብርትዕ ደም ይሽን ፀላኢካ ሕዚም ምስ ማርያም ኣክሱም ኮይና ሰብ ክንገብረካ ኢና ሓይሊ እዩ ሰብና እምነት እዩ ሓይልና ኣየኩም ናይና ።
መምህር ሙሉ ዓስብካ ካብ ልዑል ፈጣሪ ርከቦ ናኦም ካኣ ምሉእ ምሕረት የዉርደሎም
ኣቱም ገበርቲ ሰናይ እ/ር አምላክ ብዝወፀ ይተከአሉኩም መ/ር ሙሉ ሓወይ እዉን ዕደመን ጥዕናን ይዓብካ 😙😙😙
መግለፂ ቃለት የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይምነ
እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይሃብኩም ተጋሩ ኣሕዋትና
ክብረት የሃብኩም ኣጀኩም ኣነ ከማን ክሕግዘካ አየ
እግዚአብሔር ብዝወፀ ይተክአልኩም መምህር ንትገብሮ ፅቡቅ ነገር የቀንየልና
መምህረይ መዓረይ long live.
አትም ፅቡቅ ትገብሩ እግዚአብሔር ብዝወፀ ይተከእልኩም መምህረይ ሙሉዋይ ማርያም ፅዮን ትሓልካ ትከተልካ
👍👍 ምሕረት የውርደልኻ መምህረይ ኣብ ጎንካ ኣለና ክይትስልቸ
ክብረት ይሃበልና መ/ር ሙሉ🙏
እግዚአብሔር ዕድመኻ ይንዋሕ ሙሉይ
እግዚአብሔር ይሓግዝኩም
እንካዕ ትግራወይቲ ኮንኩም ብውሕድና ስሙራት አጆካ ክቡር ሓውና አሎ አብ ጎንካ ኩሉ ትግራዋይ
ፅቡቅ ስራሕ መምህር ሙሉ ሓውና
እግዚአብሔር መሊኡ ይምሐርካ
Well done, teacher exlente experienced and God belss you thanks for sharing 😍
ሙለረይ እንዃዕ ደሓን መፃኻ
ምሕረት የውርደልካ ባባየይ
ይለግሰልኩም ኣምላክ የሕዋተይ
ንዝሀበ እ/ር ይሀቦ
ነመስግን መምህር ሙሉ
አሜን ሙሉ ሐወይ ተመስገን ፈጣሪ
እሰይይይይይ ምሉረይ ሓጎስ ኩርዓት ትግራይና. ንበረልና. ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ዓደይ ገበርቲ ሰናይ ብዘውፃእኽሞ ይተካኣልኹም
Egziabher Amlak kbru ysfah Amen Amen Amen 🙏
ዋዉዉዉዉዉዉ ትግራዋይ ሙኻን ተዕድልቲ ወሃብቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም
አስይይይ ደስ ይብል መምህር ሙሉ ሓወይ
ዋው ደስ በሃሊ ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ሙሉዋየ ሓወይ ለባም❤
መምህር ሙሉ ሓወይ እንካዕ ሰላም መፃካ ባባየይ ለምለም ርገፅ
ዝገርም ዩ እቶም ትህቡ ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም ም/ር ምሉ ግን ብምንታይ ቃል ክትገልጾ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Great work teacher mulue GBU BRO❤️👍♥️
Thanks you may hero
Egzabher asbka yfdeka bsalka kulu tsgum yhgez alo
Egzabiher. Meliau. Yimiharikummm. Atum. Geberiti. Tsibuk. Dima. Edimey. Tsienay. Yihabikumm
Nayzi sebay hiwet mara kebdey endyu zbelani lewti natu kxbe eye amlak edmen tenan yfterelu
ስላም ከመይ ቀኒኩም 😍😍😍😍
Nizhabkum egziabher yehabukum amlaki kblufue ydhunkam
Amlak mhret yewdelka fetari
ትግራዋይነት ክቡር መንነት የቀንየልና አቱም ለገስቲ እግዚአብሄር አብዚሑ ይሃብኩም::
አምላክ ምሰክም ይክን ኣሕዋተይ
Wellcome shkorinatat ahwatey
ሳብስክራይብ ሳብስክራይብ ሳይብስክራይብ ንሓጉዞም እቶም ዓቅሚ ዘይብልና ካሊእ መግለጺ የብለይን በዚ ተቅርብዎ መደብ ኣምላክ ምሉእ ጥዕና የሃብኩም
ፈጣሪ ከክፍኡ የርሕቀልኩም
Temesgenn are abi enkaa aybelealna hawna
ብዝወጸ ይተካኣልኩም አሰይ አግዚኣብሄር ኣብዘለክምዎ ኣብ አትከድዎ ኩሉ ምሳኹም ይኹን
Asey asey betam eyu des zebel 💞💞👍👍👍💖💖💖💖💖🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️
እንካብ 800 like 8 dis like አለው ስለዚ ኣብ ሞንጎ 100 ሰባት 1 ሴጣን ተደቒሉ ኣሎ ማለት ዩ
Memhr mulu bhaki BEgzabhar nemesgin edmen tienan abzihu yihabka komander asgel dma egzabhar amlak mihretu yewurdelu nwehabti ewun ngenzebkum bereket nhiwetki selam tenant nimine
Asey Kab tigraway miftar tedelti eu
BZWETSE YTEKALKUM AHWATNA KFUEKUM YERHKELKUM LEMLEM RGETSU LEWAHATEY M.R MULUYE NEZI KULU TSBUK NEGER MKNYAT EKA KNDSHIH KUN TSELAEKA YERHKELKA MULUWANI BZKEDKAYO LEMLEM RGETS BRUKEY😘😍❤👍
😍😍😍😍😍😍👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼😍😍😍
Mihret yewridelu fetari zegodele ka ymlalkum fetari
😢😢😢😢😢❤❤❤❤
👍👍👍
Bseltene kfut hsab inhalewe ybl alo
ሙሉ ሐውና እድመን ጥዒናን ይሐብካ እሙን ኢኻ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን
ንወሃብቲ ይሃብኩም ፍቁራተይ
ዓብይ ሰብ መምህር ብሓቂ ዓብይ ክብሪ ኣለካ ,,,፡
መምህረይ ሙሉ በጃካ ቢኢድካ ቅርሺ አይትሐዝ ቼክ ሀቦም plss ሐራይ
Mhret yewrd
Mlue mbret yewurdelka konereal memhrey kdme yhabka
M r mulu kdme yhabka korida tgreway
ዳሃይ ዘለኩም
ሰላም ኣሎ
ssss
ትኽክል ሙሉ ናይባሓቂ ዓብይ ምስጋና ይግብኦ ኪዳነምህረት ኣብ ጎንኻ ትኹን🙏ዝተባረኸ ሰንበት ይኹነልና ኪዳነምህረት ባዕላ ካብዚ ክፍእ ሕማም ታሓልወና🇪🇷❤️🇪🇹
ኣሜን ሽኮርና
Amen amen amen haftna 😍
ሰናይ ዝገብር ሰናይ ነገር እዩ ዝረክብ ሰናይካ ይቀጽል እግዛቢሄር ምሳካ ይኩን ፈጣሪ ዝሓሰብካዮ ኩሉ የስምረልካ
ለገስቲ እግዛብሄር ኣብዚሑ ይሃብኹም ሙለረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ።
ተመስገን ❤❤😘ተጋሩ አሕዋትና የቀንየልና
ወሃብቲ ኣብዚሑ ይሃብኩም ኩማንደረይ ከዓ መሊኡ ጥዒና ይሃብካ መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመ ጥዒና ይሃብካ።
Eway memhr terh zykenka tktal rbi ika zahawy rbi edem tena yhbek 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መምህር ሓውና ክብሪ ይሃበልና እትትገብሮ ዘለካ ፈጣሪ ይሓግዝካ ኣቱም ነዚ ዘቅንእን ዘሐጉስን ሰናይ ስራሕ ሓገዝ እትገብሩም ፈጣሪ ኣብዚሑ ኣብዚሑ ይሃብኩም ። ንሕናውን ነዚ ሰናይ ዝኮነቅንኢ ቀኒእና ነዚ በረከት ክብሳተፍ እግዚአብሔር ይርድኣና ኣሜን ።
ምሕረትና ቸርነት ካብ እግዛብሔር ኣይፈለይ ኩም ሓውና ወንቅሸትክድ ቅዱስ ገብሪኤል ክምሕረካ እዩ ሞ ስቅ ኣይተበል ምሕረት ይሃብኻ ሓውና አሜን አሜን 🤲🤲🤲🤲🌻💐🌹🌹🌷😭🤲🌷🌷
በርትዑ ጀጋኑ ህዝበይ 🙏🙏🙏🙏 ኣምላኽ ብዝወፀ ይተክእ 🙏🙏🙏🙏 አምላኽ ድማ መሊኡ ጢዒና ይሃብካ ጅግናና 🙏🙏🙏🙏
Memeher muley egziabeher y abezihu yehabeka yekeberkan hawena muley befetari rekebeko edemen tena yehabeka yehabukum mese mesaraheteka tebareku
ኣቱም ጽቡቅ እትገብሩ ዓስብኹም ኣብ እግዚ ኣብሄር ዓብዪ እዮሞ ቀጽልዋ
አታ እልልልልልል እሰይይይይ ከመይ ከመይ ዲኩሚ ጀጋኑ ኣዮኩም መር ሙሉ ምሰጋና ይግብኦ ተመሰገን እግዚአብሄር
ንለገስቲ እግዚአብሔር አብዚሑ ይሃብኩም መምህር ሙሉየይ ለባም ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዕኦም ከዓ ምሉእ ምሕረት የውርደሎም
ሙሉ አግዚአብሔር ይባርክህ ወዳጅ ያብዛልክ
መምህር ሙሉ ዓስብካ ካብ አምላኽ ርኾቦ ንወሃብቲ ፈጣሪ መሊኡ ይሃብኩም
እሰይይይይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልል ኣታ ከማይዶ ታሓጉስኩም ኣለኩም እሰይይይይይ ተመስገን ዋሃብቲ ዘርጋሕቲ ክልተ ኢድኩም ማርያም ኣክሱም ብክልተ ኢዳ ትባርከልኩም ኣሜንን
መምህር ሙሉ ኣይዞኳ ቀፅለሉ ንሕናም ኣለና ኣብ ጎንካ ኩማዶ ኣስገለ ኣይዞካ ብርትዕ ደም ይሽን ፀላኢካ ሕዚም ምስ ማርያም ኣክሱም ኮይና ሰብ ክንገብረካ ኢና ሓይሊ እዩ ሰብና እምነት እዩ ሓይልና ኣየኩም ናይና ።