Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ውዱ ኹሙር ዓደይ ትናፍቅነተሎ ናቱ ሙዚቃ እየ ዝሰምዕ😢😢ዕድመን ጥዕናን ይሃበኻ😊
ባህሊ ጥዑም ኣየ እወ ናይ ዓለም ነገር ኩሉ መገረሚ ኣብ ስደት ኮይንኻ ክትሰምዖ ከለኻ ኩሉ ይረኣየካ ናብራ ናብራ ኣይጠዓመናን
ትግራይ ማዓረይ ዓዲ ፅቡቃት ማዓዝ እዩ ክሓልፈልኪ?
ንጉስ ጥበብ ከይተምሃርካ ዘምሃርካ ወዲ ኹሙር ኣብ ዘለኻ ሰላም ሃልወልና
አቦ ጥበብ ትግርኛ ወዲ ኩሙር
ሮሜ 13 (Romans)13፤ ከም ብመዓልቲ ብቕንዕና ንመላለስ፡ ብጓይላን መስተን ኣይኰነን፡ ብምንዝርናን ዕብዳንን ኣይኰነን፡ ብባእስን ቅንኣትን ኣይኰነን።14፤ ንጐይታ የሱስ ክርስቶስ ደኣ ልበስዎ እምበር፡ ነቲ ሓልዮት ስጋስ መለዓዓል ትምኒት ኣይትግበርዎ።
አሰይይይይ ❤️❤️❤️
Eufff hijis ms hmam zbaese kebdey hkunkun belet adey nafike
ገላትያ 5 (Galatians)21፤ ቅንኣት፡ ቅትለት፡ ስኽራን፡ ጓይላ፡ ከምዚ ዘመሰለ ኻልእውን እዩ። እቶም ከምዚ ዘመሰለ ዚገብሩ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋ፡ ከምቲ ቐደም ዝበልክዎ ኣቐዲመ እብለኩም አሎኹ።22፤ እቲ ፍረ መንፈስ ግና ፍቕሪ፡ ሓጐስ፡ ዕርቂ፡ ዓቕሊ፡ ለውሃት፡ ሕያውነት፡ እምነት፡ ህድኣት፡ ይአኽለኒ ምባል እዩ።
ኣሰይይይ
1ይ ጴጥሮስ 4 (1 Peter)3፤ እቲ ብዕብዳን፡ ብፍትወት ስጋ፡ ብስኽራን፡ ብጓይላ፡ ብመስተ፡ ብርኹስ ምምላኽ ጣኦት ክትነብሩ ኸሎኹም፡ ፍቓድ ኣህዛብ ዝገበርኩምሉ ዝሐለፈ ዘመን ይኣክል እዩ።4፤ ናብቲ ዕያግ ርኽሰት ምሳታቶም ስለ ዘይጐየኹም፡ እናተጻረፉ ብእኡ ይግረሙ አለዉ።
ጥዑመይ ወዲ ኹምር ዕድመን ጥዐናን ይብኻ ደስ ብሃሊ ወዲ ዓበይቲ
ኣስይይይዳስክብል
አይይይ አሁንስ
Please write it as Weddi Khumur, not wedi kumur. ኣቱም ትግርኛ and English ኣዐሪኹም ዝይትኽእሉ ጥንቓቐ ግበሩ። Confused ones confuse others. ወዲ ኹሙር, not ወዲ ኩሙር. N.B. K = ከ, Kh = ኸ
❤
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ቤትሰብ ግበሩኒ ኣሕዋተይ 😍❤
ሰላም ሰላም ኣሕዋተይ ሳብስክራይበ ግበሩይ ዝፈተወኩምምም
ንየሱስ ክርስቶስ ተቀበሉዎ ኣሕዋተይ።
ማለት🙄😳😂
ኣበይ ኣሎ ሞ ክንቅበሎ ክክክክክ
😂😂😂😂😂
Who is this
ካበይ
ውዱ ኹሙር ዓደይ ትናፍቅነተሎ ናቱ ሙዚቃ እየ ዝሰምዕ😢😢
ዕድመን ጥዕናን ይሃበኻ😊
ባህሊ ጥዑም ኣየ እወ ናይ ዓለም ነገር ኩሉ መገረሚ ኣብ ስደት ኮይንኻ ክትሰምዖ ከለኻ ኩሉ ይረኣየካ ናብራ ናብራ ኣይጠዓመናን
ትግራይ ማዓረይ ዓዲ ፅቡቃት ማዓዝ እዩ ክሓልፈልኪ?
ንጉስ ጥበብ ከይተምሃርካ ዘምሃርካ ወዲ ኹሙር ኣብ ዘለኻ ሰላም ሃልወልና
አቦ ጥበብ ትግርኛ ወዲ ኩሙር
ሮሜ 13 (Romans)
13፤ ከም ብመዓልቲ ብቕንዕና ንመላለስ፡ ብጓይላን መስተን ኣይኰነን፡ ብምንዝርናን ዕብዳንን ኣይኰነን፡ ብባእስን ቅንኣትን ኣይኰነን።
14፤ ንጐይታ የሱስ ክርስቶስ ደኣ ልበስዎ እምበር፡ ነቲ ሓልዮት ስጋስ መለዓዓል ትምኒት ኣይትግበርዎ።
አሰይይይይ ❤️❤️❤️
Eufff hijis ms hmam zbaese kebdey hkunkun belet adey nafike
ገላትያ 5 (Galatians)
21፤ ቅንኣት፡ ቅትለት፡ ስኽራን፡ ጓይላ፡ ከምዚ ዘመሰለ ኻልእውን እዩ። እቶም ከምዚ ዘመሰለ ዚገብሩ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋ፡ ከምቲ ቐደም ዝበልክዎ ኣቐዲመ እብለኩም አሎኹ።
22፤ እቲ ፍረ መንፈስ ግና ፍቕሪ፡ ሓጐስ፡ ዕርቂ፡ ዓቕሊ፡ ለውሃት፡ ሕያውነት፡ እምነት፡ ህድኣት፡ ይአኽለኒ ምባል እዩ።
ኣሰይይይ
1ይ ጴጥሮስ 4 (1 Peter)
3፤ እቲ ብዕብዳን፡ ብፍትወት ስጋ፡ ብስኽራን፡ ብጓይላ፡ ብመስተ፡ ብርኹስ ምምላኽ ጣኦት ክትነብሩ ኸሎኹም፡ ፍቓድ ኣህዛብ ዝገበርኩምሉ ዝሐለፈ ዘመን ይኣክል እዩ።
4፤ ናብቲ ዕያግ ርኽሰት ምሳታቶም ስለ ዘይጐየኹም፡ እናተጻረፉ ብእኡ ይግረሙ አለዉ።