መሰል ደቀንስትዮ ስዑዲ ዓረብን ሕቡእ ምስጢራቱን

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 189

  • @robi7719
    @robi7719 3 роки тому +36

    ኣነስ እዞም ኣብዚ ኮሜንት ድጽሕፉ ዘለዉ ኣስላም ናይ ዓድና ገርሙኒ ፍናን ኮ ናይ ዝተፋላለያ ሃገራት ድሕረ ባይታ የምጽእ እዩ ስለምንታይ እኩም ናይ ሱዕዲያ ወይ ሃገራት ኣዕራብ ታርክ ምስ ኣምጸአ ኛዉ ኛዉ ትብሉ ከም ደማሙ እንታይ እዩ ዝሕመኩም ሱዕዲ ኮ ዋናታት ኣለዉዋ ናይቶም ደቂ ዓዲ እያ ድማ ስቅ እልኩም ከብድኩም ትቁረጹ ናይ ሓንቲ ኤዉሮፓዉት ሃገር ታርክ ኣምጽኡ ኔሩ ትዝከዉን ግን ታንክስ ፋናን ዘይንፈልጦ ኣፍልጥካና እልኩም መምስገንኩም ኣነ ንባዕለይ እታ ሱዕዲ ዓረብ 5 ዓመት ተቀምጠያ ይፈልጥ እየ ይፈልጣ እየ ኪኣ ካብዛ ናይ ፍናን ኣቅሪቡዋ ዘሎ ጌጋ ኣለካ ኣቡዚኣ ተጋግጋ ትቡሊዎ እንተሃልኩም ሃየ ጽሓፉ ኣይኮነን ዓለም ሙሉኡ ዝፈልጦ ሕጊ ሽሪዓ ሱዕድያ ሲ ንምንታይ እዩ ንዓኩም ዝሕመኩም ንሓንቲ ሓፍትኩም ኣብ ሱዕዲ ትቅመጥ ደዉልኩም ከመይ እዩ እቲ ሕጊ ሞ በሊዋ ካብ ምሕሪ ኣብ ገዛ ኮፊ ምባል ቅርጽ ናይ ነብሰይ ኣርማድዮ መስሉ ክትብለካ እያ።

    • @iuui3414
      @iuui3414 3 роки тому

      seaket demu wahed nebaleka demu demu elka texaref haye men eu zexhfaley men kexeh falka kades

    • @amanoneloves2506
      @amanoneloves2506 3 роки тому +1

      🤣🤣 ygermeka u wedi rimey sektom yom zeyhmsmka rsni u negeru

    • @eyobbokretsin2884
      @eyobbokretsin2884 3 роки тому +3

      @@iuui3414 ጉሓፍ እንታይ ዲኩም ሞስሊም እራይ ሓጻቢ መዓኮሩ ሓሳክ ኣረጊት ነጅስ

    • @iuui3414
      @iuui3414 3 роки тому

      @@eyobbokretsin2884 at trwae sekelka muslim aytebal an koeya meska zezareb zelku akmeka dela mesay aytemallas afenceka kaysbralka

    • @bereketewelde5443
      @bereketewelde5443 3 роки тому +2

      ይገርመካ ዩ ንዓረብ እንተ ተንኪፍካዮም ርእሶም ዩ ዘሕሞም ፡ምክንያት ግን እቲ መሓመድ ዝጸሓፎ መጽሓፍ ከይከውን ባርያ ናቶም ዩ ዝገብር ሰሚዐ

  • @hegdefmendefxirehezbi7368
    @hegdefmendefxirehezbi7368 2 роки тому

    Ewayy besmam temsgenka fetari orthodox gerka zeftrkani 💒💒💒👍👍👍

  • @Merhawi323
    @Merhawi323 3 роки тому +7

    ኣብ ሃገራት የዕራብ ዘለዋ ኣዋልድ ብሰላም የውጻየን

  • @mnbar_tum_eyu
    @mnbar_tum_eyu 3 роки тому +6

    እቲ ሓቂ ናይ ምስልምና እዚ እንዳኾነ፥ ሕጂ ብስም #ሓድነት ዕጥቅና ደርቢና ክንድቅስ ዝድለ ዘሎ።

  • @medhaniegoytom584
    @medhaniegoytom584 3 роки тому +1

    Thank you fani hawey!!!!nay dehan dika tefiekana ashaqilkana eka kulu etgebru anqahn azanayn eu emo qetslo amlak kea yhagzka

  • @habtomberhane5425
    @habtomberhane5425 3 роки тому

    ናዝኣቶም እንተዘይ ሰምዖ ምሓሸኒ ነሩ። ከምይ ገሩ ኢዩ እግዛኣብሄር እዝይ ኩሉ ጸጋታት ፈጥርሎም ባቡላታት።

  • @MATTI-YOW
    @MATTI-YOW 3 роки тому +3

    ነዞም ኣስላም ኤርትራ ኣዋልዶም ኣወዳቶም ኣኪብካ ናብኦም ምጉሓፎም ኢዩ መታን ናይባሓቂ ኣስላም ክኾኑ!

  • @amanmogos4548
    @amanmogos4548 3 роки тому +1

    Fnann Jigna ✝️✝️❤️❤️❤️

  • @abi-ob8pz
    @abi-ob8pz 3 роки тому +1

    ያ ጀምዓ ብዛዓባ ሙስሊም ኣይኮነን እዚ ዛዕባ ብዛዓባ ኣብ ስዑዲ ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮን ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ዘለዎም ኣራኣእያን እዩ ዝገልጽ ዘሎ ፍናን ሓውና ዘይተዋሓጠሉ በረኪና ይወስኸሉ ኣኸለ።

  • @kalabtadese3875
    @kalabtadese3875 3 роки тому +13

    ብሩህ ኣእምሮ ዝተዓደለ ሰብ ኣይኮነን ሲ ነቲ ከመዛዝን ዘይክእል እንስሳ ኳ ብከምዚ ዓይነት ጭኮና ኣይትሓዝን ናይዚኦም ግን ይገርመካ ኢዩ 😪

  • @soyraemba4191
    @soyraemba4191 3 роки тому +4

    ኣብታ ስዑድያ ኣስላማይ ይኹን ክስታናይ ሓንቲያ ዓብድ ትባሃል ስለዚ እቶም ደቂዓድና ዓብድኩም ኣይትረስዕዋ

    • @MATTI-YOW
      @MATTI-YOW 3 роки тому

      😁😁 ደቅዛ ትሕቲ ሰብ ማራ እኮ ኢዮም ዘከይፋኒ እዞም ነፋጣት ኣስላም ዓድና ነብሶም ስለዘይፈልጥዋ ባሮት ዓረብ ምኻኖም ዝነግሮም ስለ ዝሳኣኑ ዶኾን ይኾኑ!

  • @mlubrhangebremedhn191
    @mlubrhangebremedhn191 3 роки тому +6

    ዋውው ፋኒ ጠፊእካና እዚኣ ምጥፋእ ኣይትፍተዋ ።

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 роки тому

    Much respect much love Fnan hero

  • @zenithalem5503
    @zenithalem5503 3 роки тому +2

    Yesssssss fani brukkk mara ye thagisei nska bmnbabka. ,kemey dye enjoy dageberku semieyo

  • @samrawithalefom3913
    @samrawithalefom3913 3 роки тому

    ሱዑዲ ዓዲ ባርነት ንዓና ከማን ዓበያ ምኽዳን ለኪሞሙና :ፈጣሪ ብሰላም ዓድና ይምለሰና እንበር

  • @merhawimengstou1511
    @merhawimengstou1511 3 роки тому

    ፍናን ሓወይ እንካዕ ብዳሓን መጻእካ ዳሃይካ ኣይ ትሓባእ ብሩክ ዘርኢ።

  • @eritreaforeritreanonly4280
    @eritreaforeritreanonly4280 3 роки тому

    Fani welcome bro keep up your good job proud of you🇪🇷💎🇪🇷💫🤞

  • @jesusistliebe106
    @jesusistliebe106 3 роки тому +1

    መሃመድ አቲ ሩኩስ ነቢ ሸሪዓ ናይ ሞት ሕጊ አዩ ሓመ ዕዋላ

  • @tedros.ghebarghebar7402
    @tedros.ghebarghebar7402 3 роки тому

    Yeah absolutely right bro

  • @eritreaforeritreanonly4280
    @eritreaforeritreanonly4280 3 роки тому

    Hii guys can someone write me the name of the classic please many thanks

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 3 роки тому +2

    ኣብዚ እዋን እዚ፡ ኣብ ብዙሓት ሃገራት እስላማውያን ዓረብ ወዲ ሰብ ከም ጤለ በጊዕን ንብረትን፡ ከም ዝሽየጥ ዝልወጥ ንወለዶታት ከምዝውረስ ትፈልጡ ዶ?
    እዚ ናይ ባሮት ወይ ጊልያ ስርዓት ብስም እስላማዊ ሸሪዓ ኣብ የመን፣ ዳርፉር ሱዳን፣ ማውሪታኒያ፣ ኒጀር፣ ገጠራት ስዑድያ ... ይትግበር ኣሎ። እንተዘይኣመንኩም፡ ነቶም እንግሊዝኛ እተንብቡ ናይ መጽናዕቲ ጽሑፋት ክሕብረኩም እየ።
    ነቶም እንግሊዝኛ ወይ ዓረብኛ ዝርደኣኩም ግና ኣብዚ ተሊቪጅን ኣልጀዚራ ዘቕረበቶ ረኣዩ።
    በዚ ኣጋጣሚ፡ ንፍናን ኣፕን ብጾቱን ነቲ ናይቲ ድኹም ናይ ሃገርና ትምህርቲ ዝበደሎም ኤርትራውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣብ ምስትምሃር ንዝገብሮ የመስግኖ። እቲ ናይ ሃገርና ትምህርቲ ንሓደ ሰብ ክመራመርን ክሓትትን ኣይተባብዖን ጥራይ ዘይኮነስ ወረ ውን ንከይሓስብ ሰንፈላል ከምዝኸውን እዩ ዝገብሮ። እምበር እዚ ኩሉ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ወይ ኮለጅ፡ ኣብ ምዕቡል ሕብረተሰብ ዘልዎ ስርዓተ ትምህርቲ ፍሉጥ እዩ። Here is the slavery in Yemen produced by al Jazeera TV: ua-cam.com/video/hCVCKAC8WHo/v-deo.html

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 роки тому +1

      ማሊሻ -- እተባህለ ሓደ ሰብ፡ ቅድሚ ዕስራ ዓመታት ኣብ መርበብ ኣዝማሪኖ ዝጸሓፎ፡ እተወስደ፥ ኣብ ታሪኽ ዓለምን ፣ ኣብ ነዊሕ ዛንታ ሰብን ብጭብጢ እተረጋገጸ ሓቂ እንተሎ እዚ እዩ። ዝኾነ ይኹን ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ፣ ንሕሉፍ ናይ ዘመናት ታሪኹ ዝጸልእ ፣ ውርሻኡ ዝንዕቕ ፣ መረበቱ ወይ ትውልዲ ዓዱ ዝኽሕድ ፣ ቋንቋታቱ ብባርዕ ዘልምስ ፣ ቅርስታቱ ዘፍርስ ፣ ባህልታቱ ስርዓቱ ዘድፍር ፣ ደቂ ሩባኡን ጎዶቦታቱን ዘየኽብር ፣ ይትረፍ መሪሕነት ክጭብጥን ሃገር ክኣልን ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ሉኣላዊት ሃገርን መሬትን ውን ከቶ ኣይግበኦን እዩ። እዚ ከምዚ ዓይነት ነፍሰ ሙት ፣ ሕልና ዕሩብ ፣ ኣእምሮ ዕሱብ ጉጅለ ወይ ጭፍራ ፣ እንትርፎ ከም ጊላ ከዳሚ ወይ ዓብድ ናይ ባዕዲ ፣ ብናይ ገዛእ ርእሱ መንነትን ኣብራኽን ደው ክብል ብፍጹም ዝሕሰብ ኣይኮነን ።

  • @hakuna-matata5442
    @hakuna-matata5442 3 роки тому +10

    ዝጸልኣ ሃገር ካብ ዓለም ስዑዲ ዓረብ እያ። ንሱ ኸኣ ሃይማናታዊት ብምኻና እዩ። ናብ ሃገርና ቋንቋ ዓረብ ከጽድቕዎ ዝሓስቡ ዘለዉ እኮ ነቲ ቋንቋ ስለ ዝፈተዉ ኣይኮኑን እንታይ ደኣ ኣስላማዊት ሃገር ክገብርዎ እዩ ዕላማኦም። ኣይምሰልኩም ቋንቋ ዓረብ ምስ ሃይማኖት ዘታሕዝ የብሉን እንተበሉ።

    • @robi7719
      @robi7719 3 роки тому +4

      እመነኒ ኣነ ቃንቃ ዓረብ ንኤርትራ ንከይኣቱ ቡረት ኣልዕለ ምቅላስ ኣይጸልእን ቃንቃ ዓረብ ማሌት ሃማኖት እስልምና ማሌት እዩ በቃ ክብሊዕ
      (ብስም ኣላህ) ትቡል ክትጸግብ( ኣልሓምድኣላህ) ትቡል ኣላህ ዝቡል ቃል ኣብ ቓንቃ ዓረብ ምስ ነፍሲ ወከፍ ተዉጻኣ ቃል ኣላ. ኣላህ ማሌት ኪኣ ንኣስላም ጥራይ ዝምልከት እዩ መክንያቱ ኣላህ ስም ኣምላኮም እዩ ካልእ ቃንቃ ዓረብ ኣዚዩ የዕናዊ እዩ ባህልካ ልምድካ ቡዓቢኡ ይዕቡልለካን የትሕተካን እዩ ብፍላይ ንሕና ክም ክርስታን መጠን ስለዚ ቃንቃ ዓረብ ክሳብ ምጾት ዓለም ገጽ ኤርትራ ኣይክኣቱን እዩ ፡

    • @Kiros.meksebalem
      @Kiros.meksebalem 3 роки тому +9

      @@robi7719 ቓንቓ ዓረብ ንዓረባውያን ጥራይ ኢዩ ዝምልከትንዓና ተዛራብቲ ትግርኛ ኣይምልከተና ኢዩ ደቂ ተዋሃዶ🙏🙏🙏

    • @hakuna-matata5442
      @hakuna-matata5442 3 роки тому +4

      @@robi7719 ኣብነታዊት ሃገረ ሱዳን ኣላትና ካብኣ ንማሃር። ኣብ ሱዳን ልዕሊ ሾሞንተ ቋንቋ እዩ ነይሩ፡ ሎሚ ግን እንኮ ሓንቲ ቋንቋ ዓረብ እያ ዘላ። ከምዚ ፈተነ ዘጓንፈና ዘሎ እዩ ኣጓኒፍዎም ብእኡ ከኣ ተሳዒሮም ኣብዘይ ቋንቆኦም ርዒሞም ትሪኦም ዘለኻ። ካብዚ ይሰውረና"! እቶም ይዕንትኹም ዓሚትኩም ኣፍኩም ከፊትኩም ትዛረቡ ዘለኹም ሰባት ከኣ መጀመርታ ብዓይንኻ ምስ ረኣኻ ኢኻ ኣፍካ ትኸፍት እሞ መጀመርታ ይዕንትኹም ክፈቱ።

    • @robi7719
      @robi7719 3 роки тому +3

      @@hakuna-matata5442 ጽቡቅ ኣለካ ዝዓርከይ ባዓል እራን .ቱርኪ, ፓክስታን , እስላማዉያን ሃገራት እየ ግን ናተን ቃንቃ ኣለወን ንዓረብ ኪኣ ብስነ ስርዓት እየ ዝቃለሰኦ ዋላ ዉን ንዜጋታተን ኣብ ትምህርቲ ከም ሳብጀክት ኣይምህሮኦምን እየን ብፍላይ ቱርኪ ሲ ግዝኣት ኦትማን ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ከም ከምኣ እሉ ንእስልምና ክስፋሕፊሕ ዝጽዕሪ ኣይነበረን ሕጂ ዉን ከም እንደገና ፈንጠርጠር ትቡል ኣላ ምስ እዚ ኩሉ ግን ቃንቃ ዓረብ ኣብ ሃገራ ኣይተፍቅድን እያ ብዙሕ ካይራሓቅና ዉን ሶማል ክንቡል ንኩእል እና ናቶም ቃንቃ ኣለዎም ካላኣይ ቃንቃ ናይታ ሃገር ዉን እንግልሽ እዩ ስለዚ ቃንቃ ዓረብ ብዘይ ኩናት ብዘይ ዕጥቂ ከም መቃለሲ ኣጽዋር ዝጥቀማሉ እየን ባዓል ሱዕድያ ይኩና ካሎኦት ሃገራት የዕራብ ።

    • @abebabrhanni7039
      @abebabrhanni7039 3 роки тому +1

      Saudi arabia keman naeka Aytfetwekan ya kemau semiae

  • @sdethsum1610
    @sdethsum1610 3 роки тому +4

    ከም ሎሚ ፅቡቕ ዘረባን ሓቅን ተዛሪብካ ኣይ ትፈልጥን
    Fnan አስሊ ኣብ 2020 ኣብ ከምዚ ክትነብር ምንኮር ዩ

  • @supertv3664
    @supertv3664 3 роки тому +2

    Fnan xelae Aslamai eka kab aslam tbel twel bzaeba kem husum techqinen zelewa eretrawyan zeytzareb.

  • @yaredchrkos816
    @yaredchrkos816 3 роки тому +2

    ክክክክክክክክ ፋናን ባዕሉ ፈጢሩ ኣይኮነን ዝዛረብ ዘሎ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ዝተገበረን ዝተወረየን እዩ ስለዚ ገለኹም ንፋናን ብካልእ መልክዕ ትጥምትዎ ኣለኹም እዚ ጌጋ እዩ

  • @phlippasme379
    @phlippasme379 3 роки тому +1

    አዚ ደኣ ባርነት አንድዩ

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 3 роки тому +1

    You have done the most in educating the most uneducated young Eritrean generation because of the extremely poor social sciences curriculum in Eritrea. There are some more subjects, you may add. Such as the slavery in Sudan and Darfur, the slavery in Yemen and many Arab world that is still going on in the name of Sharia law.
    Here is the slavery in Yemen produced by al Jazeera TV: ua-cam.com/video/hCVCKAC8WHo/v-deo.html

  • @fshamehari3214
    @fshamehari3214 3 роки тому

    ብጣዕሚ ጽብቅ ዜኖ ቀጽሎ

  • @binyamyemane213
    @binyamyemane213 3 роки тому

    merci fano hawey

  • @Golagultv
    @Golagultv 3 роки тому

    Ezian hiwet zeyblen ab alem ztehate atahasasba zelowom eyom so God bless you fanniii

  • @natyhalaley8363
    @natyhalaley8363 3 роки тому

    Jes hasawi

  • @amanboas4427
    @amanboas4427 3 роки тому +3

    Faniiii broo enkee mexakana nay panadoley eka fani ab kexali nay hotel dubai srhit mossad kitkribelna emhxeneka

  • @mommyforever7277
    @mommyforever7277 3 роки тому +1

    Welcome Fnan
    The truth teller

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 роки тому +4

    Wedi tom jeganu kab kedemom Fnan hero intelligent much more respect much love appreciate you

  • @fekeriiyuementey6336
    @fekeriiyuementey6336 3 роки тому +1

    Welcome

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 2 роки тому

    አስላማይ ምእማን ማይ ምሕቆን እዩ መወዳእትኡ

  • @berhaneredie5297
    @berhaneredie5297 3 роки тому +1

    Fnan hawey kulu geza natka demxi kesame yedali eya gen qaxale enta tegabro mehsani

  • @ሳሚፈቃርኤርትራዊሳሚፈቃር

    ፍናን ነብሲ ብናይ ቢተወደድ ፍምጺ ምጅማር ኣይተቓርጽ ንስኻ እውን ስምዓዮ ኩሉ ግዝየ ናይ ቢተው

  • @gojtomgojtom9788
    @gojtomgojtom9788 3 роки тому

    Faniiiii ambesaaa 🥰❤❤❤❤❤❤

  • @yiki7979
    @yiki7979 3 роки тому

    Wellcome fani hawey tefikana eko qenika nay dahan yigbero 🥰🥰

  • @ደላይሰላም-ወ9ፐ
    @ደላይሰላም-ወ9ፐ 2 роки тому

    ልክዕ እዩ ገሊኡ እዩ ከቢዱ እንበር ጥራሕ ዝባነን ዳኣ ዘይከዳ ናይ ሃገርና እዩ በል ኣከዳድና ባዕሊጉ ዘሎ

  • @yaredchrkos816
    @yaredchrkos816 3 роки тому

    እውይ ኣእዛነይ ብዙሕ ዘገርምን ዘባሳጭው ነገር ሰሚዐን እየን እሞ ከምዚ ዝበለ ግፍዒ ግን ኣይሰማዕኩን ከምዚ እንድሕር ኮይኑ ድኣ እዘን ኣዋልድ ኣሕዋትና ስለምንታይ ናብኡ ምኻድ ይመርጻ ምክንያቱም ኣይኮነን ንጓና ንተን ኣብኡ ተወሊደን ዝዓበያ ኮስ ክንድዚ መግፋዕቲ እውይ ትቦቅስኩም

  • @williamasmerom6677
    @williamasmerom6677 3 роки тому

    እቲ ዝመጽእ ትሕዝቶ ብጣዕሚ ጽበቅ እዩ ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን ኢና ግን ሓንቲ ነገር ኣላ ንሳ ካኣ ኣብቲ ድምጺ ብጣዕሚ ትሕት ዝበለ እዩ ሞ ብዝተኻኣለ ድምጺ ወስኸላ የቀንየልና

  • @davelove3926
    @davelove3926 3 роки тому +1

    Welcome bro 🙏🙏🙏

  • @filifili1592
    @filifili1592 3 роки тому

    Berhan gexu enka demxka semana tefiekna eko

  • @shabi2755
    @shabi2755 2 роки тому

    Ab western countries zelewa deki anesteyo soudi znebera muchot nay soudi halime ayxegbon eyen .

  • @eyobbokretsin2884
    @eyobbokretsin2884 3 роки тому +4

    ካብ ሞስሊም ዲኣ እንታይ ጽቡቅ ክረኽባ

  • @tplf1448
    @tplf1448 3 роки тому +8

    ኣቦታትና እኮ ሓቆም እዮም ገጽ ክከልእዎም

  • @awetkubrom3817
    @awetkubrom3817 3 роки тому

    እዋ ከምዚ ከ ኣሎ ዱ ጹብቅ ትምህርቲ ፋኒ ሓወይ

  • @abebabrhanni7039
    @abebabrhanni7039 3 роки тому +1

    Bejakum zeytfeltwo Aytzarebu ab ada dae suaudawit kebira baewtista ya tmelales neyra nsom yom nkalie zega wekil zkonu enteterediauka kefil yu zbahal enber nsen dae entay wekil delyen nsen ye wekil zkonu hawna kbret gal ansteyti keae Abzi alo hawey dae.hkmna ndeqi adi wekil ayedlyomn yu n kalie zega keman insurance entezeyblu yu hteteni baeley kulu keflteka

  • @djhenri9755
    @djhenri9755 3 роки тому +6

    ኣቤት ድምጺ ካናሪ ሎሚ ኣብ ኮለጅ ካብዚ ናትካ ዘይፍለ ክመሃር ዊዒለ

  • @binyamyemane213
    @binyamyemane213 3 роки тому

    fano jegna

  • @shabi2755
    @shabi2755 2 роки тому

    Entay emo tfelto finan kem nay soudi dekenesteyo kem nigisti tineber ab aalem yelan , zeytifelto aytezareb.

  • @goodfridayg8803
    @goodfridayg8803 3 роки тому

    Arbi da enetay dalekom behayemonat eyom zemereho

  • @kusu03.06
    @kusu03.06 3 роки тому

    Ja Nay hake Filme alkmne Abe temhrte armna lmante, zegrm eyu hzene💔

  • @kibromgoitom4044
    @kibromgoitom4044 3 роки тому

    Fani broy 🔥🔥🔥🔥💪💪😂💪👈🙏

  • @ahmedahmed-ys6it
    @ahmedahmed-ys6it 3 роки тому +2

    ፍናን ፅልኢ ኣብ አስልምና ዋላ አኮ አንተዘራአኻ ሓቂ ኩሉ ግዜ ተነቃፊት እያ አስላም አንተዘይህሉ መሰል ኣይምሀለወን ኣብ ዓለም ፀለምቲ ሰባት አስልምና ነፉልማይ ግዜ ከም ሰብ መሰል ዝሃበ አዩ ኣብ ደስ ዝበለካ search ግበር ከምዚ ትብሎ ዘለኻ አንተዝኸውን ንምንታይ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ብቁልጡፍ ይስፋሕፋሕ ኣሎ ካልእ ይትረፍ ካብ ዓለምና ዝርኣዮም ተፅዕኖ ፈጠርቲ አስልምና ኣይምስተቀበሉን ንኣብነት ከም micheal jackson.micheal tayson.mohamed ali.len loon.malcom.x more more please aytigage

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  3 роки тому +3

      ብዛዕባ ስዑዲ ዓረብ እምበር ብዛዕባ እስልምና ኣይተዛረብናን

    • @ahmedahmed-ys6it
      @ahmedahmed-ys6it 3 роки тому

      @@fnanappinfotech አቶም ሓቀኛታት ምሰ''ምስኣጽቀጡስ:አቶም ሓሰውቲ ንሕና ኢና ሰብ ሓቂ ኢሎም። ኢማም ኣቡጣሊብ abti ብ subcriberka ዝጽሓፍ ዳአላ ወይ ምብርትታዕ ሕልናኻ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝበኣሰ ከይመርሖ ደው ኢልካ ኣስተውዕል።ነቢይና መሓመድ ንዓለማት ሽልማት ደኣምበር ስግኣት ኮይኖም ኣይሞጹን ተዝኸውን ኔሩ ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበትና . ካብ አንስሳ ተፈሊና ኣይምስተረኣናን። ዳሓር ከኣ ክትፈትወኒ ግዴታኻ አንተዘይኮነ ክተኽብረኒ ግን ግዴታኻ አዩ አዚ ካብ መርዚ ዝኸፍአ ሓሶትካ ካባኻ ሓሊፍ ሰባት አቶም ብሽፍን ዓይኖም መሓመድ ሽፍታ አንዳበሉ ዝኹተሉኻ ክኣ ኪዱ ብዛዕባ መሓመድ ኣንብቡ በሎም ሽዑ አንታይ ክኸውን አዩ አቲ ውጺት ይርኣይዎ ።

    • @cascoca5017
      @cascoca5017 3 роки тому

      @@ahmedahmed-ys6it ember ke aslamay eka gerimuni nfalmay agebab geru dibate zgebir hiji naeka rekibe so u r smart

    • @ahmedahmed-ys6it
      @ahmedahmed-ys6it 3 роки тому

      @@cascoca5017 alhamdulilah ኣነ አየ ። ወልሓደ ፈጣሪ የለን ብጀካ አቲ ሓደ ፈጣሪ ኣላህ ። አየሱስ ሙሴ ኣብርሃም መሓመድ አዞም ኩሎም ብፈጣሪ ተመሪፆም መልአኽቲ ናብ ህዝቦም ንኸብፅሑ ዝተኣዘዙ ከም ዝኾኑ ብሙሉአ ልበይ ዝሰማምዓሉ ሓቂ አዩ።

    • @عبدالدايمفرج
      @عبدالدايمفرج 3 роки тому

      @@ahmedahmed-ys6it ahmed ezi Fenan zeblo zelo kulu haki eu sek ilka zekowen zereba kolu aytezareb . zeytenegre ember Zeytegebre yelen ab soudi areb . aytehrek dema .nay Michel Jackson kea kemu ilka kalei geziye aytezareb mukhneyatu heji zebezeh muhuren shekhaten kab Islemena yewetsu alewu key ferehu dema ab sociale medeya wetsieom yezarebu alewu balom

  • @hawisalem2685
    @hawisalem2685 3 роки тому

    Pow Entay Aynet hzbi eyom eziom

  • @discover-tv
    @discover-tv 3 роки тому +3

    ⛔ሰዓብቲ ጸልማት || ኣምለኽቲ ሰይጣን||
    ኣብ ኣአምሮና ብምስጢር ሓደገኛ መሳርሒኦም የቀምጡልና ኣለው።⛔ ንዓና ክርስትያናት ኣገዳሲ መልአኽቲ ኣለዋ ሸለል ኣይትበልዋ የሕዋት || ua-cam.com/video/eTtHpsjWNAk/v-deo.html

  • @flimonabraham4440
    @flimonabraham4440 3 роки тому

    Ney Seytan Bete Mengisti eko Saudi Arabia eya eko.

  • @abelisak9874
    @abelisak9874 3 роки тому +1

    Eziom sebat aykonun entay anet sebat eyom

  • @ImproudbTigrinya
    @ImproudbTigrinya 3 роки тому +3

    እዞም ዓካራት በራዪ የዕራብ ኣብዚ ትጻረፍ ዘለኩም ሰብ ሕረዱ ክትጸድቁ ሃይማኖት ሰብ ኣሚንሉ ተኣተወ እንበር ከምዚ ናይ ዞም ወጃባት ኣም መስጊድ ንሕልፈት እንዳፈረድካ ክወጽእ ዝደለየ ክከውን የብሉን በሃላይ እየ ሓሊማ ተሸፊና ስለ ዝከደት ዘይ ትሽርሙጥ ይመስሎም ብሓዋ ከም እንስሳ እንዳተገበረት ኣብ ገዝኣ ብዛዕባ ሽርሙጥና ድኣ ካብ መሓመድ ኣትሒዝካ ሸራሙጥ ጋል ሽድሽተ ዓመት እንድዪ ዝዕምጽ ነሩ ሓሜ ዕዋላ ርጉም ከልቢ ኣጀርስ ኣቢልዎ ኣብ መወዳእታ ካብ መርየት ኣፈልፊለ ኢሉ ጸባ ከርእዮም ምስ ቀበራ ከልቢ ሰትይዋ ጸኒሕዎ ካብ ሽዓ ከልብ ጸሊእዎ

    • @siedabdela7559
      @siedabdela7559 3 роки тому +1

      Sam wedi shurmta xumake suwa fuck orthodox

    • @Kiros.meksebalem
      @Kiros.meksebalem 3 роки тому +1

      @@siedabdela7559 kkkkkkkk ልዕሊ ዓቅምካ እስከ ኣትጻረፍ ::ደይ ሓቂ እንዳኣሉ ተዛሪቡ ወዲ ማሓመድ .ጋል ሸውዓተ ዓመት ኢዩ ዝጋሰሳ ነይሩ ኢሎሞ እስከ ኣብርሃልና

    • @ImproudbTigrinya
      @ImproudbTigrinya 3 роки тому +2

      @@siedabdela7559 ቅቅቅ ኣታ ረዋኢ ሓፍቱ ምስ መሓመድ ገረ ክረውኣኩም እየ ወዲ ሽፍታ ሰብ ሕረድ ክትጸድቅ መሓመድ 70 ደላግል ክቅርበልኩም ዪ ኣብ ሰማይ ስዕዲ ዓለም ምሉእ ዝፈልጣ ጉሓፍ ንጋለንስተይቲ ከም እንስሳ ትርኢ ዓዲ እንድያ እቲ ኩሉ ሽግር ከኣ ቁርኣን ዪ ስለዚ ከመዴኩም ኣቢልኩም ዋናታት ዘለውዋ ሃገር ንስኩም ክትጣበቅላ ትውዕሉ ወጃባት ደቂ ሓረድቲ

  • @abebabrhanni7039
    @abebabrhanni7039 3 роки тому

    Ewae Aytweskelu bejaka kemzi adi ztiem keman yelen bkulu wegenatu hawey wedi kalie zega yu bwereqet znebr nsom dae entay kefil delya,bejaka kem suaudawit kbrti keman yelen

  • @mohmoh-ce9bi
    @mohmoh-ce9bi 3 роки тому +1

    Yigermeka yu private school bfluy license N deki anstyo tray yu zwehab

  • @fiorygere514
    @fiorygere514 3 роки тому

    Sarake

  • @gottistallesfurmich9957
    @gottistallesfurmich9957 3 роки тому

    Nhna ewn xubuk ayrekbenan ba arabiawi tkebibna

  • @tesfalemmahari7481
    @tesfalemmahari7481 3 роки тому +5

    ስዑድያ እዚ ሕጊ እንተዘይትክተል ነይራ ኣይምማዕበለትን ነይራ ህዝባ እውን ኣብ ህኮትን ድክነትን ምነበረ ነይሩ

    • @slamslam54
      @slamslam54 3 роки тому +1

      dehan eyu abeu alku msti haymonoten ewun yked eyu

    • @peacelove1806
      @peacelove1806 3 роки тому

      ክርስትያን ዲኻ ?

    • @tigrinyatube
      @tigrinyatube 3 роки тому

      ኣልግስ ኪድ ነሓብትኻ ከሙ ግበርስ

    • @peacelove1806
      @peacelove1806 3 роки тому +1

      @@Blue_2024 ወድ ማሓመድ ሽፍታ ሙኻኑ እኮ ኣይስሓትኩዎን።

    • @tesfalemmahari7481
      @tesfalemmahari7481 3 роки тому

      @@peacelove1806 ewe

  • @mohmoh-ce9bi
    @mohmoh-ce9bi 3 роки тому +1

    Mnchi xhufka kabey yu

  • @SrjM123m
    @SrjM123m 3 роки тому +3

    ንስኹም ደለይቲ ፍትሒ ትባሃሉ እምበር ደለይቲ ሽግር ኢኹም
    ንስኹም ድማ ሃገርና እንተትሕዝዋ ካብ ህግደፍ ንላዕሊ ምኸፋእኩምና

    • @cinemaroma9985
      @cinemaroma9985 3 роки тому +2

      Eske melseley entay eyu kefiuka, bzaeba Saudi areb entay ymlketeka

    • @tedrosnegash2851
      @tedrosnegash2851 3 роки тому +2

      Kkkkk eway haki endiu dizareb zelo

  • @abiel2daniel8
    @abiel2daniel8 3 роки тому

    Ab gele Shenku ne Eritrea 🇪🇷 yewkl u

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem 3 роки тому +1

    ፋኒ ግደፍ ዎሽጠይ ፈሊጥካ ዲካ ትጠፍ ዘለካ

  • @zuzubani4489
    @zuzubani4489 3 роки тому

    Ab Mexhafka zelo mesel deqinstyo ree

  • @binyamyemane213
    @binyamyemane213 3 роки тому +2

    saudi arabia amial ufffff

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 2 роки тому

    አስላማይ ልክዕ ከምዞም ሻዕብያ ህግደፍ ኢኹም ናይ ካሊእ ሪኢቶን ሓሳብን ትህቡ ናትኩም ተተላዒሉ መፀረር ይሕዘኩም ተይ ዐይነት ሕስድና ዝጠስጠሰ ሰይጣን እዩ ሰሪርኩም ዘሎ

  • @robidani13
    @robidani13 3 роки тому

    Dehay nay qumalka trah gber

  • @senayberaki4276
    @senayberaki4276 3 роки тому

    Kemza nay saudi nab eritrea yebilo awalid kemea iya tedliyen

  • @muradmurad6419
    @muradmurad6419 3 роки тому +2

    እዝ መስል ዝመልክት ኣይኮነን ፁክ እልካ ናብዘይትፎልቶ ኣይትቶ ብሃይማኖት ዝተፀደቀ እዩ። ሓንቲ ጓል ወይ ሓደ ወዲ ሰላም ክባሃሃል ብሃይማኖት እስሊምና ኩሉኩል እዩ ትብሎዘለክ ዝግድስ ኣይኮነን ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ብዘይካ ስርዓት ሃይማኖት ካል ስርዓት የለን ኣብ ካሎት ሃገራት ቡዙሕ ሃይማኖት ስለ ዘሎ ኮይኑ እምበር ስለ መስል ኣይኮነን ክትፈልት ሓውን ሓፍቱን ኣብ ክላስ ኣይደክሱን

    • @asmarafanuseritrea7518
      @asmarafanuseritrea7518 3 роки тому

      አወ, ግን ኩሉ ኣይኮነን ካብ አስልምናዊ ሕጊ ውን ዝወጸት ኢያ፡ ንኣብነት ኣብ አስልምና ጋል ኣንስቴቲ ክትሕጀብ አምበር ቡርቃ ምሉአ ገዛ ብጀካ ዓይና ኣየአዝዝን ኢዩ ኣብ ሱዑዲ ግን ግድን ዓይነን ጥራሕ ክከፍታ ዝግድድ ከተማታት ኣሎ፡ ማኪና ውን ምስ ሃይማኖት ዘታኣሳስር የብሉን ግን ኣብዛ ሃገር ደቂ ኣንስቲዮ ከዝውራ ኣይፍቀደንም ኢዩ፡ ክትምሃር ውን ዘገም ኢዩ፡ ናብ ደገ ክትገይሽ ዋሕስ ክገብራ ኣሎወን፡ ስለዚ ኩሉ ካብ አስልምና ወጻኢ ዝኮነ ግን ከም ሕጊ ዝጸንሐ ኣልዒልዎ ኢዩ መሓመድ ቢን ሳልማን። ብሓጺሩ አዚ ትሰምዖ ዘለካ ካብ ባህሊ አስልምና ኢዩ ትብል አንድሕር ኣለካ ኮይንካ ሓውና, በጃካ አቲ ሃይማኖት ሓቀኛ ትአዛዝ ኣምላኽ ዲዩ መርምሮ ምስ ነብስካ ምኽኒያቱ አስልምና ባህሊ ናይ ህዝቢ ቑረሺ ናይ 7ይ ክፍለ ዘመን አምበር ካብ ፈጣሪ ትአዛዝ ኣይኮነን።

  • @militenegasi172
    @militenegasi172 3 роки тому

    Natka gebre nsekas kameran indika

  • @militenegasi172
    @militenegasi172 3 роки тому +1

    Fenan ta wakriya abye dea tahabieka motrus

  • @ahmedassed737
    @ahmedassed737 3 роки тому +2

    Kusumak wediza komarit wahid

    • @Simonwedimile
      @Simonwedimile 3 роки тому +1

      Entay sile zibele eu eti xegem

    • @wediafie9901
      @wediafie9901 3 роки тому +2

      Ehi haqi aytzarebu dyu ? Dnzuzat koynkum alem abmntay bexiha ala nskum ka ab zemene mesafnti trebo🤔😂😂

    • @samiwediqeshi8780
      @samiwediqeshi8780 3 роки тому +2

      Anta hawey haqi mzrab yexarf diu machen ab gaul ansteyti zelekum chkona kqalae aytdeliuwon ekum

  • @mahmoudsalehibrahim2107
    @mahmoudsalehibrahim2107 3 роки тому +1

    ihita hasawi aleka dika bijeka islam aytemxin diya izia chanel kali amxi Seb zimaharelu

  • @hamedmohamed5571
    @hamedmohamed5571 3 роки тому +2

    Antey atweka nay arbia trwey

    • @mommyforever7277
      @mommyforever7277 3 роки тому +6

      Niska ke entai gedishka nai saudia nai hagerka zeytgebr welas eta rksti haimanotka eya tenkifatka

    • @ImproudbTigrinya
      @ImproudbTigrinya 3 роки тому +3

      ወዲ ንዒማ ጀልፋፍ ዳዕሽ እንታይ ይምልከተካ ንስካ ከ ወጃብ ሰክ ሳግም

    • @er2531
      @er2531 3 роки тому

      @@ImproudbTigrinya nay ziom yegarmaka eu sami hawey gen xebuk melsi meliskalu risom xibib eu

    • @er2531
      @er2531 3 роки тому +1

      @@ImproudbTigrinya bezaba tegray aytzarbu endabelu be sudi arb yehlaku beyn eyom wediy legibomna

    • @sarumediasarumedia1194
      @sarumediasarumedia1194 3 роки тому

      Wejab etay yemlketka

  • @berekethabte940
    @berekethabte940 3 роки тому

    ጋል ክትወልድስ መርገም ዩ ኣብ ሱዑድያ ማለት ዩ እኮ

  • @flimonabraham4440
    @flimonabraham4440 3 роки тому

    Muhammad shifta qtali neyru nusom kea kemu Muhammad shormuta neyru nsatom kea sheramut 🤮🤮🤮🤮🤮Entay dea teuy kigebru Seytan endyu abeom

  • @alimahmoud4319
    @alimahmoud4319 3 роки тому +2

    at weid sharmut ahwatka ab godan yshrmuttu alu nesaka nay saudi tezarab nay hagerka zey tagaber weid komarte

    • @teweldeabrha3470
      @teweldeabrha3470 3 роки тому

      Entadieka ymlketeka nskake wela suedawi ika. Wedka lwti

    • @filikflom426
      @filikflom426 3 роки тому

      Haki u ata wedi kowel haki koynu merirka msh akur

    • @Sharon.91
      @Sharon.91 3 роки тому

      Etti hakena story nay saudi gual ansteyti eyu tezaribu ne haimanot ayserfen , hige mengisti eyu zenegir zello. Entay eyu gegiu bejaka ???

  • @yahyaosman1381
    @yahyaosman1381 3 роки тому +1

    Habibi Christian & yahude mengadom ente da zey atikha ze geberka geber ay kefatwookan eyom.yebel ab mesthafna.awalede muslim kem awaledkum terah kedanen mis kada ketefatwoona ekhuuuum.ane Eritreawi ab saudi zelakhuu seb eyi.....yewa ne awaled adina.etan been taffer zelakha kem seb aykarana eyen abzi bi mehir tsegab.natka geber been ayteshakel

  • @omerahmedin8688
    @omerahmedin8688 3 роки тому +2

    Ata adge zoknka neska bezab foqdo zeshermethu zelo ahwat ert zaytezrb gual sude arab behilme kaman aytrekbnka

    • @aslitube4432
      @aslitube4432 3 роки тому

      Qontyatka dya😉😂😂

    • @ImproudbTigrinya
      @ImproudbTigrinya 3 роки тому +2

      ኣታ ወጃብ ረዋኢ ሓፍቱ ዳዕሽ ሰብ ሕረድ ክትጸድቅ

    • @omerahmedin8688
      @omerahmedin8688 3 роки тому

      @@aslitube4432
      Kabu zekfe foqodo zewldan zemxa ahawtkum geda zaytezrbu danaqur

    • @omerahmedin8688
      @omerahmedin8688 3 роки тому

      @@ImproudbTigrinya
      Aqmeka eka tezrbka

    • @sarumediasarumedia1194
      @sarumediasarumedia1194 3 роки тому

      Ata wejab aymlketkan eyu nska ka bzab sude eyu dezarb zelo

  • @ramadanabdella3398
    @ramadanabdella3398 3 роки тому +4

    Ata hawey haftika fokodo adi teshormot ala

    • @nehmiyaheaven506
      @nehmiyaheaven506 3 роки тому +1

      Hmak aytzareb hawey shirmutna ab adi areb ygedd

    • @callmedaddy3334
      @callmedaddy3334 3 роки тому +1

      I want to talk to you but when I saw your name I stopped

    • @ethanielfilemon9743
      @ethanielfilemon9743 3 роки тому +1

      ua-cam.com/video/pzLrMQcdWcM/v-deo.html ,,,,,,,,,, mohamed yegeber neru

    • @ImproudbTigrinya
      @ImproudbTigrinya 3 роки тому +1

      ኣቱብ ወጃባት ዳዕሽ ሰብ ሕረዱ ክትጸድቁ ሓፍትኩም ጥራይ ድበሩ ዓካራት ዳዕሽ ምሽርማጥ ድኣ ካብ መሓመድ ንላዕሊ ሸርሙጣ ኣሎ ድዪ መሓመድ እኮ ህጻውንቲ ቆልዑ ዪ ክረውእ ይውዕል ነሩ በዲልኩም መሓመድ እዚ ሽፍታ

    • @asmarafanuseritrea7518
      @asmarafanuseritrea7518 3 роки тому +1

      ኣንታ ሓወይ አተን ኣሕዋትኩም ሰብ ዕባያ አኮ ኣሾርሚጥናየን ኢና አንታይ ኢካ ከተዛርበና ደሊካ? አንቃዕ ከማን ንፈልጠን ኮና ወደይ, ኣስላሜቲ ጋል ምስ ኣስላማይ ክትዘውር ወይ ብዕርክነት ኮለል ክትብል ሪኢካ ትፈልጦ'ዶ? በል ምስ ክርስቲያን ኢየን ኮለል ዝብላ ሰብ ዕባያ ሓበሻ

  • @yosiefhabtom5216
    @yosiefhabtom5216 3 роки тому

    እዚ ሃይማኖት ኣይኣምኖን እንድያ እቲ ምንታይ
    ደማ
    ጥራይ ነብስካ ተፈጢርካ
    ጥራይ ነብስካ ምካድ ሓጥያት እዩ ስለዚ ዘብል መጽሓፍ ቁዱስ
    ናይ ቁሩኣን ዉን ከምኡ
    ኣዳምን ሄዋን ሓደ ምስ ሓደ ተፈጢሬም እና በለስ
    ምሓመድ ግን ነዚ ቀይሩ ሓደ ሰብኣይ ክሳብ ኣርባዕተ ምባሉ ምሓመድ ታራ ሰብ ናይ ሓሶት ነቢ ምኾኑ ትርዳእ
    ሃይማኖት ዓለምና ናይ ሓሶት ድራማ እምበር ምስ ኣምላኽ ዘራክብ ከምደይብሉ በቲ ተጋራጫዊ መልእክቱ ትርዳእ

    • @moasmera9176
      @moasmera9176 3 роки тому +1

      Yosief Habtom
      ከምዝመስለኒ ኣብ ኩሉ ሃይማኖት ኢኻ ዘይታኣምን ?እዚ ምርጫካ እንዲዩ ግን ን ኣፍልጦኻ ኣነ ክሕብረካ ምቅባልን ዘይምቅባልን ናብኻ ይገድፎ፡ኣብ እስልምና
      ፈርዲ ድባሃል ኣሎ ንሱ ኻኣ ግዴታ ከተግብሮ ዘለካ ከም ስግዳን፡ጾም፡ድኻ ምሕጋዝ ገለ ይማልእ ካልኣይ ካኣ ሱና ይባሃል እንተ ገበርክዮ ጽቡቁ እንተዘይገብርካዮ ካኣ ወልሓደ ፡ እዚ 4ተ ኣንስቲ ካኣ ተደለኻ ትኽእል ኢኻ ኢዩ ዝብል ግን ብዙሕ ሕግታት ኣለው እቲ ሕጊ ገድፍና ግን ንምንታይ ተፈቂዱ ከርዳኣካ ክፍትን ፡ብቅልል ዝበለ ኣብቲ ግዜ ኩናት ይወፍሩ ስለ ዝነብሩ እቶም ኣብ ኩናት ዝስውኡ ኣንስቶምን ምስ ደቀን ኣለይቲ ን ኽረኽባ ተባሂሉ ዝተፈቀደ ኢዩ ፡ካልእ ውን ወዲ ተባዕታይ ናይ ኣቀዲምካ ናይ ሙማት ተኽእሎ ኣሎ እዚ ካኣ ብ ሳይነስ ዝተራጋገጸ ኢዩ ፡ በዚ ምኽናይት ካኣ ዝበዝሓ ወይ ገለ ደቀንስቲዩ ብዘይ ሰባይ ዕድሜአን ልክዕ ክንበራ ተኽእሎ ኣሎ ፡እዚ ወላ ኣብዚ ምዕቡል እዋን ብ ሳይነስ ዝተርጋግጸ ኢዩ ስለዚ ኢዩ ድማ ኣብ እስልምና ዝተፍቅደ ብሕጽር ዝበለስ ነቶም ኣብ ኪናት ዝሞቱ ኣሰብኡት ኣንስቶም ዝበልዕኦ ሲኢነንን ወይ ደቀን ከይጠምወን ንማለት ናብ ካልእ ዝኸፍአ ስርሕ ምንዝርናን ገለን ከይከዳ ቆልዑ ካኣ ከይዝኽትሙ ኢሉ ዝትጀመረ ኢዩ ከይነውሓካ ግን ናኣፍልጦ ኢየ ጽሒፈልካ ከምዞም ዝጻረፉ ገለ ኮንካ ስለ ዘይተሰማዕካኒ ሶ ባዓቅመይ ኣሕጸረ ገልጸልካ ኣልኹ ከምቲ ኣቀዲም ዝብልኹኻ ክዋሓጠልካን ከይዋሓጠልካን ናብኻ ይገድፎ ሰሰናዩ።