ኣዛናዪ ዕላል ምስ ድምጻዊት ነህምያ ዘርኣይ 2/2 /new eritrean show Artist NEHMIA ZERAY 2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 49

  • @peacetoallofus7428
    @peacetoallofus7428 8 місяців тому +2

    I like her confidence ❤❤❤❤

    • @sunshining3697
      @sunshining3697 8 місяців тому

      Please ,don’t confuse her this is not confidence 😂😂

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 8 місяців тому +3

    ሕጂ ግርም ገበርኪ ኤዱ ምቅርቲ ከምዚ ጌርኪ የዕብያ እዛ ቻነል ንሕና ካኣ በዚ ኣጆኺ❤❤❤

  • @naybakalu7359
    @naybakalu7359 8 місяців тому +1

    well come ኢዱ & ነህምያ

  • @Gdjutvkdhyfkjjdrrj
    @Gdjutvkdhyfkjjdrrj 8 місяців тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 My favorit

  • @mesginahabte3391
    @mesginahabte3391 8 місяців тому

    Wellcome azina nfetwa Nihmya ❤❤

  • @rahimalazu9678
    @rahimalazu9678 8 місяців тому +2

    Nihmiya amlak yebarka

  • @LindaHabesha
    @LindaHabesha 8 місяців тому

    Nihmia meareyyy btami eye zfetwek bflay goroki lhtet zbele kale btami eki elalki bahriki tekeyfni gale eki kulu gzi kea zemrlu eki gororki

  • @mheretogbazghi7491
    @mheretogbazghi7491 8 місяців тому +3

    ነህምያ አብዚ ግዜዚ ወሊድኪ ዘሚድኪስ አብ አከዳድና ግን አይግድን አምጺእኪ ስጋብ ህጂስ ጽቡቅ ኔርኪ ከምዝነበርክዮ ቀጽሊ please

  • @nimrodgabriel2266
    @nimrodgabriel2266 8 місяців тому +1

    foooo halewulowe

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 8 місяців тому

    Azany elali zay kona zena zehzenen zeguhn eu😢😢😢

  • @churoe5082
    @churoe5082 8 місяців тому

    Aeti aantal nahmiya naytegaru like nktrekbis eretra teneaeesi aeleki aeti gohaf

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 8 місяців тому +4

    ጸውዕ ተበልክዎ ብዓል በለስ ቆርጫጭ እኮ ንሰራዊትና ክህረም በሎም ደክሮም ቁሮጾም ዝቢል ዜማ ዝሃበ ንትግራወይቲ ኢዩ ሰብ ክታሃራረም ዘታባብዐ እዩ እቶም ካልእ እውን ከሙኡ ነዚኦም ጽቡቅ ኣለዉ ምባላ? ብዝኾነ ሸተት ከየብሉኺ እዞም ጽረ ጽረ ኤርትራ❤❤❤❤

  • @tigisteshetu7004
    @tigisteshetu7004 8 місяців тому

    Nemia shkior ❤❤❤

  • @naodkifle4499
    @naodkifle4499 8 місяців тому

    ንህምያ ሓፍትና ኤርትራውያን ራሲስት ዘይ ኮና ዘርእና ምስ ዝኮነ ዘይ ወዲ ዜጋና ክንሕውስ ስለ ዘይ ንደሊ ኢና። እዛ ብዛዕባ ክትራን ክኣ ጌጋ ናትና ዘይ ኮነ ናቶም እዩ። ኣብ ኤርትራ ዝኮነ ጋሻ ኩቡር እዩ ዝክተር የለ ዝስረቅ, እዚ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ጩዋ ህዝቢ ስለ ዝኮነ እዩ, እዘን ብስደት ንነብረለን ዘለና ሃገራት ኣፍሪቃ ግን ተቀበልቲ ጋሻ ኮይኖም ዘይ ኮኑ ገንዘብ ኤርትራዊ ደልዮም እዮም ዘንብሩና ዘለዉ እምበር ኣክቢረሙና ወይ ፈትዮሙና ኣይኮኑን, ኣብ ኤርትራ ዝኮነ ዘይ ወዲ ዜጋ ተቀቲሉ ወይ ተኸቲሩ ዝፈልጥ የለን። ኣብ ደስ ዝበሎም ሳዓት አዮም ዓድና ዝረግጽዋ። ይቅሪታ ግን ጌጋ ናትና እዩ ስለ ዝበልኪ አየ!

  • @ካናሪኤሬትሪያ
    @ካናሪኤሬትሪያ 8 місяців тому

    አዚአ ሸለል ክትብሓል የብላን ብደንቢ ክትሕተት አለዋ 😢 አቶም ተመስግኖምን 😢 አቶም ደርፊ ሰሪሆምለይ ትብሎም ዘላ ኩሎም አንጻር ህዝብና ሰራዊትና ሃገርና አዩም ብከመይ ከሙኡ ኮይኑ 😢 አሳስ አብ ውሽጢ ሃገር ከላ አንታይ ሚስጥር ተውጽአ ኔራ አታይ ተቀብሎም ኔራ ክትጻረ አለዋ 😢 አዚ ስቅ ኢልካ ዝሕለፍ አይኮነን 😢 ኤርትራዊ አንተ ነኪሱ ሰተት ከምዘየብላን በብሃደ ደርፍታታ ይኩን ምቅስቃሳ አንታይ ይመስል ከምዝነበረ አብ ምጽራይ ከብ ሎሚ ጀሚርና ክንዋፈር ኢና 😢 ደቂስኪ አይትሕደሪ ማዳ ሃገር ዝኮንኪ ሰብ😂

  • @BANANHorn
    @BANANHorn 8 місяців тому +1

    ኣዛራርባኪ ሕቡአ እጀንዳ ዘለኪ ኢኪ ትመስሊ፡ ካልኣይ ከኣ ንስኪ ራሲስት ተኮንኪ ኣነ ራሲስት እየ በሊ እምበር ንህዝቢ ኤርትራ ራሲስት ክትብልዮ ኣይትክእልን ኢኪ፡ ምስ ካልእ ህዝቢ ዓለም ተዘይ ተዋሰብካኸ ምስ ራሲስትነት የቑጽረካ ማለትኪ ዲዩ? ብዝኮነ ትዛረብዮን ተሕልፍይዮ ዘለኪ ፍለጢ ጽባሕ እሾክ ኮይኑ ከይወግኣኪ

  • @Asmara_Adey_selam_kunley
    @Asmara_Adey_selam_kunley 8 місяців тому +1

    Ezom ztsewaekyom dmtsawuyan
    Tesfalem Korchach
    Temesgen yared
    Medhane neusey
    Eko tigray tiewet eyom nski ke kemom koinki malet dyu....entay ke serihom
    Ab sdet tsbuk srah zserhe ftsum beraki kedamay eyu.
    Ewayyyyy Eritrea 🇪🇷 adey abayki ydefen.
    Nehmya hji kdey eki tedefieki faka
    Kab maleliet ....
    Nehmya tselieki
    😢

    • @Paris-lg1fe
      @Paris-lg1fe 8 місяців тому

      Sure ተቃዋሚት ምኻና ቀደም ኢና ንፈልጥ።

    • @freweynikidane4943
      @freweynikidane4943 8 місяців тому +1

      Kkkkkkkkkkk eway atum seb kunu adi kemzeyblna fekido endatefaenas eway dnkuruna

    • @Asmara_Adey_selam_kunley
      @Asmara_Adey_selam_kunley 8 місяців тому

      @@freweynikidane4943 Ehi Eritrea 🇪🇷 hager aykonetn dya
      Flut agame eki kondaf

    • @ካናሪኤሬትሪያ
      @ካናሪኤሬትሪያ 8 місяців тому +1

      አነ ሲ ናይ ልበይ ሓፊረላ 😢 አዋይ ኤረይ ሲ ክንደይ ክአረ ዘለዎ ክርዳድ አባ አዩ አብ ውሽጣ ዘሎ 😂 ክነጸርዩም ኢና አዞም ማዳ ሃገር 😂

    • @Asmara_Adey_selam_kunley
      @Asmara_Adey_selam_kunley 8 місяців тому

      @@ካናሪኤሬትሪያ sure kenetsryom ena

  • @mebrihittsegai6695
    @mebrihittsegai6695 8 місяців тому +2

    Ambesa nahmya shkor, haknetki yewteki ember ndhrit ayblekin marey

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 8 місяців тому

    ኣዳቂሎም ኣብኪዲ ምውሓድና ከጥፉኡና ደልዮም❤❤

  • @rahelberhane3585
    @rahelberhane3585 8 місяців тому

    Artist abzhalewe yhalu ክብረቱን ዓዱን ምስዝፈልጥ ይከብርን ይዓብን እዩ ለክበትበትን ጥቅሚ ገንዘብን እንተኣስድዲዑዎን ግን ዋጋ የብሉን.
    አርቲስት አልኪ ብገንዘብ ዝሰድዑ ሎቅማጻት ኣይትጸውዕልና ::
    Sorry that's fact❤️🇪🇷❤️

  • @SuzanaSelemun-vb2th
    @SuzanaSelemun-vb2th 8 місяців тому

    ❤❤❤❤

  • @monica4392
    @monica4392 7 місяців тому

    ኤርትራዊ በልምድ ነው ፀለምቲ እሚል አንቺ ግን "ራዚሰሙሰ "ማለትሸ በጣም ያሳዝናል 💔

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 8 місяців тому

    Waw mekeret kneti snetbebawit🥰😘😘😘😘😘🎁🎁🎁🎁🎁💐💐💐❤️❤️❤️❤️❤️❤️‍🩹❤️‍🩹❤️‍🩹❤️‍🩹❤️‍🩹💪💪

  • @ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ

    Eduye ❤️kfetweki eri tv ms men gedifkya 🤣🤣🤣

  • @sunshining3697
    @sunshining3697 8 місяців тому +2

    KiROS ASFHA DEA RESIEKIYO 😅😅😅😅😅😅😅

    • @ካናሪኤሬትሪያ
      @ካናሪኤሬትሪያ 8 місяців тому +1

      አቲ ሃገር መሻይጥታ መሳርሕታ ማለትካ ዲዩ 😂

  • @senayteklay3288
    @senayteklay3288 8 місяців тому

    Sebeaya ke

  • @sunshining3697
    @sunshining3697 8 місяців тому +1

    Aye Gahtafeyyy , Kab kedemiwin ekwa Kab DERFKI ZEREBAKI YBEZIH , TEMESGHEN YARED HIS IS DOING HIS WORK , KEMAKI AYKONEN ZEREBA INTERVIEW DEBZHI

  • @mandelaman776
    @mandelaman776 8 місяців тому

    Ewa anta meas da kampela ateya eiz gezxeya 😮

  • @eritrawiteyeane9121
    @eritrawiteyeane9121 8 місяців тому +2

    Eway eza halay gemjae 🙆‍♂️🙆‍♂️🙆‍♂️🙆‍♂️

  • @FaniKflay
    @FaniKflay 8 місяців тому

    Kab eritera mis wexaki entay bela serhki eki kab hageŕ ziwexa abay ayserhin u tebli nibelki entay serhki

  • @Paris-lg1fe
    @Paris-lg1fe 8 місяців тому +4

    ገስረጥ ዒባ ቀዳም

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 8 місяців тому

    Etom tewstn derftn kab adkum mes wxskum kam asa kab bshri wexu zemawt tematu alkum 1st xera eritrea 2nd haymanotka mekyar way damet 2 mot eu❌️❌️❌️❌️❌️😭😭😭😭😭😭 natkum neger😢😢😢

  • @eyobaaaaaa7336
    @eyobaaaaaa7336 8 місяців тому

    ጥራይ ምሽ ንጸሊም ጻዓዳ ከማን ንጸርፍ

    • @ኣዝማሪኖ
      @ኣዝማሪኖ 8 місяців тому

      እዚ ትብሎ ዘለኻ ውን ዓሌታዊ ዘረባ እዪ። ጽዓዱ ካብ ጸለምቲ ይበልጹ ኢኻ ትብል ዘለኻ እንተተረዲኡካ'ሲ።

    • @eyobaaaaaa7336
      @eyobaaaaaa7336 8 місяців тому

      @@ኣዝማሪኖ ኣይወጸንን ጸለምቲ ክንስና ጸሊም ኢልና ምጽራፍና እዩ ዝገርመኒ እዚ ካኣ ድሕረት እዩ ንሳቶም ዝሰርሕዎ ዘይሰርሓና ኣብ ዓዶም ኮፍ ኢልና በርገር እንዳ በልዓና ንጸርፎም ትሩፋ ህዝቢ ንጸሊም ኣይንብል ንጻዓዳ ግን ንዕቀት ኣሎና ክላእ እዚ ካኣ መላጥ ተካል ቆርበቱ ሓዊ ዝነደደ ይመስል እዚ ሲ ጻዓዳ ህበይ ይመስል ዘይንብሎ የለን ናይ ባሓቂ ኢና ስድታት

  • @zenawikebreab4799
    @zenawikebreab4799 8 місяців тому

    Kkkk ኒህሚያ መጅላግ ኣረጊት ድሮ ከይተበገስኪ ኣብቲ መስመር ጎረቤትኪ ኣቲኪ በዳን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ghezaearaya3256
    @ghezaearaya3256 8 місяців тому

    እዚኣ ብገንዘብ ዋላ ውላዳ ውን ክትሸይጥ ትኽእል ሰብ ኢያ ኣዚያ ሓደገኛ ትነብረሉ ኣጉዶ ሳዕሪ እና መዘዘት ሓዊ ትኣጉድ ጉሒላ ኢያ ኣይትታሃመሉ dislike unsubscribe ጥራይ ኣይንሕመቕ

  • @sofiagebremeskelgebremeske5473
    @sofiagebremeskelgebremeske5473 8 місяців тому +1

    Artsti kabadu entewesio ymewt eyu bflaje ertrawi

  • @HeriFshaye-n3o
    @HeriFshaye-n3o 8 місяців тому

    Eti ney lomi entrvew des zey bleka kem gela saket