መን ይንገር ዝወዓለ: ዕላል ምስ ታንከኛ ተጋዳላይ ተስፋይ ገብሪሂወት -DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 22 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 142

  • @Lion-pj4sj
    @Lion-pj4sj 3 роки тому +6

    Patriotic Eritrean. Proud to be Eritrean. Glory to our heroes and God bless my country Eritrea.

  • @rahwahabte5395
    @rahwahabte5395 4 роки тому +28

    ሰማአታትና ወትሩ ኣብ ልበና ኣለዉ❤🇪🇷❤🇪🇷❤
    ብዛ አጋጣሚ ረዛን ዕለት ካኣ ማሕለይ የሕደስ !

  • @ambesgerberhane1154
    @ambesgerberhane1154 4 роки тому +18

    ባባ ተስፋይ ጎብሪሂወት ውጻማዓት ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነቶም ብኽቢሪ ዝተሰዉኡ ቡጾትካ ፈጣሪ ኣብ ገነቱ ይቀበሎም

  • @gw4841
    @gw4841 3 роки тому +1

    ተሰፋይ ጅግና ምሰ ጀጋኑታት
    ታጌር ታንኪ ናይበሐቂዘበልካዮም በጶትካ ዘተፈለይካ አካልካ ጀጋኑ አፈርቂ ታጌር ንተም ዝወደቁ
    ጀጋኑ ዕወት ንሐፋሽ
    ሐሊፍም ነዕና ብርሀን ሐራ ሂቦምና ሰጋነት ቀጣን
    ሐርበኛ ተጋዳላይ ተሰፋይ
    ዝሕብን ጅግንነት ታሪካዊ
    ዕላማኩም ሽቱኡ በቂዑ
    ተሰፋ ሐወይጅግና ወዴ ጅግና
    ዕድመንጥዕናይሀበካ
    ንበረልናጅግና ኤርትራዊ
    ታጌር ጃጉር ወዘተ።።

  • @tedvisions1467
    @tedvisions1467 4 роки тому +18

    🇪🇷🌹ፈንቅል ንወሎዶታት 🌹🇪🇷 ንኹሉ በዲህኩም ናብዚ ህሞት ዘብጻሕኩሙና ዘልኣለማዊ ኽብሪ 🌹 ነቶም ምእንቲ'ዛ መሬት ዝሓለፉ ኸኣ ወትሩ ዝኽሪ 🌹 ዓወት ንሓፋሽ 🌹

  • @ትሚትትሚት
    @ትሚትትሚት 4 роки тому +2

    ታሪኽና!!!
    በርቅን ወርቅን'ዩ።ቃል ውጻእምዓት ተስፋይ ኣባል ታንክ ኮሞንደር።
    ናይ ምንባርሕቶ'ዩ
    ዝሰራሕክሞ ጅግንነት
    ውን መስተንክርዩ።
    ናይ ፈንቅል ዝተሰምየ ኪናት የገርመካ ጅግንነት ተጋዳላይ።ምስናድ እቲ ዝቀለለ እዩሞ ተጋየዩ ኩላትኩም ኣዳለውቲ ድምጺ ሓፋሽ።

  • @meazabeyen7545
    @meazabeyen7545 4 роки тому +14

    ሰራሕቲ ቅያ ክብርን መጎስን ንስውኣትና ዐወት ንሐፋሽ

  • @nevergiveup5521
    @nevergiveup5521 4 роки тому +11

    ክብርን ምስጋናን ንጀጋኑ ስዉኣትና ።

  • @tiblezwoldu6748
    @tiblezwoldu6748 4 роки тому +9

    ክብርን ሞግስን ንስዋአትን ሠላምን ፍቅርን ንሕዝቢ ኤሪትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍

  • @TekleAbrahale-zr3vk
    @TekleAbrahale-zr3vk Рік тому

    ❤❤❤❤🎉ክብርን ሞጎስን ንሰማኢታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ክብሪ ንጀጋኑ ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 4 роки тому +2

    🙏🇪🇷❤️💐🌿🇪🇷🌿❤️💐🌿ሰራሕቲ ቅያ ጀጋኑና 🙏🇪🇷❤️💐🌿🇪🇷🌿❤️💐🌿ክብሪ መጎስ ንስዉአት ናን ጀጋኑና 🙏🇪🇷❤️💐🌿🇪🇷🌿❤️💐🌿🙏🇪🇷❤️💐🌿🇪🇷🌿❤️💐🌿

  • @bqse6142
    @bqse6142 4 роки тому +12

    መርሓባ እንቋዕ ኣብዛ ምሕራር ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ዳማ ፈንቅል ንወሎዶታት መበል 31 ዓመት ኣብቀዓና ዮሃና
    ንኹልና ኣብ ውሽጥን ደገን ደለና
    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ !!!
    ንሰማእታትና !!!
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!
    🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷

  • @almazberhane2336
    @almazberhane2336 4 роки тому +11

    ክብርን ሞጎስን ንሰማአታትና ❤️ክብሪ ንህዝቢ ኤርትራን ነቶም ክሳብ ሕጂ ካተሐለሉ ዘገልግሉ ዘለዉ ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 4 роки тому +4

    እዋይ ናይብሐቂ ውጻእ መዓት ክንድኹሎም ኮንካ ታሪኽ ምስክርነት ምሃብካ ነመስግንዕድመ ጥዕና ይሃብካ ሐውና ጅግና 🌹💪❤🙏🇪🇷🌹💪❤🙏🇪🇷🌹💪❤🙏

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 4 роки тому +6

    ውጻእ ማዓት እንቋዕ ኣብጽሓካ ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታት ኤርትራ።😻😻💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berhanetecle1786
    @berhanetecle1786 4 роки тому +6

    AMAZING AND VERY HARD TO BELIEVE IT. ESPECIALLY FOR THE YOUNG AND THE NEXT ERITREAN GENERATION. IT IS LIKE A FILM.
    GOD BLESS ERITREA!

  • @mislalmaashow2365
    @mislalmaashow2365 4 роки тому +9

    FENKEL 2021 Proud of You WARSAY ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 4 роки тому +2

    ❤😭❤😭❤😭❤😭❤😭❤😭❤😭
    ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንሐዝን ኩሉግዜ ሐድሽ ይኾና መስዋእትኹም ጀጋኑ 🌹🙏🇪🇷🌹🙏🇪🇷🌹🙏🇪🇷🌹🙏🇪🇷🌹🙏🇪🇷🌹🙏🇪🇷🌹

  • @edensolomon8113
    @edensolomon8113 4 роки тому +6

    Fenkel 2021 proud of you God bless you all Eritrean

  • @teklehaimanotrossom1753
    @teklehaimanotrossom1753 4 роки тому +7

    Merhaba deqe erey Jeganu anabayekum yedefen admen tanan yhabekum 🇪🇷❤✊

  • @mogoshabtezion2104
    @mogoshabtezion2104 4 роки тому +16

    ሐደራኹም ጸሐፍትን ደረስትን ታሪኽና ጽሐፉ ብጎረቤትና ይውሰድ አሎ ሙሁራት ኢና ትብሉ ሀየ ታሪኽኩም ጽሐፉ ንደቅና ነውርስ።

  • @rigmeb3294
    @rigmeb3294 4 роки тому +23

    ቡጃኹም ድምጺ ሐፋሽ ነዞም ከምዚኦም ውጻእ ማዓት ጀጋኑ ሃሰው ኢልኩም አቅርቡልና፣ ብእትገብሮዎዘለኩም ክአ ነመስግነኩም።

  • @samuelghebrengus5123
    @samuelghebrengus5123 4 роки тому +8

    Abet jignet 🇪🇷🇪🇷 kbri nswatna

  • @yonasdebesay1235
    @yonasdebesay1235 4 роки тому +32

    ብመጀመርታ ንተስፋይ ሓውና ዲምጺካ ሰማኣና ነቶም ምአንታና በጃ ዘሓለፉ ጀጋኑ ክብሪን መጎስን ይክኖ

  • @rigmeb3294
    @rigmeb3294 4 роки тому +3

    ጅግና ሃርበለ እንካዕ አብዚ አብቅዓካ

  • @habbere5222
    @habbere5222 4 роки тому +2

    Iam glad to hear our heroies. We will keep it.

  • @kibissa5476
    @kibissa5476 4 роки тому +1

    Yowhana enqae abzi kubur bal abqana i proud to be Eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dweldeab
    @dweldeab 4 роки тому +2

    ብጣዕሚ ዘሕብን ስራሕን ታሪኽን ቅያ ዝመለኦ ፍጻሜ ኢዩ ብኣኹም ክሉ ኤሪትሪዊ ዝሕበን ነቶም ዘሎኹም ዕድመን ንጥዕናን ከም'ኡ ዘልኣለማዊ ክብሪን መጎስን ሞቶም ብርሃን ከይረኣዩ ብርሃን ዝሃቡና

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 4 роки тому +1

    ነቶም ዝሓለፉ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንዓኻ እንቃዕ ከተዘንቱ በቃዕካ ንሃገርና ካኣ ብ☂️☂️☂️የጽልላ 🤲🤲🤲🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @amanueltukue1525
    @amanueltukue1525 2 роки тому

    Thanks good nabeal tesfy zexnahaklan kbrn mogosn nsemaatatna

  • @alemtewlde8080
    @alemtewlde8080 2 роки тому +1

    🙏🙏🙏 super 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌠🌠🌠❤❤❤

  • @awetnatnayu2636
    @awetnatnayu2636 4 роки тому +6

    ጅግንነት ኤርትራውያን መዳርግቲ የብሉን ::

  • @merebr1404
    @merebr1404 4 роки тому +24

    ተስፋ ይገብር እዚ ታሪኽ ወርቃዊ ወለዶ ኤርትራ ኣብ መጽሓፍ ይስነድ ክህሉ ።

    • @ምስሕልናይ
      @ምስሕልናይ 3 роки тому

      ክኸውን እዩ እምበር ናይ ግድን ደቂ መን ድና ደቂ ኤረይ እዛ ሓላል መረት ደቂ ዛ ሃገር ኩቡር ህዝቢ እና እምበር ኣለም ሙሉኡ ዘዛረብና ብታርኽና። ንዓለም ንእሽቶ ሃገረይ ነዓይ ንስኺ እኺ ዓለመይ። (የ)።

  • @eritrawit7184
    @eritrawit7184 4 роки тому +10

    ትስፍይ ታይገር ኣምበሳ ውጻኢ ማዓት ብጹሑፍ ተስኒዱ ኽቅርበልና ሙሁራት ግድኩም ግበሩ ስዋኣትና ኣብ ናይ ዘላኣለም ብርሃኖ ጌታ ይንብሩም ይቅንየለይ

  • @embayetewelde7417
    @embayetewelde7417 4 роки тому +2

    ክቡር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብኤርትራዊያን ዝተሰርሐ ጅግንነት አዩ ።

  • @freedomforall1523
    @freedomforall1523 4 роки тому +1

    Eritrea for ever

  • @ቻቺ
    @ቻቺ 4 роки тому +6

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @galeryyyyyy527
    @galeryyyyyy527 4 роки тому +4

    R.I.P. 😭😭😭🕯🕯🕯🕯🕯SEMAETATNA AEWET N HEFASHE 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪💪💪💪💪💪💪 DEQI 1 ❤❤❤ DEQI ERYYYYYY XAEDA 🦁🦁🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ertrametkel700
    @ertrametkel700 4 роки тому +2

    Thank you Tesfay, our hero! Glory to our martyrs.

  • @fn7619
    @fn7619 4 роки тому +5

    ታሪክ ኤርትራ ታሪክ ወሎዶታት እዩ እሞ እንቓዕ ብሂወት ተሪፍካ ነዚ ከተዘንቱ በቃዕካ አሞኣኽ ጥዑም ስዉኣትና ወትሩ ይዘከሩ .🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @YourWorstNightmare525
    @YourWorstNightmare525 4 роки тому +4

    Can someone please tell me the name of the song at 33:41 it’s so touching!!😭

  • @mihretyemane78
    @mihretyemane78 4 роки тому +3

    Kbrn mogosn nsematatn 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💓

  • @gw4841
    @gw4841 3 роки тому +1

    ንተስፋይ ትሐቶ ዝነበርካ ብጠዕሚ ህውክ ዝኮነ ሕቶን መልሲ ህውክ ከምዝነበረ ይገልጽ ኩለ ትገብሮ ጵቡቅእዮ ንህዝቢ ድማ ተሪክ መስዋእቲ
    ከመይ ነበረ አፍልጦ በጋህዲ
    ዘሕብን ታሪክ እዮ
    ዬናሰ አብራሀም በጣዕሚ ነመሰግነካ ቀጵሎ ጥዐና መሉዕ ጥዕናይሀበካ
    ዕወትንሐፋሽ።።

  • @sahleamanuel9435
    @sahleamanuel9435 4 роки тому +3

    ❤❤❤❤❤

  • @letinaweldu7804
    @letinaweldu7804 4 роки тому

    💪🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿😭🇪🇷🐫💘❤❤💋💋💋💋🌾🌾🌾🌾🌾yehwatey mkabrkum telemlm🙏🙏🙏

  • @meraberhane368
    @meraberhane368 3 роки тому +2

    ኤርታዊ ተጋዳላይ ኣብ ዓለም መውዳድርት ኣልቦ ታሪክ ዘለኣልማዊ ዝኽሪ ንሳዋትና watru ዓወት ንሓፋሽ!!

  • @breygebreyesus9790
    @breygebreyesus9790 4 роки тому +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @Titi-sx2wx
    @Titi-sx2wx 4 роки тому

    Our history⭐🇪🇷 strong 💪🇪🇷Eritrea💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💖💖💋👈

  • @salikoerilove6480
    @salikoerilove6480 4 роки тому +2

    ባባ ተስፋይ ኣርበለ ውጻእ መዓት ጅግና ታርክኩም ንገሩና ድምጺ ሓፍሽ ክኣ ነቶም ተጋደልቲ ክኣ ዝወዓለ ይንገር እዩ ሞ የዕልሉና ምስኡ ክኣ ገድሊ ኤርትራ ካብ መጀመርትኡ ታርክ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝኮነ ኣብዚ ስደት ቁንጣሮ ታርክ ሕዝና ንካታዓሉ ብዙሕ ስለ ዝኮነ ናይ ተ.ሓ.ኤ ን ህ.ግ.ሓ.ኤ ን ውዕሎታት ኩናት ግለጹልና ታርክ ሓበን .ፍቅሪ. መአረምታ .መጻኢን .ሓድነትን ስለ ዝኮነ

  • @hiwetgebrezgabiher5517
    @hiwetgebrezgabiher5517 4 роки тому +2

    ሰላም አሪትራውያን፣አንኳዕ ናብ 31 ዓመት ፈንቅል ብዳሐን ኣብጽሐና፣ነቶም ሂወቶ ሰዊኦም ኒጸላኢ ፈናቂሎም፣ብርሀን ዝሀቡና ኣምላክ ኣብ ብርሀኑ ይቀበሎም፣ካል ኣይ ፈንቅል ኒ ጁንታ ፈንቂሎም ናብ ጉድጓድ ኣትየሞም፣ ድርብ ዓወት አዩ ፣ክብርን ሞጎስን ኒስዋኣትና፣ዓወት ኒሐፋሽ።

  • @abrahamkahsai3692
    @abrahamkahsai3692 4 роки тому +5

    ናይ ስርሒት ፈንቕል ጅግንነት ኤርትራውያን ኣነጺሩ ዘርኢ ንመጻኢ ወለዶ ዓቢ ሓበን ዘስንቅ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። ERI TV ምስጋና ይኹንኩም። ተ/ይ ተስፋይ ቃለመጠይቅ እንዳሃበ ስለምንታይ ብንጹር ኣካላቱ ዘይርአ? ካብ ናተይ ድኻም ዲዩ ወይሲ ምስ ህዝቢ ከይላለ ክሕባእ ተድልዩ?

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 4 роки тому +12

    ሓደራኹም ሓደራኹም ሓደራኹም እዚ ዝላበውዎ ዘለው ብመልክዕ መጽሓፍ ድዩ ካልእ ክስነድ ክጸሓፍ ጽሑፍ ኣይመውትን ዩ ሰብ ግን ነባሪ ኣይኮነን ሓደራ ሓደራ ......... ንከምዚ ዝኣመሰ ሃንቀው ኢሎም ካብ ዝጻናተው።

  • @Tobar757
    @Tobar757 4 роки тому +5

    ብዛዕባ እተን ኣብ ከባቢ ጎርጉሱም ዝተቃጸላ ዕለት 10 /2/1990 ታሪኽ ጀጋኑና ውን ክስነድ ስለ ዘለዎ ብሂወት ዘለዉ ጀጋኑና ይኣርጉ ስለ ዘለዉ ኣዘንቱውልና please

  • @letinaweldu7804
    @letinaweldu7804 4 роки тому +1

    asssssy enpae haftkum konku

  • @bsratgebrel6477
    @bsratgebrel6477 4 роки тому +3

    ስዉእ ጅግና ማጉላ ከመይ ይህልዊ ስድሪኡ ወድ ጓብዝሉዶ ይከዊን?

    • @arefayneberaki7023
      @arefayneberaki7023 3 роки тому

      ውላዱን በዓልቲ ቤቱን ከም ኩሎም ስድራቤታት ስውኣት፡ ሽሕኳ ታሪኽ ዘኽብር ውድብ እንተለና.ሞ ዘይርስዖም እንተኾነ፡ ንሕና ከኣ ዓቅምና ብዘፍቅዶ ኣብ ጎነኹም ኣለና ብምባል ከም ዘይጽምዎም ክንገብር ሞራላዊ ሓላፍነትና.ዩ፡ ዝምልከቶ ኣካል ከምቲ ቅድም ጀሚሩ ዝነበረ ነፍስወከፍ ኤርትራዊ ሓንቲ ስድራቤት ተዋሂባቶ፡ ብቁጠባዊ ዓይኒ ጥራይ ዘይኮነ ጽኑዕ ርክብ ክምስርት ይግባእ፡ ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትናን ስንኩላትናን፡ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam5417 3 роки тому

    ወዲ ህዝባዊ ግንባር ❤️💪🏿🙏🏿

  • @merhawiandom5324
    @merhawiandom5324 4 роки тому +6

    ሻዓብያ ገበርቲ ቅያ 🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾❤️❤️🇪🇷🇪🇷 ደቂ ኤረይ እዛ ደርፊ ብከመይ ክረክባ ይክእል ❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @rigmeb3294
    @rigmeb3294 4 роки тому +11

    በጃኹም ጀጋኑና አይትብቀቁልና ሱሬሕቲ ቅያ ከለኩም ሜንም ክዘናጥሎ አይኑፍቅድን ኢና

  • @semereberhe5197
    @semereberhe5197 4 роки тому +5

    ክበር ንበር ኣታ ጅግና ንስኻን ብጾትካን።

  • @mehrethabteselassie5307
    @mehrethabteselassie5307 4 роки тому

    Kbrin mogosn nsweatna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @almazhidromghebrekidan9202
    @almazhidromghebrekidan9202 4 роки тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️

  • @temesgenamlak6912
    @temesgenamlak6912 2 роки тому

    ዝክርን ክብርን ናይ ዘልአለም ሂወትን ንሰማእታት ኤርትራ

  • @Hawileyto
    @Hawileyto 3 роки тому +2

    ወርቃዊ ዛንታታት ከሎሲ ደቒስኩም ታሪኽና ይጻወቱሉ ኣለው እፍሊ ከደዓት ኣነ ክብሎ ዝደሊ ብዘይ ወዓል ሒደር ኪዝንቶ ኣለዎ ንጂግና ኣቦናን ኣያናን ከኣ እንቋዕ ተረፍካ ታሪኽ ጀጋኑ ከማን ተመሓላልፍ እዛ ደርፊ ከኣ በጃኹም ኣውሩድልና ኣነስ ኣዚየ ዝፈትዋ ደርፊ'ያ ኣውሩዱልና

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 роки тому

    Heroes abotatna adatatna jeganu mereet mereet abotatna adatatna jeganu

  • @abielabi5719
    @abielabi5719 3 роки тому

    Music 33 nay men iya please

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 2 роки тому

    Grmaey germaeye Aelo Aenbsae fkri

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263 4 роки тому +2

    ብመጀመርታ ንታጋዳላይ ተስፋይ ውጻእ ማዓት እንቆዕ ኣብ ሓጎሰካ ኣብ ከምዚ ምብቃዕካ።ብምቅጻል ኣነ፡ዝገርመኒ ሰብ እንዳ ረኣየ ናብ ሓዊ ይኣቱ።እንታይ ዓይነት ተዋፋይነት ዩ ዝገርም ኢዩ።ከም በዓል ተስፋይ ወይ ዉዱብህዝባዊ ግንባር ብVideoዋይ Kamera እንተዘስንድዋ መን ከኣምኖ እዚ ቅያወይ ታሪክ እዚ።ሰብ ምስ ሓጺን ወይ ናፖል ይቃለስ፡ናይ ህዝባዊ ግንባር ጅግንነት መዋዳድርቲ የብሉን።ኣብ ካልእ ግንባራት ተዝልቅ፡ትክወል፡ድፋዕ ትሰርሕ፡ትሓጁም•••ወዘተ።ናይ ፈንቅል ግን ከውሊ የብላ ዋላ ሓደ ኣብ ጸዳሕ ጎልጎል ፈተፊት ሞ ምስ ናይ (35) ዓመት ተመኩሮን ፡ሓይልን ዘለዋ ሓይሊ ባሕሪ ዘገርም ኢዩ።ኣብ ዓለም ዕላማ እንተሎ እቲ ዕረ ማዓር፡እቲ ኩናት ከኣ ከም መርዓ ኢካ ትርእዮ።ሳላ ከምኡ ዝኮነ ከኣ ኣብ ጸላም ኣፍሪቃ መዋዳድርቲ ዘይብሉ ምስ ዘራያቱ ሲዕሪዋም ናጽነት ኣምጺኡ ሃገር ናጻ ገይርዋ።ስለዚ ተጋዳላይ ተስፋይ ንስካን ብጻትካን ሃዋርያት ናይ ጀጋኑና ኢኩም።እዚ ጥራይ ኣይኮነን ታሪክ ጀጋኑ ።ክዝንቶን፡ክጽሓፍን ኣለዋ በቢቆቁሩብ ንዉሉድ ዋሎዶ ክቅጽል መታን።ምክንያቱ ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ነቶም ኑቡር ዘይረከቡ ከም ሰብ ሓመድ ኣዳም ዘይለበሱ ስዋእትና ሸፋቱ ዝብሉ መጸምና ኣለዉ ።እቲ ጅግና ሽፍታ እንተኮይኑ ዓጽሙ ይውጋኣዮም።ሰለዚ ተጋዳላይ ተስፋይ ብስም እቶም ቀቢርካዮም ዝመጸኣካ ጀጋኑ ወይ ብጾትካ ክብርን፡ሓበንን፡መጎስን ይብጽሕካ።ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃም(ገረኣልፋ ዕባይ ሩባ ጉባ) ከኣ ምስ መሳርሕትካ ብስም ጀጋኑና ልባዊ ምስጋና ይብጻሕካ።ኣጀካ ታሪክና ንስካትኩም ኢኩም ትብርብርዋ ሞ ወትሩ ሃሰው ካብ ምባል ኣይትሕመቁ።ዘለእለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና።ዓወት ንሓፋሽ!!!

  • @barkayyemna9996
    @barkayyemna9996 4 роки тому +4

    Waww terke kimzey geru bserhtu kisende senay eu mo aftrke kounu kizento sebke gerkume awet nehfshe

  • @lilimehari1751
    @lilimehari1751 3 роки тому

    👍♥️🇪🇷👌🥰❤

  • @gw4841
    @gw4841 3 роки тому +1

    በሪሒ ቅያ ታሪክአዘውትረለና
    ከለኩም ቢሂወትኩም ገዜኩም ከበቀኩም መንደአ ክዘትወልና

  • @MT.Zena.tigrinya.77
    @MT.Zena.tigrinya.77 2 роки тому

    ኩቡራት ኣዳለውቲ ድምጺ ሓፋሽ እዛ ቪድዮ ድምጺ ጽቡክ ይሰርህ የለን ኣስተኻክልዋ

  • @okubagabrandom3181
    @okubagabrandom3181 3 роки тому

    Kemzi gerklm n jeganu mgtashkum btaemi desss zbl u gn kexlwo ajokum

  • @aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542
    @aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542 3 роки тому

    Ayewe mesdemem tarik halifu

  • @adakashay6058
    @adakashay6058 4 роки тому +1

    Zelalelawe kibrin mogosn nseweatnan jeganunan

  • @Maben-sm9rw
    @Maben-sm9rw 4 роки тому +2

    Adagmom gigna ertrawiy. Ezi data alem zegereme

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 4 роки тому

    ቁሩብ ሐዘን ዘይ ትወጸለይ ሐዘና ከምዚ ናጎየዩ ንሞት ተሰሪዖም አትዮም ውጻእ መዓት ብ 10,000 ናቅፍ አፋንይዎም ተጋሒፎም 😭 ናዞም ጀጋኒ አይርስዓን ካብዚ ጀመረ ትጌጋ
    እንዳ ደርሁ መፍረይ ፈቲኖም ከሰሩ ነዚኦም መጀመርያ ናብሮኦም ክመሐየሽ ነበረ ስንኩላንን ተጋዳላይ ዘቡኡን አየ ባ ቃኘው ዝነብሩ ዘለው ሬኤኖኦም ዝሐዘና የሕዋተን ፍንስትርኡ ብጨርቂ ተሸፊኑ ሕጅውን ቆላሕታ ይወሃቦም መራሕቲ ዓለም ሒዝኩሞ አይትኸዱን ገዛውቲ ሰሪሕኩም አግዕዝዎ ነቲ ቃኘው ውን የሐድስዎ መልክዑ ምለስሉ ጀጋኑ ጀጋኑ ተበልና ሁሉዋት ጀጋኑ መሰሎም ሐልውሎም ምዕዳል ጨቃዊት ጥራሕ አይትፍለጡ 🙏

    • @gw4841
      @gw4841 3 роки тому +1

      አቲ መን ይብሉኪ ፈራዲት ወይስ ኢንጅነሪ ካብ ብኮፍኪ አብ ሰደት ኮንኪ ምውርዛይ
      ሐቂ እንተለኪ አወፊይ አበርክቲ ሐቂኛ ሐላይት ተኮንኪ ደቂ ሰውአት ዝሕገዙ
      ነሐግዝ ሀገርካ ኢደይ ኢደይ እንተበልካ እዮ
      በአፍካ ምውርዛይ አኮነን
      ኤርትራ ዓለም አይትሕግዛን እየ ሕጂ እያ እግሪ ዝተከለት
      እረድአኪ እንተኮይኑ
      ወይ ክአ ወያነ ጁንታ ክትኮኒ አለኪ ጌም ኦበር ይብለኪ
      እዚከመን ይውሕደኪ

    • @gw4841
      @gw4841 3 роки тому +1

      ቀጲለክበለኪ ጰሐነሽ ተኪኤ ትበሀሊ ትበልዮ ዘለኪ ኮፍኢልካ ምውርዛይ አብ ሰደት አራጢጥኪ ሐቂ አንተለኪ አወፍይ ደቂ ስንኩላን ደቂ ስውአት አእጃምኪ አወፍይ ሐቂ ሕልና ተለኪ ኤርትራ እካ ዓለም አይትሕግዛን እያ ከም ወያነ
      ለመንቲ አኮንናን ካባኪ ምክረሪ አየድልየናን እዮ
      ናብራኪ ከአሊ
      አነቲ ወያነ ለማኒትጁንታ

    • @semaineshtekie1394
      @semaineshtekie1394 3 роки тому

      @@gw4841 ሐመደ ዕደ ጺሒፍኪ ምኽአል ጽቡቅ እዩ
      ደቂ ስዉአት እኮ ቶም ቀዳሞት ደቂ 35 ዓመት እዮም ቶም ዝደሐሩ ኸአ ደቂ ዕስራ እዬም ምትካብ ዘይኮነ ስራሕ ፈጢርካ ኢኻ ተፍሮም ተቀበልቲ ልማኖ አይትገብሮምን
      መሳኻትኩም አራብሽቶ ዝሐስብ ሐንጎል ሒዝኩም ተሰዲድኩም ብዛዕባ አይትጨነቂ
      ጃንዳ ተሎም ጃንዳ ወያነ ጁንታ ተሎም ጁንታ እናበልኩም ዓጣቅዕኡ ድፉናት ብዛዕባ ደቂ ስውአት ስራሕ ዕድል ተረኺቦም ጸገም የለን ንወዲ ሰላሳ ዓመት መለመኒ ክትገብርዎም እህህህህህ

  • @yonasberhe5279
    @yonasberhe5279 4 роки тому +3

    ንዓይ ዘሕብነኒ ካባኹም ምፍጣረይ እዩ ደቂ ኤረይ ሓርበኛታት ጀጋኑ ሰብ ስረ ኢኹም ናይብሓቂ ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይብሉ ጅግንነት ፈጺምኩሞ ኢኹም ሰማእታትናን ጀጋኑናን ወትሩ ይዘከሩ, ዓወት ንሓፋሽ።
    ሓንቲ ርኢቶ ግን ኣላትኒ ንሕና ኤርትራውያን ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ክሳብ ግዜ ናጽነት ካብ ግዜ ናጽነት ውን ክሳብ ሕጂ ዘልናዮ እዋን ተቐዲሑ ዘይውዳእ ታሪኽ እዩ ዘለና ኮይኑ ግን ከምቲ ዝግባእ ታሪኽና ክዝንቶ ኣይክኣለን ዘሎ ንምታይ ? እቶም ሰብ ውዕሎ ሰብ ቅያ ታሪኽ ብሂወት ከለው ነዚ ንኡስ ወለዶ ታሪኽ ክሰብክዎ ይግባእ ።
    2ይ ወላ ኣብ ኤሪ ቲቪ እተቕርቡልና ዘለኹም ብጣዕሚ ግዜ ተሕጽርዎ ኣለኹም ቅድሚ ኹሉ ክስራዕ ዘለዎ ታሪኽ ምዝንታው ዩ ክኸውን ዘለዎ መስለኒ በጃኹም በጃኹም ውዕሎ ጀጋኑና ኣይኮነን ዶ ንሕና ኤርትራውያን ዓለም ክትፈልጦ ይግባእ ።
    ወድሓንኩም ምስናይ ይቕሬታ

  • @eilaseilas928
    @eilaseilas928 4 роки тому

    Merhaba tesfay enqae abizi abkeaka

  • @monno-eq2mj
    @monno-eq2mj 3 роки тому

    Hi yonas tsbuk medeb.
    b 1990 a keren hade Fedayin kilite kedat ketilu neru.
    Delikha tarikhu intetekiribelna.
    ab 2000 ab goluj halafi police neru.
    shimu righitsgna aykonkud.(Abed) iyu mesleni.
    b hiwet intelo misu.
    tesewiu intekoynu kea mis haleftu kalemehitit intetekirbelna tsbuk neru.

  • @kahsuhaile5305
    @kahsuhaile5305 4 роки тому

    Jana tesfay

  • @ghirmaymesfin4731
    @ghirmaymesfin4731 4 роки тому

    Suwahatina.ab.libina.ikum.hidrikum.kenethinoho.ina.kisonu.suwihatina.

  • @aronhidray69
    @aronhidray69 3 роки тому

    Abet ezi tarik teqbru teray keyterf
    Abet jegnenet abet jegnenet!

  • @Tesfaldetgmailcom
    @Tesfaldetgmailcom 3 роки тому

    Wetiru awet nihafashi.gn bimne bered asmatom tezixihaf Ab kulu gnbarat zteselefu kem bial gnbar batsi. Keren ghindea.

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 4 роки тому +2

    ኣብ ኢድካ ዝሓዝካዮ ወርቂ ዳርጋ ጨቂ,። እዚ ታሪኻዊ ፍጻመ 31 ዓመት ጥራሕ እዩ ጌሩ። ታሪክ ወለዶ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ እዩ። እቲ ድሕሪ እዚ ጀግንነታዊ ፍጻመ ዝተውልደ ሓድሽ ወለዶ ብታሪኽ ጥራሕ ስለዝፈልጦን ኣብ ናጻ ኤርትራ ዝተወልደ ግን ከኣ ንናጽነት ኤርትራ ብሰላም ተማሂሩ ፣ኣብ ስራሕ ተዋፊሩ ምስሕብረተሰቡ ኣብ ሰላማዊ ሃዋህው ክነብር ብዘይምኽኣሉ ማለት በቲ ካብ 1998-2000 ዝተፈጸመ ዘሕዝን ፍጻመ ጥራሕ ከይ ኣክል ንልዕሊ 18 ዓመታት ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኣይሰላም ኣይውግእ ኩነታት ተኣሲሩ እቲ ድሕሪ ናጻ ኤርትራ ዝተወልደ ኣብዚህሞት እዚ ብምረት ክዓቢ ስለዝነበሮ ህይወቱ መሪር ክኸውን ስለዝገበሮ ንትርጉም ናጽነት ከስተማቕሮ ብዘይ ምኽኣሉ ከንጸርጸር ግድንኔሩዎ፣ዝኸኣለ ፋሕ ክብል ዘይከኣለ ኣብዘለዎ ክጸንሕ ከኣ ኮነ። እዚ ታሪኽ ፈንቅል ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ግን ክዉንን ሓቅን ህያው ታሪኽን እዚ ጥራሕ ዘይኮነ ታሪኽ ምድምሳስ ናደው እዝ ታሪኽ ነጥበ መቐይሮ፣ ስለዝኾነ ብመስተንክራዊ ኣሰራርሓ ሓደ ዓቢ ባጀት ተሰሊዑሉ ኩሎም ክኢላታት እንኮላይ ደቂ ወጻእቲ ዝሳተፉሉ ካብ ናይ ሆሊዉድ ፊልም ዝበልጽ -ህያው ክዉን ህዝባዊ ፍጻመ ስለዝኾነ -ታሪኻዊ ፊልም ክዳሎ እንተዝግበር ፣ ነቲ ሓድሽ ወለዶ መእመኒ ንዝመጹ ወለዶታት ከኣ መወከሲ ምኾነ።

  • @asterisayas8522
    @asterisayas8522 4 роки тому

    🇪🇷🕊🌠💡🌠💡

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 2 роки тому

    Grmaey maengosae kagoyae Aeb Haki gbznaye

  • @dgoitom88
    @dgoitom88 4 роки тому +1

    Nezom resi eritreawian kednnu tasibom zelewu haqtat amxna ksmom nsber Eritrea nertrawian

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 4 роки тому

    .bzumi btimy kebdka bzumu grerka nzlit hzbka nmrtka atufkum nzelalem hwtkum keflukmila sala demkum hwtkum sala abalem afltkumna tarkum bwrki kelem ableb hzbkum nwelid weldo tkemtu alo 😭😭🕊🇪🇷🦁🐯🇪🇷

  • @bahri1415
    @bahri1415 4 роки тому +2

    ዘል ኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ህዝባዊ ግንባር !!
    ዝክብር ክብሪ ን ስዋኣትና!!
    ሓታታይ ተብ ተብ ትብልሲ ህዲኢ ኢልካ ዋላ ውን፡100 ሳዓት ኢንተሃብካዮ ነዚ ከምዚ ዓቢ ታሪካዊ ፍጻመ ኢንታይ ይጉድለካ ?
    ጽባሕ ዘይርከቡ ሰባት ኢሞ ካኣ ረዚን ታርኪ ዝትርኩ ንሳቶም ብ ዓቢኡ ንወልዱ ዝከውን ብሂወት ከልዉ ን ወልዶ ዝክወን ዝዋዓልዎ ታሪክ ክንግሩ ጊዘኡም ሂቦም ዳምጽኩምሲ
    ንስካትኩም፡ጋዘጠኛታት ድኪም ትባሃሉ ሽጣረኛታት ኩልፍ ኩልፍ ጉያ ጉያ ዳብልኩም ንግበሮ ኣይንጽብቁ ታርኪ ጀጋኑ ተባላሽዉ ነጃይስ

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 2 роки тому

    Nay gbaetsae maengosae Germany haway Aelo madhenyayaenae fkri

  • @redaebereke7648
    @redaebereke7648 4 роки тому +1

    Etan zeterfa tankitat fares(990)and (930) abey alewa abze seat ezi ablaten kea abey alewu ???

  • @mihretabmihretab1484
    @mihretabmihretab1484 4 роки тому +2

    ጀብጀብ ጸግርም ኣየ ወ ሓሊፎም ጀብጀብ መልሓሶም ግን ትሪፎም ሕድሪ ጠሊሞም ስድራ በት ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ብትን ኣቢሎማ ይዋኣካ ህግደፍ መንደፍ ትድግፍ ኣደካ ሓሚማ ኣይትርኢ ኣቦካ መይቱ ኣይትቀቢር ሕልና ኣልቦ

  • @aronhidray69
    @aronhidray69 3 роки тому

    Be sewra eritrean ab waga edga meetaw yelen!

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 роки тому

    Wedi bashay heroics kem abotatna adatatna jeganu wedi tom hasebti

  • @mete2795
    @mete2795 4 роки тому +1

    Serahti qiya nerkum etay emo kikhewun seraqti qiya hizoma adi

  • @amanueltukue1525
    @amanueltukue1525 2 роки тому

    መን ከም ዚ ሕዝቢ ኣብ ዓልም እቲ ዝከበር መዘና ዘይ ርከቦ ታሪክ ትውንን ሃገር አሪ ጥራይ እያ ናይ ሆሊውድ ትዋሳእቲ በዓል ተስፋይን ቡጾቱን ትራይ እዪም

  • @selehaile3895
    @selehaile3895 4 роки тому +1

    እዋናዊ_ጉዳይ!
    #ኣለሊናዮምዶ_መጋይሽታ_ንጁንታ?
    #ኣዲኦም_ዝሓመመቶም_ናይ_መንነት_ሸቃጦ_ቅጣዋት!
    ኲናትን ወረ ኲናትን ኣብ ዞባና ቀርኒ ኣፍሩቃ ካብ ዝነግስ፡ ልዕሊ 100 ዓመት ኣቑጺሩ ይርከብ፡፡ዞባና ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝውንኖ ጸጋን ስትራተጂካዊ ሰሓብነት፡ነማኢት ዓመታት ኣብ ምልኪ ሓያላን ሃገራት ወዲቑ፡ህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ግዳይ ዘይዓግብ ሸውሃቶምን፡ውጽኢት ከልበትበት ኣህዛብን ምዕራባውያንን ሸቀልቶምን ክኸውን ተፈሪዱ'ዩ።
    ሎሚ ሕጽር ዝበለ ትዕዝብቲ ክንትንትን!
    እዛ ብተደጋጋሚ ሽሻያን ሽግራን ማዕረ ዝኾነት ሃገረ ኩሽ ኢትዮጲያ፡ካብ ትምስራሕ ኣትሒዛ ክሳብ ሕጂ እንትርፎ ኣፋዊ፡ግብራዊ እምነት ዘይብላ "ብስምኣብን_ብኢስም ኣላሕን" ዝብሉ ናይ ምስጋና ቅዱሳን ቃላት ጉሒፋ፡ንጸጋታታ ከይበርበረት ኪኖ ስግር ሃገር ዘሎ ቀይሕ ባሕርን ሃፍታም መሬቱን ከተቓምት ክትብል፡ብኣምዑት ደቃ ክትጻወት እያ ኣብ ዘመናት ከሪማ፡፡
    እቲ ናይ ወራርን ዓመጽን ባህሪኦም፡ነታ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ተዶኪና እትደጉሕ ሉል ቀይሕ ባሕሪ፡ሃገር ራእሲ ነገስታት፡ሃገረ ምድረ ባሕሪ፡ሃገረ 9 ምሩጻት ብሄራት፡ሃገረ ሰማእቲ ኤርትራ ድቃስ ዝኸልእን፡ብተደጋጋሚ ግዳይ ሞትን ስደትን ዝገበረ ፍጻሜ ተባሂሉ'ዩ ተሰኒዱ ዘሎ።
    ኤርትራ 1991 ናጽነታ ረኺባ !!! እዛ ብመግዛእታዊ ዶባት ተሓጺራ፡ወናኒት ልዕሊ1000 ኪሎ-ሜተር ገማግም ባሕሪ፡ዝኾነት ሃገርና ግን ብሰሪ ዘይጸግብ ዓማጺ ሸውሃት፡ዳግማይ ክትውረርን፡በታ ንህላዌ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራዊ መንነት ኣብ ምድምሳስ፡ዝተዋፈረት ጉጅለ ወያነ፡ኲናት ከፊታ፡ኣብ መሬትና ኣራጢጣ፡ግዳይ ኲናትን፡ውጽኢት ድሕረ ፍጻሜ ኲናትን ክንከውን ፈሪዳትና እያ።
    ጉጅለ ህ.ወ.ሓ.ት. ነቲ ዝተሰርሓትሉ ፋብሪካ ህዝባዊ ግንባር ክሒዳ፡ነቲ ብጽንዓቱን ትዕግስቱን ጭውነቱን ዝፍለጥ ህዝቢ ኤርትራ፡ተንበርኪኹ፡ፋሕፋሕ ኢሉ፡ክትርእዪ ናብ ዘይጸለየቶ ጣኦት ኣይነበረን።
    ኣብዚ እኩይ ስነሓሳባ ምጥፋእ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዝብል፡ዝኸሸነቶ ድግስ ዝቃደሱ ኤርትራውያን ዝመስሉን፡ብሽም ኤርትራ ዝሽቅጡን "ቅጣዋት" ኣዋዲዳ ፊዕፊዕ ክትብል እያ ክልተ ዓሰርተ ዓመት ኣቑጺራ።
    ጽጋባ ዝሸንድሓ እዛ ጓሕናቕ ጭፍራ ግን ምስ ደቂ ዓዳ ክትራጸም ጡብ ወላዲታ ነኺሳ ኣብ ዕርበት'ያ ትርከብ ዘላ።
    ጁንታስ ሎሚ ወይ ጽባሕ ምጋሻ'ዩ።
    ኣለዉ ግን መጋይሽታ!እወ'ለዉ እቶም ኤርትራውያን ኢና ኢሎም ብመንነት ዝሸቀጡ።
    እወ መንዮም ግን መጋይሽታ ንጁንታ?
    1-እቶም ንወላዲት ኣዲኦም ንኤርትራ ሓንቲ ሚእቲ ልኢኾም ዘይፈልጡ፡ኣብ Go Fund Me ንወያነ ግን ሕምም ኢሎም 100 ዝቕርቕሩ፡፡
    2-እቶም ዘዕሰበቶም ከብዶም ጎራዕራዕ ዝጀመሮም ጥምየት ዝለሓሶም ግዙኣት።
    3-እቶም ብስም ትግራይ- ትግርኛ ዘደላደለቶም'ሞ፡ፍርቂ ጎኖም ከይቆሩ ማሙቕ ኣግኣዝያን ኢላ ዝመስራሓቶም።
    4-እቶም ዝበዝሑ ኣብ ስነጥበብ ኤርትራ ዝጠፈሹን፡ብግንዖ ጥበብ ክግብቱ፡ፍቖዶ ናይ መቐለን ኣዲስ ኣበባ ስቱድዮታት ዕንክሊል ክብሉ ዝተዓነዱ ናይ ግዜ ስነጥበባውያን።
    5-እቶም ጻማን ጻዕርን፡ከርተትን መስዋእትን ንስለ ሃገር ዝተወፈዩ ሰማእታትና ዘነኣኣሱን ዘቛሸሹን።
    6-እቶም ዳግማይ ኣብ ሕነን ደም ጸቢብ ኣውራጃውነት፡መዋእል ክንነብር ዝሓለሙን ከይደቀሱ መሬት ከም ዝብኢ ዝወግሖምን።
    7-እቶም ንልዕሊ 20 ዓመት ኣብ መሬትና፡ኣራጢጣ ንዝደቀሰት ወይን፡ንተግባራታ ከም ጽድቂ ቖጺሮም፡ሕጂ ግን ኣዴና ህወሓት ትሞተና ኣላ ኢሎም፡ንሰላማዊ ሰልፊ ጸሓይን በረድን ዝቕጥቐጡላ ዘለዉ ናይ ዲያስቦራ ለማኖ።
    እዝን ካልእን ክፋኦም ተሰኪሞም ንጃንዳ የካይድዋ ኣለዉ'ሞ፡ሰናይ ጉዕዞ ምስ ጃንዳ ንምነየሎም፡፡ጃንዳስ ትኸይድ ኣላ ንሓዋሩ፡እንተ ንስኹም ግን ኣበየነይቲ መሬት ሰማእቲ ኢኹም ክትነብሩ፡ንነብስኹም ሕተትዋ።
    ኤርትራ ናይቶም ንስለመሬታ ንእስነቶም ከይመነዉ፡ዝተበጀዉ ኣቦታትና፡ኣዴታትና፡ኣሕዋትናን፡ኣሓትናን ኢያ።ስለዚ ንኸድዓትን ሸያጦ ሃገርን እትኸውን ኤርትራ ኣይክትህሉን'ያ።
    ነዚ ንዝኸሓዱን ከብዶም መሪጾም ስግኦም ንዘስብሑን እትኸውን ብሽም ኤርትራ ተመሳሲሎም ብላህጃ ንዝልምኑ፡"ውግኣት ጁንታ" እትኸውን ሃገረ ሰማእቲ ኣይክትህሉን'ያ።
    ንሎሚ ወደሓንኩም ሰላም ንመትከላውያን ጽኑዓት ኤርትራውያን።
    "መበል 30 ዓመት ግንቦት 24- 2021 ኣብ ከተማ ባድማ የራኽበና"!!

  • @ertrawisdetegnameskin9783
    @ertrawisdetegnameskin9783 4 роки тому +1

    Mewedeatuu endo mo ahsiskuma hager

    • @rgyvhg683
      @rgyvhg683 4 роки тому

      ታራክ፡ይሰነድ፡ይጾሐፍ፡ኦርከብን፡እዩ፡ናዘም፡ጀጋኑ፡ይጻሐፍ፡

    • @lemlemghilazgi4715
      @lemlemghilazgi4715 4 роки тому

      @@rgyvhg683 thelalemawi zkri nswatna awet nhfash

    • @asmarino99o42
      @asmarino99o42 4 роки тому

      Natom tarik serihom, natka tarik sirah

    • @M-i8e
      @M-i8e 4 роки тому

      Men eyu emo ksndo nezi tarik nezi weledo fah fah abilkumo

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 2 роки тому

    Grmaey germaeye maengosae koyo maengosae gignae tkikke fkri anber tsaeraem Aedy Maeryam zhebtni slae hegri gizAednae zdaeli yftwekaen eiyu

  • @abebadesta4410
    @abebadesta4410 2 роки тому

    Ane hafti niafewerqi eye abeba ybehal weladit afewerqi tesfay kea ab senafe trhas kebedom tibeha ala bihiwet mis afewerqi hawey sile zineberka kzerarbeka delye ente kielka ab esrael eye zeleku