ኤርትራውያን ክብል ከለኹ ባህ ዘይብሎም _ መምህር ሙሉ ሃ/ስላሰ |Halefaydigital

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 173

  • @saragrmay3505
    @saragrmay3505 Місяць тому +4

    ❤❤❤❤❤❤

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 Місяць тому +35

    መምህር ሙሉ ፈጣሪ ዝለኣኾ በረኽት ናይ ትግራየይ❤❤ እወ ኣብቲ ፀልማት ጊዜ 50%,40% እናበሉ ብገንዘብ ትግራዋይ ዝሃፍተሙ ክንደይ ኣለዉ 😭😭😭 ነቶም ኤርትራውያን የሕዋትና ድማ የቐንየልና❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd Місяць тому +20

    መምህር ሙልየ መግለፅ ቃላት ዘይብሉ ብሉፅ በዓል ሕልና 🙏♥️

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 Місяць тому +8

    ናይ ብሐቂ ለባም ሐላዪ ብፍላይ አብ ኤሪትራዊ ዝግብሮ ዝነበረ ደክመ ከይበለ ብዘይ ግለ ክፍሊት አዚና ነመስጉና ዕደመን ጥዕና ይሃብካ ዝሐወይ ❤ቀጺሎ ተባዓ ስብ❤

  • @Balla291
    @Balla291 Місяць тому +11

    We proud to be Eritrean 🇪🇷🦁🇪🇷

  • @KomuJizsan
    @KomuJizsan Місяць тому +8

    ኑፁሁ ኤኤሙሮ መምህር ሙሉ ኣቦ ድኻታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝቆሞለ ዝረሰሐ ኣይስከፍ ኑፁሁ ሕሊና ❤❤❤❤❤

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ

    መምህረ ሙሉ ብዓል ሕልና ኣጀኻ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ትክክል ኣለኻ ኤርትራውያን ደለይት ፍትሕ ዝብሃል ንህግደፍ ዝቃወሙ ካብ ፀልማት ግዜ እስካብ ሐዝ ኣብ ጎኒ ህዝብ ትግራይ ጠጠው እሎም ክንደይ መስዋእት ዝኻፍል ኣለው እዝኦም ደማ ምስግናን ክብረ ይግበኦም ብሉፃት ሰባት እዮም 💙👌👌👌💙💙 ብረጌድ ንሓመዱ ኤርትራውያን 💙💙💙💙

    • @yordatesfay9055
      @yordatesfay9055 Місяць тому +1

      Ayee nseki bregied nhamedu da tegaru endyom Eritreawyan zeykonu

    • @Hagerdawit6181
      @Hagerdawit6181 Місяць тому

      Kkkk you wish yo Eritrean get lost 🇪🇷 ኢርትራ ን ኤርትራውያን አያ ን ተጋሩ ብ ማዕዶ ንርአይዎ ጎረበት አኺም ሸረፍኩም ሓዙ

    • @Hagerdawit6181
      @Hagerdawit6181 Місяць тому +1

      አሲኺ አኺ ኣድጊ ንሓመዱ ጨናዊት ሳሕሳሕ

    • @dawitokubazghi6144
      @dawitokubazghi6144 Місяць тому

      Haswit

    • @Eri-leew
      @Eri-leew Місяць тому

      ኣይ እስኪ ተሰተሪ ጋል ትግራይ ቆርባዕ ለማኒ ሰብኣይ ስኢንኪ ዝከድክዮም ድኣ እንታይ ኤርትራዊት ክትኮኒ ክኣ ወዛል ረሳሕ ጉዳይ ለመናኪ ዘይትገብሪ ፍንፍንቲ😂

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees Місяць тому +3

    መምህር ሙሉ ሃይለስላሰ ክቡር ሓውና ኣቦ ውጹዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ልዑል ፈጣሪ

  • @BdMs-ci3dp
    @BdMs-ci3dp Місяць тому +3

    መምህር ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ካብዚ ንላዕላ ንክትህብ እግዚአብሔር ይርዳእኻ እግዚአብሔር ዋጋኻ አብ ሰማይ ይፅናሕኻ ቤተ ሰብኻ ውን ይሓልወልኽ መምህርየ

  • @Sara1234-c2v
    @Sara1234-c2v Місяць тому +9

    መምህረይ ብሉፅ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤

  • @issakGhremay
    @issakGhremay Місяць тому +8

    ናይ ብሓቂ መምህር ሙሉ ናይ ኣምላኽ ሰብ ኢዩ.

  • @sweetyheart85
    @sweetyheart85 Місяць тому +9

    Selam memhr selamka ybzah, ane zgeremetni gn slemntay haki zeytzareb, zbezhu hageztka Ertrawiyan eyom ane 100% rigxena eye. Gn sni slemntay eritrawyan thank you zeytbl, politica kalie eu himanity kea kalie eu. Slezi abti hmak gzie ykun qdmiu zbezhu zhagezu eritrawyan eyom.

  • @netseriabtesfalem8560
    @netseriabtesfalem8560 Місяць тому +4

    መምህረይ ሉኢይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ብሩክ ኣያይይይይ

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 Місяць тому +5

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር 🙏🙏🙏

  • @HasietEye
    @HasietEye Місяць тому +3

    ገባሪ ሰናይ ምሉ ክብረት ይሃበልና❤❤❤

  • @michalebrhane1370
    @michalebrhane1370 Місяць тому +6

    ብዝኮነ ብእትገብሮ ጽቡቅ ነገራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ. ግን ኣብ 2000 ዓ /ም ወያነ ኣብ ዅለን ዶባት ናይ ኤርትራ ዝኣተወትሉ ግዜ ዝገበርዎ ኣይትፈልጥን ኢካ ኣይብልን. ንሕና ከማን ቁስልና ኣይሓወየን. ኩልካ ቁስልካ እንተ ሓኪካ ኣይሓውን እዩ. ኩሉ ገዲፍካ ሰላም ዩ ዘድሊ. ምክንያቱ ኣብ ኪናት ክሳራ እምበር መክሰብ የለን:: ab srahka asalto yhbaka mm Mu 🙏

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    _ብሰም መምህር ሙሉ ሰይስክራይብ ገይረ አትየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤🎉_

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    _ብሓቂ ንሰላም ኩላትና ንዝምር ምናዳ ብርገድ ንሓመዱ ንፍቅርን ሰላምን ንዝምሩ አለዎ ኩሉ ግዘ አብ ትሕታ ፍጣሪ ንስቶም ንይረም ንኩናት ዓገብ ዝበሉ ብርገድ ንሓመዱ ብጣዓሚ እና ንፍትዎኩም❤🎉_

  • @mulumulu3028
    @mulumulu3028 Місяць тому +3

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 Egziabiher edmen tienan yhabka Memhr Mulu hailesilasie jigna ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 Місяць тому +3

    መምህር ሙሉ አቦ ሐብሐቢ ህፃናት ወለዶም ዝሳአኑ ከምእውን አረግዊይን .አምላክ ዓድመ ጢዒና ያሃብካ:: ፀላእቲ ካሊ ካውርዩ ይኽእሉ ፀረ ናይትግራይ ህዝቢ ኢዩም

  • @SabaOkubamicael
    @SabaOkubamicael Місяць тому +1

    መምህረይ ለባም ሐውና እግዝአብሄር ስላም ይግብረልና ብጣዒም ይፈትወካ እየ ዖዲመ ጥዖና ይምነየልካ❤❤❤❤❤

  • @Halefaydigital695
    @Halefaydigital695  Місяць тому +5

    ትሕዝቶና ንዝተኸታተልኩም ከምኡ'ውን ሃናጺ ሓሳብኩም ንዘስፈርኩም ኩሉኹም ነመስግን 🙏

  • @GidayBrhane
    @GidayBrhane Місяць тому +3

    ጽቡቅ ዝገብር ካብ ኣምላኽ ይርከቦ እቲ ሕማቅ ዝጽሕፍን ዝዛረብ ከኣ ጽቡቅ ዘይ ደሊ ዕንቅፍት እዩ ብዘለካዮ ተቢዕካ ቀጽሎ ሎሚ ምውን ከም ትምሊ እዛ ሕማቅ እዋን ተሓጋጊዝና ክንሰግራ ኣለና ።

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 Місяць тому +3

    Egziabher. mesakum. yekun. Ahwatey. ✝️☝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿

  • @HawiTrhas
    @HawiTrhas Місяць тому +1

    Wow mulu thanks wetru eye zriaka senay jigna eka behaqi🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tesfalemtezare114
    @tesfalemtezare114 Місяць тому +1

    መምህር ሙሉ ካብ ልቢ በዓል ቁኑዕ ሕልና ኢኻ ሓወይ ቀፅለልና🙏🙏🙏

  • @Geni2728geni
    @Geni2728geni Місяць тому +4

    ሙሉ ካብ ቀደም ጀሚረ ይፈልጦ እየ ልተፀገመ ተሪኡ ለለዎ ነጊፉ ልህብ እዩ❤

  • @TeklebrhanFisseha
    @TeklebrhanFisseha Місяць тому +2

    ንምግላፁ ዝከብድ ባዓል ፍሉይ ሕልና

  • @shimejenaadey8260
    @shimejenaadey8260 Місяць тому

    Memhir Mulue hawuna beal hlna lewah feqar abi seb, selam zelewo nabra yhabka❤️❤️❤️
    Hzbi Tigray hawuna selamkum ybzah🙏

  • @Erey9999
    @Erey9999 Місяць тому +1

    Memhr mulu abo wtsuat edmen tenan yhabka 🙏🙏❤❤❤🇪🇷

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 Місяць тому +5

    Memeher kemaka xega zeteadele yihelu deo yikon❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MebrahtomAbraha-j3n
    @MebrahtomAbraha-j3n Місяць тому +4

    Memhir mulue btaemi ye zfetweka ab hawka Eritreawi ❤

  • @sennaitasghedom7553
    @sennaitasghedom7553 Місяць тому +3

    Memhr edmen tenan yhabka 🥰🇪🇷🇪🇷

  • @Merh941
    @Merh941 Місяць тому +19

    እቲ ጽላኢ ይኣክል ሕጂ ብፍቅሪ ንንበር እምበር ግፍዒ'ስ ናትና ከማን ይኸፍእ። ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ❤😀

  • @beyblademasters9650
    @beyblademasters9650 Місяць тому +3

    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 Місяць тому +1

    Kibur Memher Mumlu nay seb wuhebto zeyhgusom hasadat belom netom Ertirawiyan zehegizu gena zegodele yimelalom fetari❤❤❤❤🎉🎉

  • @ZekiFrede-le5lc
    @ZekiFrede-le5lc Місяць тому +1

    Amlak yibarika Memher

  • @zaydteklemariyam279
    @zaydteklemariyam279 Місяць тому +3

    Memhir Mulue lebam💙💙💙❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @SemereAbrha1416
    @SemereAbrha1416 Місяць тому +1

    Kulu seb kemakha tezkhewn neru shewit hagay mbelaena ❤❤❤

  • @Higuain1995
    @Higuain1995 Місяць тому +3

    ❤ bitami zimsgen sirah

  • @lealemalemamen9029
    @lealemalemamen9029 Місяць тому +6

    አነ ካብ መምህር ሙሉ ሃ/ስላሰ ልዕል ዝበለ ሓድሽ ምዕራፍ ይጽበይ ነይረ፣ ከም መቆደንያ ዝዓይነቱ ትካል ዓይነት ዘላቂ ዝኾነ እየ ዝጽበይ፣ ሕጂውን አይረፈደን ጸገም ህዝብና ሰፊሕ እዩ ብዕሊ ተጸኒዑ ብምንታይ ዓይነት መንገዲ ክፍታሕ ኢልካ መፍትሒ ምምጻ የድሊ።

  • @Marken-s8j
    @Marken-s8j Місяць тому +6

    Memher mulu💙💙💙💙

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 Місяць тому

      😂😂😂

    • @Jhony-u4x
      @Jhony-u4x Місяць тому

      🤮🤮

    • @Marken-s8j
      @Marken-s8j Місяць тому

      @@Jhony-u4x bariya adegi🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮

  • @DfUf-ut9fi
    @DfUf-ut9fi Місяць тому +7

    መምህር ሙሉ ነፅህ አሞሮ ዐደመናጥና ይህብኪ ፍጣር💞🙏

  • @WilliamMushi-zg5ou
    @WilliamMushi-zg5ou Місяць тому +1

    Amlke hebuka memher burke eka hagezeka amlke yhagezka

  • @BizenAbrha
    @BizenAbrha Місяць тому +1

    Edmen tenan yhabk Amlak memahr mul

  • @Freselemon348
    @Freselemon348 Місяць тому +2

    Memhr Asmara naru meselani ❤

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221 Місяць тому

    We proud to be in Eritrea

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 Місяць тому +13

    ሓቒ መምህረይ እሙን ኢካ ግን ኣብዛ ፈተውቲ ተጋሩ ትብል ቕሬታ ኣሎና ብጀካ ኤርትራዊ ዝሕግዝ ስለዘሎ ዲዩ ኢርትራዊያን ዘይትብሉ ምሕጋዝ ኾ ንሕልናካ ኢዩ 💙❤💛 🙏🙏🙏

    • @ትግራይእዩደመይTDF
      @ትግራይእዩደመይTDF Місяць тому

      ገደል እተው ሓገዝኩም ይትረፈና እዚ መርዚ ኣብሊዕካ ሕክምና ከም ምውሳድ እዩ ዝሕሰብ

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 Місяць тому +2

      ኤርትራውያን እዩ ዝብል ኣብ ብዙሕ ቪድዬታቱ ።ሓደ ሓደ ግዜ ፈተውቲ ተጋሩ ይብልዩ እዚ ከኣ ጸገም የብሉን ።

    • @SurprisedBirchForest-kv6gb
      @SurprisedBirchForest-kv6gb Місяць тому +1

      Hasawit zeythgzi dea nhzbki sala ertrawiyan brukat mber kndey xgum hzbki tehagizu nhlnu kbl mber fetikum keymesleki donkoro​@@ትግራይእዩደመይTDF

    • @weyni4695
      @weyni4695 Місяць тому

      ​@@ትግራይእዩደመይTDFTim bel gohaf
      Ezi ab tigray higdef zgebro mekexlta abana zgebro eyu
      Leyt ketrin selem keyblna mis dekna
      Tigray tiser kinbel glbotna genzebna

    • @ትግራይእዩደመይTDF
      @ትግራይእዩደመይTDF Місяць тому

      @@weyni4695 ንስካ ስቅ በል ውዲ ርግምቲ

  • @Masho-xzb
    @Masho-xzb Місяць тому +2

    Btaemi enfetw enakbro memhrna edmen tenan yhabka ❤❤

  • @berhenegash3281
    @berhenegash3281 Місяць тому +4

    Enjera ezgi blae edmen tenan yhabka bruk seb

  • @netseriabtesfalem8560
    @netseriabtesfalem8560 Місяць тому +3

    መምህር ሙሉእ ሊዋሕ ሰብ ኢዩ

  • @DejenTekle-v4z
    @DejenTekle-v4z Місяць тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ kemzi merahi hager ydlyena alo

  • @asdftyu4148
    @asdftyu4148 Місяць тому

    ዋይዋይ እወ ብለይኮን ዕዳጋ ቕርሽና ወዲእና

  • @wedierewedisenafe3805
    @wedierewedisenafe3805 Місяць тому +1

    መምህር ሙሉ ገባሪ ሰናይ በዓል ሰናይ ሕልና። ናቱ ዩቱብ ይህልዎዶ ፈሎው ክንብሎ

  • @tesfazghitewelde9326
    @tesfazghitewelde9326 Місяць тому +4

    Memhir Mulue ,,, lebam 💙💙💙

  • @Hadguasgedom4
    @Hadguasgedom4 Місяць тому +3

    Ajoka memhir ane ewun ab gonika eye buzuhat Eritrawian ahwatna yekeniylna kibl edeli!!!

  • @TeameWeldai-tx5vl
    @TeameWeldai-tx5vl Місяць тому

    Nfau SEB ketslo❤❤❤

  • @selemuntekle9849
    @selemuntekle9849 Місяць тому +2

    Tigraway kehadi eu

  • @semerekesete-y3q
    @semerekesete-y3q Місяць тому +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 fetari xegem yeqllelkum

  • @Eri_love_tube
    @Eri_love_tube Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile7296 Місяць тому +3

    Peace is always peace war makes you miserable

  • @lemlemtigray8788
    @lemlemtigray8788 Місяць тому

    When you do great job there is always a challenge don’t this Evil people interfere with your good deed thank you for what you do for our people 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @RrSd-ze8fv
    @RrSd-ze8fv Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @azaziyohannes8873
    @azaziyohannes8873 Місяць тому +32

    መምህር ሙሉ የድንቖ እየ። ኣብዚኣ ክትእረም ዘለዋ ግን ህዝቢ ኤርትራ ይቕረ በሃሊ ደኣ ኮይኑ እምበር ካብ ወረርቲ በዓል ራእሲ ኣሉላ ኣትሒዝካ ክሳብ መለስ ጨካን ኣብዘሎ ግዜ ብተጋሩ ኣብልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈጸመ ግፍዒ ዘርዚርካ ዝውዳእ ኣይኮነን። እዚ ሕጂ ዘይተገብረ ነገር ጀኖሳይድ እንዳበልካ እትፍብርኾ ሽጣራታት ንኽልቲኡ ጎረባብቲ ህዝብታት ኣየዋጽእን እዩሞ ንዑ ደኣ ካብዘየለ ሓሸውየ ወጺኹም ኣብቲ ሓቂ ርዒምኩም ነቲ ህዝብታት ኢትዮጵያን(ምስ ክልል ትግራይ ) ከምኡ ውን ጎረቤት ህዝቢ ኤርትራን ብኸመይ ሰላም ይፈጥሩ ኣብዝብል ቴማ ኣተኩሩ።

    • @Mussie979
      @Mussie979 Місяць тому +5

      ኣሉላ ዝገፍዖ ህዝቢ የለን! ኣሉላ ካብ ወረርቲ ግብጽን፥ ሰይጣውንቲ ኣዕራብን ክምክት ግዚኡ ኣብ ከበሳታት ኤርትራ ዝከርተተ ጅግና'ዩ። ናይ ወያነን፥ሻዕብያን ግን ክልተ ሓደ'ዮም ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን።

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому +2

      ካብ ኣሉላ ጀሚርካ ክሳብ መለስ ወረርቲ ጨካናት እንዳበልኻ ትማሊ ምስ መከላከያ ኮይኑ ንትግራይ ዝወረረ ሸዓብያ ኣብ ትግራይ ጀኖሳይድ ኣይፈፀመን ክትብል ኣይትሓፍርን ግደፍ እባ ነቲ ሓቂ ኣይክሓድዎ

    • @betelihem823
      @betelihem823 Місяць тому +2

      ​@@Mussie979ኣንታ ሓወይ ኣሉላ ዘይፈጸሞ ግፍዒ ከ ኣሎ ድዩ ሚሒሉ ጢሒሉ ሰብ ዝክሕድ ካሕዳም ። እግርን ኢድን ቖሪጹ ብፍሉሕ ዘይቲ ነቲ ቁስሊ ዘፍሥስ ሩጉም ።ዝገደደ ከኣ መለስ ዝባሃል ክኣ ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ ተጋሩስ በስም ኣብ።

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому +1

      ኣሉላ ወራሪ እንተኢልካዮ እቲ ምስ መከላከያ ኢትዮጵያ ኮይኑ ንትግራይ ዝወረረ ሸዓብያ ብዙሕ ንብረትን ብዙሕ ንፁሃን ሰባትን ቀጢፉ ኣሎ ማለት እዩ

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 Місяць тому +2

      @@HaraGhirmai ኣሉላ ኣብ ኤርትራ ዝገበሮ ግፍዕታት ንኽትመሃር ናይ በዓል ኣቦና ራእሲ ተሰማ፡ ባህታ ሰገነይትን ራእሲ ወልደንኪኤል ታሪኽ ኣንብብሞ ርግጸኛ እየ ዋላ ካብ መቓብር ኣውጺኻ ሬሳ ኣሉላ ከምተቃጽሎ።

  • @samiyow
    @samiyow Місяць тому

    💙💙💙

  • @elsafessehaye9397
    @elsafessehaye9397 Місяць тому +1

    🙏🙏🙏♥️💚♥️💚🌹💐

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @bfhghfthfhfg5798
    @bfhghfthfhfg5798 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @BizenAbrha
    @BizenAbrha Місяць тому +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Yatanamediaeri
    @Yatanamediaeri Місяць тому

    Hzbi Eritrea Bmulu Beal Hilna Eyu ,Abti nay polotika ka Bwegen tigray wn Problem alo eyu 100% N eritrawian zwerde 25 Amet juho tetahizu Eyu b senki tigray ethiopia slezi eti Shigr nabom Zwerd Wn Ab gimt mitaw Gibuu eyu

  • @ንስሪሰማይ
    @ንስሪሰማይ Місяць тому

    በዓል ሕልናን ቅኑዕን ❤❤❤

  • @Senafe_91E
    @Senafe_91E Місяць тому +7

    ንሕና ውን በዲልናዮም ኢና ዘይትብል ሎቑማጽ ብተጋሩ ኣብ ኤርትራ ዝበጽሐ ግፍዒ የለን ድዩ ርኹስ

    • @mtesfay739
      @mtesfay739 Місяць тому +4

      እንታይ ገባራይ ኢካ ንስካከ መሕፈር። ጽቡቅ ዝሓስብ ክተባባዕ እዩ ዝግቢኦ። ምስ በዓል ከማኻ ኤርትርውያን ክንበሃል ሕፍረት ይስመዓኒ ። ሓሳብ ወይ ነቐፌታ እንተሊካ ብፍቅሪ ሓሳብካ ዘይትገልጽ ካብ ትጻረፍ ።ብሓቂ ክሳብ ክንደይ ወዲቕና ኣሎና እዩ ዘርእየካ ።

    • @meramerameramera849
      @meramerameramera849 Місяць тому

      ​@@mtesfay739nbaelka wuduk .eka hsur.nezi hmum hwhat wedisom neti jigna shabya ktsarefu aynefkiden.kem hzbi kin yeruk alewuna fetewti alewuna

    • @mtesfay739
      @mtesfay739 Місяць тому +1

      @@meramerameramera849 ኣይጸርፈካንየ ንሳያ ዓቕምካ ። ሓሳብ ዘይብሉዩ ዝጻረፍ።

    • @AsterBaraki-c9c
      @AsterBaraki-c9c Місяць тому

      ዕድመ ምስ ጥዕና ይሀብካ/ኪ ሰብ ዝኽእሎዮ ዝሐስ​ብን ዝዛረብን ክብሪ ንዓኻ/ኺ ❤❤❤@@mtesfay739

  • @HARAMBE-SHOW
    @HARAMBE-SHOW Місяць тому +1

    🙏🙏🙏

  • @negsamedhane6423
    @negsamedhane6423 Місяць тому +3

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🏽

  • @jenivajeniva435
    @jenivajeniva435 Місяць тому +3

    ❤️🙏

  • @ejigayehumisgina5471
    @ejigayehumisgina5471 Місяць тому

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @DehayGedli-oc8wl
    @DehayGedli-oc8wl Місяць тому +1

    ደቂኖ😍😍😍😍

  • @simretsbhat9522
    @simretsbhat9522 Місяць тому

    My favourite Tigraway

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 Місяць тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EfremAfewerki-z3v
    @EfremAfewerki-z3v Місяць тому +3

    ❤🎉❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Mhare-f7s
    @Mhare-f7s Місяць тому +4

    መን እሞ ከማኻ መምህረይ

  • @meashosenait9897
    @meashosenait9897 Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤😊

  • @senaitnegasi6046
    @senaitnegasi6046 Місяць тому +1

    Right mulu nska btiamnelu trah kid

  • @sabateklezgi7780
    @sabateklezgi7780 Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HdhdJdjd-zs2jm
    @HdhdJdjd-zs2jm Місяць тому +3

    ❤❤❤❤❤

  • @21ድግልማርያሞእናቴ
    @21ድግልማርያሞእናቴ Місяць тому +3

    🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️💛💛💛🙏

  • @Emangalmekele
    @Emangalmekele Місяць тому +4

    ❤❤❤❤❤❤⛱️⛱️⛱️

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa6998 Місяць тому +1

    ❤❤❤

  • @NatsnetEyob-n8n
    @NatsnetEyob-n8n Місяць тому

    Ewey anta ezi wade kelbem ftari edmen tenan yahbka ftari abo wetsat

  • @Yosef_Selam
    @Yosef_Selam Місяць тому +2

    A car is nothing for Mulu he diserve 10 car and 10 Houses

  • @Yonasabera-u1n
    @Yonasabera-u1n Місяць тому +1

    Kasab eti akmna zfekedo knhgz ina

  • @tesfaldet-cm1gy
    @tesfaldet-cm1gy Місяць тому +2

    Mamher mulu egzbher edman tianian yehbka

  • @ShewitKidane-y9l
    @ShewitKidane-y9l Місяць тому +2

    ❤❤❤❤🎉

  • @SehaleKiros
    @SehaleKiros Місяць тому +1

    Hadhade tegaru zehifiru hasadatin mikegnatatin bizuhat alewu
    Kemseb keykoserka kemkedemka lebamat ahwatikan ahatksn enareayka hagezka kesilelu mikegna zrr ere yebilkas abtigrsi kemeygerka kitinebir tehasib neakom
    Sirahkanhagezkan keyiteqaris nibileka
    Selamneadinanhizbinan

  • @TomasAndey
    @TomasAndey Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fyu7tt457
    @fyu7tt457 Місяць тому +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @DAJOINTERTIANMENT
    @DAJOINTERTIANMENT Місяць тому +1

    🎉🎉🎉🎉

  • @angel_heaven1717
    @angel_heaven1717 Місяць тому

    Slemntay eka eritreanyan yhwatna zeytbl fete

  • @angel_heaven1717
    @angel_heaven1717 Місяць тому

    Memhr mulu
    Selmnta.eka ftewti.tgray tbl. Eritrawyn.enteblka yhaysh haki mebat xbuk aykanen

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana Місяць тому

    ጆኖሳይድ ናይ ትግራይ ክልዓል ከሎ ዝረግፆ ኣይፈልጥን ኣሕ ክንደይ ድዩ ሓሊፉ እሞ ካዓ ህዝቢ ምዕራብ ትግራይ ክሳብ ሐጂ ኣብ ኬንዳ ሱዳን 😢😢😢