🛑ሓዳር ክገብር እየ😱ደቅኪ ናበይ ገዲፍኪ ካብ ኣደይ ዘይፅበዮ ነገር

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 868

  • @ሊሊይቱብሊሊይቱብ
    @ሊሊይቱብሊሊይቱብ Місяць тому +268

    ኣዱኡ ልሻኩር ፍትው ለብላ ከምዚ ከማይ👍ረጊፅኩሙኒ ሕለፉ😂❤❤🎉

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ Місяць тому +3

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤

    • @KidisaanHaaftu
      @KidisaanHaaftu Місяць тому +1

      ደምርኒ ደመረኪኣነ​@@ይርጋጓልትግራይ

    • @Abdollh-z1v
      @Abdollh-z1v Місяць тому

      ድምርምር ኣቢለክን ተጋሩዋይ

    • @AryamKiros-m6g
      @AryamKiros-m6g Місяць тому

      ኣነ ቀርየኪ ሑቡነ ደምርኒ​@@Abdollh-z1v

  • @BRETUBE1ብሬ
    @BRETUBE1ብሬ Місяць тому +154

    ኣድነቅቲ ማዘር ኤማ🥰

  • @Kingstontube12
    @Kingstontube12 Місяць тому +80

    ኣድነቅቲ ኣደኡ ንሙሴ ሻኩር ኸምዚ ኸማይ ትፎትይዋ ብሽም ኣደኡ ደምሩኒ🥰

  • @ፍታዉ
    @ፍታዉ Місяць тому +57

    ግን ኮ ሓቂ ትዝኸዉን ከሙኡ ኣይብሃልን ሻኩረይ ማዘርኻ ህፃን እያ ማርያምን እዝ ዉን ገቦዝ እያ❤😮ኤማ ግን ይሞችኻ😂😂😂

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ Місяць тому +1

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤

    • @handd4215
      @handd4215 Місяць тому

      ኣዲኡ ን ሻኩ ንእስቶይ ትመስል

    • @eritrea2748
      @eritrea2748 Місяць тому

      Mathers hxan eya mskineyti nsas sebay nmntay zeytdeli

    • @ytyt619
      @ytyt619 Місяць тому +2

      ብዘይ ምምርዓውኪ እንታይ ጎዲሉኪ ያ 😂😂😂 ከምኡ ግን ክብል ኣይነበሮን ኣዲኡ ድልየት እንተዝህለዋ ከ ?

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 Місяць тому

      በጃኺ ኢለኪ እንታይ ገበረትኪ ብጽፍፍታ ትሕሻ።ሰብአይ ሓበሸ ከኣ ክትኣልዬ ኢዩ ዝኣትወካ እምበር ንሳ ምእላይ ወይ ፍቅሪ ከምትደሊ ወለሕንቲ ሐሳብ የብሎምን።

  • @ሃይማኖት_ማሓሪ
    @ሃይማኖት_ማሓሪ Місяць тому +47

    ሻኩረይ ማራ እንድየ ዘድንቀካ ግን እዚ ፕራንክ ምዃኑ ይርደኣኒ እዩ ግን ሓዳር ክትገብር ክትፈቅዱላ ይግበኣኩም እዩ ምኽንያቱ ኣዴኻ ንእስቲ እያ ብሃይማኖትናን ብመፅሓፍ ቅዱስና ሕጊ ድማ ከምዚ ይብል ሓንቲ ሰበይቲ ወይ ስብኣይ እቲ መፃምዶም ብሞት እንተ ተፈልዩ ካሊእ ቅዱስ ሓዳር ክምስርቱ ከም ዝግበኦም ቃል ጎይታና እዩ
    ከምኡ ድማ ብምኽንያት ዝሙት እንድሕር ተፈላልዮም ሓዳር ናይ ምግባር መሰል ኣለዎም ስለዚ ማዘርካ ንእስቲ እያ ዘላ እና ብዙሕ ጽዕንቶ ኣይተሕድረላ

  • @AboSeare
    @AboSeare Місяць тому +28

    ሻኩርር ብጣዕሚ ተጋግኻ ሓደ ኣደኻ ንእሽቶይ እያ ይግበኣ እዩ ካልኣይ ሓው እያ ተምጸአልካ ምረቓ እካ የድልያ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ኣምላኽ

    • @FreTube12
      @FreTube12 Місяць тому

      @@AboSeare ሳበስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @KidisanHaftu-v3
      @KidisanHaftu-v3 Місяць тому

      ደምርኒ

  • @KhanKhan-fr4zs
    @KhanKhan-fr4zs Місяць тому +28

    ሓቂ ተዝኸውን ኸ ከመኡ ኣይባሃልን ህፃን እያ ዓባይ ኣይኮነትን ገራሚ

  • @MieriAraya
    @MieriAraya Місяць тому +25

    ዋ ሻኩር ቀኒእካ ኮ 😂ወለድና እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ 🙏🙏

  • @ሚሊ-ቐ9ጠ
    @ሚሊ-ቐ9ጠ Місяць тому +33

    ኣቱም ሰባት ደቅናከ ሓዳር ከግብሩና እዮም😂

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 Місяць тому +42

    ሙሴ ቀናእእእእ😅😅 ኤሚ አንበሳ ሰሪሕካሉ ጎበዝ😊
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤

    • @FreTube12
      @FreTube12 Місяць тому

      @@Dolar1219 ደምርኒ ማዓረይ

  • @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
    @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo Місяць тому +56

    ግንኮ ኑኡሽተይ እያ ተተሞርዐየትከ ታይ ሽግር ኣለዎ ሻኩረይ ግደፍ ኣይትክለኣያ ዋ😢🎉❤❤❤❤

    • @kirosGualwekru
      @kirosGualwekru Місяць тому +1

      ደምርኒ

    • @msgnayonas7135
      @msgnayonas7135 Місяць тому +3

      Kab zgermeka adeka neshto eya zela kali ytref smit alewa kem seb handebet zefkran zekbran sebay enterekiba kemzi gerka lba keytsebra tetenkek zhawey ezi kulu edme nsineta neakum ela eya kefilato hji wn nishto eya zela ❤❤❤❤

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i Місяць тому

      ደምረኒ❤🎉

    • @FhHdj-t7d
      @FhHdj-t7d Місяць тому

      ዘይርዳ ኣ ወላድ ኣታ😂😂😂😂❤

    • @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
      @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo Місяць тому

      @FhHdj-t7d 😂😁

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ Місяць тому +16

    ኣረ ሻኩር ኣፍ ኣተሓሕዛ ትምረዓይ ድዩ ደልኽያ😮😅😂😂ኣረ ማዘር ንእሽተይ እያ ሕደጋ ትመርዖ😅❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @hduhdh62644
    @hduhdh62644 Місяць тому +24

    ኤማ መሕረር ዕድመካ ይንዋሕ 😅😅😅😅😅😅😅 ናይ ኢድካ ኣይትስኣን ኣቅኒእካዮ ንሻኩር😅😅😅

    • @AaAa-lx4dw
      @AaAa-lx4dw Місяць тому

      😂😂❤

    • @marbayname
      @marbayname Місяць тому

      አረ ኤማ ይመቸዮ😁😁😁

  • @ጋልቃሺTube-h5s
    @ጋልቃሺTube-h5s Місяць тому +30

    ንዛ ፅሕፈት ተንብብለኹም ሓሳብ ልብኹም አምላክ ያስምረልኹም ሳብስክራይብ ግበሩለየ አብ ስደተ ለለኹም ሓሳብ ልብኹም አስምሩ ስደትኹም ያሕፅረልኹም ብብዘለኽሞ አምላክ ይሓልኹም ከትሓልፉን ግበሩለየ

    • @SlamAlekm-j1y
      @SlamAlekm-j1y Місяць тому

      ኣሜን (3) ወለላይ❤❤❤

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i Місяць тому

      ደምረኒ❤❤🎉🎉

  • @نينبتنينبتبت
    @نينبتنينبتبت Місяць тому +32

    ደሰ ክትቡሉ ግን እግዛኣብሔር ብፍቅርኹም የብዞሖዮ🌷🌷🎉🎉

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i Місяць тому

      ደምረኒ❤🎉

  • @trhaslove4629
    @trhaslove4629 Місяць тому +22

    ኤማ ግን ይመቸዮ😂😂😂 ሙሴ ቀናእ🤣🤣

    • @merizetewahdotigray1758
      @merizetewahdotigray1758 Місяць тому

      ሳብሰክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤

    • @FreTube12
      @FreTube12 Місяць тому

      ​@@merizetewahdotigray1758አሺ መልሲ

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam Місяць тому

      ንደማመር❤​@@merizetewahdotigray1758

  • @snitentertimment8913
    @snitentertimment8913 Місяць тому +26

    መን ከመደ እታ እንኮ ኣብ ዓለም ዘይ ትድገም ኣደ ኢያ እሞ ሓደራ ኣዴኹም ኣኽብሩ ❤🎉ተኻታታሊኹም ካብ ኤርትራ ❤

  • @Vjhgy-m2d
    @Vjhgy-m2d Місяць тому +35

    ሙሲ ሻኮር ትረደአላ ኣደዋኻ ህፃን እያ ወድሰብ ምግቢ ጥራሕ ድዩ ዘድልዬ ናይ ተፈጥሮ ነገር ዉን የድልይ እዩ❤❤❤🥰🥰🥰

    • @mmn4535
      @mmn4535 Місяць тому +3

      ይቅርታ ግን አስሕቃትኒ ዛከሞት😂

    • @ደስታ-ፃዲቅ
      @ደስታ-ፃዲቅ Місяць тому

      😂

    • @FreTube12
      @FreTube12 Місяць тому

      @@ደስታ-ፃዲቅ ሳበስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @Tgi9479
      @Tgi9479 Місяць тому

      ብሓቂ እዩ

    • @KidisanHaftu-v3
      @KidisanHaftu-v3 Місяць тому

      ደምርኒ

  • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
    @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ Місяць тому +16

    ኣድነቅቲ ዘን ዓባይና ደምሩኒ ተጋሩዋይ❤🎉🥰

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr Місяць тому +21

    ወደይ በልኒ ሓወይ ኣይትበልኒ ያ ቻኩር ቀንኡ 😂😂😂😂 አደዋን 💎💙🌎🕊🕊🌿🌿🌿🌿

  • @ጋልሰብዓሓላል
    @ጋልሰብዓሓላል Місяць тому +10

    ኤማ ቀፅለሉ እልትብሉ😂🥰👍

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i Місяць тому

      ደምረኒ❤🎉

  • @abyabby9886
    @abyabby9886 Місяць тому +12

    ማርያምን ብሰሓቅ በክየ ዋ😂😂

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd Місяць тому +7

    ይመችክን ተፃዊተናልኻ ሻኩረይ 😁ኣደዋታተይ ፍትይ እየ ዘብለክን ♥️♥️♥️♥️

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 Місяць тому +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤

    • @Arsulove-ke6xd
      @Arsulove-ke6xd Місяць тому +1

      @Hadu_8 ጌረልኪ መዓረይ ♥️

  • @GoGo-hn3bj
    @GoGo-hn3bj Місяць тому +7

    ሞይተ እየ ታይ ችግር ኣለዎ ንእሹተን እያ እንናኣ ሻኩረይ እና ኣሕዋትካ ሒዝካዮም ምፃእ❤😊

  • @salamaaa095
    @salamaaa095 Місяць тому +7

    ኣረ ቻኩር ኣዴካ ንኡሽተይ እያ ትክክል ተዝኮን ከሙኡ ኣይባሃልን ዝሓወይ 😂

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q Місяць тому +2

    ሙሲ ሻኮር ትረደአላ ኣደዋኻ ህፃን እያ ውድሰብ ምግቢ ጥራሕ ድዩ ዘድልዬ ናይ ተፈጥሮ ነገረ ዉን የደልይ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ድንግልማርያምእናቴ-በ7ገ

    ውይ ሸኩረይ ተረክብካ ከምዚ ከማይ ሎማዓንት ዝሳሓቀ ይህሊ ዶ ሓወይ ኣይትበለኒ ወደይ በልኒ 👌😁😁ኣደዋይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅብቃተይ🙏❤🥰🥰ንኢማ ግን ሕነካ ፍደ👌🥰

    • @FreTube12
      @FreTube12 Місяць тому

      @@ድንግልማርያምእናቴ-በ7ገ ሳበስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ Місяць тому

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤

  • @SabiyALadsd
    @SabiyALadsd Місяць тому +3

    አረ ኤማ ኣይትድገምይ ቡሱሩ ሻኩረይ ምስክን ለግነካዩ ይጣወትልካለዉ ማሚተይ ሽኮር😘❤❤❤🎉🎉

  • @SebleKahsay-m7l
    @SebleKahsay-m7l Місяць тому +2

    😂😂😂😂ዬርድዋይን ,ወለላይን ተዋስኦ መን ክክእለክን ሃኒነ ኮ ❤❤❤❤❤

  • @FjfigHchcu
    @FjfigHchcu Місяць тому +13

    ታይ ኮይንካ ስርስር ትብለካ ጀላዕ ሓቂ ተትከውን ከ ንዓይ ይጥዓመኒ ዋይ ውላድ ሕሱም😢

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt Місяць тому +5

    ሙሴ ብፅብፅ😂
    ኩቡራት ወለድና❤🙏😘

  • @MdSaudali2121
    @MdSaudali2121 Місяць тому +8

    ኣዶ 1000 ዓመት የንብርክን 😍😍😍👍🌹👍👈😍😍

    • @FreTube12
      @FreTube12 Місяць тому

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @salamaaa095
    @salamaaa095 Місяць тому +4

    ኤማዋይ ይሞቸካ ድገመና በጃካ❤😂😂

  • @ኣርያምጓልትግራይ
    @ኣርያምጓልትግራይ Місяць тому +3

    ኤማ 🤣😁🤭 ኤህ 😂😂😂 ሙሴዋ ማዓረይ ኣጆካ ኣነ ለ ሞት ኣቦይ ምሰ ሰማዓኩ ካልእ ኣቦ ኣይሓሰቦን ብሰሩ 😢

  • @TslalTube
    @TslalTube Місяць тому +5

    ወደይ በልኒ ሓወይ ኣይትበልኒ ያ ዋይይ😂😂😂😂

  • @MeronablelMeron-k5b
    @MeronablelMeron-k5b Місяць тому +8

    Fetwti shakur trah like gberu🎉🎉

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 Місяць тому +1

    ኤማ ኣታ መቅሰን ለማዓቲ እዩ ዝተረኸበ ቻኩር ዕዱመን ጥዕናን ይሃብኽን❤❤

  • @ahmqhkma2859
    @ahmqhkma2859 Місяць тому +2

    ኤማ ግን ይመቺካ ኣስሒቅካና😅

  • @YemuntazEnat
    @YemuntazEnat Місяць тому +2

    አረ ሻኩር ሸም ኣይባሃሊን ሓቂ ተዝኮን ከ ባዕለካ ኮስ ኣብ ፁቡቅ በፂሕና ኢና ሓዳርኪ ግበሪ ምበልካያ😢

  • @MahletMahlet-ij4ox
    @MahletMahlet-ij4ox Місяць тому +2

    ሙሴ ቃናእ ቃኒእካ ዲካ😂😂 ኣረ ኤማ ሕደግ ኣብ ርእስካ ከይውዕለካ❤😂

  • @ኤፋይቱብ
    @ኤፋይቱብ Місяць тому +12

    ኣቤት ቅንኣት ሻኩር ድርፅ ኢሉ😂😂😂

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ Місяць тому +1

      ደምረኒ ወለላይ🥰❤️

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i Місяць тому +1

      ደምረነ ጀመርት አየዋ❤🎉

    • @AIemat
      @AIemat Місяць тому

      ቀንኢ የኮነይ ስብኣይ እነ ብርሕቁ😢😢

  • @LiLiTigray-f3b
    @LiLiTigray-f3b Місяць тому +12

    ደቂ መዳም ወላድትክን 1000 ሽሕሕ ዓመት የንብረልኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ከይትሓልፉኒ❤❤❤

    • @HffFff-kp8ch
      @HffFff-kp8ch Місяць тому

      ገይረልኪ ማዓረይ❤❤❤❤❤

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i Місяць тому

      መልስ❤🎉🎉

  • @Hayim8970
    @Hayim8970 Місяць тому +2

    ኣይ ማማየይ ክትምቸወኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤❤❤ኣዶስ ንዘልኣለም ትንበር 🙏❤ግን ብዘ ብራንክም ማማ ስብኣ ክትኣትው ኣለዋ ከም ኣነ ገና ወጣት እያ እኮ ቻኮረይ ❤❤❤

  • @Salamh-b5w
    @Salamh-b5w Місяць тому +5

    ኣሜ ምሕረር ክንደይ ግዜ እዩ ክረኽበኻ ሻኩር ሞይተ😂❤

  • @asdftyu4148
    @asdftyu4148 Місяць тому +2

    ቻኩር ቐኒኡ በለው እረ ፍቐደላ ኣደካ ንእስቲ እያ ብኖርማል ምጭካንካ🎉🎉🎉❤❤❤

    • @FreTube12
      @FreTube12 Місяць тому

      @@asdftyu4148 ሳበስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ Місяць тому

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ Місяць тому +1

    እዋይ ምስየ ቃንኡ ታይ ሽግር የብሊ ቆልዓ ዘሊ ማማዋይ ቀፅልሉ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤😘😘😘😘😘🙏🙏🙏🙏

  • @gjgghg
    @gjgghg Місяць тому +4

    ዋይ ግን ታይ ችግር ኣለወ ናማን ተኾነኸ

  • @GgGg-jh2xk
    @GgGg-jh2xk Місяць тому +2

    ኣማ ማሕረረ ተጨዊትካሉ 😂😂😂

  • @Haregte
    @Haregte Місяць тому +2

    ሙሴላ ቀኒኡ😂😂😂 ወላድ ጨካን ታይ ፀገም ኣለዎ ግን ገና እያ ዘላ የርዱየ ጅግና ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኪ ውሉድ ውላድ የርእኺ❤❤❤❤🙏

    • @merizetewahdotigray1758
      @merizetewahdotigray1758 Місяць тому

      ደምርኒ ወለላይ💜

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 Місяць тому

      ሳብስክራይብ ግጨውለይ❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 Місяць тому

      ​@@merizetewahdotigray1758ደምርኒ ወለላይ

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q Місяць тому

      ​@@merizetewahdotigray1758ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q Місяць тому

      ​@@Hadu_8ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ZeferuMahari
    @ZeferuMahari Місяць тому +1

    ይሞችየን ግን😂😂😂😂

  • @meharenafisshaye2712
    @meharenafisshaye2712 Місяць тому +3

    ዋውው ሙሲ ጂግና ኣይ ኮዉንን ዳኣ በላ 😅😅

  • @letinaabreha3205
    @letinaabreha3205 24 дні тому

    Ooh my God omg🙈🙆‍♀️akakaka😂😂😂😂😝🙈 chirash kebeki elu omg 😱 Entay chiger alewo neshetey ebey zeble meqarbuta zekowun enteaeteywt shakur katakanaakaka🤣🤣 meskin🤣🤣😂😂😂🥰🥰🥰✊✊✌️

  • @KopKop-w
    @KopKop-w Місяць тому +1

    አረ ኢማ ይመችካ ብሓቂ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @asefage7357
    @asefage7357 Місяць тому +1

    ብትክክል ግን ቀደም መድረክ ተትረኽባ ማዘርካ ብታዕሚ ጥበብ ተዋስኦ ይበል🎉

  • @MonalizaAbrha-v5k
    @MonalizaAbrha-v5k Місяць тому

    ወለላይ ማዓረይ ይመችኺ 🎉🎉🎉🎉

  • @Salm-y6b
    @Salm-y6b Місяць тому +1

    ማማይ ሸኮር እከ ዕድመን ጥዕናና ያሃቡኪ ፊጣሪ ኣነሰ ክፈትዋ ❤❤❤
    ኤማ መሕረር ግድፎ እንዶ ንሙስ😂😂

  • @Titi-tp6yv
    @Titi-tp6yv Місяць тому +2

    ታይዳኣ ዛጉዳይ ብቀደማይ ዝኾና ሰበይቲ ሓደ ዓይነን እኣይትርእ ከምኡ ናበላ ሪአየን ኮፒ ገይርክያ ዶ😂

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 Місяць тому

    ኤመ 😅😅😅ዘይረኽቦ ዘይብለይ አልዋ😅😅😅

  • @MehretabTsegay
    @MehretabTsegay Місяць тому +6

    ኣደኻ አኮ ተወሳኢት ኮይና ብስማ ሳብስክራይብ ገረልካ ኣለኹ ሙስየ

  • @ahmqhkma2859
    @ahmqhkma2859 Місяць тому +1

    ሙሴዋይ 😁 ተገንዩ ዲዩለያ ስሓቅ ሞይተ 😂😁

  • @ghhhtrrr-ep5jz
    @ghhhtrrr-ep5jz Місяць тому +3

    ዋይ ሻኩር ሓወይ ኣይትበልኒ ወደይ በልኒ ያ ቃናኢ😅

  • @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
    @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo Місяць тому +2

    ሓወይ ኣይትበልንያ ግርምባ😂😂😂❤

  • @سلمىعتيني-ش1غ
    @سلمىعتيني-ش1غ Місяць тому

    ኣታ ስካለ ንኤማ ፕራንክ ግበሮ ክንደይ መዓልቲ እዩ ዘናድደካ😂😂😂❤❤❤❤

  • @malataregawe8730
    @malataregawe8730 Місяць тому +3

    ሓወይ ኣትበልኒ ወደይ በልኒ ያ😂😂😂😂😂

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf Місяць тому +3

    እማ ሰርሕኻሉ ባ ሻኩሩ ቅንኢ ሃመይ 😂😂😂😂

  • @ማርያምኣዶጎይታ-የ5ኰ
    @ማርያምኣዶጎይታ-የ5ኰ Місяць тому

    😂😂 ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ኣዴታትና ❤❤

  • @gtsgkgbc5418
    @gtsgkgbc5418 Місяць тому +1

    ሻኩረይ ክፎትወኩምኣ እሰይ ክቡራት ወለዲ ደስ ክብላ❤❤❤❤

  • @kidanpe5jj
    @kidanpe5jj Місяць тому +2

    አየ ቻኩር አጋ እርጋን ዝርጋንያ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @freykahsay8738
    @freykahsay8738 Місяць тому +1

    ሻኩር መን ከመደ እታ ኣብ ዓለም ዘይ ትድገም ኣደ እያ ሻኩር ሓወይ ሐደራ ኣደኹም ኣኽብሩ❤❤❤

  • @alemKido
    @alemKido Місяць тому

    ንኡሽተን እያ ዘላ ታይ ገይራቶ ሓዳር ዘይትገብር አሕዋቱ ትወልደሉ እበር ታይ ከይኮንዩ 😢 ገሪሙኒ ኣነስ

  • @Tigeraweyti
    @Tigeraweyti Місяць тому

    ሓቅኻ ሻኩረይ ኣነለ ኣይፈቱን ማርያምን❤️

  • @ራሄልጋልኣፅቢ
    @ራሄልጋልኣፅቢ Місяць тому +1

    ኣይ ሽኩር ቀንእ ኢሚ ግን የተክእልካይ😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @محمدالحديدي-ه3ف
    @محمدالحديدي-ه3ف Місяць тому +1

    ኣየ ቻኩር ቀናእ😂😂😂❤❤❤❤❤❤

  • @reachos7060
    @reachos7060 Місяць тому

    🤣🤣🤣ሻኩር ቀናዕ ወዲ እንኡ ምስ ወዲ ክትኾን ኣይፈቱን. እንታይ ጎድሉኪ ከዓ ይብል 😄ዝጎደላ ደኣ ብዓላ ትፈልጦ

  • @AaAs-ns7sx
    @AaAs-ns7sx Місяць тому

    ኣይ ዙኤማዙይያ ጃኩረይ😂😂
    ፍቁሩኩም ይብዛሕ🥰🙏

  • @TiTi-q5z
    @TiTi-q5z Місяць тому

    ደስ ክትቡሉ ግን እግዘኣብሔር ብፍቅርኩም የብዞሖዮ❤❤

  • @ዊንታና
    @ዊንታና Місяць тому

    ኣይ ኤማ ይመቸካ ብስሩ ማርያምን 😂😂😂😂😂😂😂ኣየ ሙሴ ረሃፅሃፅ ኢሉ ብንዴት😂😂😂😂😊

  • @Mlat-t2s
    @Mlat-t2s Місяць тому

    ዋይ ሻኩር ቀኒኡ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @Ramzsn-x6p
    @Ramzsn-x6p Місяць тому

    ሙሲ ቀኒኡ 😂😂 ማማወይ ምቅረተይይይ💋💋❤❤❤

  • @مريم-غ1م4ظ
    @مريم-غ1م4ظ Місяць тому +1

    ኤማዋይ የቀንየልና ዕድመካ ይንዋሕ ❤😂😂 ሙሴዋይ ውይ ኣሕዚንካኒ 😢😂የርድዋይ ወዳ ልከይናደዳስ በቃ ኣይትናደድ ትብል ተላስ ላንጋ ላንጋ ኮይና ፍርሕ ኢላ ፕራንክ እዩ ዲኪ ትብልዮ ኢልኪ ነይርኪ ኣዶ ብርሃን ዓምዲ ምርኩስ ኣዶ ኩሉ ነገር እያ ❤
    💚💚🕊️🥀🤱🧑‍🍼ኣዶስ ንዘልኣለም ትንበር ❤❤❤
    ቀናእ ኢካ ግን ከም ምዕባየይ ሓፍተይ ኣላትኒ ቀናእ ኣንሕና እውንስ ምዕባየይ ቆልዓ 12 ዓመት ኣነ ቆልዓ 9 ዓመት ምንኣሰይ ቆልዓ 6 ዓመት ነይርናስ ሓንቲ ቤተሰብና መፂኣ ጎረበትና ኒኤው ስብኣይ ሓዳር ግበሪ ኢላታ ለደዋይስ ዛዓባይ ሓፍተይ ታትገብሮ እያ ኢላ ኣነማ ኣይቃንእይ እሞ ብንኡሽተና ድያ ደለዋኣ ዓፂፋ ተቅምጥ ተእቲ እያ ምእንቲ ትወልድ ኢለያ 😢😢😢ተመስገን ድማ ሓዳር ገይራ ወገንናን ኩርዓትናን ዝኮኑ 2 ቆልዑ ወሊዳትልና እናትሓጎስና ንሓድርለና ምዕባየይ ሓዳር ገይሪ ክልቴና ስደት ኣለና ኣደዋይስ እንካዓ ዳኣም ወለደት በይና ድያ ትኸውን ነይራ ሐዝስ ንብለና ❤❤❤❤
    ኣብ ንእስነትኩም ምኾነ እምበ ሕምዝስ ሓቅካ ኢካ ትናደድ ሙሴዋይ 💚😂
    ዋላ ኣነ ክናደድ ነይረ እየ ምስ ዓበኩ ሃምኮነ 😂😂

  • @SaronEfrem
    @SaronEfrem Місяць тому

    ከምሩ ነው የተናደደው ሲያሳዝን እነሱ ግን በጣም ጎበዞች ናቸው

  • @ኹሉድሕሪሃገርዩ
    @ኹሉድሕሪሃገርዩ Місяць тому +1

    ቻኩር አብ መጀመርያ ጽቡቅ ተዛርብካ፡ንሳ እያ ባዕላ ትወደኦ ኢልካ ጽቡቅ ፡ግን ደሐር እንታይ ክምዝኮንካ ተናድድካ።

    • @selamawit6916
      @selamawit6916 Місяць тому

      ሕራይ ኣይትብልን ኢሉ እዩ ሓሲቡ ነይሩ😂

  • @reachos7060
    @reachos7060 Місяць тому

    Yessssss ጽቡቅ ገበረት ❤❤❤

  • @AronGebre-i6b
    @AronGebre-i6b Місяць тому

    ጀግና ዝኾነት ማዘር ብሓቂ ትድነቕ እያ❤❤❤

  • @bahavtime5073
    @bahavtime5073 Місяць тому +1

    እዋይ ቅኒእት ማማዋይ ይመችዉኩም 😁😁😂😂❤️

  • @Grmanesh-ht4nb
    @Grmanesh-ht4nb Місяць тому +1

    ሙሴ ቃናእ😂😂ማዘረይ ይሞቺክን❤❤🎉

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ Місяць тому

    ላአና ለአናኡሽቲ ዓውይ ትምህርቲ አዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤

  • @FhgfFhhf-f5j
    @FhgfFhhf-f5j Місяць тому

    😂😂😂😂😂😂😂የኔ ማር ወደይ በለኒ ሓወይ ኣይትበልኒ ያ😂😂😂😂😂😂 ሻኩረይ

  • @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
    @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ Місяць тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅሩያት❤❤❤🎉🎉

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 Місяць тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤

  • @ዊንታና
    @ዊንታና Місяць тому

    ኣይ ኤማ ይመቸካ ብስሩ ማርያምን 😂😂😂😂😂😂😂ኣየ ሙሴ ረሃፅሃፅ ኢሉ ብንዴት😂😂😂😂

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie Місяць тому +1

    Shakur Kenae Ema Gebez❤❤❤❤🎉🎉🎉edmen Tenan Yhabukum Nkulekum

  • @DfUf-ut9fi
    @DfUf-ut9fi Місяць тому +2

    ዋይ ቅንአ ማዚረይ ዐደመና ጥዐና ይህብኪ 💞🙏

  • @meri11-r1n
    @meri11-r1n Місяць тому

    ሙሴ ቀናእ ኣጆኻ❤️😂😂😂❤️ ኤማ ኣንበሳ ይመቸኻ ድገመና በጀካ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @زينب-ث4ج6ش
    @زينب-ث4ج6ش Місяць тому

    ዋይ ጀኮር ቅኒእካእካ 😂😂😂❤❤❤

  • @ZaydTubeዛይድ
    @ZaydTubeዛይድ Місяць тому +2

    ኤማ ግን ይመቸካ እውነት ሻኩረይ ተረጋጋእ እንታይ ፀገም አለዎ ማዘርካ ንእሸተይ እያ ዘላ ኣሕዋት ክኣ ተምፅአልካ ተረጋጋ ተረጋጋ 😂😂😂

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 Місяць тому

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

    • @rehan222-l1h
      @rehan222-l1h Місяць тому

      ከተዕብድዎ ዕላማ ኣለክም ድዩ😅

  • @DestaDesta-qz4sd
    @DestaDesta-qz4sd Місяць тому

    ዎይይይ ጎድ 😢😢😢 ሻኩር ግን ልምንታይ እዩ❤

  • @Hani-w9i
    @Hani-w9i Місяць тому +1

    ንየርዱ ግን ከማይ ዝፈትዋ ኣለዶ😢

  • @BrhanGeretsadkan-i4k
    @BrhanGeretsadkan-i4k Місяць тому +3

    ቀዳመይቲ ባዕለይ ደሙሩኒ ጎተተይ❤

  • @SilasWeldu-w6s
    @SilasWeldu-w6s Місяць тому

    ፕራንክ በሉት ሌላ ሰው ወልዶ ከሳመ ካሳደገ በኃላ ሌላ ትዳር ጥሩ አይመሥለኝም ከንስሀ አባቱ ጋር ተነጋግሮ ነው የሚወስነው ደግሞ ለሌላውም ለሚመለከተው እንደ አብነት ጥሩ አይሆንም።

  • @SafddGsdft
    @SafddGsdft Місяць тому

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤