Ms. Tsega is very smart culinary expert and enjoyed listening to her explain the different ways to use cactus leaves. Ms Tsega is right in saying that cactus leaves are widely used for consumption in Mexico. Thank you and good luck, Ms. Tsega in your future endeavors.🙏🏼🌹🌹🌹🙏🏼
ዋው ገራሚ ስራሕ❤❤❤❤ ኣብ ዓድና ዘሎ ሃፍቲ ተፈጥሮ መብዛሕቲኡ ኣይንጥቀመሉን ንሕና እቲ ንከፍቲ እንህቦም ቆፅላ መፅሊ ኣብ ውጪ ሃገራት ብሙሉኡ ንምግብነት እዮም ዘውዕልዎ
ከም ስማ'ያ እዛ ቻነል ናይ ብሓቂ ይ ብሓቂ ፍሉዩ መድብ ኢኻ 🎉❤ ተቕርብ 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤
Very impressive, thank you for sharing!! Sister Tsega all respect well done.
በለስ አብወፃኢ ብጥብሲ መልኪዕ ንምግብነት ይቀርብ ኢዩ አብትግራይና ኢና ዘይንጥቀሞ እምበር::
ጎብዚ ዎዕሮ ትግራይና ንፈጠራኺ ብጣዕሚ ትምስገን ስብ ኢኺ
ሰላማት እዚ ናይ በለስ ጥቢሲ ቅጫ ብዙህ ናይ በለስ ውፅኢት ወ/ሮ ተበርህ ሰበይቲ ዶ/ሮ ሰሎሞን አመት ንቋይ እያ እዚ ፈጠራ ዘምፀእቶ አብ መቀለ እግዚብሽን አርእያ ነይራ ናይዝይ ውፅኢት እሳ እያ ክትዝከር አለዋ❤❤❤❤
ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፀልዎ ናይ እዚ በለስ ልንክ ባ ላኣክና🙏
ዝገርም እዩ ❤❤❤❤❤
ጎበዝ በርትዒ ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ብጥዐመ ጎበዝ ዳሰክብልክ❤❤❤❤❤🎉
ኣሰይ ትግራይ ዓደይ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ምክንያቱ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ተክልታት ውሑዳት ኣይኮኑን ጥቅሞም ስለዘይንፈልጦም ግን ኣብ ቀረባና ከሎ ጥምየት ንሃልቅ
በዓል ዋና ቻናል ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ኢኻ ተቕርብ ቀፅሎ❤ ፀጋ ብጣዕሚ ብርትዕቲ❤
Keep it up, Bravo
Wow incredible.🤔❤❤❤
❤❤❤❤❤❤አነስ በለስ ናይገዛና ኩሎ ግዘ ይቁረፅ አምንገንዘብ እና ነጥቀመሎ
ጠቅም ዘለዎ አይ መስለን ነይረ ግና
❤❤❤❤❤❤❤
ዋዉዉ ጋራሚ ስራሕ❤❤❤🎉🎉🎉
Ambasa. Hafte. 🦁👍🤝🕊️❤️🌿❤️🤔
ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅሉ👍👍👍
ዋውውውውው ብጣዓሚ ደስ ዝብል ስራሕ ❤❤❤❤
Ms. Tsega is very smart culinary expert and enjoyed listening to her explain the different ways to use cactus leaves. Ms Tsega is right in saying that cactus leaves are widely used for consumption in Mexico. Thank you and good luck, Ms. Tsega in your future endeavors.🙏🏼🌹🌹🌹🙏🏼
ጽጋበይ ደስ ክትብል ማለተይ ኩሉ ነገርካ ከመካ ንበለ ስብኣይ ይፍጠረለይ ምግቢ ዘየማርጽ ዝረከበ ዝበልዕ
Tigray baela meante tikel merahti Tigrayin menesey Tigrayn tewadidom kiserhu yigbae ezi fetra ezi abiy temete kiwahabo yigbae. Seme arkey hamzi aynet sirah katsilelu
ጎበዝ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
Wwwww good jobb ❤❤❤❤🎉
Gobez❤❤
ብጣዕሚ ጎበዝ ኢያ👌👏👏
good gob
ጏበዝ በርትኢ ጥበበኛ ኢኪ በርትኢ መኣረይ
Wow way to go ❤❤❤❤❤❤❤
♥
jegna haftna
Niy beqki Nefiati❤❤❤❤
Buhakry mukreut haftuna
👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
😮😮😮😮❤❤❤❤❤
It is good. but instead belles let’s call it Gelee belles ❤
❤❤❤❤❤❤
ምኣዲ በለስ ኢለ ፅሒፈ ግን ኣይወፅን ኢልኒ ናይ ቻናላ ሊንክ ኣቕምጠልና
ኣነ ውን ኣብዩኒ 🤔
kab fre awlien eren ewn kibeat nimisrah entetmukuri ab tigray
ከም ገለ ኢልናስ ክንወፃ ኢና ዛግዜ
አረ ልክ አቅመጠልና
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ትግራይ ሃፍታም ከላ ሰኣን ጥዑይ መራሒን መተሓባበርን ኢና ንጠምን ንስደትን ዘለና
ናሚድያኣ ሊንክ ኣቅምጠልና ሳብስክራይፕ ንገብር
ere gn mirakina tez elatini eski kimkro eye,
ፅቡቕ ጅማሮ ኣብ ትግራይ ኢዩ ከም በለስ Aleo vera ኣብ ታይላንድ ብስጋ ገለ ጌሮም ሰሪሖም ይበልኡዎ ኢዮም ኢዚኣቶም ተክልታት ድማ ማይን ክንክንን ዘይደሉ ኢዮም።ፅሟቅ ተጌሩ እንዝተይ ከማን ሓፊስ ስለድኮነ ከብድና ብዙህ ከምዝበልኣ ክስምዖ ይገብረልና ኢዩ ፅሟቅ ናይ በለስ እንተትገብሪ ይብል ።
ካልኣይ ዝታኣዘብክዎ እሾህ ደይብሉ ረጓድ በለስ ከማን ኣሎ ንሱ እንተትረክቢ ፅሟቅን ኮስሞቲክስን ይኸውን ይብል ብዝኾነ ንፍዕቲ 🌹
ኣባይ ወልዱ ዕድመኻ ይሕፀር በለስና ለጥፋእኻ😢
😂😂😂❤
Gobez blh sew sfra ayzm
ሓንጎል ተሰሪሑ ቡዙሕ ሽሽሻዩ ዘሎ።
😂😂😂 ጊዜ ለኩሉ
ግደፍ ብዛዕባ በለስ አይተልዕል ህዝቢ ራያ ብጣዕሚ እዩ ዘሕሞ ኮነ ተባሂሉ በለስ ናይ ራያ ብመንግስቲ ሕማም አእትየሙሉ በለስ ምስጠፍአ ከፍቲ (እንስሳ) ራያ ጠፊአን ሐዚ ድማ እቲ መሬት ይቀራመትዎለዉ አብ ዕፅዋን ክባን እናሃለወስ ናይ ህዝቢ መሬት ተዋሂቡና እዩ ኢሎም ብሓይሎም ይሓርስዎ ነሮም እቲ ህዝቢዉን ሰለተዳከመ ሰማዒ ሲኢኖም ሰለዚ ከምዚአ ዝገበርኩም ብታሪክ ተሓተትቲ ኢኩም 🤔🤔🤔🤔🤔
ካም ባዕሉኩም በሉ ቀሰ ብቀሰ ናብ ቻይና ቀይሩና😂😂
ዝገርም እዩ❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤😍🥰🥰🥰
ere gn mirakina tez elatini eski kimkro eye,
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤