ፌደራል ኪሒዱና እዪ ወዲ ወረደ \\ ትራምፕ ብዛዕባ ትግራይ ተዛሪቡ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 25 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 37

  • @Gere-tt7dx
    @Gere-tt7dx 8 днів тому +2

    ጽቡቕ እዩ ሕዚ እንተተረዲእዎ ኩለይ ናይ ብልጽግና ለግጺ ከም ዝርደአኒ አነ ናይ በሐቂ ግምት ንትግራይ ዝጠቅም አይኮነን

  • @GerieWediadwa
    @GerieWediadwa 10 днів тому +3

    ትግራዋይ ዝመስል ኣምሓራይ ሚድያ ሎቕማፅ

  • @HiwetBekele
    @HiwetBekele 14 днів тому +5

    ጀግና ሚዲያያ የቀንየልና❤❤❤❤❤

  • @eyasubelay-u2s
    @eyasubelay-u2s 13 днів тому +1

    good job

  • @tsegayegebre3452
    @tsegayegebre3452 14 днів тому +2

    ይሃ ዘይኮነስ ይሓ እዩ ዝበሃል

  • @ftsumbrhanberha3803
    @ftsumbrhanberha3803 14 днів тому +1

    👍

  • @AqbllhAbraham-sl4lj
    @AqbllhAbraham-sl4lj 14 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TsegazabBrhane-g9f
    @TsegazabBrhane-g9f 14 днів тому +1

    ጀጋኑ አብ ጎኒ ህዝብኹም ደው በሉ

  • @teklemaryamngu
    @teklemaryamngu 14 днів тому

    ሃላይ

  • @teshomearaya5907
    @teshomearaya5907 14 днів тому

    ሕቶ ኣብ ኽልተ ሰባት ጥራይ ድዩ?ናትካ ሕሽክርና ፍሉይ እዩ።

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 14 днів тому +1

    ህወሓት ዝበሃል ቆሎኛ ውድብ ሳሪሃ መሪሃ እናሰርሐ መከራ ህዝቢ ክነውሕ ይሰርሕ ኣሎ

  • @Eric-xz9ms
    @Eric-xz9ms 14 днів тому +1

    ትግራይ ኣብ ነብስኹምን ህዝብኹምን እመኑ፥ ኤመሪካ ኣሚንካ ዝብጻሕ የለን። ሰላም ምስ ኩሎም ጎረባብቲ ህዝብታት ገዲፍካስ ምስ ምዕራባውያን ጽግዕግዕ መጥፊእኹም እዩ።

  • @KdusYosef
    @KdusYosef 14 днів тому

    ወይኔ መላምለይ መዝሐሊ ዓረርዶ ገበርኩም

  • @TeklayTameneDarfur
    @TeklayTameneDarfur 14 днів тому

    እዚ ኩሉ ፍሽለት ብሰንኪ ፈሽኳል ኣካይዳግመት

  • @AzebTsegay-v5v
    @AzebTsegay-v5v 14 днів тому +1

    ኹሉኹም ሳኣን ምስምማዕኹም እዩ ናታትኩም ሽግር እዩ

  • @KdusYosef
    @KdusYosef 14 днів тому

    እዚ ማስክ ዝገበረ ልዩ ሃይል ብሂወት ይህልውዶ ይከውን

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 14 днів тому

    እንታይ እዩ ትራምፕ ንትግራይ ዝጠቅም ? እረ ልቢ ግበሩ ።

  • @DxggfgGhuh
    @DxggfgGhuh 14 днів тому

    ችድ ተሰራክ ፍስፍስ😅

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 14 днів тому +1

    ታደሰ ሓደ እግሩ ኣብ ግምት ሓደ እግሩ ኣብ ህወሓት ረጊፁ ኣብ መንጎኦም ኮይኑ ወንበር ክምንጥል ናብ 4ኪሎ መፂኡ ካሊእ ዶ ኣለካ ንሱ እዩ ምስተብሃለ ሀዚ ነዚ ደቁ ደምበርበር ክብል እናሓሰወ ዘህለቐሉ ህዝቢ ትግራይ ፀላእትኻ ኣዲስ ኣበባ እዮም ናብ ውሽጢ ኣይተቋምት ይብሎ ኣሎ:: ካብ ውሽጢ ዝነቅል ፍትሒ ከይባሃል እዮም ወስለትለት ዝብሉ ዘለዉ::

    • @semretgirmay5590
      @semretgirmay5590 5 днів тому

      ብሐቂ ወዲ ወረደ ሐደ እግሩ አፍቲ ሐደ እግሩአብታሐደ አንጭዋ ክልተ ዐንዲ እዩ ካብዚ ዝኸፍእ ኽድዓት የለን

  • @semretgirmay5590
    @semretgirmay5590 5 днів тому

    ሐሳዊ ጋዜጠኛ

  • @AserTegaru-k3b
    @AserTegaru-k3b 13 днів тому

    እንታይ ክትብል ከምዝደለኻ ዝፍለጥእዩ

  • @haileelectronics
    @haileelectronics 13 днів тому

    loms kthshu jemirka meaz u trump kemua elu narsu ab hageru endahareret
    mertou mmxae ftew

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 13 днів тому

    Pp set defri

  • @hagosmeles7764
    @hagosmeles7764 14 днів тому

    ኽምዚ ሐሻዊ ትግራዋይ ይህልዶ በይዛኽም

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 13 днів тому

    Pp no more

  • @AmahaAraya
    @AmahaAraya 14 днів тому

    ይሓ ማለት ታሪካዊ ቦታ ዳአ እምበር ናይ ብሽም ታሪካዊ ቦታ ዝሰየምኩምዎ ሚድያ ሓሳዊ እዩ ህወሓት ውዕል ፕሪቶርያ ዓቃፊት አይኮነትን እኳዳአስ ክፍፀመላ ትፅዕር አሰተውዕሉ ንባዕልኩም ደናቁር

  • @habtetesfaye-p1s
    @habtetesfaye-p1s 14 днів тому

    አነ አብዚ ሚዲያ ይከታተለካ ነይረ ነገር ግን አብዛ ዜና ዓብይ ሓሶት አቅሪብካ ንአብነት ( ትራንፕ ስለትግራይ ተዛሪቡ ) ዝብል ፅሑፍ ፅሒፍካ ነገር ግን ዝረዝሩ አያቀረብካን ከምዚዓይነት ተኸታታላይ ንመስሓብ ኢልካ ናይ ሓሶት ዜና ሰመስል ዘቅረብካዬ ስለዝኾነ ካብ ሎሚ ጀሚረ ሰረዘካ ( ሓሳዊ )

  • @mesfinkidane2770
    @mesfinkidane2770 14 днів тому

    You not voice of tigray people you are voice of ge/pp

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 13 днів тому

    Pp set defri