EMN - (ካልኣይ ክፋል )ተጋ. ህዝባዊ ግንባር ፡ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ ከይዱ ዝሓረረ ፡ እንታይ ረኸቦ ታሪኽ ዘይነገረ - Eritrean Media Network

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 8 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 884

  • @ERITREANMEDIANETWORK
    @ERITREANMEDIANETWORK  2 роки тому +132

    ሰላም ተኸታተልቲ EMN ፤ተጋዳላይ ዘርእዝጊ ዳዊት ሎሚ ዕለታ 01/02/2022 ብመስዋእቲ ከምዝተፈልየን ስነ-ስራዓት ቀብሩ ሳዓት፤4:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብመካነ-መቓብር ሓርበኛታት ከምዝተፈጸመን ንሕብር።

    • @forienbarkaregion255
      @forienbarkaregion255 2 роки тому +5

      Rip

    • @teklianegassi7718
      @teklianegassi7718 2 роки тому +6

      RIP kbur Jigna ab yemanu yqebelka harbegna😭🇪🇷🧚‍♀️🇪🇷🧚‍♀️🇪🇷🌹🌹🌹

    • @teberehhabte2280
      @teberehhabte2280 2 роки тому +3

      R.I.P 😭😭🇪🇷🇪🇷🌹🕯🕯🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪❤❤🇪🇷🇪🇷

    • @ጆጋር
      @ጆጋር 2 роки тому +4

      Rip

    • @cumba3551
      @cumba3551 2 роки тому

      Sad.
      Hadegha diyu?

  • @abduahmedin2137
    @abduahmedin2137 2 роки тому +65

    ምስ ኣቶ ዘርእዝጊ ዳዊት ከም ወላድን ዉሉዱን ኮይና 7 ዓመት ብሓንሳብ ሰሪሕና ንፉዕ ሓላፊ ነይሩ ብፉሉይ ዝዝክሮ ታሪኽ ሃገርና ክንፈልጥ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 6 ወርሒ ዑደት የግብረና ነይሩ ክሳብ ናቅፋ ዝኸድናሉ ነይሩ ኣብ ስርሑ ዉፉይ ፡ሰባት ዘኽብር ትሑት ምቅሉል ምንባሩ ክገልጽ ይደሊ ብሰላም ዕረፍ ክቡር ኣቦይ

  • @brhangebreyonas2868
    @brhangebreyonas2868 2 роки тому +99

    እዛ ዓለም ንውድብ ህዝባዊ ግንባር ምስ ፈጠረትስ ካልእ ክትፈጥር ኣይ ነበራን እንቓዕ ወዲ ህዝባዊ ግንባር ከንኩ ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾

    • @akhberetkibreab6571
      @akhberetkibreab6571 2 роки тому

      🌟🌟🇪🇷🇪🇷🌟🐪🐪🌟✊✊🌟🙏🙏🌟🥰🥰🌟🌟

  • @Agheb123
    @Agheb123 2 роки тому +67

    RIP. 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯ታሪክኩም ህያው እዮ ኩሉ ጊዜ አብ ልቢ ነፋሲወከፍ ኤርትራዊ አለኩም ዓወት ንሐፍሽ!

  • @mulgietahaile4165
    @mulgietahaile4165 2 роки тому +3

    ኣያናን ወላዲናን ጅግና ተጋዳላይ ዘርእዝጊ ዳዊት (ጋናዉኖ) ብሰላም ዕረፍ ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፍሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 2 роки тому +49

    እዋይ ብኻ comment ከየንበብኩ ወዲአያ! ንሕና ቀጻሊ ክኾነልና ንጽበ:ንሱ ድማ ብመስዋእቲ ተፈልይና።ዘሕዝን ኢዩ።
    ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና!!!
    ዓወት ንሓፋሽ!!!

    • @tirhaszere7465
      @tirhaszere7465 2 роки тому +3

      Ygermeka u kemaza kemy do rekibe wetemtem kibl ab frki baqley tteredie zehzn

    • @helennegash4593
      @helennegash4593 2 роки тому +3

      Zigerim ane keman des eluni enda semakiwo komment anbibe meswatu semie

    • @ghirmaimeasho2655
      @ghirmaimeasho2655 2 роки тому +4

      ኣታ ኣነስ ንበይነይ እንድየ ኡይይይ ክሳብ ዝብል ኮይነ ኣብ መንጎ ኣምቢበ!

  • @lemlemwolday2976
    @lemlemwolday2976 2 роки тому +27

    EMN ሕማቅ ስማዕ ኣስሚዕኩምና ሳልሳይ ራባዓይ ክፋል አዳተጸበና ተሰዊኡ ክትሰምዕ ከቢድ አዩ መንግስተሰማይ ይዋርሶ ስውኣትና ንዘላለም ይዘከሩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @samisamitu3504
    @samisamitu3504 2 роки тому +17

    ሕማቕ ስማዕ ብሓቂ !! ብዙሕ ክትኣምኖ ዝኸብድ ዝንገር ታሪኽ ከለዎም በብሓደ ይሓልፉ ኣለው :: ብሰላም ዕረፍ ጅግና !!!

  • @bqse6142
    @bqse6142 2 роки тому +9

    ዓሕሕ ጅግና ስዉእ ተጋዳላይ ዘርእዝጊ ዳዊት
    ብሰላም ዕረፍ 🇪🇷🙏✊
    ነባሪ ታሪኽ እምበር
    ነባሪ ሂወት የለን
    ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኻ
    ጽንዓት ንቤተ ሰቡን ንኹሎም ብጾቱን
    ዮናስ ክቡር ሓውና ኣምላኽ ዱ ሕሹኽ ኢሉኩም ታሪኽ ጅግንነቱ ኣሰጋጊሩ ሓላል መስዋእቲ ምስዉኡ እንቋዕ ታሪኹ ባዕሉ ኣዘንተዎ ዓቢ ጸጋ እዩ ንኤርትራውያን ንዓና የቐንየልና ብልቢ ነመስግነኩም EMN
    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ !!!
    ንሰማእታትና !!!
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!
    🙏🙏🙏🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷❤

  • @germaytesfay5252
    @germaytesfay5252 2 роки тому +9

    አየጽንዐት ናይ በሐቂ ዘደንቅ ፍጻመ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ አያና

  • @S19-word
    @S19-word 2 роки тому +61

    በጃኹም ኣብ መጽሓፍ ክጸሓፍ ኣለዎ እዞም ናእሽቱ ወለዶ ታሪኽኩም'ዩ ብድሕሬና ኮይኑ ሓይሊ ዝኾነና

  • @efremmichael7657
    @efremmichael7657 2 роки тому +48

    ብሰላም ዕረፍ ጂግና ሓርበኛ ኣይነብርን ኒዩ ታሪክ እዩ ዝዉረስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💓

  • @sahleamanuel9435
    @sahleamanuel9435 2 роки тому +14

    ሓርበኛ ኣይነብርን'ዩ ታሪኽ ኢዩ ዝውረስ።ብሰላም ዕረፍ ጂግና ኣቦና 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @harnet2483
    @harnet2483 2 роки тому +36

    I remembered they came to our house,we were very happy and proud as young 🇪🇷 @that time ,Thank you for your service our heroes ❤

  • @da8387
    @da8387 2 роки тому +27

    ወለቕ ዘለቕ ዝበሃል የለን 👌 ወይጦታት ስምዑ ንዓኻትኩም'ዩ❗

  • @isactesfai
    @isactesfai 2 роки тому +3

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏

  • @ሄሉሓብቲሰናይት
    @ሄሉሓብቲሰናይት 2 роки тому +7

    ዮኒ ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ታሪኽ ኣብ ምግንጻል ተካይድዎ ዘለኹም ወፍርን ዕማምን ደስ ዘብል ኢዩ። ብዙሕ ንምሃር ኣለና ዳግማይ ውን ኣምጽኡልና ኣቅርቦ ኢኻ ዮኒ ሓወይ

  • @zakariasberhane4383
    @zakariasberhane4383 2 роки тому +19

    Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrawi kubur meninet 🇪🇷🇪🇷💕💕❤️❤️🙏🏿🙏🏿🙏🏿🏥❤️🕌🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾🐪🐪🐪✊🏿✊🏿✊🏿👍🏿👍🏿🇪🇷🙏🏿

  • @Alemino01
    @Alemino01 2 роки тому +5

    Amazing, Amazing, Amazing, history thanks a million, for your services.
    Never Knell Down Eritrea.

  • @nekhattube3377
    @nekhattube3377 2 роки тому +11

    ብሰላም ዕረፍ ጅግና ዘላለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማዕታትና ወትሩ አወት ን ሃፋሽ🕯🕯🕯

  • @regatgebrehiwotgebrehiwot8153
    @regatgebrehiwotgebrehiwot8153 2 роки тому +10

    ክቡር ሐውና : ተጋዳላይ ዘርዝጊ ሐርበኛ አይነብርን እዩ ብስላም ዕረፍ መንግሰተ : ሰማይ የዋርስ : ጥዑም ድሀይ አብገነቱ ይቀበልካ 🙏

  • @issayaskahsay979
    @issayaskahsay979 2 роки тому +13

    ዋውውውው ማይ ህወት ዝኮነ ታሪክ ኣቤት ክትእም እዚ ታሪክ ኣይተክርጽዎ ኣዚና እና ነመስግነካ ክቡር ተጋዳላይ ፍልስፍና ህዝባዊ ግምባር ብዓቅልን ብትእግስትን ምስራሕ ቤት ምንግስቲ ምድያብ ምውራድ .። ። ። ። 💚❤💙🇪🇷🙏💪🏾ዮኒ ሓውና እዚ ታሪክ ኣይጽገብን እዩ ኣይትዶንጎና ብታእሚ እየ ዝናፍቆ እዚ ተምጽኦ ታሪክ ሙሉእ ትእና ካኣ ይምነ ምስ ኩሎም መሳርትካ 10q

  • @mussiemoisaac7981
    @mussiemoisaac7981 2 роки тому +43

    ንስድራ ቤት እግዚኣብሄር ጽንዓት ይሃብ። ንሓርበኛ ዘርእዝጊ ምስ ብጾቱ (ብመስዋእቲ ዝሓለፉን ብሂወት ዘለዉን) ክብርን መጎስን፡፡ ተጋዳላይ ዘርእዝጊ ሓደ ካብ'ቶም ኣዚየ ዘኽብሮምን ዝፈትዎምን ጀጋኑና ኮይኑ፡ ድሕሪ ናጽነት ኣብ 1991-2 ንሱን ካልኦት ተጋደልቲ ከም ብዓል ስዉእ የማነ ባዱ: ስዉእ ቫይ
    ናክን ካልኦት ብዙሓት...ዝነበረ ህሞት ሕጂ ክኾነለይ ተምንየ፡፡ እዚ ታሪኽ እዚ ብሰብ ዉዕሎን ሰራሕቲ ቕያ ክዝንቶ ዝፈጠረለይ ባህታ ደረት የብሉን፡፡ እቲ'ምታይሲ ሽሕ'ኳ እንተደንጎየን ከምቲ ዝግባእ እንተዘይተዘርግሐን፡ ፍጻመታት ወፍሪ ስግረ-ዶብ እነሆ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ይነገር ኣሎ (right on time). Thank you Eritrean Media Network & Yonas. Keep it up!

  • @AmanuelTewedemedhn-gz5vz
    @AmanuelTewedemedhn-gz5vz Місяць тому

    ብሰላም ዕረፍ ጅግና ኣቦና፡ንካልኣይ ግዜ ይርእያ ኣለኩ

  • @venusvenus1654
    @venusvenus1654 2 роки тому +6

    ታሪኽና ኩርዓትና ይጸሐፍ ይሰነድ
    ጀጋኑና ኩርዓትና ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንስዉአትና🙏🏾🌷🌷🇪🇷❤

  • @elsak1633
    @elsak1633 2 роки тому +27

    ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝዉረስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @trhishsultan2794
    @trhishsultan2794 2 роки тому +9

    RIP🙏🏼 🌹🇪🇷🌹እዋይ ብጣአሚ ዘሰንብድ😭 ዘሕዝን ታሪኹ ሰሚዕና ከወዳናዮ አምላኽ ብየማኑ የንብሮ
    EMN በጃኹም ናይቶም ካልኦት ታሪኽ ከሙ ጌርኩም ሰንድዎ🙏🏼🇪🇷❤🇪🇷

  • @adoniaseyob2688
    @adoniaseyob2688 2 роки тому +5

    We are so great full and lucky to know all this story thanks very much. Eritrea for Eritrean you are our hero for ever and always 🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷

  • @awettesfay1165
    @awettesfay1165 2 роки тому +21

    Rest in peace HERO, this is a little bit from the untold a big eritrean struggling story. Proud 👏 to be 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷. You all are always in our hearts and thanks so much for your infinite service to make us full human being

  • @91ERI
    @91ERI 2 роки тому +34

    ህዝባዊ ግንባር ኤርትራ ምዕቡል ውዱብ በተሓሳስባ አብ ዓለም ብኡነት መወዳደሪ የብሉን። ሓርበኛ ተጋዳላይ ዘርዝጊ ብመግለጺካ ብዙሕ ትምህርቲ ተማሂርና። ሻዕብያ አቦታትና ታሪኽኩም ሰንዱ፡ንወለደታት አዘንትው። እዚ ሕጂ ካብ መስመር ወለቅ ዘለቅ ዝርአ ዘሎ ተካእቲ ወለዶታት ታሪክና ብግቡእ ዘይምፍላጥ ጥራይ እዪ። ኤርትራን ኤርትራዊነትን ንዘላለም ይንበር
    ዓወት ንሓፋሽ!!!
    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9

    • @hizbawiginbarginbarghinda3872
      @hizbawiginbarginbarghinda3872 2 роки тому +2

      💯
      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @frehaile6298
      @frehaile6298 2 роки тому +1

      Gna ny kuluna helafnet ykun !!

    • @sen-ayt7782
      @sen-ayt7782 2 роки тому +3

      🇪🇷🙏🏽✊️💃👍ህዝባዊ ግንባር ማለት ኩሉ እዩ 💕🤲

  • @eyeruyohannes9255
    @eyeruyohannes9255 2 роки тому +10

    Rest in peace
    Gigna Harbenga. Thanks for your service 🙏

  • @danielyemaneab6443
    @danielyemaneab6443 2 роки тому +1

    ብሰላም ዕረፍ ክቡርን ጅግናን ሓርበኛ፡

  • @bicherzere6312
    @bicherzere6312 2 роки тому +9

    RIP WOW JIGANUNA ALWAYS IN OUR HEARTS THANK FOR YOUR SERVICE ERITREAWI KUBUR MENINET EU 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🙌 🙌 🙌❤ 🙏 🙏 🙏 GIGINA GIGINA GIGINA

  • @tesfagaberande9878
    @tesfagaberande9878 2 роки тому +12

    ዒድመን ጢዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጂግና ኣቦና ዚተረፈ ሂወትካ ኣምላክ ይባርኸልካ

  • @senigmeskel6714
    @senigmeskel6714 2 роки тому +5

    ብሰላም ዕረፍ ጅግና ተጋዳላይ ዘርእዝጊ 🙏 ቅሰን ስለ እቲ ዘሕለፍካዮ ረዚን ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር። ንውልድ ወለዶ ኣብ ልቢ ሕቡን ኤርትራዊ ኢኹም ጀጋኑና 🇪🇷❤️🌷🌹

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377 2 роки тому +4

    ኣነስ ብንብዓት ክርእዮ ኣይካኣልኩን፡ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ክትከስር ከቢድዩ።
    EMN ዮናስ ብጣዕሚ ነመስግነኩም።
    ብሰላም ዕረፍ ጅግና።

  • @motherland1510
    @motherland1510 6 місяців тому

    ብጣዕሚ... ታሪኻውን.... ክስነድ ዝግብኦ... ቅያ... ጀጋኑና ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 2 роки тому +3

    I have no words simple our Heros 🇪🇷 Thank you for your service🇪🇷💖💝💯👌👌👍🇪🇷🇪🇷 RIP Our Heroes💔❤️🙏 Always in our hearts 🥰🥰🥰🥰🥰🥰 🥰🥰🥰

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 2 роки тому +7

    God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash!!!!💯💯💯💞💞💞

  • @ኣብርሂኣብርሂ
    @ኣብርሂኣብርሂ 2 роки тому +14

    ታሪክን ጅግንነትን ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ መጀመርታ እንበር መፈጸምታ ዘይብሉ ተኣምራዊ ጅግንነት እዩ።ዓወት ነሓፋሽ🇪🇷🥀🇪🇷🥀♥️

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 2 роки тому +8

    I am proud to be Eritrean 💯💯💯💞💞💞

  • @jafarabdulwahab2099
    @jafarabdulwahab2099 2 роки тому +2

    ብጣዕሚ ጅግና አቦና ሞዴል ናትና ኢኻ አሰሩ ንኸተል ዕማሙ ፈጺሙ ዕማምና ንፈጽም

  • @sirakadam738
    @sirakadam738 2 роки тому +9

    🇪🇷🇪🇷ናይ ብሓቂ ምስተንክራዊ ስንክሳር ዝኾነ ጅግንነታዊ ቅያ ህዝባዊ ግምባር ኣዘንቲኻን ነጊርካን ዘይውዳእ'ዩ:: ነመስግነካ ክቡር ኣቦና ዘውእዝጊ ዳዊት🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷 ብመስዋእትኻ ብጣዕሚ ሓዚንና😭 ንሕና 3ይ ክፋል ክትመጸና እንዳ ተጸቤና ተፈሊኻና🙏 ብሓቂ ዘይሓልፍ ቃልን ታሪኽን ገዲፍካልና🙏 ብሰላም ዕረፍ ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና🙏❤️🇪🇷❤️🙏
    ሓውና ሓውና ዮናስ ክኣ ን ክቡር ኣቦና ሜ/ጀነራል ሮሞዳን ኣውልያይ ክኣ ብዛዕባ'ዚ ጽቡቕ ጌሩ ስለ ዝፈልጥ ኣብኡ'ውን ከም ኣዛዚ ስለ ዝነበረ (ጌጋ ይኽልኣለይ) ::

  • @asmeromamanuel6403
    @asmeromamanuel6403 2 роки тому +4

    Ane eretrawi eye 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @passion7142
    @passion7142 2 роки тому +1

    እዚ ህያዉ ዝኮነ ሓቀኛ ታሪኽ
    ብቃልን ግብርን ውዕለትካ
    ኣስኒቕካና ኣዚና ነመስግን
    ብታሪኽና ንሕበን።
    ኣብ ልብና ወትሩ ህያዉ ኢካ!
    ብሰላም ዕረፍ!❤🇪🇷❤👍

  • @samrawitberhane8250
    @samrawitberhane8250 2 роки тому +12

    aye jigninet ! This is unbelievable and wonderful history ! I am proud to be Eritrean !
    zelalemawi zikri n Sematat !

  • @kerenshikor1981
    @kerenshikor1981 2 роки тому +5

    ዘይሕከኽ, ታሪኽ, ጅግና, ሙኻን ዩ,!!!! ብሓቂ, ቃላት, ትስአነሉ, Rip our hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rbisa1362
    @rbisa1362 2 роки тому +1

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ኩቡር ሓርበኛ ኣቦና

  • @michaelyohannes4255
    @michaelyohannes4255 2 роки тому +7

    ናይ ቢሃኪ ጽቡቕ፡ Thank you harbegna, Ato Zerizgi Dawit

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 2 роки тому +1

    ጅግና ብስላም ዕርፍ ኣይ ውሕልሉ ዝኮነ ኣጋልልጻ!!!

  • @ራኤይዮውሃንስርኣዩ
    @ራኤይዮውሃንስርኣዩ 2 роки тому +14

    🙏ኣዝዩ ደስ ዘብል ታሪኽ ኤዩ ታሪኽ ኤርትራዊ ወትሩ ኣብ ልብና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ክብሪ ንጀጋኑ ሰማእታትና 🙏

  • @tedroszegherghish9062
    @tedroszegherghish9062 2 роки тому +8

    ጅግና ተጋዳላይ ዘርእዝጊ ክብረት ይሃብካ ስለቲ ረዚን ታሪኽ ስርሒት ስግረ-ዶብ ደዘንቶኻልና !
    ዕድመ ምስጥዕና እምነየልካ !

    • @peacetoallofus7428
      @peacetoallofus7428 2 роки тому +1

      Ayenbebkayon dika comment lomi tesewiu

    • @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
      @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ 2 роки тому

      @@peacetoallofus7428 plz ፍተዎ ጽልአዬ ፧፧ዝኮነ ሰብ ጥራይ ኢኩን ፧፧ከምዚ አይባሃልን ኢዩ ፧፧ምስ አምላክ በአሲ ከቢድ ኢዩ ፧፧፧፧ንአቦና መንግስተ ሰማይ የዎርሶ

    • @peacetoallofus7428
      @peacetoallofus7428 2 роки тому +3

      @@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ Ewae Entay do ileye edmen teenan yhabka sle zbele ezj zxhafe seb si ewe edmen teenan ymne Anewn gn tesewiu mkuanu felitka do eye zblo zeleku bkemey ika tegagika ilkani Endei gerimni yu zelo. Anedea knebrey ezi Tarik ksab part 100 kbexh edeli.

    • @tedroszegherghish9062
      @tedroszegherghish9062 2 роки тому

      @@peacetoallofus7428
      ዘገርም እዩ ጽቡቕ ኣሎኻ፡
      ጅግና ዘርእዝጊ ከምዝተሰወእ ከይፈለጥኩ እየ ርእይቶይ ጽሒፈዮ ።
      ጅግና ብሰላም ዕረፍ !

    • @peacetoallofus7428
      @peacetoallofus7428 2 роки тому

      @@tedroszegherghish9062 corona eya ketilato bkereba zfeltom zemed habiromni. Bzuh seb emewt alo b covid adna zehznyu. Vaccine kgmru alewom

  • @eritrea2913
    @eritrea2913 2 роки тому +1

    ብሰላም ዕረፍ ክቡር ጅግና ብጻይ

  • @eriellta838
    @eriellta838 2 роки тому +2

    ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ክድገም ፡ ዘይካአል ጅግንነት ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ንደቒ ኤረይ ።

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 2 роки тому

    እዋይ ብጣዓሚ ሓዚነ ተሰዊኡ ምስ ሰማዓኹ ጅግና ኣይነብርን ኢዮ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ ሓርበኛ ኣቦና ዘርእዝጊ ኦፍፍፍፍ

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 2 роки тому +10

    Yonas, you are an amazing and passionate journalist. I want to call you also an excavator. Because you dig deep to find the “gold” and ‘diamond’’ of our ‘wealth’ which is our Eritrean history, the history of heroism and pride
    Thank you for discovering and finding my history which has been missing and almost dying without being told
    Awet Nihafash
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🐪🐪🐪❤️❤️❤️👍🐪🐪🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @merkebsemere7027
    @merkebsemere7027 2 роки тому +1

    ብሰላም ዕረፍ ጅግና !!!

  • @mengsfilmon7148
    @mengsfilmon7148 2 роки тому +1

    ብሰላም ዕረፍ ጅግና ኣቦና ዘርእዝጊ ዳዊት

  • @teklehaimanotrossom1753
    @teklehaimanotrossom1753 2 роки тому +1

    Beselam aref jegena harebena aynebrnin tarik eyu zeweres 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @negussiesamson3020
    @negussiesamson3020 2 роки тому +1

    ብጣሚ ኣቢ ታሪኽዩ።

  • @ኤሩኤርትራዊት
    @ኤሩኤርትራዊት 2 роки тому +1

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና 🌹♥️🌹

  • @hagosaghile6700
    @hagosaghile6700 2 роки тому

    ብሰላም ዕረፈ ጅግና ሐርቤኛ

  • @yohannesasmerom7090
    @yohannesasmerom7090 2 роки тому +4

    Proud to be eritrean 🇪🇷❤🇪🇷❤💪💪💪

  • @bereket4519
    @bereket4519 2 роки тому +7

    ክበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተጋዳላይ ዘርዝጊ ንሕና አን ካብካ ካብኩ ምፍጣርና አዚና አዚየ ሑቡን ታሪክ ህግሐኤ ተቀዲሑ ዘይውዳእ ንዘልአለም

  • @mehretwoldai9237
    @mehretwoldai9237 2 роки тому

    ብጣዕሚ ንሕበን ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዝልአለማዊ ዝክሪ ንሰዉአትና።

  • @merhawiyermanu62
    @merhawiyermanu62 2 роки тому +12

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት።ስነ ሓሳብ ህዝባዊ ግንባር ንሸሓት 1000 ዓመታት ክነብር ኢዩ።ክብርን ሞሳን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራ።ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።

  • @bereketnebiygirme6240
    @bereketnebiygirme6240 2 роки тому +6

    This true History is a real and a wonderful History of the Eriteans' heroes. We proud of them, but must be documented. This will be a good reference for young generations. Yonas Abraham, we praise you too,because you are calling our heroes always to tell us our recent History. I would like to ask you to continue your interview at least one heroe in one week please.

  • @hanahaile3555
    @hanahaile3555 2 роки тому +5

    RIP 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @gomesta9113
    @gomesta9113 2 роки тому +48

    Rest in peace 🥺❤️🇪🇷.
    How many of them past without telling the history. It's sad

  • @yonasgirmay1127
    @yonasgirmay1127 2 роки тому

    ብሰላም ዕረፍ ጅግና

  • @mzuzu1414
    @mzuzu1414 2 роки тому +29

    Rest in peace my brother, very hard to accept it. Zaid Berhane Yohanes is now living in Washington DC, she was the owner of TRIA a tire factory in Addis, and also one of the heroic Eritrean's in Ethiopia to help & support our prisoners of war (mirukat-tegadelti) .

  • @YourWorstNightmare525
    @YourWorstNightmare525 2 роки тому +12

    Hezbawi genbar no one can make history as the EPLF did proud to be Eritrean 🇪🇷❤️✊🏼🙌

  • @hadastekle2713
    @hadastekle2713 2 роки тому

    ብጣሚ የሕዝን። ምንግስተሰማይ የዋርስካ።

  • @dindan5944
    @dindan5944 2 роки тому +5

    Thanks ENM, for bring our hero on screen, may god rest his soul on heaven .
    ሙሉኡ ጽናኣት ንሙሉአ ቢተሰብ
    Why is taking 30 years to take the historical story.
    Why didn’t broadcasting it on Eri Tv 📺
    Love to watch this documentary histrionic that watching Gorgeor Matcho, with a great 👍 Respect,

  • @ዋርሳይወዲይከኣሎ
    @ዋርሳይወዲይከኣሎ 2 роки тому

    Thanks 🙏 Yenas ሰለ ተበግሶካ ንምስናድ ታሪክና ብታእሚ ጽቡክ ኣከራርባ ዘረባ ክእለት ብታእሚ ብሱል ኣዘራርባካ ኣዝካ ብሱል ፍረ ጻማካ ከኣ ብህዝብና ርኮቦ የኑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯🇪🇷💯🇪🇷💯🌹🇪🇷💯🌹🇪🇷💯🌹🇪🇷💯🌹🇪🇷💯🌹🇪🇷💯💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽

  • @heavent883
    @heavent883 2 роки тому +3

    living hero thank you for the interview!

  • @digitaleritrea7930
    @digitaleritrea7930 2 роки тому +1

    ሰላም ዕረፍ ሓርበኛ ኣቦና ዘርእዝጊ ዳዊት።

  • @aziebtewelde2926
    @aziebtewelde2926 2 роки тому

    Eritreawinet Kbur meninet. Kibrin mogesn nsematatna. God bless Eritrean 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹💪💪🌹💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @habtetareke9215
    @habtetareke9215 2 роки тому +1

    ሓርበኛ ኣይነብርን ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ ብሰላም ዕረፍ ጅግና ንምእማኑ ዘጸግም ። ታሪኽ ገና ዘርዚሩ ኣይወደኦን ተኾሊፉና እንተ ታሪኽ ወያነ ግን ካብ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ምስርቕ ኪኑኡ ዝስጉም ተሪኽ ተልዩዎም ስርቅን ምድንጋርን ኢዩ ክኸውን።ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ታሪኽና ንፍለጥ። EMN Keep it up.

  • @gorginobere921
    @gorginobere921 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤ ኣገናዕ ጅግና ኣቦና

  • @yonitakle2567
    @yonitakle2567 2 роки тому +1

    ጠፊእካና እንዲኻ ዓቢ ሰብ

  • @rahelogbaghiorghis2895
    @rahelogbaghiorghis2895 2 роки тому +1

    የገርም ታሪኽ ኤርትራና

  • @giromkidane2994
    @giromkidane2994 2 роки тому +15

    ኽቡር ሓውና ዮናስ በጃኩም አምጹኡልና እዞም ሰብ ታሪኽ አናብስ ታሪኾም ቕያ ዝገበርዎ ከይ ነገሩና ይኾዱና አለዉ አምጹኡላና በጃኩም😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ጀግና ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @stighehanaghebreyesus1696
    @stighehanaghebreyesus1696 2 роки тому +1

    ኤሪትራዊ ጅግና መግለጺ ሲኢነልካ ሰብ ታሪኽ ሰብ ዝና መንግስተሰማያት የዋርስካ ብርሃን ዘልኣለም ይብራሃልካ ብሰላም ዕረፍ ዓወት ብሓፋሽ

  • @Wed_Keren
    @Wed_Keren 2 роки тому +1

    EMN media we appreciate your contribution in conveying the 30 years struggle and bravery to our generation. As we all know our heroes are not getting any younger please do your upmost in recording their legacy and passing it onto the youth.

  • @frehaile6298
    @frehaile6298 2 роки тому +7

    Oh, very heartbreaking for hearing our heroes goings away 💔 pineful, but sematatna always our heart, thanks so much given us freedom R.I.P 🇪🇷👈♥️

  • @geriegerie3568
    @geriegerie3568 2 роки тому +6

    ጽቡቕ ዕላል!

  • @Servingthetruth24.
    @Servingthetruth24. 2 роки тому +2

    Thanks eritrean media network,for interviewing our heros

  • @wedigebar5417
    @wedigebar5417 2 роки тому +2

    Edmen tenan yihabkum fetari jeganu seb sre Ksam Eritrea zmlesu kfalat gberelu yoni haweyyyy🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪❤❤❤❤❤

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 2 роки тому +12

    I can’t believe that this hero has passed away. What happened?
    Anyway nobody leaves for ever. This man, this hero has not died. He is in our heart and mind for ever. Awet Nihafash
    Yonas, you are an amazing and passionate journalist. I want to call you also an excavator. Because you dig deep to find the “gold” and ‘diamond’’ of our ‘wealth’ which is our Eritrean history, the history of heroism and pride
    Thank you for discovering and finding my history which has been missing and almost dying without being told
    Awet Nihafash
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🐪🐪🐪❤️❤️❤️👍🐪🐪🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @merhawijohannes744
    @merhawijohannes744 2 роки тому +5

    ብሰላም ዕረፍ ጅግና ተጋዳላይ ዘርእዝጊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥♥♥ ቡዙሐት ጀጋኑ ሐቀኛ ናይ ሐርነታዊ ምስክርነት ከየዘንተዉ ሒዞሞ ይሐልፉ ስለዘለዉ በጃኹም ካብዚ ዝዓቢ ክሳራ የለን ቖላሕታ ሂብኩም ሰንድዎ ዮናስ አብራሃም ገራአልፋ ንፉዕ ዝናአድ አቃራርባ አበርቲዕካ ቀጽሎ ጅግና አይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝውረስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @teshewedikeabri435
    @teshewedikeabri435 2 роки тому

    Btami ktgelxo zeytkel fxame Eritrawiyan jgnnet mestenkr tewefaynet we are proud of you 👏 👏👏👏👏💯💯💯❤❤❤

  • @senaitabay5152
    @senaitabay5152 2 роки тому +1

    ብሰላም ዕረፍ🙏💔💔😭😭😭😭😭😭😭

  • @blackshadoweri9518
    @blackshadoweri9518 2 роки тому +9

    Rest In Peace Tegadaly Zerezgi Dawit
    A hero you will be missed by millions Eritreans
    Your contribution for Eritrea will shine for generations

  • @luelkflmaryam5578
    @luelkflmaryam5578 2 роки тому

    edmen tenena yhbukom Thnaks🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abogida669
    @abogida669 2 роки тому +1

    B selam eiref jignana kisen alena ab Aserka kibrin mogosin ni siwatina 🙏🙏🙏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zehayeberaki60
    @zehayeberaki60 Рік тому

    Way to go you are really the person to listen God bless you.

  • @asbecoasbeco7430
    @asbecoasbeco7430 2 роки тому +2

    R.I.P 🙏🙏 ጅግንነትኩም ክዝከር ክነብር ዩ።

  • @tittigualeri2151
    @tittigualeri2151 2 роки тому

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኩቡር ኣቦና😢😭😢😭😢

  • @Ourvision971
    @Ourvision971 2 роки тому +1

    እዋ እንታይ ኣይነት ሓንደበት እዩ ምርድኡ ሲኢነዬ መስዋኣቲ ተ/ጋ ዘረእዝጊ ዳዊት ምርዱኡ ሲኢነ በጃኩም EMN እናታዩ ኣጋጢምዋ ሓንደበት መስዋኣቲ ምስሙሉኡ ሓይሉ ዘሎ ሰባእይስ ብከመይ ዳ ሓንደበት ተሰዊኡ ሓርበኛ ኣያና ዘረዝጊ ብሓንደበትነት መስዋኣትካ ናይ ብሓቂ ሓዚነ ብሰላም እረፍ።