Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣነ ኤርትራው የ ንሑመራ ውን ኣይፈልጣን የ። ግን ኣብ ፉሉይ ስዕምት የኢትወካ ኢዚ ወዲ ብጣዕሚ ኣነ ንብዓት መጽኢን ክስምዓ ከለኩ ። ከይገድፍ ድማ ደስ ኢለትን
Land is nobody’s! We are family! ♥️
ዓድካ ስለ ትናፍቅ እዩ❤😢
Humera nay Welkotot eu.
Ane keman ❤
Azyu Nfou wedi ab tzta tetou derfi Adika ewe Adika timti
ዋውውውውው ዘበል ድምፅ ክእለት ታማ ተጋሩ አበይ አለኩም ናይ ባዕልና ቻነላት ነባራታትዕ 👍❤
ዳኣምሓሩ እዮም ዝጎዩ ተጋሩ
ተጋሩ ኣሕዋትና ብጣዕሚ የቀንየልና ክብረት ይሃበልና። በቲ ጥዑም ድምጽኹም ጌርኩም ነቲ ንሕና እንኮላይ ንዛረቦን ንሰምዖን ቛንቛ ትግርኛ፡ ከነስተማቅሮ ብምኽኣልና ክብሪ ንዓኹም። ልዕሊ ኩሉ ዘስተውዓልኩሉ ከኣ፡ ኣብ ዳንነት ዘሎ ትምርቲ ሓዘል ፍርዲ ብጣዕሚ ደስ ዘብል። ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአልኩም። ምኽንያቱ ጥበብ ዋና ኣለዎ ከም ዝበሃል፡ ኣባኹም ሪኤዮ። ኩሎም እኳ እንተዘይኮኑ፡ ግን ብዙሓት ካብቶም ናትና ስነ ጥበባውያን ኢና ዝበሃሉ፡ካብቲ ሕማቅን ቂምን ወጺኦም፡ ትርጉም ስነ ጥበብ ተረዲእዎም ኣብ ዕብየት ቋንቋ ትግርኛ ኣስተዋጽኦ ክገብሩ።ብተወሳኺ ኣብ ተወዳደርቲ ዝርኣኽዎ ኣብ ገጾም ይኹን ኣብ ቃላቶም ዝንበብ ስነ ስርዓትን ትሕትናን ብጣዕሚ ደስ ይብሉ። ሰላምን ቅሳነትን ን ህዝቢ ትግራይ!
Tnx sir,Nkulatna selam gize yemtsielna
🥰💙
Lehasi eka gn nokal
Ksab zsogka hasuw 😂😂😂😂lehashas nbluxatna entay tfeltom guasa 😂
@@EruStar12ገፋሕ ድስቲ
ኣነ ኤትራዊ 'የ ሕሞራ ዉን ኣይፈልጣን።ግን ሙዙቓ ኣድማሳዊ ክብሃል ኣብዛ ደርፍ ረኩበዮ፡ብጣዕሚ ስሚዒትካ ዝትንክፍ ሙዝቃ።የቀነልና 🎉🎉🎉❤❤❤❤
ወይለከ ድምጺ 100%። ተጋሩ የሕዋተይ ን ኢትዬጵያ ኩቦ ደርብዩላ ጫማኻ ማዕረ እግርኻ ኢለሞ ዓባይ ኢትዩጵያ ክትመርሑ ክትብሉ ሑሞራ ቁማር ኢለሙኹም ሕጂ ውን ንሽዋ ገጽኩም ተተመጣጢርኩም እታ ዘላ ትግራይ ክትስእንዋ ኢኹም ።ቋንቋኹሙን ታሪኽኩም ዓቂብኩም ብልጽግቲ ትግራይ መስርቱ ዓቢ ሃገር ናይዝመራሕኻ ዘይኮነ ዓቢ ቁጠባ ተሃሊካ ኢኻ ተፈራሕን ተጠላብን።ሑሞራ ግን ናይ ግዜ ጉዳይ ተዘይኮይኑ ናብ ዋንኣ ትግራይ ክትምለስ ተስፋ ንገብር።❤❤❤❤
ፖው፡ ኣሸናፊ ብጣዕሚ ንፉዕ ሰነጥበባዊ ክትከውን ኢኻ። ኣዮዃ በርትዕ! ሑመራ ❤ ምዕራብ ትግራይ❤
ስሚዕትና ተንኪፍካና ዘይንፈልጣ ሑሞራ😢❤❤❤
ዋው ገለ ዓይነት ድምፂ ስምዒትካ ዝትንክፍ ተስፋ መፃኢት ሃገረ ትግራይና❤💛🥺🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👏👏👏👏
Omg😢 ዋላ ሓደ ክብል ኣይክእልን የቐኔለይ! ኣነ ዘይፈልጣ ክንስይ ኣብ ናፍቆት የእቲኻኒ ደቂ ሑመራ ዛዓበዩላ ዛ ደርፊ ከድምፅዋ ከለው እንታይ ክስምዖም ይኽእል? ኣጆና❤
እንታይ እሞ ክንገብር
እዚ ዓቢይ ተሰፋ ኣለዎፅባሕ ኣብ ዕበየት ትግርኛ ሙዚቃ ናይባዕሉ እጃም ከምዝገብር ምንም ጥርጥር የብሉይ በርትዕናይ ዳያኑ ምኸሪ ኣብተግባር ኣዉዕለን ኣዮኻኣብቀፃሊ ካብዚ ዝበለፀ ሒዝካ ከምትመፅእ ባዓል መሉእ ተሰፋእየ።💖💖💖💖💖💖💖
ብኣካል ዘይፈልጣ ሑመራ ናፊቐያ ❤❤ገራሚ ቆልዓ እዩ ፅቡቕ ድምፂ ኣለካ❤❤
ኣይከማይ😢
አሕሕሕሕ አነ ይፈልጣ እየ😭😭😭ልብና ደሚ ሎሙስ
@@عثمانحسين-ه3ص ኣይዞኺ ዝያዳይ
ና ኣሹ ኣድራሻ ባ ተሓባበሩኒ በይዛኩም ክረክቦ ይደሊ እየ🥰🙏
God bless❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉
ዘይፈልጣ ሑመራ ኣነ እውን ናፍቀያ ሑመራ❤❤❤
ብሓቂ ዘይትምኖ ሁመራይ ሓፃርን ጥዑምን ግዜ ኣሕሊፍና ሃፍታምን ድኻን ጽዒሩ ዝሓድረላ ለጋስ ህዝቡን መሬቱን🙏🙏 ሰላምኪ ይም ለሰልኪ ኣምላክ 🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኤርትራዊ የ ግን ሕሞራ ዘይፈልጣ ናፊቀያስ ነቢዐ 😢 ዘገርም ድምጺ ❤❤❤
Setitey
ንብዓተይ ምቁጽጻር ሲኢነዮ እውይይይይ እንታይ ዝበለ ድምጺ እዩ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ ብሉጽ ናይ ብሉጻት 🙏❤️❤️💥⭐️💥⭐️💐💯✅
ብኣካል ዘይፈልጣ ሑሙራ ናፍቀያ ኣብ ስሚዒት ኣትየ ብንብዓት ወዲኤያ ዓድና እኮ ናፍቅና ትግራይና ሰላምኪ ይብዛሕ ዓደይ መረበተይ Tgray❤😢😢❤😢😢
ኣብዚ ውድድር እዚ ኣሹ ይዕወት ኣነ ናይ ኣሹ ደጋፊ እየ
እፍፍፍ ትዝታ ብቻ😢😢😢ናፊቀ ክዞራ ፈቃር መፈጠራ ዓደየ ሑሞራ😢😢😢 ዓሕሕሕ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ሰላሞኪይብዞሕኣደትግራይ
100/💯 Nefue bravo 👏 selam yewered yeakiel yebel.
ትግራዋይ ዘይምኳን የጋጥም ዩ ግና ንትግራይ ዘይምንፋቅን ዘይምፍታዉን ኣይከኣልን ። ትግራይ ዓደይ ❤❤❤ 😢😢
ሑሙራ ዘይፈለጣ እንሃለኹ ግን ብጣዕሚ እዩ ዝናፍቃ ❤😢
ዘይንፈልጣ'ዃ ሑሞራ ክትለዓል ንብዓት ይመፀና😢🥺❤💛👑
ፈጣሪ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ንኩሉ ወዲ ሰብ ኣብ ዝኮነ ይኩን ዓዱ ሰላም ንከባቢናን ን ዓለምናን
ሕሞራ zeyfelta keleku bsenki ውቅያኖስ ጉዕሽን በዚ ደራፋይን ፈሊጠያ hzbi tigray bruqat selamkum ybzah ❤❤
Ezi zemesel dumtsei hezika mezmur tetezemerena 😍💪😘🙏🙏...
ዋውውውው ዝገርም ድምፂ
ጅግና ሓወይ አጆካ ሑመራና አብ ቀረባ ኢዋን ናብ ዋናአ ክትርከብ እያ❤❤😢😢
ሞኮንን እዝራ has to be proud for making this music... I love it *billions times❤❤❤❤❤
ዋይ ኣጆካ ኩቡር ሓወይ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ❤❤❤
ዓደይ ዓደይ😢 💛❤️😘
Nice performed Ashu so ቀፅለሉ❤❤❤❤
ተባዕታይ ድምጺ ስጋ ደይ ፖው ❤❤❤❤❤
ዎው ተኣምር ዝኾነ ድምጺ ድምጻዊ
Ashu hawey tamo kibl gn hezi zeyikonku felitewo bikiatka nay amaniel kitiderif keleka tereayini neyiru tanx wedi eney 😢😢😢😢😢😢
Eti ziderefo eba leakeley tekielika
Great
ደያኑ ግን በቃ ሙዚክ ብጣዕሚ ሰሚዕኹም ተውፅዎም ነጠብጣባት ዋዉ ዋዉ ዋዉ ብፋላይ ዝ ቕጥን ልበለ ዋዉ❤❤❤
Lovely song God bless young man tgraway
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድመፂ❤❤❤❤❤ ትግራይና ሑሞራናሓራ ትወፅአሉ ግዜ ርሑቅ ኣይኮውንን
ኑፉዕ ኢኻ ብጣዕሚ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ ልብካ ዝትንክፍ ዱምጹ ኣጆካ ንፉዕ ሓፈሻዊ አቶም ደያኑ ግን ብጣዕሚ አየ ኣደኒቀዮም
ስምዒትና ተቆፃፂርካዮ ነቢዐ ኣነ እወ ሕሞራ ዓድና ፅባሕ ወጊሑ ክንራኸብ ኢና ንመን ኢልዎ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ቆልዓ ፅባሕ ኣብ ዝለዓለ ብርኪ ክትበፅሕ ኢኻ ትምኒተይ እዩ ኣጆኻ ዳያኑ ከየድነቕክዎም ክሓልፍ ኣየደልንብሉፅ ስራሕ ሪኢና
ኣሹዋይ ይፈትወካ እየ ጎይታዋይ❤🥰
ብእጣዕሚ,,ብዛእባ,ሑመአራ,ዝእደረፉ,ጅእግና
ኣነስ ምስ ሰማዕክዋ ተጋይየ ናብቲ ውና ደራፊ ከይደ ሰሚዐያ ግንን ልዕሊ እቲ ዋና ዳራፊኣ ጊሩ ደሪፍዋ ዝድነቕ መንእሰይ ❤❤
Aytkeded 🤭
😂😂😂ንእሽተይ እዩ ተቀዲዱ😂@@simonmeried-k2v
😢😢😢 ሓወይ ማዓረይ ናተይ ብክያትሰ እታይ ይቡሉታል
Wow btami gobez❤️❤️❤️❤️
ንሙሉእ ትግራይ ትዕንግል ዝነበረት ሑመራ ጠያቂ ስኢና 😢😢
ኣታ ወ ዛጠዋሪትና ሑሞራ ዘይትሙኖ
ዋዉ ደስ ክብል ጀጋኑ 🥰🥰😂😅
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ehhhhhhhhhmmmmmmm
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ በርትዕ በዚ ውፅኢት ክትዘናጋዕ የብልካን ጠንክር🎉🎉🎉
ናፊቀ ክዘራ ዓደይ ሑመራ👏🏻🥹
ንፉዕ ቀፅለሉ፣
አሹ ብሉፅ ❤❤❤💪
Bitaemi tifker🎉 Seb wedi humera
ጎበዝ💝💝💝😍😍😍
Wow🙏
ንበረልና ወዲ ትግራይ ዓይነይ ❤❤❤❤❤❤❤
ሰይ ዛሓወይ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ ባሓቂ amizing sound ዋውውውው❤❤❤❤❤❤❤❤❤ bravoo
ዋው ፅቡቅ ድምፂ ኣሹየ ቀፅለሉ 👌👌👌
So many appreciations & thanks 2 ma friend & best vocalist Ashu/ሁመራይ/. Though I failed from za competition, I will encourage u till z end like z way we were advising each other being in z same competition. Keep it up! Wish u all z best.
ሑሞራና 💚💚💛💛💜💜💝💔💔💔💔💔ትግራይና ስላምክይ የምልሶ
ብሐቂሁመራይይይይይይ
ሑሞራ ኣይፈልጣን ግን ከኣ በዛ ደርፊ እዚኣ ይናፍቃ ❤❤❤
Haweyyy dimtska yibarkelika.....timnitna adina netsa kitkon fekdeu zikeryu ahwatina dem hilmom gahdi yigberelina ❤❤❤
ዋው በእውነይት በጣዓሚ ደሰ የብል ዓደይ ናፍቅና አሹየ አጆካ ቀፅለሉ ማዓረይ ❤❤❤❤
ዋውውውው።❤❤❤❤አሹ
ፈጣሪ ሙሉኡ ሰላም የውርደልና 😢😢😢💔💔💔💔💔💔
ዋውውው ይበል ተውህቦ ❤
ዋዉአታአዛዓናኡካዒደለኛያ
ብጥዓሚ እየ ዘድንቀካ ወድሑመራ ኣናፊቅካኒ
ዋውውውው ኣሸናፊ ኣዝዩ ዝናኣድ ስራሕ ።
ናይ ትግራይ ና ግዛኣትን ህዝብ ፈጣር ብጥበቡ ምሕረት ከብ ኢድ ፀለእት ነፃ ያውፅአልና
ዋውውውውውውው ይበል ድምፅ❤❤❤
ኣሰይ ♥️♥️♥️♥️ብሓቂ ተናፋቂት👉ሑሞራ ዓደይ
ዋው ልዩ ብቃት
Bravo hji xruy derafay terekibu alo moral habwo selam yewrdelkum tegaru
ፈጣሪ ስላምን ፍቅርን የውርደልና ንኩሉ ወዲ ስብ አብ ዝኮነ ይኩን ዓዱ ስላም ንከባቢናን ዓለምናን😢
Thank you for sharing .great job all the judges 👏
Thanks for watching!
ዋውውው መህልጺ የብለይን ንፋዕ
ትግራይ ዓዲ ጥበብ💖
wawwww❤
ዋዉ❤❤❤ ዝገርም ክእለት
ዋውውው ዝገርም ብቕዓት ,ዩ❤😊
Wawwww 😢amazing love ❤️ from Eritrea
Ashu❤❤❤ u are desplinede❤❤❤❤ from Borther of Eritrean
ደስባሃሊ
I am Eritrean and I love this young man keep going you are so talented 💙 ❤ 💖 ❤.
❤❤❤❤🎉🎉🎉 ይባለ ደምፂ ገበዘ❤❤❤🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድምፂ ቀፅለሉ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ማራ ዝምስጥ❤❤❤❤
Wowwwwwwww u are so super continue
🥹🥹🥹😢😢😢😢ሕሞራይ ተናፋቂት😢😢
ኣሸናፊ ናይ ብሓቂ ጀግና❤❤❤
#humeray adey🥰🥰
ጎበዝ ሓውና ቀፅለሉ ኣነ ኣብ ከተማ ሑመራ ተወሊደ ዘዓበኹ እየ በሰንኪ ጦርነት እና ግፍዒ ፀላእትና ከኣ ናብ ሱዳን ከይደ ኣብ መዓስከር ተነድባ ዝበሃል ይነብር ኔረ ግን ተሰፋ ምስ ሰኣና ናብ ኢሮፓ ከይደ ብ ሊብያ ጌረ ቀፅለሉ ንስኻ ከኣ በርትዕ ተስፋ ከይትቆርፅ ❤❤🙏🙏🙏👌👍
ናሰማዕኽዋ ነሃለኹ ተይፈለጥክዎ ዓይነይ ለነቦዖስ😢😢😢
በርትዕ ገራሚ ድምፂ👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌💕💕💕💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓
ኣነ ኤርትራው የ ንሑመራ ውን ኣይፈልጣን የ። ግን ኣብ ፉሉይ ስዕምት የኢትወካ ኢዚ ወዲ ብጣዕሚ ኣነ ንብዓት መጽኢን ክስምዓ ከለኩ ። ከይገድፍ ድማ ደስ ኢለትን
Land is nobody’s! We are family! ♥️
ዓድካ ስለ ትናፍቅ እዩ❤😢
Humera nay Welkotot eu.
Ane keman ❤
Azyu Nfou wedi ab tzta tetou derfi Adika ewe Adika timti
ዋውውውውው ዘበል ድምፅ ክእለት ታማ ተጋሩ አበይ አለኩም ናይ ባዕልና ቻነላት ነባራታትዕ 👍❤
ዳኣምሓሩ እዮም ዝጎዩ ተጋሩ
ተጋሩ ኣሕዋትና ብጣዕሚ የቀንየልና ክብረት ይሃበልና። በቲ ጥዑም ድምጽኹም ጌርኩም ነቲ ንሕና እንኮላይ ንዛረቦን ንሰምዖን ቛንቛ ትግርኛ፡ ከነስተማቅሮ ብምኽኣልና ክብሪ ንዓኹም። ልዕሊ ኩሉ ዘስተውዓልኩሉ ከኣ፡ ኣብ ዳንነት ዘሎ ትምርቲ ሓዘል ፍርዲ ብጣዕሚ ደስ ዘብል። ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአልኩም። ምኽንያቱ ጥበብ ዋና ኣለዎ ከም ዝበሃል፡ ኣባኹም ሪኤዮ። ኩሎም እኳ እንተዘይኮኑ፡ ግን ብዙሓት ካብቶም ናትና ስነ ጥበባውያን ኢና ዝበሃሉ፡ካብቲ ሕማቅን ቂምን ወጺኦም፡ ትርጉም ስነ ጥበብ ተረዲእዎም ኣብ ዕብየት ቋንቋ ትግርኛ ኣስተዋጽኦ ክገብሩ።
ብተወሳኺ ኣብ ተወዳደርቲ ዝርኣኽዎ ኣብ ገጾም ይኹን ኣብ ቃላቶም ዝንበብ ስነ ስርዓትን ትሕትናን ብጣዕሚ ደስ ይብሉ። ሰላምን ቅሳነትን ን ህዝቢ ትግራይ!
Tnx sir,
Nkulatna selam gize yemtsielna
🥰💙
Lehasi eka gn nokal
Ksab zsogka hasuw 😂😂😂😂lehashas nbluxatna entay tfeltom guasa 😂
@@EruStar12ገፋሕ ድስቲ
ኣነ ኤትራዊ 'የ ሕሞራ ዉን ኣይፈልጣን።ግን ሙዙቓ ኣድማሳዊ ክብሃል ኣብዛ ደርፍ ረኩበዮ፡ብጣዕሚ ስሚዒትካ ዝትንክፍ ሙዝቃ።የቀነልና 🎉🎉🎉❤❤❤❤
ወይለከ ድምጺ 100%። ተጋሩ የሕዋተይ ን ኢትዬጵያ ኩቦ ደርብዩላ ጫማኻ ማዕረ እግርኻ ኢለሞ ዓባይ ኢትዩጵያ ክትመርሑ ክትብሉ ሑሞራ ቁማር ኢለሙኹም ሕጂ ውን ንሽዋ ገጽኩም ተተመጣጢርኩም እታ ዘላ ትግራይ ክትስእንዋ ኢኹም ።ቋንቋኹሙን ታሪኽኩም ዓቂብኩም ብልጽግቲ ትግራይ መስርቱ ዓቢ ሃገር ናይዝመራሕኻ ዘይኮነ ዓቢ ቁጠባ ተሃሊካ ኢኻ ተፈራሕን ተጠላብን።ሑሞራ ግን ናይ ግዜ ጉዳይ ተዘይኮይኑ ናብ ዋንኣ ትግራይ ክትምለስ ተስፋ ንገብር።❤❤❤❤
ፖው፡ ኣሸናፊ ብጣዕሚ ንፉዕ ሰነጥበባዊ ክትከውን ኢኻ።
ኣዮዃ በርትዕ!
ሑመራ ❤ ምዕራብ ትግራይ❤
ስሚዕትና ተንኪፍካና ዘይንፈልጣ ሑሞራ😢❤❤❤
ዋው ገለ ዓይነት ድምፂ ስምዒትካ ዝትንክፍ ተስፋ መፃኢት ሃገረ ትግራይና❤💛🥺🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👏👏👏👏
Omg😢 ዋላ ሓደ ክብል ኣይክእልን የቐኔለይ! ኣነ ዘይፈልጣ ክንስይ ኣብ ናፍቆት የእቲኻኒ ደቂ ሑመራ ዛዓበዩላ ዛ ደርፊ ከድምፅዋ ከለው እንታይ ክስምዖም ይኽእል? ኣጆና❤
እንታይ እሞ ክንገብር
እዚ ዓቢይ ተሰፋ ኣለዎፅባሕ ኣብ ዕበየት ትግርኛ ሙዚቃ ናይባዕሉ እጃም ከምዝገብር ምንም ጥርጥር የብሉይ በርትዕናይ ዳያኑ ምኸሪ ኣብተግባር ኣዉዕለን ኣዮኻኣብቀፃሊ ካብዚ ዝበለፀ ሒዝካ ከምትመፅእ ባዓል መሉእ ተሰፋእየ።
💖💖💖💖💖💖💖
ብኣካል ዘይፈልጣ ሑመራ ናፊቐያ ❤❤ገራሚ ቆልዓ እዩ ፅቡቕ ድምፂ ኣለካ❤❤
ኣይከማይ😢
አሕሕሕሕ አነ ይፈልጣ እየ😭😭😭ልብና ደሚ ሎሙስ
@@عثمانحسين-ه3ص ኣይዞኺ ዝያዳይ
ና ኣሹ ኣድራሻ ባ ተሓባበሩኒ በይዛኩም ክረክቦ ይደሊ እየ🥰🙏
God bless❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉
ዘይፈልጣ ሑመራ ኣነ እውን ናፍቀያ ሑመራ
❤❤❤
ብሓቂ ዘይትምኖ ሁመራይ ሓፃርን ጥዑምን ግዜ ኣሕሊፍና ሃፍታምን ድኻን ጽዒሩ ዝሓድረላ ለጋስ ህዝቡን መሬቱን🙏🙏 ሰላምኪ ይም ለሰልኪ ኣምላክ 🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኤርትራዊ የ ግን ሕሞራ ዘይፈልጣ ናፊቀያስ ነቢዐ 😢 ዘገርም ድምጺ ❤❤❤
Setitey
ንብዓተይ ምቁጽጻር ሲኢነዮ እውይይይይ እንታይ ዝበለ ድምጺ እዩ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ ብሉጽ ናይ ብሉጻት 🙏❤️❤️💥⭐️💥⭐️💐💯✅
ብኣካል ዘይፈልጣ ሑሙራ ናፍቀያ ኣብ ስሚዒት ኣትየ ብንብዓት ወዲኤያ ዓድና እኮ ናፍቅና ትግራይና ሰላምኪ ይብዛሕ ዓደይ መረበተይ Tgray❤😢😢❤😢😢
ኣብዚ ውድድር እዚ ኣሹ ይዕወት ኣነ ናይ ኣሹ ደጋፊ እየ
እፍፍፍ ትዝታ ብቻ😢😢😢ናፊቀ ክዞራ ፈቃር መፈጠራ ዓደየ ሑሞራ😢😢😢 ዓሕሕሕ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ሰላሞኪይብዞሕኣደትግራይ
100/💯 Nefue bravo 👏 selam yewered yeakiel yebel.
ትግራዋይ ዘይምኳን የጋጥም ዩ ግና ንትግራይ ዘይምንፋቅን ዘይምፍታዉን ኣይከኣልን ። ትግራይ ዓደይ ❤❤❤ 😢😢
ሑሙራ ዘይፈለጣ እንሃለኹ ግን ብጣዕሚ እዩ ዝናፍቃ ❤😢
ዘይንፈልጣ'ዃ ሑሞራ ክትለዓል ንብዓት ይመፀና😢🥺❤💛👑
ፈጣሪ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ንኩሉ ወዲ ሰብ ኣብ ዝኮነ ይኩን ዓዱ ሰላም ንከባቢናን ን ዓለምናን
ሕሞራ zeyfelta keleku bsenki ውቅያኖስ ጉዕሽን በዚ ደራፋይን ፈሊጠያ hzbi tigray bruqat selamkum ybzah ❤❤
Ezi zemesel dumtsei hezika mezmur tetezemerena 😍💪😘🙏🙏...
ዋውውውው ዝገርም ድምፂ
ጅግና ሓወይ አጆካ ሑመራና አብ ቀረባ ኢዋን ናብ ዋናአ ክትርከብ እያ❤❤😢😢
ሞኮንን እዝራ has to be proud for making this music... I love it *billions times❤❤❤❤❤
ዋይ ኣጆካ ኩቡር ሓወይ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ❤❤❤
ዓደይ ዓደይ😢 💛❤️😘
Nice performed Ashu so ቀፅለሉ❤❤❤❤
ተባዕታይ ድምጺ ስጋ ደይ ፖው ❤❤❤❤❤
ዎው ተኣምር ዝኾነ ድምጺ ድምጻዊ
Ashu hawey tamo kibl gn hezi zeyikonku felitewo bikiatka nay amaniel kitiderif keleka tereayini neyiru tanx wedi eney 😢😢😢😢😢😢
Eti ziderefo eba leakeley tekielika
Great
ደያኑ ግን በቃ ሙዚክ ብጣዕሚ ሰሚዕኹም ተውፅዎም ነጠብጣባት ዋዉ ዋዉ ዋዉ ብፋላይ ዝ ቕጥን ልበለ ዋዉ❤❤❤
Lovely song
God bless young man tgraway
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድመፂ❤❤❤❤❤ ትግራይና ሑሞራናሓራ ትወፅአሉ ግዜ ርሑቅ ኣይኮውንን
ኑፉዕ ኢኻ ብጣዕሚ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ ልብካ ዝትንክፍ ዱምጹ ኣጆካ ንፉዕ ሓፈሻዊ አቶም ደያኑ ግን ብጣዕሚ አየ ኣደኒቀዮም
ስምዒትና ተቆፃፂርካዮ ነቢዐ ኣነ
እወ ሕሞራ ዓድና ፅባሕ ወጊሑ ክንራኸብ ኢና ንመን ኢልዎ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ቆልዓ ፅባሕ ኣብ ዝለዓለ ብርኪ ክትበፅሕ ኢኻ ትምኒተይ እዩ ኣጆኻ ዳያኑ ከየድነቕክዎም ክሓልፍ ኣየደልን
ብሉፅ ስራሕ ሪኢና