ካበደይ ለይፅበዮ 😱😭ክልተ ዕፅፊ ሰበይቲ አቦይ ትሕሸኒ🤔

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 21 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 1,9 тис.

  • @احلامعناب-ج3ح
    @احلامعناب-ج3ح 2 місяці тому +310

    ያሬድ ዓሻ እዩ ትብሉ ላይክ ግበሩ😂😂

  • @Nebitgreweyti
    @Nebitgreweyti 2 місяці тому +150

    ያርየድ ልቢ ይውሕዶ እዩ እትብሉ ላይክ😂

    • @FfFf-wg2dx
      @FfFf-wg2dx 2 місяці тому +2

      አረ ኽሃስስ ከም ቁመቱ እዩ ንወላዲቱስ ብዓልኪ ትፈልጢ ኽብሃል ፖራንክ ካሊእ እዚ ዕሽነትን ንዕቀትን እዩ

    • @Nebitgreweyti
      @Nebitgreweyti 2 місяці тому

      @@FfFf-wg2dx ይግርም እዩ ኩሉ ግዜ አብ ቡና እዩ ግርግር ዘብላ ንማዓዛ ምስክነይቲ አዶ😘👌

    • @ሜሪጓልካናዳ
      @ሜሪጓልካናዳ Місяць тому

      😂😂😂

  • @kdusangereziher
    @kdusangereziher 2 місяці тому +358

    ዋይ ያሬድ ዕንዝር ኢካ እባ ትብሉ ላይክ 😅😅😅😅😅😅😅ኣብ ቡና ኣይተናድደን

  • @hayatabi2173
    @hayatabi2173 2 місяці тому +84

    ዓሻ ኢካ ብሓቂ ላዛካ ውዝ የብሉን ምስክንይቲ ኣዶ እግራ ተይኣተወትይ ኣሳቂቅካያ 😢

  • @FhJf-r3d
    @FhJf-r3d 2 місяці тому +1116

    ያርየድ ዓሻ እኻ ትብሉ ላይክ🙆

    • @ሕልናዊትሄዋን
      @ሕልናዊትሄዋን 2 місяці тому +5

      ብጣዕሚ ቆልዓ ዶ ኮይኑ ይኾን😭

    • @ጋልቃሺTube-h5s
      @ጋልቃሺTube-h5s 2 місяці тому +2

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ

    • @RazanA-n7b
      @RazanA-n7b 2 місяці тому +4

      Kab asha asha😭😭

    • @ኣቢYouTube-f5b
      @ኣቢYouTube-f5b 2 місяці тому +2

      @@ሕልናዊትሄዋን ክልተ ጭጉሪ እኮ ኣውፅኡ እንታይ እማ ክውስክ ካብኡ😂😂20ስ ገይሩ ዋኣይ ተምስገን ኣሕዋተይ ባርኹ ዝሃበኒ ካብ 15 ንታሕቲ እዮም ❤🎉

    • @ሜሪነኝየሱብቻትግራይመረበ
      @ሜሪነኝየሱብቻትግራይመረበ 2 місяці тому +1

      🤣🤣

  • @EyerusTsegay-yz7wt
    @EyerusTsegay-yz7wt 2 місяці тому +25

    ሰላም ያሬድ ሓወይ ሪኢቶይ ክፅሕፈልካ ኣምብቦ
    1.ናብ ሶሻል ሚድያ ክትወፅእ ከለካ መርኣያ ምካንካ ኣይትረስዕ
    በርግፅ ብዝሓት መርኣያ ፅብቅን ብዝሓት መርኣያ ሕማቅን ኣለው ሰለዚ መን ኮንካ ከምትቀርብለካ ልቢ በል
    2.መብዛሕቲኡ ሪኢቶ ሃሳስ እዩ ኢሎም ፂሒፈምልካ እኒአው ሰለዚ ባዕልካን ወለድካን ኣሕዋትካን ሃሳስ እዩ ዝብል ቃል ከምቡቡ ከለው ብጣዕሚ ከሕምሞም እዩ ሰለዚ ናይ ሃሳስ ሪኣክሽን ኣይትጠቀም
    ከም ሓደ ዝተማሃረ ሰብ ንባዕልካውን ዝጠቅም video ስራሕ
    ብፅብቅ ስራሕ ከምትመፅእ ተስፍ ይገብር ሰናይ ግዜ❤🎉

  • @FhbThd
    @FhbThd 2 місяці тому +550

    ማርያምን ከምዝኣ እንተከይ ኑ ክልክም ሳብስክራይብ ክነልዕሎ እና ትብሉ ላይክ😢😢😢😢

    • @ሰሉየቅዱሰሚኻኤልልጅ
      @ሰሉየቅዱሰሚኻኤልልጅ 2 місяці тому +1

      ብሓቂ ንላይኪ እሉ ነደዋኡ በድንጋፀ ቀይቃትላ እየ ፈረሐ ዘሎኩ🤨🤨😌👊ገገማ እዩ ብሰሩ

    • @DhfgdgfyDdfg
      @DhfgdgfyDdfg 2 місяці тому +1

      ኣነ ጀሚረ 👌

    • @AaakAaak
      @AaakAaak 2 місяці тому +2

      ኩልና ክነልዕል ኢና ከዕርፈን ተለይኪኢሉ

    • @temesgentemesgen839
      @temesgentemesgen839 2 місяці тому +2

      ኩለና ነልእል ኢና።።።
      ከምኣ ኢላ ትቀይል

    • @DawdDad-m4q
      @DawdDad-m4q 2 місяці тому +1

      እሺ ነልዕል ኢና ጓልኖ

  • @MyriXx-w2y
    @MyriXx-w2y 23 дні тому +2

    ዋይ ይሬድ ናደክብሪ ይሃልካ ዋዋዋ ማኣዛዋይሽኮር እደስ 100000000000000000000000,ትንበር ስጦታ ሃባንማኣዛ😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 2 місяці тому +238

    ከምዚ ተኾይኑ ያሬድ ኣይምፀአና ትብላ ደምራኒ

    • @GhFd-v7w
      @GhFd-v7w 2 місяці тому

      አረ ስዲ እዩ😢

    • @HarnetLuaul
      @HarnetLuaul 2 місяці тому

      አረ ያርየዲ ኡፊፊፊፊ

    • @DggdFbfbhfgffbf
      @DggdFbfbhfgffbf 2 місяці тому +1

      ኣር ያርየ ድ ማኣዝ ዩ ልልብም 😢😢😢

    • @GoGo-hn3bj
      @GoGo-hn3bj 2 місяці тому

      ​@@GhFd-v7wኩላኩም ሳብስክራብ ኣልዑሉ እውነት ሰዲ እየ😮

    • @TwggeSggs
      @TwggeSggs 2 місяці тому

      በ😢😢​@@HarnetLuaul

  • @HddhhXnbdbd
    @HddhhXnbdbd 2 місяці тому +18

    ዋይ ስደት መሐሸኪ ማማዋይ ዕንዝር ዝከነ ወዲ ወልድኪ ጋሕታን😢😢😢😢😢😢

  • @TjiTubeትጂ
    @TjiTubeትጂ 2 місяці тому +143

    ዋይ ናዚ ፕራንክስ ለለ ንበይኑ እዩ መፅልኢ ካብ ስደት ኣትያ ክንዲ ምዕራፋስ ዋ ከምዚ ዓይነት ፕራክ ከይትደግማ ትብሉ 👉👍

    • @GjKj-cq8kx
      @GjKj-cq8kx 2 місяці тому +1

      ዕንዝር እዩ😂

    • @FreKahsay-im8du
      @FreKahsay-im8du 2 місяці тому

      ፕራንክ ዘይኮነ ዋይ መመክኔታ ትክክለኛ ሂወቱ እዩ ኳምኡ

  • @ኣዶዳዊት
    @ኣዶዳዊት 2 місяці тому +15

    ብካሊእካ ብድዮ ስራሕ ዛሓወይ ንማዓዛ ሕደጋ ተዕርፍ ቱድካም ኣብ ስደት ዝነበረ እዩ ልፎልጦ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hggvbffh1665
    @hggvbffh1665 2 місяці тому +66

    ዋይይይ ማአዛዋይ ሰደት መሐሸኪ ርጉም ዉልድ አይሃብካ 😭😭😭😭😭

  • @SamriSamri-wk7eu
    @SamriSamri-wk7eu 2 місяці тому +6

    ያሬድ ሃሳስ ትብሉ ላይኽ😊

  • @PanaJgs-kk9cf
    @PanaJgs-kk9cf 2 місяці тому +74

    ያሬድ ዓዲ ዓረብ ብጣዕሚ እና ንሓርቅ ሐዚ ውን ተናድዳ ኣለኻ ፅብቅ ኣይኮነን💚

    • @MariChannel-h5o
      @MariChannel-h5o 2 місяці тому

      ደምርኒ ወለላይ❤

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 2 місяці тому

      ​@@MariChannel-h5oደሚረኪ ደምርኒ

    • @nnnLoop-u9v
      @nnnLoop-u9v 2 місяці тому +1

      ብሓቂ ቅጭ አምፅኢለይ ማርያምን😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮

  • @SadiqAli-se5cz
    @SadiqAli-se5cz 2 місяці тому +10

    አረ ብጥዕናኡ ኣይከነን ማይ ፀሎት ኣሕፅቦኦ ሃሳስ 😮😊

  • @lichiaaraya6546
    @lichiaaraya6546 2 місяці тому +80

    እዚ ወዲ ጥዕና ዘለዎ አይመስለንን ነዛ ክብርቲ ወላዲት ክንደይ ምዓልቲ እዩ አብ ቡን ዘዕገርግር ኩሉ ነገሩ ጨካን ደረቅ እዩ ካብ ስላም ሐፍትኻ ልቦና ትሕትና ተምሀር "ልባ ምስ ስንበረ ብራንኪ እዩ ኢልካያ ዋጋ የብሉን ምስ ከማኻ ዝመስሉ ስራሕ እዚ ክጽሕፍ ዝገደደኒ ምኽንያት ክአ ብጣዕሚ ከብደይ በሊዓትኒ አደ ክብርቲ እያ

  • @hgf6568
    @hgf6568 2 місяці тому +5

    ያረደይ ማዓረይ ንወላዲካ ይመና አቅልል አይባሃልይ ዝሓውይ መን ከም ወላዲካ ምአዛዋይ ፀዋር ትዕግሰተኛ ❤❤❤❤

  • @Natsnet-s3u
    @Natsnet-s3u 2 місяці тому +97

    ኩሉኺም ሳስክራይብኩም ኣልዕሉ የሕዋት ዋይ ወሪዱና ከመይ ዓይነት ገልጣም እዩ ዳይ ኩላትና ነዕጽዎ😢

    • @merimeri2025
      @merimeri2025 2 місяці тому +1

      ኣልዒለ ኣለኩ ኣነ

    • @SelamgaltigraySelamgaltigray
      @SelamgaltigraySelamgaltigray 2 місяці тому +1

      ኣሊዕለ ኣለኹ

    • @Geni__12
      @Geni__12 2 місяці тому

      😂

    • @Natsnet-s3u
      @Natsnet-s3u 2 місяці тому

      ጹቡቕ ገይርኪ ኣነ ኣልዒለ ኣለኩ ሁኮት ገልጣም ዝኾነ ፍጥረት😢​@@merimeri2025

    • @Natsnet-s3u
      @Natsnet-s3u 2 місяці тому +1

      ​@@SelamgaltigraySelamgaltigrayከሙኡ ይሐሸና😢 ኣልዒለ ኣለኹ ኣነ እዉን

  • @ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ

    አይታካብዱ ኳሜት ኘራንክ እዩ ማአዛ ካዓ ሰሾል ሚድያ ትፉልጦ እያ👏

    • @SunaitSunait
      @SunaitSunait 2 місяці тому

      ብሓቂ✅

    • @brhaneye
      @brhaneye 2 місяці тому +1

      አረ 😡

    • @AdDf-u5fsubscribeme
      @AdDf-u5fsubscribeme 2 місяці тому +3

      አረ ብማርያም ባእ😢 ኣብ ቅድሚ ካሜራ ከምዚ ኢሉ ዝተዛረበስ ብድሕሪ ካሜራ ሓሲብክዮ ዲኺ ስርዓት ዘይብሉ ቃላት እናተዛረበስ ኖርማል ትብሊ😢😢😢😢

    • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
      @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 місяці тому

      ​@Adብሓቂ😢Df-u5f

  • @ኘአከኘኘአሰአአ
    @ኘአከኘኘአሰአአ 2 місяці тому +114

    ዋይይይ ምዓዛዋይ ፅንዓት ይሃብኽ ስደት ምሐሸኽ😢😢😢😢😢😢😢

    • @genigeni8671
      @genigeni8671 2 місяці тому +5

      አረ ኣይበሃልን ካብ ስደት ዝከፍእ ዶ ኣሎ እዩ

    • @Selu.s
      @Selu.s 2 місяці тому

      ብሓቂ ኣይባሃልን

    • @nnnLoop-u9v
      @nnnLoop-u9v 2 місяці тому

      አታየ ንቅርሺ ኢሉ ሰብ ክቀትል እዩ😮😮😮😮😮😮

    • @fhhjf9904
      @fhhjf9904 2 місяці тому

      ዋይ ያሬድ እስካ እካ ኩሉ ግዘ አፋካ ብልመላእካ ምግብዋ 😂 በላዕላዕ አይትበል ማአዛየ ሰልየ አይትኳርየን አብ ቡና ስዲ

    • @kalu546
      @kalu546 2 місяці тому

      ተመኻኺሮም እዮም አሕና ኢና ንሽወድለና😂

  • @FreAdis
    @FreAdis 2 місяці тому +12

    ጋዉና ታኒካ ባሕሪ ኣታ እዚ comment ኣንቢቡ ኣይመሓይሽይ ድዩ

  • @MohamedDebesh
    @MohamedDebesh 2 місяці тому +40

    ኣብዚ እኞ ዓንዛር ለ መርገም ወላዲ ተይነ ቃተለ የዕናኒ እዩ ያሬደይ ሕደግ ልቢ ግበር❤❤

  • @EeSs-k1s
    @EeSs-k1s Місяць тому +1

    ዋይ ያርየድ😢😢😢 ግደፍ

  • @HansaaHansaa-gj4dr
    @HansaaHansaa-gj4dr 2 місяці тому +135

    ናይ ያሬ ተካታተልቲ ከምዚ ዓይነ ክስርሕ ከሎ ላይክ ኣትግበሩሉ ተነጊሩ ዘይስመዕ እንተ ኮይኑ ስብስክራይብኩ ኣልዕሉሉ ካልኣይ ማዓልት ብዝ ትመፅ ብክልትኤን ስልካይ እየ ክልዕል

    • @Natanemyoutub
      @Natanemyoutub 2 місяці тому +4

      ኣነ ኣልዒለያ እለኹ::

    • @gizekhalfeyu
      @gizekhalfeyu 2 місяці тому +1

      yehesh❤❤

    • @DggdFbfbhfgffbf
      @DggdFbfbhfgffbf 2 місяці тому +1

      ኣነለ ከልዕላ ኣየ 😅

    • @rydgfgff8433
      @rydgfgff8433 2 місяці тому +1

      ከመ ደስ ዝበለ ንብተሰብ እዩ

    • @tdfdemey
      @tdfdemey 2 місяці тому +1

      ኣነለ ከንጥሮ እየ ከሕርቀካ ወደይ ዋይ ደደብ ነደዋካስ በሊዕኪ ይበሃል😮😢😢😢

  • @SamsungA14-z5w
    @SamsungA14-z5w 4 дні тому

    እረ ኣብ ቅድምት ብና የትዓንቅፍዋ ዋይ ተሕዝነካ እረ ብነኽም ፕራንኩ ይቅርያ❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏👏

  • @fefdsd
    @fefdsd 2 місяці тому +78

    ያርየድ እንድሕር ትርብሽ ኾይንካ ስብስክራይብና ክነልዕል ኢና

    • @ህርምላ
      @ህርምላ 2 місяці тому +1

      ብሓቃ😭🙏🥺

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 2 місяці тому +2

      ደምርኒ❤

    • @fefdsd
      @fefdsd 2 місяці тому

      ደሚረኪ​@@Hadu_8

    • @beriha8970
      @beriha8970 2 місяці тому +1

      ኣልዒልኩም ኣርእይዎ ፈኸራ ጥራሕ ኣይንኹን

    • @fefdsd
      @fefdsd 2 місяці тому

      ኻልአይ ማዓልቲ ይድገም እሞ ኩላትና ክነልዕል ኢና ብስሩ ለ ለማዓዛ አይ ተናዳ ካሊ ብራክ ክትገብር አይትክእል ያርየድ አነስ ለባም​ኢካ ትመስለኒ ነይርኻ ብስሩለ ጅዉ ልበልኻ ሃሳስ ፋራ ኢኻ@@beriha8970

  • @letshegidey2935
    @letshegidey2935 2 місяці тому +6

    ኣነ ካብ ሕይ#ሳብስክራይበይ ኣልዕለ ኣለኩ ምስ መሓዙተይ ሕይስ ኣግድድካዮ በቃ ያሬድ 😢😢😮

  • @ايادشماخي
    @ايادشماخي 2 місяці тому +46

    ያሬድ ግን ናይ ብሓቂ እካ ዓሻ😉😉

  • @user-be40h4fg6d7
    @user-be40h4fg6d7 2 місяці тому +5

    ናይ ስብ ነገርስ ንእሽተይ ፅቡቅ ተገይሩ ለባም ያርድየ ንእሽተይ ጌጋ ተገይሩ ዓሻ ኣብ ሓደኡ ዶ ኣዙ ኣቱም ስባት😂😂😂😢😢

  • @selketube
    @selketube 2 місяці тому +46

    ሰላም ተጋሩዋይ ስደትኩም የሕፅረልኩም ምስቶም ትፈትውዎም ወለድኩም ብሰላም የራክብኩምዋ ደምሩኒ ከይትሓልፈኒ ብማርያም😢😢 🙏

    • @Rike-c9c
      @Rike-c9c 2 місяці тому

      ደምረኪ ደምርኒ❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 2 місяці тому

      ደምርኒ❤❤

    • @ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
      @ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ 2 місяці тому

      @@selketube ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ

    • @ሓፍቲንጉስ
      @ሓፍቲንጉስ 2 місяці тому +1

      መልሲ ገይረልኪ❤

    • @selketube
      @selketube 2 місяці тому

      @ሓፍቲንጉስ መልስለኪ ግን ናተይ ልቅናስ😔😔

  • @ኤፋይቱብ
    @ኤፋይቱብ 2 місяці тому +4

    አረ ማሓረኒ ማኣዛዋይ እግዚአብሔር የክእልኪ ፕራንክ ናበለ ጨጎራኣ ክልሕፃ ስደታ ወዲኣ ኡፍይ ኢላ ከይተዕርፍስ ታይ ገበረትካ ወደይ 😢😢😢

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ 2 місяці тому +31

    ዋይ ያሬድ ትብሃል ቆልዓ ግን ጥዕና ኣለካዶ ኩሉ ግዜ ዋላ ባዕልካ ፕራክ ገባሪ ናሃለካስ ትጥቀሞም ቃላት ዘይትፈልጥ ቁልዕነት ድዩ ዕሽነት ዋ ስርዓት ግበር በጃኩም ሰላም ሃብዋ ተዕርፍ ዛወላዲት ማርያምን ማራ ፀሊኤካ ኣሕሪቅካንለ በጃካ ጠባይካ ኣስተካክል ኣይትፅገብ ሆ😢😢

    • @Wawit.237
      @Wawit.237 2 місяці тому

      Ans leby delew kuyeno diysmani😂

    • @ፀባየ
      @ፀባየ 2 місяці тому

      ስዲ አባ ኮይኑ

  • @tgyhgchggg9259
    @tgyhgchggg9259 2 місяці тому +1

    ማኣዛዋይ ሰሉየይ ❤❤❤ብጣዕሚ አሕዚነናኒ

  • @MAm-mi2is
    @MAm-mi2is 2 місяці тому +18

    ዋይ ደንጉናኩምያ አረ ከምዚ ናበልካስ ኣይትምፀና ኣይንደልን😢😢😢😢😢😢😢ኣብዚ ዘሕረርዋ ከይኣክላስ እስካለ ተሕምማ ማኣዛዋይ መቀረት❤

  • @Maregዪቲብ
    @Maregዪቲብ 2 місяці тому +4

    ማአዛዋይ እድብቲ እንየዋ ትዕግስቲ ያርየድ ግን ተመሊስካ ረኦዮ ቱቢድዮ ዛሓወይ አይብሃልን😢😢😢

  • @gdfx3728
    @gdfx3728 2 місяці тому +55

    ዋይ ምድፋሩ ንመጀመርያ ግዜ ፀሊኤካ ፅጋበኛ ኢካ ብሓቂ ያሬድ 🤔

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 2 місяці тому +5

    ዋይ ያረድ ግን አይተንቢቢ ድካ ኮሞንት ከመዚ ዓይነት ብራክ ይተረፈካ 😢

  • @mebu-r7r
    @mebu-r7r Місяць тому

    ማኣዛዋይ ኣይትክእሉየይይ ዋ ኣመርዕውዮ ዋኝኝኝኝኝ😂😂😂😂ማኣዛ ግን ባሓቂ ከብደይ በልዓትኒ ምርጋምካ😢😢😢

  • @freykahsay8738
    @freykahsay8738 2 місяці тому +37

    ዋይ ምዓዛዋይ ፅንዓት ይሃብኽ ስደት ይሐሸኽ 😢😢

  • @AsadaAhamad
    @AsadaAhamad Місяць тому

    አረ ኣዕርፍዋ በዛኩም ታይ ገበረትኩም ማኣዛዋይ ስደት መሐሸኪ ያሬድ ግን ብሓቂ ዓሻ ኢካ 😢😢😢

  • @ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ
    @ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ 2 місяці тому +30

    ዋይ እኒእኻ ዓንጃል ችድ ስነስርዓት ግበር ክተፅልእ ማርያምን ሎሚ ድስላይክ እየ ክገብረካ ሰሉየይ ክፈትወኪ አነስ❤

  • @ህያብ-ኅ7ዘ
    @ህያብ-ኅ7ዘ 2 місяці тому +5

    ብስመ ስላሴ ካብዙይ ታይ ክንምሃረሉ ስድነት እግዚኦ😢😢😢

  • @rew6664
    @rew6664 2 місяці тому +19

    ክብር ይሃልኻ ንማዘርኻ ትሰርሖ ኹሉስ ንምድያ ለይጥዕም ኪድ ዕረፍታስ😢

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 2 місяці тому +1

      ደምርኒ ወለላይ ❤❤❤❤❤

    • @rew6664
      @rew6664 2 місяці тому

      @@ይርጋጓልትግራይ ደምረክ ማዓረይ

  • @አስራተድንግል
    @አስራተድንግል Місяць тому

    አረ ነውሪ እዩ ኣብ መንጎ ቡና ኣይርበሽዎን😮😢
    ታገይረናካ ወደይ ብኡነት ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ደስ ኣይብልን ያረድዋይ🤔

  • @Rte-p5f
    @Rte-p5f 2 місяці тому +40

    አረያሬድ ስነስርዓት ግበር ከምዙይ ተኮንካ ላይክ አንገብር ስብስራይብ ነልዕል

  • @خديجة-ت1ف
    @خديجة-ت1ف Місяць тому

    ዋይ ኣሕሪርካያ ኮ ልማዘርካ😢😢 ሃሳስ ዲኻ😢😢

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 2 місяці тому +44

    ኣቱም ሰባት ዘይምሃር ሰብ የለን ድዩ ኩሉ ግዜ ትኣረም ይብሃል ግን ዘይዕረ😢😢😢

    • @ጋልቃሺTube-h5s
      @ጋልቃሺTube-h5s 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ

    • @GhFd-v7w
      @GhFd-v7w 2 місяці тому +1

      አረ ካፅልእ ስዲ😢

  • @zemedateka1891
    @zemedateka1891 2 місяці тому +3

    ያሬድ ናይ ኤዶኒስ ስማዕ ኮሜት አንቢብካ ተምሃር ! አዴካ እኮ ! ዕረፍቲ ሃቦ

  • @ሊያ58
    @ሊያ58 2 місяці тому +25

    ምዓዛ ኣብዘይ ምዓልታ ሓሚማ ከይትሞተኩም 😢😢😢😢

  • @TaSs-l6s
    @TaSs-l6s 2 місяці тому +1

    ዋይይይ ቃደማኮ ኣፍርቂ ላይኩሙ ኣልዑሉ ደቂ ዓበይቱዋይ ዋይ ዓንዛር ፅናዓተ ይሃበኪ ኣደይ😢😢😢😢

  • @MuchotMuchot-n9j
    @MuchotMuchot-n9j 2 місяці тому +15

    ማኣዛዋ ስደትኪ መሐሸኪ ብድንጋፅ ፍርቂ ፀሪያ ማሪያምን ተሕዝነካ ዋይ ገፅካ ትርሓቅ😢😢

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 2 місяці тому

      ገፀ ተከዊልዋ ሸይጣን

    • @MuchotMuchot-n9j
      @MuchotMuchot-n9j 2 місяці тому

      @@GmhlHpyu ልመን እዩ🤔

  • @ahmadali-od3wz
    @ahmadali-od3wz 2 місяці тому +1

    ዋይ እንኳዕ ሳብስክራይብ ዘይበልኩኳ ኣፅለአ ካበዮም ደቂ ኣዕራብስ እስካኮ ገዲድካያ ብራክ ተኮይኑ እውን ናክበርካ ላዛ ገይርካ ናዓና ውን ዘምህር ስራሕ ታእዩ እዙይ😊

  • @EloreNiha
    @EloreNiha 2 місяці тому +25

    ስዲ ስርዓት ተምሀር አጠቃቅማ ሶሻል ሚዲያ ፍለጥ

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 2 місяці тому +5

    አረ ዝራየደ ዝበሃል ታይ ዓይነት ሰብ እዪ ኩሉኩም ላይኩም ኣልዕሉ. ደስ ክላይክ. ግበርሉ.
    ሃሳስ. ዝዛረቦ ቃላት ዘይፍልጥ. ሓደ ዎሮሒ ከይገበረት. ረእሳ ኣዚርዋ😢😢😢😢 ሰደታ መሐሻ. ሕራሮት ዋላ ሰደት ደካም ተኮነ ኣብ ገዛ ሸይጣን ሰብ መሰል ዎሊዳ. ዳዎለስ. እግዚአብሔር. ይደፍረልካ. መስቃ. ዛ ዎላዲትካ. ይሃብካ😢😢😢
    ስዲ. ኣነ ላይከይ. ኣልዒለ. ተፀዉዮ. ሰለ. ዘይሰምዕ. ላይክ. ኣይትግበራ ደቂ. ሂዋን. ተፀዉዮ. ኣይሰምዕን. ቅኒ. ኢሉ. ሓደ. ግዛዕ. ክገብራ. እዪ
    ክብርት. ዘይብሉ. ደህሉ. ዓሻ😮

  • @AbiAbrahe-t5k
    @AbiAbrahe-t5k 2 місяці тому +11

    ኣታ ሓወይ ዝቡና ካብ ዝሰትኣዶ ፅንሕ ኣትብልን ከምዚ ዓነት ኘራክ ደስ ኣይብልን 😊😊😊😊😊

  • @AajjabHagga
    @AajjabHagga Місяць тому

    ዋይ ያሬድ ማራ ኣፅሊእካ ስነ ስርዓት ግበር ኣብ ቡና ኣይተዐገርግር 🤔

  • @LiliNiguse-i8o
    @LiliNiguse-i8o 2 місяці тому +15

    ክድ ኡዙይ ብራክ ኣይባሃልይ ዋ ታይ እካ ወደይ ማዓልት ማዓልት ተደንግፃ ሰብኣይ ተኮይንካ ሰጦታ ዘይትገዝአላ

  • @KahastiDesta
    @KahastiDesta 2 місяці тому +3

    ከምዝይ ዓይነት ብራንኪ ግደፍ
    ማዓዛዋይ እንየኪ ዓቅሊ ኣዶ ክብርቲ እያ ተሰምዓትኒ ለማዓንቲ

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 2 місяці тому +11

    ሰላም ሓፍተይ በጃኪ ከፍ ኣቢልኪ ማሃርዮ ክብሪ ተካታተል ይሃልዎ ዋይ በስማኣመ 😮😊

  • @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
    @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ Місяць тому

    ደግም ናብ ገዛካ ኣይመፅእኒ ብኡውነት ብጣዕሚየ ተናድደ በስመኣብ ፈዛዝ ዝኮነ ወዲ🤨

  • @vvmmvvmm8441
    @vvmmvvmm8441 2 місяці тому +14

    ኣይ አደዋይ አብ ሂንዲ ዕረፊታስ ጭንቅት ፀንሒዋ😥😥

  • @tsigedesta-qz3ph
    @tsigedesta-qz3ph 2 місяці тому +1

    ዉይይ እረ ብጣዕሚ እዩ ዝድብር ያሬድ ከምዙይ ዓይነት ፕራንክ ነዲኻ ፅቡቅ ኣይኮነን ምስቱ ኣብ ስደት ምንባራ

  • @ብሬዩተብ
    @ብሬዩተብ 2 місяці тому +7

    ያሬድ ሓወይ ክፀርፈካ ነይረ ግና ፀርፊ ትርጉም ይብሉን ታይ ዓይነት ብራንክ እዩ ትገበሮን ትዛርቦን ኣሰትብዒልካ ተናግር ሰበይቲ ኣቦይ መሕሸኒ ማለት ኪቢድ እዩ ልቢ ግበር አብ ሰደት ነይራሰ መዛንጊዒ ሰሓቅ ተትኮን እዩ ፅብቅ እንበር ካብዚሰ ታይ ኢና ንማሃርሉ ብሰመኣብ ዝብልካ ምሰ በልካ ብራክ መኣዛየይ ኣጆኪ ሰጦታ ሃባ ካብ ሐዚ ከምዚ ዓይነት ገይትገብር ዝሓወይ 😢❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 2 місяці тому +1

    ያሬድ ትባሃል ቆልዓ ስነስርዓት ግበር ማአዛ ብጣዕሚ ተሕዝነኒ አላ 😢😢😢😢 አዶ ወደር የብላይ አዴና ዝሳኣና ኢና ንፈልጦ አብ ሰደት ተቐሚጣ እዙ ኹሉ ግዜ ክትከናኸና እዩ ዝግባእ ፕራንክኻ ጣቋ የብሉይ ኹሉ ግዜ አብ ቡና ሳዓት አይትረብሻ

  • @ኣዜብYouTubechannel
    @ኣዜብYouTubechannel 2 місяці тому +12

    ወይ በስመኣብ ገና ከየዕረፈትይስ ዕረፍቲ ትኸልእዋ ወይ ፅጋብ😢

  • @rhamatiyastore3451
    @rhamatiyastore3451 2 місяці тому

    ወይ በስመኣም እረ ስደት ነይራስ ኣዕርፋ ዋይ ሰበይቲ ኣቦይ ከዓ ኣይትበል ዋ ኣደካ ኣደካ እያ ዕረፍቲ ሃባ ወላት ንዘልኣልም ትንበር❤❤❤❤

  • @zaidzaidzaid1419
    @zaidzaidzaid1419 2 місяці тому +28

    ማርያምን ኣነስ ዓሻ ኮይኑ ይስመዐኒ ዋላ ቀሊዲ እሞ ይኩን ናይዝኩሉ ዓመት ናፍቆት ደኣ ቀበጥበጥ መበልካያ ብዝከኣልካዮበር😢

    • @genetgenet4250
      @genetgenet4250 2 місяці тому

      ትክክል አወይ ዓሻ እዩ ።

  • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
    @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 2 місяці тому

    ኣይ ያሬድ ኣይትህሰስ ዋይ ዘክፈአልካ ፍለጥ ሰላመይ/ማኣዛዋይ ኣሕዚነናኒ😢😢😢

  • @azmaratesfay
    @azmaratesfay 2 місяці тому +12

    ብጣዕሚ ኢካ ሰዲ ንኣደካ ትጥቀመሎም ቃላት. ባአ

    • @MoKm-m7o
      @MoKm-m7o 2 місяці тому

      ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @genet3442
    @genet3442 Місяць тому

    ሰነ ሰርዓት ዝይቡሉመፅልኢ ሃሳስ ፀዋግ ዝከነ ሰብ ለጃይ❤❤😂😂😢😢😢😮

  • @foteyenmezegbo3862
    @foteyenmezegbo3862 2 місяці тому +6

    ማርያምን አሕዝናትን😢😢😢😢ምስት ዓዳዓረብ ዝነበረት ግን ዘይተናደድ ታዓድላ😢😢ኣነስ ርእሰይ ከመንጨኹ በደይ ጠቅም ነገር እየ ሃፅ ዝበለኹ አየ ስደት😢😢ግን ንማኣዛ ስጦታ ገይርኻ አስሕቕኻ ኣርእየና ምስት ስደት ዝነበረቶ ፅቡቅ አይኾነይ ፁሩየይ 😢😢😢

  • @Dhjgf-yi4ck
    @Dhjgf-yi4ck 2 місяці тому

    መጠን ክብሪ ኣዴካባ ይረደእካ ያሬድ/ ፕራንክ ክትብል ኣዴካ ኣይተቃፅላ የይይይ🎉❤

  • @hiwetdesta9048
    @hiwetdesta9048 2 місяці тому +24

    እጪ ልተመልኸቲ ዝምጥን ስራሕ ስእንካ ድዩ ዝወረደ ስራሕ ትሰርሕ😢😢😢

  • @Mizar-r7l
    @Mizar-r7l 2 місяці тому

    አረረረ ያሬድየ ስነ ስራዓት ዘለዎ ፕራክ ስራሕ ውይ😢 ማዓዛዋይ &ሳሉተይ❤❤❤❤

  • @TyTy-yg8ul
    @TyTy-yg8ul 2 місяці тому +33

    ስነ ስዓራት አደረግ ለነሱም ለተመልካችም ክብር ይኖርህ እናት ስታስከፋ እኛም ይከፋናል አንተ መካታትል ልትዉ ነው 😢

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 2 місяці тому +1

    ኣየ ዙያሬድ🤔ኣታ ብራክ እዩ ናገበርኩክም ነይረ ወሪድንዶ ያ😁ኪድ ኣብ ደገካ ብርኽ ግበሮም ንጀማዓካ ወይለይ 😁

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p 2 місяці тому +36

    መፂሊኢ ኮይንካ ሳብሲክራይብና ነልዒል ኢና ፀጊብካ ብገናካ ህዉከት

    • @SlamGhnvd
      @SlamGhnvd 2 місяці тому +1

      በሓቂ

    • @ዓዊ
      @ዓዊ 2 місяці тому +1

      ኣነውን ሓሲበለኩ

    • @ፍሩታ
      @ፍሩታ 2 місяці тому +1

      ክላትና😢

    • @MyriGgg
      @MyriGgg 2 місяці тому +1

      Me too ✊️

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 2 місяці тому +4

      ኣልዒለ ኣረ ኣነስ ደስክላይክ ጌረሉ. ኣበይ. ዝነበረ. ስዲ

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 2 місяці тому +1

    በስመአብ እንየካ ጭካነ ንቅርሺ ክትብልስ😢
    ማማዋይ ክንዲ ዕረፍትክንስ❤😢

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 2 місяці тому +6

    ብምታይ ድካ ትሰምዕ ናይ ተመለከትትካ ምኽሪ ሰምዕካ መንገድካ ዘይተዐር ብሓቂ ብዘይዉነካ ዝዓበካ ማራ አፅልእካኒ😢😢😢

  • @AaSs-bj7pg
    @AaSs-bj7pg 2 місяці тому

    ታይ ዝገበረት ወላዲት እያ ቅጭ መምፅኢይ ጨምላቅ😢😢😢ኣይዞኪ ማዓዛዋይ ማዓረይ ሰሉዋይ😢ብስሩ ኣብ ቡና ዕግርግር ብስሩ የኮነይ ንሰንስ ኣነ ውን በቃ ሓሚመ በቃ ማርያምን😢😢😢

  • @your2323
    @your2323 2 місяці тому +19

    ፈለዉና ክንምልሶ ኢና ኣፅሊእካ ለምስ😏

    • @GhFd-v7w
      @GhFd-v7w 2 місяці тому

      ብጣዕሚ😢

    • @meri3353
      @meri3353 2 місяці тому

      ብጣዕሚ😢😢😢😢

  • @waskan8288
    @waskan8288 2 місяці тому +2

    ሓደ ሰበይቲቦይ አይትበል ደቃ ክርእይዎ ይኽእሉ እዮም ደስ አይብልን ዋይ አጥፍእዎ ምሓረኒ

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 2 місяці тому +14

    ኣቤት ፅጋብ ክንደ ዝቅመስ ሲኢኑ ህዝብና ኣብ ፍቃድኡ ፅርግያ ኣሎ 😢 መስቃ ኣዳይ ትብለሉ መዓልቲ ክህሉ እዩ ወዲ ምውላድ መዘዝ እዩ 😢

  • @kchnmebrhatom
    @kchnmebrhatom 2 місяці тому +1

    ዋይ ስደታ ማሓሻ እንታይ ዝግበረት ወላድት እያ😢

  • @VanaVanaa-qn4nw
    @VanaVanaa-qn4nw 2 місяці тому +11

    ሰላም ግን ብጣዕሚ ስዲ ኢኪ ኣዴኪ ቡና ቀዲሓ ጠጠዉ ኢላ ክትህበኪ 😢

  • @userfre21
    @userfre21 2 місяці тому

    ያሬድ ሃሳስ ኣይትኩን ለብም ኣይተናድደኒ ጋዉ ከየብለካ ፎኪሰ😂😂😂

  • @Gailasbi2793
    @Gailasbi2793 2 місяці тому +10

    ሃላይ እዩ ባ ዝቆልዓስ ክም ቁመቱ ሽለል ዋ ስርዓት ይሃሊካ ኡፍፍ ዘክፈእልካ ፈለጥ ዋ ማርያምን ብ ሓቂ እየ

  • @BitiRedaei-g4t
    @BitiRedaei-g4t 2 місяці тому

    ዮዉኣስ ምሕረት የዉርደልኺ ወዲ ሓፍተይ🙏❤ያርየድ ግን ከምዚ ነገር ፕራክ ኣትግበር ዛሓወይ

  • @SabeSabe-v2b
    @SabeSabe-v2b 2 місяці тому +19

    ያሬድ ዋ ስነስርዓት ሕጅይ መፂኣ ክድዕረፍታስ ዋይ በስምኣም😢😢😢

  • @احمدمحمد-ج7ف5غ
    @احمدمحمد-ج7ف5غ 2 місяці тому +1

    ፈለዉና ክንምልሶ ኢና ኣፅሊእካ ለምስ ያሬድ ዋይ ማዓዝዋይ ኣብ ክንድ ዓረፈትስ ዋይ😢

  • @user-dn2ve5no2v
    @user-dn2ve5no2v 2 місяці тому +4

    ይቅሬታ ያሬድ ሓወይ ዘባላሸናካ ተመልከልቲ ኢና ንስካ ኣይኮንካን ሕማቅ ሰሪሕካ ከመሓይሽ እዩ ብምባልን ላይክ እናገበርና ኣነ ግን ነደዋይ ብጣዕሚ ካብ ምፍታዉ ዝተልዓለ ኣዶ ዘናድድ ስለዘይኣበራታትዕ ሳብስክራይበይ ኣልዒለ እኒአኩ 😢
    ኣዶኻ ግን ትዕግስታ ይገርም እዩ ዕድመን ጥዕናን ንኩለን ኣዴታት 😊

  • @sarahsarah4584
    @sarahsarah4584 2 місяці тому

    ሰላመይ ንዚ ሓዉኪ ምክረዮ ማዓዛዋይ እኮ ተሰኪፋ ሞይታ ዋይ እኔካ ሰዳድ😢 ንሳልሳይ ግዜ ተረቢሸካ ከልዕልየ ሳብሰክራይብ በይንካ ትቀርይ ኢካ ልተመልከትካ ክብሪ የሓሊካ ንማአዛለ ክብሪ የሃልካ😢

  • @LetushTube
    @LetushTube 2 місяці тому +11

    ብራክ ሙኻኑ ናፈለጥኩሰ ብጣዕሚ ተናዲደ ማረያመን😢 ደማ ንማማ ዝትፈትዎ ደምራኒ❤

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    *_እግዚአብሔር አምላክ ካብ ከምዚ ዘበለ ውሉድ ኣድሕነና ፈጣሪ😢😢😢 ኦ አምላከይ ካብዚ ዘበለ ወዲ ኣድሕነን😢 ሰይክራበይ ኣላዐሊ ካብዚ እንታይ ክንማሃረ ዋ ማዓዘዋይ እግዚአብሔር አምላክ ይክኣለኪ ይኩነይ ወለድካሰ ከምዚ ዘበለ ገረቤት እካ አይሃብካ ዓሻ ኢካ ብሓቂ😢_*

  • @lilyA22
    @lilyA22 2 місяці тому +13

    ማርያምን ምዉርዛይ ከይትሓስብዎ ብጣዕሚ እዩ ስዲ ንሓፍቱ እሞ ዳሓን ነዲኡ ክንደዚ ኣፍኣፋ😢

  • @ገትሽ-xg6td
    @ገትሽ-xg6td 2 місяці тому +1

    አብዝነሆ ደይፀረይ ብዕራይለ አክብራ ድነካ😢

  • @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
    @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo 2 місяці тому +5

    ዋይ ኣረ ፅዋ ሰብ ስማዕ ያሬድ ብያንስስ ኑኡሽተይ ክትሰምዕ ኣይትክእልን😢😢😊😊

  • @SeniSeni-ne3gy
    @SeniSeni-ne3gy 2 місяці тому +3

    አረ ከይተመፀና ዋላ ጥፍእ ህወክት😫

  • @LetushTube
    @LetushTube 2 місяці тому +5

    ዎይ ታገራ ደቀይ ከታፅልኡ ሰረዓት ለለዉ ባራክ ሰረሑ😢