Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ትግራይ ፕረስ/ብስራት/ ትግራይ ኣምልኪትካ ንኸምዚኦም ዓይነት ብሉፃትን ብዛዕባ ትግራይን ህዝብን ብምሕሳብ ንፃት'ኳ ድቃስ ዘይብሎም ሰባት እናቕረብካ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ንዝነብር ትግራዋይ ግንዛበ ንኽህልዎ ንትገብሮ ፃዕሪ ዓብዪ ክብሪ ኣለኒ :- keep it up brother 💖❤️💖❤️💖🙏🙏🙏
Thank u professor !!!!Thank you TIGRAI press
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብን ሪኢቶን እዩ።ምክንያቱ እዋናውን ኩሉ ፖለቲከኛን ምሁርን ዝኮነ ካሊእ ኣካልን ክፈልጦ ዝግባእ ሓቂ እዩ።
Thank you 🙏🏾 Tigray Press for all your support for voiceless Tigray people I appreciate for your hard working and efforts I appreciate keep up your great work ❤🎉❤🎉❤🎉
Very interesting intellectual mind dear professor
ደክተረይ ትግራይ ከማኹም ዝበለ ፈታዊ ዓዱ ሙሁር ስለ ዝናፍቃ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ክህበኩም እምነ።
ፁቡቅ ሓሳብ ፕሮፌሰር
❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በዓል ፃድቃን ኮኑ ጌታቸው ረዳ ፪ ዓመት ሙሉእ ንትግራይ ዝረብሕ ሓንቲ ስዳሮ ከይሰደሩ ፈቀዶ ኣኼባ ቁስሊ ዘለዎም ፅግተኛታት እንዳኣከቡ ላግፂ ከላግፁ ይውዕሉ። ብዝኾነ ሐዚ ፀሐይ ገና ኣይዓረበትን ነዚ ገጢሙና ዘሎ ብድሆታት ፈንፂሕና ንምውፃእ ናብ action ክንኣቱ ኣሎና።
ፕ/ር ዝህብዎ ምክሪ ናይ ብሓቂ ካብ ፍፁም ትግራዋይ ሓልዮት ዝብገስ ስለዝኮነ ኩሉ ትግራዋይ ክሰምዖ ይግበኦ ብፍላይ እቲ ሓዱሽ ትውልዲ ብዙሕ ክቀስም ይክእልእዩ ሞ እዚ ቅኑዕ ትምህርቲ /ምክሪ ብሳትላይት እንተዝሕልፍዎ ኩሉህዝቢ መተከታተሎ ነይሩ ። ካሊእ ግን ገሊኡ ሙሁር እየ ዝብል ንናይ ፕ/ር ሓሳብ ይሰምዖ ኣሎ እንድዩ ክሰንቆ ዝግባእ ትምህርቲ ግን ይወስድ ኣሎዶ ? ዝብል ኣዕርየ ይጠራጠር እየ ካብዚኦም ትምህርቲ ዘይወስድ በቲ ሓደ ወይ በቲ ካሊእ ኣብ ፀገም ዝተሸንከረ እዩ ናይ ከም ዚኦም ዝበሉ ዕንቂ 37:37 ምሁራትና ብሂወት እንዳሃለው ምክሮም ክንሰምዕ እንተዘኪኢልና ከም ህዝቢ ክንከስር ኢና። ኣብ መጭረሻ ንፕ/ር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፣ ትግራይ ፕረስ ውን በርትዑ ።
Merci a vous 2. ADABTATIONS DES TEGARUS A L' HEURES NOUIVELLE EST PRIMORDIAL POUR LE SURVIE DE PEUPLES DE TIGRAY MERCI
ከምዛ ጀኖሳይድ እዞም ኣትማን ከብ እንጠራጠር እከለ እከለ እንዶ ኢልና ነዉፅኣዮም
❤
❤❤❤🙏🙏🙏
ሃሰምዶ ገለገሊ ኦም ንናይ 17ዓመት ተጋሩ ኣለዉዎም እዚኦም ተጋሩ ድዮም
Abay tigray dea kabentadeki kitserhiya.
🖐🖐🖐💛💛💛💯💯💯
ፕሮፌሰረ አብ ኢድና ዘሎ ብርቱእ ውድብ ምሕጋዝን ህዝብና ናብ ሓደ ከአስል አለዎ አብዙ ተአፋፋይ ግዜ አብ ኢድካ ዘሎ አፅኒእሃ ሒዝካ ካልእ እተወሰካ ፅቡቅ ነገር ግን ሕውሃት ዝሆነ ድኽመት ክህልዎ ይኽእል ድሕሪ እዚ ኩሉ ጆኖሳይድ አይ ጥንኩር ውድብ ስለ ዝነበረዶ አይኮነን እዩ ህዝቡ ወዶቡ ዘቃለሰ ዋ እሞ ኸዚኸ? ህዝቢ ትግራይ እዩ ፈጢርዎ ንወያነ ሓርነት ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ይደልዮ እዮ ግን ካልአት እውን በርቲኦም እተወፆዮም ፅቡቅ እዩ ተቃወምቲ ንህዝቢ እዮም ጠጠው ክብሉ ዝግባእ እንበር ንባአል ሥልጣን አይኮነን እስቲ መን ተቃዋሚ ፓርቲ እዩ ርእሱ ኪኢሉ ንሕዝቢ ርላምኡ እንዳፋለጠ ደው ዝበለ የለን።
እዞም እንኮርዐሎም ፕሮፌሰር ግን ናይ ደሓን ዶ ተመን ተመን አብዚሖም
What is the effect going to be the Pretoria agreement in president Trump’s administration?
የቀንየልና ኹቡር እያና ፕሮፍሴር ገላዴዩስ እዝ ንህዝባም ዝገብርው ዘለው ምክርን ማእዳን እዜየ እየ ሐጎስ ዝስመዕኔ ብዝኻነ ህዝብ ትግራይ እብ ዕንክሌሌ እትዩም ዘለው ናይ ስልጣን ፁምእት እዝ ጌዜዌ ምምሕዳር ዝባሃል ስልጣኖ ክንውሕ እተደለየ እውን ንህዝብ ዝረብሕ ነገር ብምስራሕ ተትክውን ፁቡቅ ነይሮ ኻይኑ ግን ጌዜዌ ምምሕደር ዝባሃል እካል እብ ህዝብ ትራይ ምብታንን ንፍዴራል መንግስቴ ዴሌት ካብ ምፍፃም ሐልፉ ንህዝባም ዋላ ሕደ ጠብ ዝብል ስራሕ እይስርሑን ዴማክራታዘይሽን ዝባሃል መደናገሪ ንህዝብና ዘይረብሕ ካይኑ ግን ንፀላእትና ዛሕጎስ ስራሕ ብምስራሕ ህዝብ እብ ዕንክሌሌ እእትዩም ህዝብ ያበስብስው እለው ዛሕዝን እዩ እግዚአብሔር እምላክ ባዕሉ ያዕርዩ ♥️💛♥️💛♥️♥️♥️💛♥️💛♥️💛
ተቃውሞ1/ህወሓት እባ ንሳላሳ ዓመት ንህዝቢ ትግራይ ሰንሰን ዘበለ ውድብ 2/ህወሓት ብደም መንእሰይ ትግራይ ስልጣኑ ዘፅንዕ ግን ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝሰርሕ ካሕዳም ውድብ እዩግፍዕታት ህወሓት ተዘርዚሮም አይውድኡን ግን ሐዚ ሓደ ነገር ክፈልጦ ዝግባእ መራር ሓቂ ትግራይ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ምኮና ምቅባልበይነይ ክገብጠኩም እየ ዲክታተር ስርዓት አብቂዑ እዩ !!
ትግራይ ፕረስ/ብስራት/ ትግራይ ኣምልኪትካ ንኸምዚኦም ዓይነት ብሉፃትን ብዛዕባ ትግራይን ህዝብን ብምሕሳብ ንፃት'ኳ ድቃስ ዘይብሎም ሰባት እናቕረብካ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ንዝነብር ትግራዋይ ግንዛበ ንኽህልዎ ንትገብሮ ፃዕሪ ዓብዪ ክብሪ ኣለኒ :- keep it up brother 💖❤️💖❤️💖🙏🙏🙏
Thank u professor !!!!
Thank you TIGRAI press
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብን ሪኢቶን እዩ።ምክንያቱ እዋናውን ኩሉ ፖለቲከኛን ምሁርን ዝኮነ ካሊእ ኣካልን ክፈልጦ ዝግባእ ሓቂ እዩ።
Thank you 🙏🏾 Tigray Press for all your support for voiceless Tigray people I appreciate for your hard working and efforts I appreciate keep up your great work ❤🎉❤🎉❤🎉
Very interesting intellectual mind dear professor
ደክተረይ ትግራይ ከማኹም ዝበለ ፈታዊ ዓዱ ሙሁር ስለ ዝናፍቃ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ክህበኩም እምነ።
ፁቡቅ ሓሳብ ፕሮፌሰር
❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በዓል ፃድቃን ኮኑ ጌታቸው ረዳ ፪ ዓመት ሙሉእ ንትግራይ ዝረብሕ ሓንቲ ስዳሮ ከይሰደሩ ፈቀዶ ኣኼባ ቁስሊ ዘለዎም ፅግተኛታት እንዳኣከቡ ላግፂ ከላግፁ ይውዕሉ። ብዝኾነ ሐዚ ፀሐይ ገና ኣይዓረበትን ነዚ ገጢሙና ዘሎ ብድሆታት ፈንፂሕና ንምውፃእ ናብ action ክንኣቱ ኣሎና።
ፕ/ር ዝህብዎ ምክሪ ናይ ብሓቂ ካብ ፍፁም ትግራዋይ ሓልዮት ዝብገስ ስለዝኮነ ኩሉ ትግራዋይ ክሰምዖ ይግበኦ ብፍላይ እቲ ሓዱሽ ትውልዲ ብዙሕ ክቀስም ይክእልእዩ ሞ እዚ ቅኑዕ ትምህርቲ /ምክሪ ብሳትላይት እንተዝሕልፍዎ ኩሉህዝቢ መተከታተሎ ነይሩ ።
ካሊእ ግን ገሊኡ ሙሁር እየ ዝብል ንናይ ፕ/ር ሓሳብ ይሰምዖ ኣሎ እንድዩ ክሰንቆ ዝግባእ ትምህርቲ ግን ይወስድ ኣሎዶ ? ዝብል ኣዕርየ ይጠራጠር እየ ካብዚኦም ትምህርቲ ዘይወስድ በቲ ሓደ ወይ በቲ ካሊእ ኣብ ፀገም ዝተሸንከረ እዩ ናይ ከም ዚኦም ዝበሉ ዕንቂ 37:37 ምሁራትና ብሂወት እንዳሃለው ምክሮም ክንሰምዕ እንተዘኪኢልና ከም ህዝቢ ክንከስር ኢና።
ኣብ መጭረሻ ንፕ/ር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፣ ትግራይ ፕረስ ውን በርትዑ ።
Merci a vous 2. ADABTATIONS DES TEGARUS A L' HEURES NOUIVELLE EST PRIMORDIAL POUR LE SURVIE DE PEUPLES DE TIGRAY MERCI
ከምዛ ጀኖሳይድ እዞም ኣትማን ከብ እንጠራጠር እከለ እከለ እንዶ ኢልና ነዉፅኣዮም
❤
❤❤❤🙏🙏🙏
ሃሰምዶ ገለገሊ ኦም ንናይ 17ዓመት ተጋሩ ኣለዉዎም እዚኦም ተጋሩ ድዮም
Abay tigray dea kabentadeki kitserhiya.
🖐🖐🖐💛💛💛💯💯💯
ፕሮፌሰረ አብ ኢድና ዘሎ ብርቱእ ውድብ ምሕጋዝን ህዝብና ናብ ሓደ ከአስል አለዎ አብዙ ተአፋፋይ ግዜ አብ ኢድካ ዘሎ አፅኒእሃ ሒዝካ ካልእ እተወሰካ ፅቡቅ ነገር ግን ሕውሃት ዝሆነ ድኽመት ክህልዎ ይኽእል ድሕሪ እዚ ኩሉ ጆኖሳይድ አይ ጥንኩር ውድብ ስለ ዝነበረዶ አይኮነን እዩ ህዝቡ ወዶቡ ዘቃለሰ ዋ እሞ ኸዚኸ? ህዝቢ ትግራይ እዩ ፈጢርዎ ንወያነ ሓርነት ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ይደልዮ እዮ ግን ካልአት እውን በርቲኦም እተወፆዮም ፅቡቅ እዩ ተቃወምቲ ንህዝቢ እዮም ጠጠው ክብሉ ዝግባእ እንበር ንባአል ሥልጣን አይኮነን እስቲ መን ተቃዋሚ ፓርቲ እዩ ርእሱ ኪኢሉ ንሕዝቢ ርላምኡ እንዳፋለጠ ደው ዝበለ የለን።
እዞም እንኮርዐሎም ፕሮፌሰር ግን ናይ ደሓን ዶ ተመን ተመን አብዚሖም
What is the effect going to be the Pretoria agreement in president Trump’s administration?
የቀንየልና ኹቡር እያና ፕሮፍሴር ገላዴዩስ እዝ ንህዝባም ዝገብርው ዘለው ምክርን ማእዳን እዜየ እየ ሐጎስ ዝስመዕኔ
ብዝኻነ ህዝብ ትግራይ እብ ዕንክሌሌ እትዩም ዘለው ናይ ስልጣን ፁምእት እዝ ጌዜዌ ምምሕዳር ዝባሃል ስልጣኖ ክንውሕ እተደለየ እውን ንህዝብ ዝረብሕ ነገር ብምስራሕ ተትክውን ፁቡቅ ነይሮ ኻይኑ ግን ጌዜዌ ምምሕደር ዝባሃል እካል እብ ህዝብ ትራይ ምብታንን ንፍዴራል መንግስቴ ዴሌት ካብ ምፍፃም ሐልፉ ንህዝባም ዋላ ሕደ ጠብ ዝብል ስራሕ እይስርሑን ዴማክራታዘይሽን ዝባሃል መደናገሪ ንህዝብና ዘይረብሕ ካይኑ ግን ንፀላእትና ዛሕጎስ ስራሕ ብምስራሕ ህዝብ እብ ዕንክሌሌ እእትዩም ህዝብ ያበስብስው እለው ዛሕዝን እዩ እግዚአብሔር እምላክ ባዕሉ ያዕርዩ ♥️💛♥️💛♥️♥️♥️💛♥️💛♥️💛
ተቃውሞ
1/ህወሓት እባ ንሳላሳ ዓመት ንህዝቢ ትግራይ ሰንሰን ዘበለ ውድብ
2/ህወሓት ብደም መንእሰይ ትግራይ ስልጣኑ ዘፅንዕ ግን ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝሰርሕ ካሕዳም ውድብ እዩ
ግፍዕታት ህወሓት ተዘርዚሮም አይውድኡን
ግን ሐዚ ሓደ ነገር ክፈልጦ ዝግባእ መራር ሓቂ ትግራይ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ምኮና ምቅባል
በይነይ ክገብጠኩም እየ ዲክታተር ስርዓት አብቂዑ እዩ !!