Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ናይ በሓቂ ዛራ ፍልጠት ብፍላይ ድማ ነዚ ከሚዚ ዓይነት ታሪኽ ጅግንነት ህዝባዊ ግምባርን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ምዝንታውኩም ኣዚዩ ዘሐብን'ዩ ኩርዓት ድማ ይመዓኒ :: ሓደ መዓልቲ ድማ ልክዕ ከም'ዚ ዓይነት ዛንታ ጅግንነት ሕጀ ክጽምበረኩም ተስፋ ይገብር :: ዓወትን ኣሳልጦን ንኹሉኹም ዛራዊያን :: ኩራዕ ኤርትራዊ::!!! ዝኽሪ ንሰማእታትና ::!!
ክቡር ሓውና ናትካ ካብቲ ቅያ ጀጋኑናን ሓርበኝነቶምን ዝኸይድ ክእለት ትረኻኻ ኣይዩ ተናፋቕን ተባሃጊን ይገብሮ። ቅያ ጀጋኑ ተጋደልትና ተቐዲሑ ዘይውዳእ ፈልፋሊ ዓይኒ ማይ ታሪኾም እና ኪሰምዕ የስተንትን ሻቡ ንብዓት ዩ ዝስዕረኒ ንብዓት ጽንዓት ንብዓት ናፍቖት ንብዓት ጅግንነትን ተበጃውነትን ደቂ ህዝቢ !!! ታሪኾም ንዘልኣለም እናተነግረን እናተዘንተወን ኪነብር ዩ !!! ዓወት ንሓፋሽ !!!
ጽቡቕ ደቂ ሪመይ ቀጽልዎ
ሰላም ዛራውያን ብተቀርብዎ መድብ ብጣዕሚ ዕጉብ እየ ቀጽልዎ ።4ይ ክፋል ግን ፈነውልና ሰሰናዩ።
ተሰሚዑ ደይጽገብ ታሪኽ ጀጋኑአደታትናን ኣሕዋትናን መመሊሱ የኹርዓካ
ሻወዐይ ክፋል እባ በጃኹም ቀጽልዋ ንጽበ አለና ዛራውያን በጃኹም ታሪኽና መግቢ ዪ ንባዕሉ ታሪኽ ሓበን ታሪኽ ክብርን ምውርራስን
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንምንታይ ግን 4 ክፋል ዘየቅረብካዮ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿❤️
ንምንታይ ግን 4ይ ክፋል ዘይ ትሰድዋ በጃኹም ዘይ ክውውን ኣይትስርሑ
Selam zarawean ane kulu gzea yeketatelekum eye buzuh gzea kerekbekum fetene kerekbeka ay kal kon agadase guday alene ket mekruni deleye agadasi mekre aleni kemey kem zerekbekum haberuni
thanks brother C R 7 best blyer E Y ab messanger rkebeni
Gele aynet kexlwo
7 kefale k ala deya mase eye tefeno
Aye nay sawra fkri semieka azetikasemiekan ayxgebn eyu zemete seb aynafkn eyu ewe swu tegadalay gna kulu gze tenafaki eyu wala abta bjgnnet ztesawaela bota ekolo ynafek ynebr
ዛራ ፍልጠት ግን ናይ ፈልጠት አፕ ደያ ናይ ፐሎቲካ ማዕከን ወኪል ናይ ሸፋቱ ሳሕል እያ
ናይ በሓቂ ዛራ ፍልጠት ብፍላይ ድማ ነዚ ከሚዚ ዓይነት ታሪኽ ጅግንነት ህዝባዊ ግምባርን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ምዝንታውኩም ኣዚዩ ዘሐብን'ዩ ኩርዓት ድማ ይመዓኒ :: ሓደ መዓልቲ ድማ ልክዕ ከም'ዚ ዓይነት ዛንታ ጅግንነት ሕጀ ክጽምበረኩም ተስፋ ይገብር :: ዓወትን ኣሳልጦን ንኹሉኹም ዛራዊያን :: ኩራዕ ኤርትራዊ::!!! ዝኽሪ ንሰማእታትና ::!!
ክቡር ሓውና ናትካ ካብቲ ቅያ ጀጋኑናን ሓርበኝነቶምን ዝኸይድ ክእለት ትረኻኻ ኣይዩ ተናፋቕን ተባሃጊን ይገብሮ።
ቅያ ጀጋኑ ተጋደልትና ተቐዲሑ ዘይውዳእ ፈልፋሊ ዓይኒ ማይ ታሪኾም እና ኪሰምዕ የስተንትን ሻቡ ንብዓት ዩ ዝስዕረኒ ንብዓት ጽንዓት ንብዓት ናፍቖት ንብዓት ጅግንነትን ተበጃውነትን ደቂ ህዝቢ !!!
ታሪኾም ንዘልኣለም እናተነግረን እናተዘንተወን ኪነብር ዩ !!!
ዓወት ንሓፋሽ !!!