ሰብ ኢሎሞ - ኣነ መን`የ- Ane Men Eye - Seb Elomo - By Teame Arefayne Eritrean Comedy 2023

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 24 січ 2025

КОМЕНТАРІ •

  • @hgmeskel6597
    @hgmeskel6597 Рік тому +14

    All your work are educating people thank you weldone our brothers and sisters

  • @merhawitbrhane5699
    @merhawitbrhane5699 Рік тому +13

    ሰላም ዝከበርኩም ኣዳለውቲ ሰብ ኢለሞ ነዛ ድራማ ኩሉ ግዘ ኢና ንከታተላ ብዙህ ጸቡቅ ነገር ኣለዋ ግን ንሰብ ኣብ ኣዱ ሰሪሁ ከምዘይሃልፈሉ ኣብ ስደት ከይዱ ከምዝሃልፈሉ ኢኩም ብዙህ ግዘ ተመሃላልፉ

  • @brurberhanu9991
    @brurberhanu9991 Рік тому +4

    Well done .I really enjoyed it. Thanks shkorinatat .

  • @Silmat
    @Silmat Рік тому +6

    እንዳ ዶቦጭ, ኣቦይ ዓንዳይ ምጭዋት,ናይ ብሓቂ እንዳዘናግዓት ትምህር. ❤❤❤

    • @Fatima-wr3jy
      @Fatima-wr3jy 4 місяці тому

      Xmas am Wem Wem 4th 2nd in

  • @mebratbelay6966
    @mebratbelay6966 Рік тому +4

    Thank you. I really enjoyed
    Beautiful family ❤❤❤

  • @godispowergodispower6970
    @godispowergodispower6970 Рік тому +6

    Happy weekend deki Ereyyy 🙏🇪🇷❤️

  • @weinibrhane2868
    @weinibrhane2868 Рік тому +2

    Asey zfetwa film ❤❤❤🌹🌹😁🇪🇷🇪🇷

  • @riamevu93
    @riamevu93 Рік тому +1

    እወ ኣብዚኣ ተሓጊስና ነነብስናና ንምሰል ❤❤❤❤ ኣምሰሉ ኣየጸብቀልናን

  • @weldezghiseghid7061
    @weldezghiseghid7061 Рік тому +1

    Ay konnn lebam. nasha telbemm hasab eya❤❤❤

  • @sheeb991
    @sheeb991 Рік тому

    I love Baba Anedai and Baba Debochei. God willing if I come to Asmara next year I promise to visit you. Whenever I get home sick, I watch seb elomo. I love you all❤❤❤❤❤❤

  • @romatela7057
    @romatela7057 Рік тому +1

    እውይ ሎሚ ሞይተ እየ ብሰሐቅ you made it my day thanksso much 👏👏👏👏❤

  • @lucchi3902
    @lucchi3902 Рік тому +1

    Welcome deki halal meryet ❤🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹

  • @bisratgirmay1511
    @bisratgirmay1511 Рік тому +2

    Ans bezom sedra texelel enbar edmn tenan yhabkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀❤❤❤❤❤❤🍀🍀🍀🍀🍀👑👑👑👑👑👑🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 8 місяців тому

    ዊንቱ ሽኮር ጽብቅቲ ፍጥረት 🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ

    ብሓቂ ዓባይ ትምህርቲ እያ❤

  • @berhanuabderhim8767
    @berhanuabderhim8767 Рік тому +1

    Grazie mille ✌️👍💪♥️

  • @mebrahtomtemanu659
    @mebrahtomtemanu659 Рік тому

    Veramente la mama bravissima ውላድ ሓዊ ሓሙኹሽቲ ክክክክክ

  • @elenzere8nv253
    @elenzere8nv253 8 місяців тому

    Bhaqi xbuq endazenageae zmhr qxlwo edmen tanan yhabka 🙏 bzuh ena nmehar alena bzuh knxbe ena

  • @EllsaKifulu
    @EllsaKifulu Рік тому

    My favorite ❤❤❤❤

  • @freweyenimehari5460
    @freweyenimehari5460 Рік тому

    Andy bezet sebti ay kalin😮😮😮😮

  • @Powerful-R
    @Powerful-R Рік тому +3

    ኩቡር ደራሲ ኣቶ ሳምእል ዘርኦም
    ብታእሚ ብሉጽ ስራሕ ሕቶ ኣነ መን እየ ኩሉ ሰብ ክምልሶ ዘለዉ ሕቶ እዩ .

  • @selamngusse8519
    @selamngusse8519 Рік тому

    Enkan dahan mexakum❤

  • @Esrom-km2en
    @Esrom-km2en Рік тому +1

    😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 Рік тому +1

    ኣየ እንዳ ቦይ ዶቦጭ ትገብሩ ሕልፍ ሓሊፉኩምሲ ኻኣ ኣስማትኩምን ገዛኹም ተቀያይርኩም ንዊንታ ማሃንዘል ንምርዳእ ሙኻኑ ዲዩ ክክክክክ ኣይትሳኣኑ ዳኣ።
    ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷!!!

  • @amanhagos4921
    @amanhagos4921 Рік тому

    Ya yehxirkuma shweya❤

  • @kulubselam1208
    @kulubselam1208 Рік тому

    Well done ❤️ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

  • @mebrhatutesfay6051
    @mebrhatutesfay6051 Рік тому

    መርሃባ ንፈትዋ መደብ ብታኣሚ ደስ ትብሉ ሰድራ ንተቅርቡልና ምሃርን ኣዛናጋኣን መደብኩም ብሃረርታ ኢና ንጽበያ ንኩልኩም ካኣ ብታሚ ኢና ንፈትወኩምን ነመስግነኩምን

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749 Рік тому

    ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @wintafetawitthomasalazar6678

    Enqae bselam mexakum 🫶❤️

  • @DejenDeke
    @DejenDeke Рік тому +3

    ነዞም ተቃወምቲ ስደድሎም ነብስኻ ዘይምምሳል ናይ እንዳማትካ መንነት ምምናይ ተተረድኦም።

    • @betekanazeweyn727
      @betekanazeweyn727 Рік тому

      ንስኻ እምበር ኣንታ ባርያ ዘይንስኻ እናመሰልካ ኤርትራ ዝብል ዜግነት ናይ 9ተ ብሄር መንነትካ እትገብር ፌስታል።

  • @abdulhabib5446
    @abdulhabib5446 Рік тому

    Winta 🎉

  • @sarateclab1936
    @sarateclab1936 Рік тому

    😂😂😂😂😂So funny ❤❤❤

  • @4-ev1pk
    @4-ev1pk Рік тому +1

    eza hto nay wintu kubur jeneral wedi efram meliswa alo azia kebad hto eya

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 Рік тому

    Besmam ietal lebica desber zewoet ieyu ken beluwo bjicacum 😥😥😢😢

  • @negasiabraha9684
    @negasiabraha9684 Рік тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 Рік тому +17

    ብሹም ዳደወጭ ፖልስ ሳፕስክራይብ በሉኒ ከይትሓልፉኒ 🇪🇷💊❤

  • @senayberaki4276
    @senayberaki4276 Рік тому

    Nice one

  • @wedebtewelde5870
    @wedebtewelde5870 Рік тому

    Kkkkkkkkk😂😂😂 eway nesekumsi feqeri

  • @NuguseBerket
    @NuguseBerket Рік тому

    ማራ ኬፍ ኣለኩም ፍቅሪ ዝኮንኩም ስድራ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 Рік тому +1

    ንኣፍራዪን ንመላእ ኣባላት ተዋሳእትን ዓቢ ኣድናቖት ኣለኒ። ኣዝዩ ዘዘናግዕ ኮይኑ ግን ልዕሊ ኩሉ ንኹሉ ዕድመ ሕብረተሰብና መሃሪ ኮይኑ ረኺበዮ። 🙏💚❤️💙

  • @abiwediasmara-zi2id
    @abiwediasmara-zi2id Рік тому

    Nekgrmkum welan ane eye kemu zeble abe westey kulu geza eye zezareb gen melsi sine

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 Рік тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏

  • @brukyosief7091
    @brukyosief7091 Рік тому

    ኬፍ ኣለኩም

  • @munamichael4247
    @munamichael4247 Рік тому

    Nice ❤😊

  • @tesdebesay9019
    @tesdebesay9019 Рік тому

    Welcome❤❤❤❤

  • @DejenDeke
    @DejenDeke Рік тому +2

    እዚኣ ነዞም መንነቶም ዝጸልኡ ናይ እንዳማቶም መንነት ዝብህጉ ትመስል ነዞም ተቃወምቲ ኢና ዝብሉ ሸየጥቲ መንነቶም ስደድሎም።ቆራሪጽኩም ስደድሎም።

  • @WeghataYemane
    @WeghataYemane Рік тому

    ❤❤❤

  • @bereketgebrehiwet7580
    @bereketgebrehiwet7580 Рік тому

    ❤❤👍

  • @LuwamZeray-u5n
    @LuwamZeray-u5n Рік тому

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @rozinaghebreabr7702
    @rozinaghebreabr7702 Рік тому

    👏🏾❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @almazmongusu6231
    @almazmongusu6231 Рік тому

    Neic 🎉🌿🌿💙💙💙🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿

  • @BeimnetOgbeab
    @BeimnetOgbeab Рік тому +1

    Nay Winta hto gn aytemelesetn. Winta zhateteto hto
    ane men eye, eti zteserhe drama gn nebska zeymmsal zemxo saeben eyu, blke men ena mflat gn nkulatna zmlket hto eyu

  • @freweyenimehari5460
    @freweyenimehari5460 Рік тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Eri-malet
    @Eri-malet Рік тому

    መንነትካ ብግቡእ ፈሊጥካ ምዕቃብ ዝመስልዎ የለን።ብሕልፊ ኣብ ስደት ዘለና ኣብ ማዛኑናን መጻኢ ደቅናን እዚ ብዕቱብ ክንሰርሓሉ ዘለና'ዩ።

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 Рік тому

    ❤❤❤ደስ ዝብል ት/ም

  • @senaitamanuel227
    @senaitamanuel227 Рік тому

    ❤❤❤🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🥰

  • @siedaisshak3618
    @siedaisshak3618 Рік тому

    🙏🙏🙏🐪👍👍👍👍👍✅✅✅

  • @gaerimedia2254
    @gaerimedia2254 Рік тому

    ዊንታ ጓል ዶበጭ ሽኮር ንስኪ ጓል ኣባት ትግርኛ ኢኪ ክቡርን ሕፍሩን ባህልን ክብርን ዝዉንን ኤርትራዊት ኢኺ፡እዚ ደራሲ ህግደፍ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከይድርጉምዋ ሰጊኡ ኣብ መወድኣታ ጸይቅዋ እበር ሓሳቡ ከምዚ ህግፈፍ ዝብሎ 9 ቤሄር ሓደ ህዝቢ ዝብል ቆሎጥጥቆ ሃበስቀደስ ጽዉጽዋይ ዘይኮነ፡ኣነ ኩሩዕ ትግርኛ እያ ንምባክ እዩ ደሪስዋ ግን

  • @bethelihemdebesai1014
    @bethelihemdebesai1014 Рік тому

    helu keep going from black to color will damage your hair...zagureki kaeybelasho

  • @HabenTekie-pr2rp
    @HabenTekie-pr2rp Рік тому

    ኣቦይ ዶጎጭ ኣቶም በራሕ ሄለን ጓልኩም ህብኒ ኢለ መልሲ ኣቢኩን ጽንሕ ጥራይ እንታ በራሕ ክዝርፋ ኢዩ

  • @kbromdengts7919
    @kbromdengts7919 Рік тому

    An sebe elomo bitami eye zefetiwa hade kab hada zeybalalexu nefate hito gn alateni mare kendey fekerin senitin alokum kulukem bebinikum kesekum kenzei mesemima kab menitay eyu eti mesitri

  • @gwalsheka1709
    @gwalsheka1709 Рік тому +1

    ኣየ ኤርትራውያ ንስኩም ምስመን ዲኹም ዓሪኩም ዘለኹም ከምቲ ነብሪ እግዚአብሔር ንብዙሕ ዓመታት ዋጋኹም ክኸፍለኩም እዩ ንቶም ጥዑያት ገዲፉ

    • @dl4055
      @dl4055 Рік тому

      Aye junta,kabakum zkefe,ztunkul seb aledyu,enho kea nay idkum rekibkuma

    • @eriboy62833
      @eriboy62833 Рік тому +1

      ዓጋመ ቆንዳፍ ናይ ኤርትራውያን እንታይ ይምልከተኩም ናይቶም ኣዛብእ ቀትሪ ህዝብኹም ግበሩ ጦብላቃት ዝኾንኩም ህዝቢ

  • @Brave-Is_Mine1
    @Brave-Is_Mine1 Рік тому

    ጽቡቕ ትምህርቲ እዩ!
    ብውልቂ ኮነ ብፖለቲካዊ ኣምር...ነዚ ብኣምሰሉነትን ብእንዳሰማዕካ ምድቃስን ተባዒጡ ዘሎ ልዕሊ ሚልዮን+ ኤርትራዊ ዓባይ ትምህርቲ እያ::ብኣማኢት ኣሽሓት ኤርትራውያን ነቲ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ብሉጽ ማሕበራዊ ናብራ ከምዝመርሕ:ሽግርን ስቓይን ከምዘይብሉ:ኣብ ጭቆና ተሰፍኒጉ ብራዕዲ ንልዕሊ 30 ዓመታት ይነብር ከምዘየለ:ውሽጣዊ ሓርነቱ/ናጽነቱ ከምዘይተመንጠለ:ብስእነት ዝወለዶም ደቁ ከምዘይሳቐ ዘሎ ጌሩ ዝገልጾ ዘሎ ሰብ እዩ ኣብ ዘይንሱ ዝነብር ዘሎን:ብኣምሰሉነትን ሓሶትን ንምንባር ዝባጭወላ ዘሎ ክንደይ እልፊ ኤርትራዊ ድያስፖራ ኣሎ::ንብውልቃዊ እንታይነትና ክሳብ ዝተጨነቕና:እንታይ ደኣ ኢና ነቲ ብሚልዮን ዝሳቐ ዘሎ ህዝብና እወ ሕሰም ወሪዱካ/እወ ናይ ኢድካ ኣይረኸብካ/እወ ኣብ ጭቆና ኣለኻ ኢልና በቲ ልክዕ ዘለዎን ዝኾኖን ኩነት ዘይንገልጸሉ ምኽንያት????
    ረብሓኻ ብምቕዳም ውስልትና ብሚልዮናት ጭቁናት ዜጋታትና ደው ይበል!!!

    • @sheba-291
      @sheba-291 Рік тому

      ልክዕ'ዩ ሰብ ኣነ መን'የ ኢሉ ንነብሱ ክሓትትን ክምልሶን ኣለዎ፡ናይ ውሽጢ ህዝብና ድማ ከምኡ ባዕሉ ሓቲቱ ባዕሉ መልሲ ከናዲ ኣለዎ፡ እምበር ከምቲ ኣሜሪካ ንልብያ ዲሞክራሲ ጎዲልኩም ኣሎ ብምባል ኣብ ደልሃመት ዝሸኸለቶም ህዝብና ተጨቊንካ፡ ሓሲሙካ፡ናይ ኢድካ ኣይረከብካን ብምባል መፍቶ ብዓል ንስኻ ኣይንገብሮን፡ ግደፍ'ዶ ሃገርና እዞም ሱዳን ከማን ዘረባ ኣብ ሰማይ ዘሎ ማና ሰሚዖም ሃገሮም ምፍራሶም ንጉሂ፡ መን ንመን'ዩ ከምስል ኩሉ ስድራ ኤርትራ ኣብ ደገ ደቁ ኣለውዎ፡ ኣብ ኤርትራ ጎዲሉ ዘሎ ድማ ይመያየጥ፡ ኣብ መወዳእታ ግን ስለምንታይ ትብል ሕቶ'ያ ትመጽእ፡ እምበርከስ ውጽኢት ብዘይ ጠንቂ/ምኽንያት ስለዘይመጽእ። ጠንቂ ግን ከምቲ ንስኻ ትብሎ ዘይኮነ፡ እንታይ ምኻኑ ብግቡእ ስለ ንርዳእ ኣብ ስደት ገንሸል ኮይና ንስድራና ንሕግዝ፡ ኩለን ሃገራት ሰብ'ዮም ሰሪሖመን ክንደይ ወለዶ ገንሸል ኮይኖምለን ባዕልኻ ዳህስሶ። የመስግነካ!!!

    • @yoditb5198
      @yoditb5198 Рік тому

      ​@@sheba-291hager zela mesiluka dyu ? Metsaweti hade sebay koyna kem Beal kemaka kea deku ab dege alewiwo kisedlu eyom elka tihasib tsemam . Nimntay ab wushti adi serihna zeynilwet? Entay eyu kab Adina zebarerena elka do tihasib?

    • @sheba-291
      @sheba-291 Рік тому

      @@yoditb5198 xerfi trah, sorry 😞

    • @yoditb5198
      @yoditb5198 Рік тому

      @@sheba-291 tserfu tirah aykonen eti Abu zelo hito melis lieba Wahid. 32 amet memlaeta hanti kumneger keyteserhe ? Seb sgugka Mendel mihlaw? Amerika keytmetsana Wala gele . Keytefeisena kem Beal Sudan dika zibelka(ki) ? Entay ziferis aleka ? Hijis wela eti mendek Kiman kiwedik delyu kebitsu .

  • @Abilovetube742
    @Abilovetube742 Рік тому +1

    ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ማዓልትኩም ቁድስን ብሩክን ይኩነልኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም 🙏🙏🌹🌹 ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይ ግበሩለይ ኣሕዋተይ 1ሽሕ ክበፅሕ ተሓባበሩኒ 🙏🙏🌹🌹🙏🙏🙏

    • @ፍትሒንኤርትራ
      @ፍትሒንኤርትራ Рік тому

      ለማኒ ኣብ ኩሉ ፊሊም ኣቲካ ትልምን

    • @Abilovetube742
      @Abilovetube742 Рік тому

      @@ፍትሒንኤርትራ ካብ ሕማቅ ትፅሕፍ ስቅ ኢልካ ዘይትሓልፍ ወይስ ሕማቅ ናይ ምዝራብ ወልፊ እዩ ኣለካ ባዕ

    • @ፍትሒንኤርትራ
      @ፍትሒንኤርትራ Рік тому

      ለመንቲ በዚሕኩም ስኪሕና እኩ

    • @Abilovetube742
      @Abilovetube742 Рік тому

      @@ፍትሒንኤርትራ ሓወይ ብፍታውካ እምበር ግዴታ ኣይንብለካ ስለዚ ስቅ ኢልካ ክትሓልፍ ትክእል ኢካ ኣነ ሕማቅ ነገር ኣይ ፀሓፍኩን

  • @khamisramadan6764
    @khamisramadan6764 Рік тому

    ክቡራት ተከታታለቲ ሰብ ኢሎሞ ክሓተኩም እትኮኖን እትነብሮን ሂወት ዕድል ዲዩ ዋላ ምርጫ ?

    • @meba6610
      @meba6610 Рік тому

      Mercha eu b eddel neska konka tewlidka eka

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 Рік тому

    😍😍😍

  • @haileberhane1805
    @haileberhane1805 Рік тому +1

    ህዝቢ ኤርትራ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኤርትራ ዘለኻ ህዝበይ" እንታይ እዩ ዓኒዱካ ዘሎ? ህግደፍ በቲ ንሱ ዘዋፍሮ ምሓውራት መድያ ከይተረፈ ብዙሕ ግዜ እንታይነቱን ኣባኻ ኣብ ህዝቢ ክንዲ ቕንጣብ ሓልዮት ከምዘይብሉን ክሕብረካ ጸኒሑን ኣሎን፡ ሕሉፍ ሓሊፍዎ ክሳብ "መን እየ ኣነ" ክትብል ዘይትኽእል ሕዩር ምኳንካ ብመልክዕ ተዋስኦ "እንዳዝማም" ጌሩ ፍሕት ንዘይትብል "መን እየ ኣነ፡ ንምንታይ ብሓደ ዘይሰብኣዊ፡ ዘይፍትሓዊ ህግደፍ ዝዋረድ" ክትብል ዘይትበቅዕ "ኣንታ ብቱኽ" ይብለካ ኣሎ፡ ኣስተውዕል! ውዓል ሕደር ዘይብሉ ሎሚ ተስእ ተበራበር፡ ሓይልኻን ዓቕምኻን ሕጂ ኣርእዮ፡ ንስኻ ጥራሕ ፍሕትሕት በል እንበር፡ ደቅኻን ኣያታትካን ንምቕጻሉ ቅሩባት ኣለዉ። ኣብ ሓጺር እዋን ዕምሪ ጨቋኒኻ ህግደፍ ረማዕማዕ ክብል ክትርእዮ ኢኻ።

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 8 місяців тому

    ንምንታይ ግን ፈዛው ዶ ወደል ዶ ንዊንታ ዋእ 👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 Рік тому

    አድጊ ንአድጊ ዝበልኡ ጎሮቤት መጺኦም አለው ኤርትራዊ ድማ ምሰ አድጊ ዝመሳሰል ሰብ ደረጃካ አይተውርድ

  • @fevenkifle2336
    @fevenkifle2336 Рік тому

  • @tiebegebermicheal5380
    @tiebegebermicheal5380 Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @semhartewoldebrhane6630
    @semhartewoldebrhane6630 Рік тому

    ❤❤❤❤❤

  • @dawitmehari5335
    @dawitmehari5335 Рік тому +1

    ❤❤❤

  • @immanuel8545
    @immanuel8545 Рік тому

    ❤❤❤

  • @Ereyadey
    @Ereyadey Рік тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meletekidane
    @meletekidane Рік тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ermiaskidane9131
    @ermiaskidane9131 Рік тому

  • @SabaDebesay
    @SabaDebesay Рік тому +1

  • @YowhanaTekle-f6d
    @YowhanaTekle-f6d Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SelamFishehation
    @SelamFishehation Рік тому

    ❤❤❤❤❤

  • @tsegaghebremariam8488
    @tsegaghebremariam8488 Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @almazsolomun2474
    @almazsolomun2474 Рік тому

    ❤❤❤❤❤

  • @samiteklussmiteklu682
    @samiteklussmiteklu682 Рік тому

    ❤❤❤❤❤

  • @F.R.Y.P
    @F.R.Y.P Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra Рік тому

  • @abdulaliemhassan5578
    @abdulaliemhassan5578 Рік тому

    ❤❤❤❤