EMNA መዳርግቲ ዘይርከቦ፡ ዘይክማህ ኒሕ ኣባላት ብርጌድ ERITREAN HISTORY AND CULTURE

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 15 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 64

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 2 дні тому +12

    ሳላኩም ኢና ልብና ነፊሕና ኤሪትራ ንብል ክብሪ ይግባአኩም አቦታተይ ማዓረይ ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማታት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ወትሩ ዓወት ንሐፊሽ❤❤

  • @AlmazTekie-kc9vm
    @AlmazTekie-kc9vm 2 дні тому +7

    ጀጋኑ ሓርበኛታት ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ሰብ ቅያ ቁኑዓት ከማኹም ዘይድገም ፍጥረት የለን እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Erilebna
    @Erilebna 17 годин тому +1

    Thank you Ephrem🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @germatsionmesmer8992
    @germatsionmesmer8992 2 дні тому +6

    ክብርን ሞጎስን ነቲኦም ጅግና ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @biniamhabte6148
    @biniamhabte6148 2 дні тому +6

    Proud of you Eritrean defens forces 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 2 дні тому +3

    ኤፊ እዞኦም የሕዋተይ ጀጋኑ መስተንክር ዝኾነ ጅግንነት ፈጺሞም ጻማኦም ክሪኡ ዝበቕዑ አድናቖተይ ክገልጽ ይፈቱ ሰማእታትና ይቕሰኑ 🇪🇷🙏❤❤❤❤

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 2 дні тому +3

    Glory to our martyrs Awet Nhafash
    God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @S.revolution
    @S.revolution День тому +1

    Very well said ❤❤❤❤

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 День тому +1

    Selam...deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS День тому +2

    ንደቂ ደቅና፡ ንወለዶታት ክንሕበነሉ እንነብር ሓቀኛ ታሪኽና ❤❤❤

  • @girmaymengstab5727
    @girmaymengstab5727 2 дні тому +3

    Selam selam Efar hawey beti tgebrozelkas naybhaki tari erittawi mezgeb ayrkebon eu xbuk aleka qexlo wedi etey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 6 годин тому

    መስተንክር ኣዝዩ ዘገርም ዝሓለፈ መሪር ቃልስና ብፍላይ ከኣ ብተግበርቱ ብምዝንታው ዝያዳ መቐረቱኡን ብልጭኡን ብሉጹነት ንክህልዎ ይሕግዝ። ሓው ኤፍርየም ግደ ከኣ ብኸምዚ መንገዲ ብምቕራብካ 👋👋👋👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏
    ብዓቢኡ ከኣ ንኩሎም ኣተግበርትን ኣዘንተውትን ህልዋትን ስዋእትን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ኣዝዩ ልዑል ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ

  • @mohammedatta236
    @mohammedatta236 2 дні тому +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 🎉❤🎉❤🎉❤like like 👍

  • @beyenehabte7072
    @beyenehabte7072 7 годин тому

    Well done Efrem jigna appriciated by every Eritrean.

  • @MTecle-t5r
    @MTecle-t5r 2 дні тому +1

    Thank you Efrem

  • @Erilebna
    @Erilebna 17 годин тому +1

    Shabia for ever🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718 День тому +1

    ብዙሕ ዝብጻሕ ታሪኻዊ ቦታ ጅግንነት ኣለና ንኺድ ንናቕፋ፡፡

  • @BerakiSelu
    @BerakiSelu 2 дні тому +1

    Zara traki Eritreana tglxsu zaywdae❤❤❤❤❤

  • @yodit1991
    @yodit1991 2 дні тому +1

    ክበሩ ንበሩ ጀጋኑ እነሆ ኤርትራ ኣብ በሪኽ ደይባ ህዝባ ተኸቢሩን ኮሪዑን ይነብር ኣሎ ሳላኹም፡ ኤፋር ክብረት ይሃበልና።

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 2 дні тому +1

    ግርም ሓርበኛታት ኣቦታትና ከምዚ ገርኩም ጥራይ ኣዘንትዎ ዋላ ሕጂ ብብዝሒ ሰማዒ ኣይርከብ ሓደ መዓልቲ ግን ግድን ክስማዕ እዩ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @akliluzemed9904
    @akliluzemed9904 День тому +1

    ዘልኣለም ዝኽሪ ንስውኣትና።

  • @gorginobere921
    @gorginobere921 2 дні тому +1

    ብጣዕሚ ረዚን ታሪኽ ናይ ጀጋኑ ኣያታትናን ኣቦታትናን ንቀጻሊ ደጋጊምና ክንሰምዖ ኣምላኽ ይሓግዝክም: :
    ነዚ ጅግንነት ተኣምር ታሪኽ ዘይምፍላጥ ንብዙሓት መንእሰያት ኢርትራ ግዳይ ጐሓላሉ ኮይኖም ኣለው

  • @Erilebna
    @Erilebna 17 годин тому +1

    Like, share and subscribe 🥺

  • @asmeretasmelash2859
    @asmeretasmelash2859 2 дні тому +1

    🙏🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @davidyeh91
    @davidyeh91 День тому +1

    ዝስገር ዘይመስል ታሪኽ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ሳላ ጽንዓትን ተወፋይነትን ህዝባዊ ግንባር ተሰጊሩ። የቐንየልና ስለቲ ተዘክሮን ትረኻን!

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 2 дні тому

    Welcome deki Eria

  • @dejenkesete-nj4er
    @dejenkesete-nj4er 2 дні тому +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @sabasimon4736
    @sabasimon4736 2 дні тому +1

    ሰላም ደቂ ኤረይ እንቋዕ ዳሐን መጻኹም በደብኩም ብጣዕሚ ኢና ንፈትዎ ስለ እቲ ዘየሕለል ጻዕረኹም ነመስግነኩም የቐንየልና ኤፍሬም ሐውና ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ 🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️✌🏾✌🏾✌🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @BerakiSelu
    @BerakiSelu 2 дні тому +1

    Kebri Natkuom jganuna❤❤❤❤❤

  • @Aman80770
    @Aman80770 День тому +1

    🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @kidane6417
    @kidane6417 2 дні тому +1

    Tezarb ksab mass 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SamsonMael
    @SamsonMael 2 дні тому +1

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @AkberetTeklay-s7q
    @AkberetTeklay-s7q 2 дні тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @asefawmehari4228
    @asefawmehari4228 2 дні тому +1

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💯

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 2 дні тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @kidane6417
    @kidane6417 2 дні тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yosefasfaha
    @yosefasfaha 2 дні тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aklilusereke4000
    @aklilusereke4000 2 дні тому +1

    🇪🇷❤️

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 дні тому +1

    ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ታባውፍያትክብሮም
    @ታባውፍያትክብሮም 2 дні тому +1

    ብስም ኣብ ታባ ውፍያት ዝተሰውኡ ጀጋኑ በርጌድ 58 !!!👉🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺💪💪💪👍👍👍

  • @S.revolution
    @S.revolution День тому +1

    Efrem ghide ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fitsumgebrehawariat1193
    @fitsumgebrehawariat1193 2 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @enda39j34
    @enda39j34 10 годин тому

    ሓለፍትና ዝኸፈልኩሞ ዋጋ መግለጺ ዘይርከቦ ዓቢ ዋጋ ኢኹም ከፊልኩም ብሂወት ዘለኹምን ዝተሰውኡን ኽቡራት ተጋደልትና ታሪኽኩም ናብ ውሉድ ወለዶ እንዳሰገረ ንዝክረኩምን ወትሩ ኣብ ልብናን ኢኹም 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @araiafamily5328
    @araiafamily5328 2 дні тому +1

    Zelealemawi kbrn megosn njeganuna wetru Awet nhafash ✊️✊️✊️💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💯🇪🇷

  • @ablelabraham8066
    @ablelabraham8066 2 дні тому

    Jeganu Abotatnan Abohagotatnan zehlefwo mekeran texawarnetn dkamn meswatn mezena albo eyu, ezi kulu hager nmftar eyu abakum zelena kibrn mogesn mewedaeta yeblun kberu nberu tarikum nzentelet eyu hidrkum hizina ab gonkum alona deqkum ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfaigebreyohannes3745
    @tesfaigebreyohannes3745 11 годин тому

    🇧🇾🇧🇾🇧🇾🇧🇾🇧🇾🇧🇾🇧🇾

  • @efremmebrahtu5830
    @efremmebrahtu5830 2 дні тому +1

    🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️❤️🦾🐫🌹🌹🇪🇷

  • @andemeskeltekleweini9970
    @andemeskeltekleweini9970 6 годин тому

    መጀመርታ የቀንየልና ኤፍሬም ግደ፡ኣብክንዲ ብመልክዕ ትረኻ ትትርኸልና ንምንታይ ሕሉፍ ጂግንነት ኣቦታትና ብገጾም ወጽዬም ባዕሎም ከዕልሉና ዕድል ዘይትህቦም?

  • @giromkidane2994
    @giromkidane2994 2 дні тому

    ሰላም ሰላም ኤፍረም ሓውና በቲ ኩሉ ግዚኤ ተቕርበልና ብልቢ የምስግን።ናይ ሎሚ ግን ከም ገለ ገሩኒ እንቶም ኩቡራት ደቒ ስውአት ወለዶም ዝወደቕሉ ኽሪኡ ኸለውስ እንታይ ድበለ ስሚዒት ኮን ነሪዎም ኢለስ ነዛ ነብሰይ አብ ቦቱኦም አቐሚጠያ ከቢድ እዩ ናይ ኹሎም ከቢድ እዩ ግን ናይ ስድራኻስ እንድዒ።አነ ዝረግሞ ኢቲዮፖአ ትባሃል ሃገር ክንደይ ስድራና አሲኢናትናስ እዞም ኩቡራት ስንኩላት ኩሎም ተጋደልቲ አኽንዲ ዝሕከም ክሕከም አኽንዲ ኡፎይ ኢሉ ጡሮታ ከይዱ ዝዕርፍ እንደገና ውግእን እገዳን ንከይሕከሙ አፋውስ እንዳ አገድካ ካልእን ከምዜ ገራ ዝበደልትናስ አብ ዓለም የለን ኤርትራዊ ግን ብተስፋ እዩ ዝነብርሞ አምላኽ ንጸላእትና ይሰውረልና።ነዞም ኩቡራት ተጋደልታ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ።ዓወት ንሓፋሽ ውድቐት ንፈሽፋሽ🙏🙏🙏🙏🍀🍀🍀🍀🍀💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👊👊👊👊👊

  • @tefagabrhagos3348
    @tefagabrhagos3348 День тому

    ኩሉ ግዜ ዓወት ንሓፋሽ ሳላ ከም ወዲ ፍሩጅን መሰልቶምን ዝመርሕዎምን እዩ ኣብዚ ኣብጺሕና

  • @erieritrea8751
    @erieritrea8751 День тому +1

    Megerem zikone tarik

  • @ብርጌድንሓመዱንቲዲፍንኽል

    ንህዝብና ሳላ ቴኽኖሎጂ ነጺሩ ምንም ኣይሰማእኩምንዩ፣ ብሓይሊ ስለዝሓዝኹሞዩ እንበር ነታ ብረት ንኽድርብያስ ጊዜዩ ዝጽበይ ዘል፣ ቴኽኖሎጂ ምስ ንፈትዋሜ ኣብ ሓገርና የዉእለና የሕድረና ኣሎ

  • @wedigash1077
    @wedigash1077 2 дні тому

    Ewe kbrin mogosn nikulom nezi brhan zerauna ykun eber mutrusat xi allewuna eyom mutrus xibkiti kalle awet nhafash

  • @meharizemikail3361
    @meharizemikail3361 2 дні тому

    ክንደይ ኢልካሞ ክትጋልጾ ኩሉ በብሓንቲ ታሪክ ተጋደልቲ

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 22 години тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️

  • @Erilebna
    @Erilebna 17 годин тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @simontewelde177
    @simontewelde177 2 дні тому +1

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @MeleseBaraki
    @MeleseBaraki 2 дні тому +1

    ❤❤🇪🇷💪🙏🫡