Good report Zaki. Let's unite Eritrean in diaspora as inside the country do live side by side as brothers and sisters. Let's unite brothers and sisters❤🇪🇷🙏🏾💙✝️let not politics difference divide us or hate each other
I think we should put a cup to the donation/fund, because our fight against to our Country's dictatorship is FAR TO LONG and more battle is in the future. I'm afraid the justice seekers might burn out if we get excited too soon. Victory to BLUE REVOLUTION!
donorbox.org/the-blue-revolution-2?fbclid=IwZXh0bgNhZW0CMTEAAR2b0MwMK8YvySc9g2bfjYSHU8GVPd7D8MOHINCrvPPlSjfTn9E1hULsvic_aem_AQA71d9dD9YIFok6JlweV1dbCLcq0nhi7XhK_I5aGwvUgRC7QCeX7ntUZY5OZUju9ahnkgukiE6LlF__CJBb6lVA
መግለጽይ ዝሰአንኩሉ ህዝቢይ❤
ትግርኛ ዓሻ ቀታል ሐው 😭😭😭😭
Esyas shtan kemu keknu ftreu
ንስድራቤትን ደቁን ሰበይቱን ጽንዓት ይሃቦም እዛም ገበርቲ እከይ ባራዩ ናይኢዶም ዝረኽብላ ሩሑቕ ኣይክትከውንን እያ💙💎💙
ኣጆና ዓድና ክንምለስ ኢና:: ቃልስኻ ኣብ መጨረስታ ከነብፅሖ ኢና :: ይብራህ ንዘልኣለም ይብራህ:: ኣብ ሕቑፊ ኣብርሃም የዕርፍካ:: 💙💙💙👑👑👑
ዘራጊ ማይ እንኮሎ ጹሩይ ማይ ነይስተ። ሓድነት ጥምረትና ሕጂ ኢዩ ዘደሊ።
ጥምረትና ዋሕስ ዓወትና ዳግመ ህንጻ ኤርትራና።
ንምንታይ እሞ ኣነ ነዚ ህዝቢ ዘይስዋእ ተሓቢነ ኣሎኹ ህዝበይ ንኺድ ጥራሕ ዓወትና ብቕልጽምና።
ኦ ኣምላኽ ስለ መንአሰይ ማሓረና 🙏🙏🙏
አዝዩ ረዚን መልእኽቲ እዩ::
እወ ነቲ ጅግና ነ/ር ተስፋልደት መሓረና እውን አምጺኻዮ::
Zack you are Great.
ክልተ ግዜ ክስዋኣሉ ዘተባብዕ ህዝቢ❤
ንባህልናን ንክብርታትና እንድዩ የብርስ ዘሎ እዚ አረመኒያዊ ስርዓት ህግደፍ
ዓሕሕ ኣቱም ህዝቢ ዓሊና ኣለና ካብ ኣምላኽ ንመለስ ንሰላም ንድለያ ንሰዓባ
ኦጎይታ ለባማት ዓረቅቲ ኣትስኣልና ግጽካ ምለሰልና እባ ብወድኻ ብኢየሱስ ክርስቶስ ይልምነካ ኣከኹ😢😢😢
እንታይ እሞ እቲ ክንሱ ሓደ ግን ክንዲ 10 ጥዑም ባህሪኡ ንጹር ዕላምኡ ንኡስ ዝዕድሚኡ ንሓዋሩ ጠፊኡ😢😢😢
ቴስ ሐዋይ መዘኽርታ ገዲፍካልና መቃብርካ ትለምልም ጌታ ምሱኡ ይንብርኻ አቅራቢ እንተዘይተጋጊየ ተስፍአለም ማሐረና ድምፂ ናቱ
ፍሽኽታ ውን "ዩ" ኣመልና ክሳብ ዝሰምረልና ስንኻ ምንካስ እንበር የዒንትኻ ምንባዕ ኣየድልየናን እዩ 💪💪💪💙💙💙
Thank you, zekarias delay selam ❤
ነዚ ህዝቢ 'ዚ ወላ ዓሰርተ ግዜ ትወድቀሉ ዕድል ዘይህብ ኮይኑ እንበር 💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪
ትምክሕቲን ሓድሕድ ቅትለትን ጥራይ ኮይኑ ተሪፉ ስራሕና ፈጣሪ ጸሊኡልና ናይብሓቂ 😢😢😢 መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ሓው ዛኪ ንዓኻውን ክብሪ ይሃብካ ስለ ኩሉ ተወፋይነትካ
ተመስገን ካሓስዋስከ❤❤❤❤❤❤
ውልቀ መላኪ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሃገርና ከይኣክለና ኣብዚ ስደት ደድሕሪና መጽዩ ከጽንተና እዋይ ጭካነ ኣብ ሓውካ 💔💔💔😭😭😭💔💔💔💔
Good report Zaki. Let's unite Eritrean in diaspora as inside the country do live side by side as brothers and sisters. Let's unite brothers and sisters❤🇪🇷🙏🏾💙✝️let not politics difference divide us or hate each other
First free G-15. before you demand unity
ኣሕ ሓወይ😭😭😭
Welcome back mestyat Betna good job keep going ❤❤❤
WELCOME BACK ZAKI ❤❤❤❤
ኤህ ደኣ ህግደፍ ሲ ምንባር ከሊእዎ ነዚ ህዝቢ ህግደፍ ክጠፍእ ሓቢርና ንቃለስ ምጥፍኡ ዉን ኣይክተርፎን ኢዩ
Thanks
Hzbey lewah tehabinelqa zewxaekmo ytekealkum ❤️‼️. ety zehgus etom nbezh lewhatn xruyat lbin frhat egzeabher zelena hawna bmoraln beconomn mhgaz nfetu méléna bmkuana BTAEMI yhguseni ❤️✊ . (Nay tom wuhudat chekanat kea dahan 😕 nklu seat alewo❌❌❌🟥☝️ ). Zaqi hawey kberr nber abo hzbu eika Egzeabher metawqa muxaeqa yhallu❤️🙏🙏🙏.
ሓቀኛ ሚድያ መስትያት ቤትና እግዝኣብሄር ይባርካ ሎምን ልዘላለምን ኣሜን ❤❤❤
Good job Zekarias and thank you
ብራቮ ዛኪ፡ ክወግሕ'ዩ ኣብ ጎንኻ ኣለኹ/ኣለና
Zaki hawey hlnawi 💙💙💙Nhawena mengsete semay ywarso💔💔💔😭😭😭Nkulome sdrabet xnat yhbe🙏Nkuluna deleyti fthi wen xnat yhbena🙏
እፍፍፍፍፍ ዋይ ሐወይ ብሰላም ዕረፍ ንኡሰይ 💔💔💔💔😭😭😭😭😭
ፅንዓት የሃብኩም 😭😭😭
Wedey wedey wedey wedey eseke Amlak abe mengste semay yewarska zewdey 😭😭😭😭😭🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
😭😭😭😭
1 Peter 3 ትግ - 1ይ ጴጥሮስ
10-12: ኣዒንቲ እግዚኣብሄርሲ ናብ ጻድቃን እየን ዚርእያ፡ ኣእዛኑውን ናብ ጸሎቶም እየን፡ ገጽ እግዚኣብሄር ግና ነቶም ገበርቲ እከይ ይጻረሮም እዩ እሞ፡ እቲ ህይወት ኪፈቱ ጽቡቓት መዓልትታት ከኣ ኪርኢ ዚደሊ፡ ልሳኑ ኻብ ክፉእ፡ ከናፍሩውን ተንኰል ከይዛረባ ይኸልክል። ካብ እከይ ይዝበል ሰናይ ከኣ ይግበር፡ ንሰላም ይድለያ ይስዐባውን።
ኣሕ ወዲቕናዮ ዘለና ውድቀት………
ዓሕ ህዝበይ ክንድዚ ሓቦን ኒሕን እንታይ ሞ ዓይነታዊ ኮንካ♥️🖤💔😭
ብሉጸይ ቕሰን 💔💔💔
💙💙 btaemi zehgus
ሓወይ ናተይ ልቢና ተሰቢሩ እኮ😢😢😢
ወዲ ኣከለ ዘይከብረላ ኤርትራ ገደል። ትእቶ ግዲ?
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
💔😭😭
ኣሕሕሕ እዎይ ሓወይ R.I p
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ሓውና::
መልእኽቲ ናብ ኩሉ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ:
እዛ ናይ ኣጋንንቲ ጉጅለ ህግደፍ እዚ ኹሉ መንእሰይ ናብ ሜዳ እንተወሪዱ ሓንቲ ለይቲ'ውን ክትሓድር ከምዘይትኽእል ፈሊጣ : ከይወርድ ምእንቲ በዞም ኣራዊት ልኡኻታ ኣቢላ መጻወዲያ ኣዳልያ ኣላ::
እቲ ኣዳልያቶ ዘላ መጻወድያ ድማ ንሕና ነዞም እትልእኮም ኣራዊት ክንታሃላለኽ ገንዘብና: ሓይልናን ግዜናን ሂወትናን ክባኽን'ሞ ዝእሰር ክእሰር ዝመውት ክመውት : ብኡቢሉ እቲ መንእሰይ ናብ ሜዳ ከይወርድ ክዳኸም ኢላ ዝማሃዘቶ እኩይ ዕላማ ምኻኑ ተረዲእና : ብስም እዞም ጀጋኑ ብጾትና ናብቲ ገዚፍ ዕላማና ከነማዕዱ ይላቦ::
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አዚ ኩሉስ ኣይግበአካን ህዝበይ 😢😢😢
💙💙💙🙏🙏🙏💙💙💙
Bselam eref 😭
💙💙💙🙏🙏🙏
ኣምላኽ ይባርኽካ መስትያት ቤትና
ናብ ኣምላኽ ንመለስ ኤርትራውያን
ጽቡቕ የለናን።
ንስድራ መዋትን ኩሉ ተቓላሳይ ንፍትሕን ጽንዓት ይሃብ።
👍👍👍👍
ትግራዋይ እዬ ደጋፊ ደለይቲ ፍትሒ እዬ ስለዝኮነ ከዓ ንነፍስሄር ሓውና ስድራ ኣብ ዝዋፃዕ ሓገዝ ክሕግዝ ስለዝደሊ ሓበሬታ ሓብሩና
❤️❤️❤️❤️
Akeleguzaye tegaru deyome ???
Way hawey 😭😭😭😭
💔💔💔💔😭😭😭😭😭
💔💔
💔💔🙏🏼🙏🏼🙏🏼😭😭😭
I think we should put a cup to the donation/fund, because our fight against to our Country's dictatorship is FAR TO LONG and more battle is in the future. I'm afraid the justice seekers might burn out if we get excited too soon.
Victory to BLUE REVOLUTION!
Wedeyyyy mearey
💔💔💔💔💙💙💙💙
😭😭😭😭💔💔😭😭😭☝️
❤❤❤❤❤❤❤
😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amelake mehret yewerdelna
MENESEYAT BSENKI HGDEF/ISEYAS NORTH TEGHARU BAHLUN SNEMGHBAROMN RESEOM EYOM.
ምስትውዓ ይሃቦም
Merir gize ab meret zeywdk kalattttt 😂😂😂😂😂. Eritrea lewhlna yakl belna 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
😢😢😢😢😢😢
👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
Egzio meharena kirstos 😢😢😢
😭😭😭😭😭
ምእንቲ ጎረቤቱ መይቱ
Tigray tigrigna endabelu tegaru hneom yfedyu alewu gena mknay trah nay wufuyy ka kemziea ala hanty maalty
ውዱቅ ሰብ ሃገርካ ከመይ ከምደላ ሲሂትካዎ ማለት ዲዩ? ደንቆሮ ኡብ ስደት ክትበሊ ኢካ።
Kemey zbeluka resah eka wedey.hawuka kikihdeka si geben eyu.aytesekorekan alo malet eyu
@@tirhasmebrhatu8963
Miktal elamakum eyu, gin kittefeu eikum
xinat yhabena nikulu afikeritu 😭😭😭😭
🍀✅🍀✅✅✅✅✅✅
💙👍🏻💙👍🏻💙💙
Antay amo yabs ztefae ms tefae
😢ብላሻት
👍👍👍✌✌✌🙏🙏🙏
Betami eyu zehzen tsnat yebkom sedrabt😢😢😢😢😢
😢❤🇪🇷😭
Yibrah is the Torch 🔦 of Liberty🗽
Rip
የሕዋት ኣሓት፡
ሓውና ኣምላኽ ብምሕረቱ ዪቀብሎ፡ኣነ ኣዚየ ሓዚነ፡ምኽንያቱ ኣብ ዘለናዮ ስደት ኮይና ብሰላም ክነብር ዪከኣል እዩ፡
ተቃዋማይ ደጋፋይ፡ዝበሃል ኩሉ ዘምጽኦ ለውጢ የለን፡ተዝከዉን ቀደም ልውጢ ምምጻኹም
ስለዚ፡ፍልልይ ክህሉ ብግዲ እዩ፡ግና ከም ለባማት ኣብ ጥውላ ጉዳይ ይፍትሕ እይ፡
ዝበኣስ ሰብ፡ፖለቲከና ክከዉን ኣይክእልን ምኽንያቱ ፖለቲካ ርእሱ ዝኽኣለ፡ምህሮን ኣፍልጦን ዘድሊዮ እንበር፡ቅልጽምን እምንን በትርን ሒዝካ ኣይኮነን
ስለዚ ንጠንቀቅ፡ዘወጽእ ሽግር ከነእቱ
ኣምላኽ ህዝብናን ሃገርናን ዪባርኽ
Eti hune kfude eu baeley aleku
Netom ketelti hawna ashmatom gelixna Keteltin sdraomn halafnet kenesekmom ygbae
Aseyyyy ajokum nihna kea b xelot ab gonukum alena .
Kuburat yehwat [ dequn beati betun ] ab whus bota ksab zibetshu kinkebakebom yilabo mengste semay yewarsaka 😢😢😢 wedi werqu
💙💙🌿💙💙🌿💙💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Nay Bahiqi cheqanat nahwatna!!!
Even the time not late,before come worst and worst
Abet cikane gn slemntay fthi nizbele mkital😢😢😢
Guhika zeywdae u natnas😢😢😢😢
ገና በብሃገርናን ከባቢናን ኣብ ምውጻእ ኣይንሕመቕ😢😢😢 RIP
ውዱቅ ሕብረተሰብ ኮይኑ አሎ።
ኤርትራዊ ምኻንካ m3ብዛሕቲኡ ጊዜ የሕዝነን እንድዩ,, ሕጂ ሕጂ ግን እርትራዊ ምኻነይ ደስ ይብለኒ, ኤርትራዊ ግን, ዓማጽን ዘይ ፍትሓውን ደይ ኮነስ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ,, ደላይ ፍትሒ ምኻነይ ይሕበን,, እንተ ህግደፍ ግን ዓመታት ሓንጎለይ ተጻዊቶምሉ ኤርትራውነተይ ኣጽልኦምኒ ነሮም,, ሳላ ቡሩህ መጻኢ ኩሉ ፈልጠዮ, መጻኢና ቡሩህ ዩ
ብጣዕሚ'ዩ ዘሕዝን ከም ህዝቢ ትሓዋዊሱና እኮ ሕጅስ ኤርትራውያን ንኸይንሰማማዕ ተሰማሚዕና ኢና ነቶም ቀተልቲ ኢዶም ኣይስኣኑ ቃላት ሲኢነሎንም ነዞም እታ ስድራ ከይትዝክትም ብዝተገብረ ሓገዝ ግን ብጣዕሚ ደስ ይብል ዛኪ ከኣ ከም ወትሩ ብትገብሮ ነመስግን
Meste aykonen, sednet, tenkol, keni, eyu.
Ajokum zemdekiy amlak kenewete ena Ajokum ajona