ዓድዋ ዋና ኣለዋ ዋንኡ ድማ ህዝቢ ትግራይ እዩ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 148

  • @netsanet7155
    @netsanet7155 2 роки тому +24

    እወ ዓወት ዓድዋ ናይ ተጋሩ ጥራሕ ዩ ብዓል ዋንኡ ድማ ኣሉላ ኣባነጋ ን ባሻይ ኣውዓሎምን እዮም።።❤️💛💪

  • @abigaltigray7411
    @abigaltigray7411 2 роки тому +16

    ትክክል ዓድዎ ናይ ተጋሩ እዩ አባታትና ታርክ ይሰርሑ አንበር ታርክ አይሰንዱን ሽግሩ ድሕሪ ሕጂ ቅያ ጀጋኑና ብደንቢ ክሰነድ ኣለዎ ህዝቢ ትግራይ ጅግና ናይ አፍሪቃ 🦁❤💛💪

  • @makdaTigray
    @makdaTigray 2 роки тому +4

    ዓድዋ ናትግራይ ና እያ 👑ደቂ ሓላል መሬት 💛♥️

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 2 роки тому +5

    ዓድዋ ናይ ትግራይ እና ናይ ተጋሩ ጥራሕ እያ ::❤💛✅️✅️✅️✅️

  • @ኩሉድሕሪኣደዋይይፈትወኪእ

    ማሜየይ & ሃኒየይ ቀፅሉሉ ሙቁራተይ ያ ዓድዋ ባዓል ዋና ኣለዎ ናይ ተጋሩን ተጋሩን ጥራሕ እዩ።💪💛❤️💛❤️

  • @nurhussen1924
    @nurhussen1924 2 роки тому +5

    ታሪክ ምስራቅ ዳአ ናይ አቦታቶም እንዲዩ ድህር ህጂ ግን ክሪኡወ እዮም
    አሻ አን ትክረሁ ሸይአን ኸይሩለኩም 🙏🙏🙏🙏👌👌👌👌

  • @ጋልራያትግራይ-ጨ4ቐ
    @ጋልራያትግራይ-ጨ4ቐ 2 роки тому +6

    ታርኽ ህዝቢ ትግራይ ኹሉ ዳባ ባዕላ ወና ኽምልሰ ዩኡ ኽዲግም❤️💛💕💞

  • @tsadkanabrha109
    @tsadkanabrha109 2 роки тому +1

    ስላም ቆናጁ ደቂ ሃላል መሬት እንካዕ አብፀሃና ልአድዋ ብአል ናይ ሎሚአመት ብስላም አብ አድና አብ አድዋ ክነውእሎ ፈጣሪ ይርደአና

  • @reir2557
    @reir2557 2 роки тому +4

    ዋውውውውውው ኣዲኒቆኩም በእውነት ኣጆኩም ኣጆኩም👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍 ንፍዓት ይኣኪ ታይሞ ብሰንኪ ስንፍናና ናባና ተቀይረሙና

  • @sedddd4792
    @sedddd4792 2 роки тому +11

    እንካዕ ሰላም መፃኩም ድሕሪ ሐዚ ደቂ ሽዋ አኡድጉ መሬት ትግራይ ኣይረግፅዋን

  • @zufan8097
    @zufan8097 2 роки тому +3

    ኣሰይ ምጭዋት ብስሩስ እንኳዕ ናትና ኮንኩም ጀጋኑ ኣተሓሳስባኩም ንዓድኹም ዘለኩም ፍቅሪ ሃገር ፍሉይ እዩ ቀፅሉሉ ዞም ናትና ሙቁራት በርቱዑልና😘😘😘😘😘😘😘😘ትግራዋይ&ትግራወይቲ😍😍😍😍😍🌹🌹🌹🌹ኣዘራርባኩም ክኣ ደስ ክብል ይመችኹም ደቂ ሓላል መሬት❤❤❤❤❤ንበሩልና እታ እትምነይዎ ብልፅቲ ሃገረ ትግራይ ንምርኣይ የብቅዕኹም🙏

  • @ኩሉካኣሎልበይ
    @ኩሉካኣሎልበይ 2 роки тому +2

    ብትክክል ተጋሩዋይ ፁሩያት ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ✊🥰🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @mili6964
    @mili6964 2 роки тому +5

    ትክክል ታሪክ ዓድዋ ናይ ትግራይን ተጋሩን ጥራሕ እዩ። so ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎኩም ደቂ ሪመይ ፁሩያት 💛❤️

  • @ኣሱጋልትግራይወርቂ
    @ኣሱጋልትግራይወርቂ 2 роки тому +7

    ዕንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሓለላተይ🙏🙏 ❤💛❤💛

  • @berihugedy4963
    @berihugedy4963 2 роки тому +4

    ትክክል ዓድዋ ናይ ተጋሩ እዩ♥️🔥💊

  • @hiyabhaile9565
    @hiyabhaile9565 2 роки тому +1

    Esey tsbukat❤💛

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 роки тому +7

    ታሪክ ዓድዋ ኽኸውን ኩሎ ኩሉ ግዜ ነኽብሮ ነይርና ኣብ መቐለ ኩሉ ግዜ ካብኡ ታሪኽ ናይ ትግራይ እንዳለ ሰሪቀምዎ እዮም እዚ ግን ናትና ሸለልትነት እዩ ግን ክዓ ሸለልትነት ኣይኾነን ኣንሕና ህዝቢ ትግራይ ምስ ኢትዮጱያ ሓደ ልቢ ከም ዝነበረና ስለ ንኣምን እዩ።ሐዚ ግን ኩሉ ትግራዋይ ነቂሑ እዩ✊

  • @abebaabeba2684
    @abebaabeba2684 2 роки тому +1

    ትክክል ዓድዋ ሰብ ዋና ኣለዎ 💪💪💪💪

  • @ኩሉካኣሎልበይ
    @ኩሉካኣሎልበይ 2 роки тому +5

    ትግራይ ንቅድሚት✊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @rahmahasan7496
    @rahmahasan7496 2 роки тому +2

    እንኳዕ ደሕና መፀኢኹም ልባማት ተጋሩ 😍

  • @ነፂጓልኣሉላ
    @ነፂጓልኣሉላ 2 роки тому +4

    ብሓቂ💛💘❤🙏💖💋

  • @ምየሪጋልትግራይ
    @ምየሪጋልትግራይ 2 роки тому +1

    ብሓቂ ተጋሩ ኣቦታትና በዲለምና እዮም ዕሽሽ ናበሉ ኣጥፊኦምና

  • @thth6123
    @thth6123 2 роки тому +1

    ትክክል ታሪክ ልዕሊ ማንም ባዓልና ክንውንኖ 💊💊💊💊💛💛💛💛💞💞💞💞💞💞💞🌺💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊💊💕💕💞💞💞🌷🌷💐💐💐

  • @Ss-fc3qp
    @Ss-fc3qp 2 роки тому +1

    አፈርብሉአድዋየቢሄርቢሄረስቦችነው

  • @ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ

    ብትክክል ዋና ህዝቢ ትግራይ ምቁራተይ💊💛💛❤💉ዓድዋ ሰብ አለዋ💊💛❤✅

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 2 роки тому +1

    👍🥰💗💜❤💝

  • @ልናፃነተይ
    @ልናፃነተይ 2 роки тому +3

    ብጣዕሚ በዲሎምና ኢትዮጵያ ናበሉ😭😭😭😭😭

  • @mlatataklti4343
    @mlatataklti4343 2 роки тому

    ብሓቂ ትክክል 💯✅👌🙏🙏🙏😥😥😥😥

  • @ወይኒዓቃልስደተኛ
    @ወይኒዓቃልስደተኛ 2 роки тому +1

    ትክክል👌 💛❤️😘

  • @ngstik1kahsu170
    @ngstik1kahsu170 2 роки тому +2

    ንፉዓት ቀፅልሉ
    ትግራዋይ ታሪክ ይሰርሕ ካልኦት ድማ ታሪኩ መንጢሎም ይጥቀምሉ ድሕሪ ሐጂ ግን ካብ ስሕተት ንመሃረሉ ኢና አጆና እዚ ናይሐዚ ፈተና ተጋሩ ክንመሃረሉ ኢና ትግራይ ብደቃ ብታሪካ ኮሪዓ ካቢራ ትነብር

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 2 роки тому

    ሰላም እግዝኣብየብዘሐልኩም ክውራተይ ትክክል ልዕሊ ማንም ባዕልና ክንውንኖ ኣለና።ትግራይና ብዙሕ ታሪክ ኣለዎ ። ብኩሉ በርትዑ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓሳብ

  • @منىموسى-س8س
    @منىموسى-س8س 2 роки тому +2

    ትግራይ ንቅምት 💪💪💪💪💪💪❤️❤️💛💛

  • @ማህሌነኝይትግራይልጅያውም

    ስላምት እንካዕ ኣብፅሕኩም ላብ ባዓል ዓዲዋ ቡሩካትይ

  • @weyni2380
    @weyni2380 2 роки тому +1

    ናይ መምህር ገ/ኽዳን ደስታ መፅሓፍ ነንብብ

  • @ቢቲጓልንግስቲሳባ
    @ቢቲጓልንግስቲሳባ 2 роки тому +5

    እንኳዕ ዳሕና መፃኩም ምቅራት ናተይ ዓድዋ ናይ ተጋሩ እዩ ባዓል ዋንኡ ድማ ኣሉላ ኣባነጋ ባሻይ ኣብዓሎምን እዩ ሰለዚ ናይ ተጋሩ ታርክ ምስራሕ ጥራሕ ዘይ ምፅሓፍ እዉን ናይና ግደ እዩ ሰለዚ ሎሚ ነቅሕና ናይ ትግራይ ዝኮነ ናብ ቦተሰኡ ክንመልስ እና

  • @Designerብሩር
    @Designerብሩር 2 роки тому +2

    ኣሰይ ኣሕዋተይ ጎበዛት❤💛

  • @samera1523
    @samera1523 2 роки тому +1

    ትክክል አሕዋተይ💊💊💊💊💊💊💊💊❤💋👈💪👊

    • @titichannel8465
      @titichannel8465 2 роки тому

      ጓል ደመይ ሸኮር ምስ ይቅርታ ሳብስክራይበ ግበረልይ ፅሪቲ ሓፍተይ ❤️💛😍😍😍🌹☕️😘😘😘

  • @danaitabraham1560
    @danaitabraham1560 2 роки тому

    ሽኮሪናታት ጎበዛት ኣኹሱም ናይና ኣል ነጃሽ ናትና ዓድዋ ናትን ዝሓለፈ ያኣክል ንዓቅብ ታሪኽና ።

  • @furtunagebrehiwot6285
    @furtunagebrehiwot6285 2 роки тому +2

    አብ እዋን ኩናት ዓድዋ ተጋሩ ብራእሲ መንገሻ፣ራእሲ አሉላ አባ ነጋ፣ራእሲ ስብሓት፣ ደገዝማት ወልድዬ ሓድጉን ካልኦት ተጋሩ መራሕትን እናመርሑ ግራዝማች ረዳ ገብሩ ሓዊሱ 10 አሽሓት ተጋሩ ሓርበኛታትን አብ'ቱ ኩናት ዘርአይዎ ፀብለልታ ዝነበሮ ጅግንነት ጥራሕ እንተይካነስ ፤ብተጋሩ ዝተከፈለ መስዋእትነት እዉን ሓያል ምንባሩ ተላዒሉ እዩ። ከምኡ ኮይኑ እዉን ጥልያን ካብ ደጉዓ መረብ ምላሽ ሃዲሙ ናብ ባሕሪ እናጎዬዩ እናሃለዉ፤ ምኒልክ መዃንንቶም ቀደሙ እወን ዕላመኦም ትግራዋይ ንምድካም ንምፅናት ስለ ዝነበር ዕላመኦም ንቱ አጋጣሚ ተጠቂሞም ተጠቂመሙሉ ምስ ጥልያን ሸጢሮም ዝገበርዎ ክሕደት መሬት መረብ ምላሽ ተመቂሉ እቲ ናሃደመ ዝነበር ጥልያን ሒዝዋ ክፀንሕ ሓገዝዋ፤ ብዛም ተጋሩ ጀጋኑ መራሕቲ ጦር ዝምራሕ ዝነበር ሩባ መረብ ደጉዓ ሰጊሩ መርብ ምላሽ በፂሑ ዝነበረ ጦር ትግራይ ንድሕሪት ክምለሰ አዘዙ ። ሐዚ ድማ ናይ'ቱ ከሉ ሕማቅ ታሪኻቶም መቐፀልታ ዓድዋ ብባዕድ ሃገር ክትዉረረ ገይረሙስ ዓድዋ ዓድዋ ይብሉ ታሪክ አይትስርሑ ታሪክ ትሰርቁ ህዉከት
    እሞ ታይማ ካብዚ ንላዕሊ ዶ ባንዳነት አሎ እዩ ብዝኮነ ምንሊክ ምንም ዝገበሮ ጅግንነት የብሉን እካዳአስ ዓሌትነት ባንዳነት ሚሂርዋም እዩ ሓሊፍ አረ ሓደ ሓደስ ዓድዋ አምሓርይቲ እዬም ልገብርዋ 😄 ንሳቶም ናይ አቦታቶም ንሕናዉን ናይ አቦታትና💪
    ዓወት ነቲ ዉፁዕ ህዝቢ ትግራይ💉💊💊💊
    ብልካነ ሓወይ ማሜ ሰላምኩም ይብዛሕ ሰበይትኻለ ሸገ እያ ማዓርዋይ

  • @muleymuley8840
    @muleymuley8840 2 роки тому +5

    ሰላም እንካዕ ብሰላም መፃኩም❤️❤️❤️❤️

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 2 роки тому +2

    ዓደዋ 💪💪💪💪

  • @tiemtinguse5107
    @tiemtinguse5107 2 роки тому

    ብሓቂ ታሪክና ለምስናድ ናይ ወለድና ጥፍኣት እዩ ታሪክና ለይምስናድ

  • @ሜሪጓልዓጋመ
    @ሜሪጓልዓጋመ 2 роки тому +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሪመይ ሽኮራት ዓድዋ ናይና ናይ ተጋሩ እዩ

  • @brektimebrahtu6015
    @brektimebrahtu6015 2 роки тому

    Hi aitome shekorat you are right Gaye’s gagenau

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965 2 роки тому +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @hiwotbrhana7405
    @hiwotbrhana7405 2 роки тому +2

    ምሊሊክ ቤተክርስትያን ተሓቢኡ ዝነበረ ያው በሓደ ስለ ዝነበርና ስቅ ኢልናዮም ፀጊቦም ሐዝግን ደጊሞምና ሽዑለ ንጣልያን ሸይጦምና ባዕልና ኢና ነፃ ዝወፃና

  • @Aberostube3222
    @Aberostube3222 2 роки тому +4

    ማይ ተጋሩሩሩሩሩ🤘💪

  • @KhanKhan-fu2mr
    @KhanKhan-fu2mr 2 роки тому +1

    🥰🥰🥰🥰

  • @qwertyui6941
    @qwertyui6941 2 роки тому +1

    ❤❤

  • @خالدسعد-خ3ك
    @خالدسعد-خ3ك 2 роки тому

    kaf alekum shikorat

  • @ኣዜብጓልትግራይ
    @ኣዜብጓልትግራይ 2 роки тому

    ብሓቂ ብናይተጋሩ ታሪክ ሰሪቆም ናትና ዝብሉ ኣእድጉ

  • @ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ

    ዞም ናትና😍😍👌

  • @ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ

    ንፋትወኩም ናትና ትክክል ብናይ ጀጋኑ ተጋሩ ዝመጸ ዓወት እዩ ።ሽዋውያን ታሪክ ሰረቅቲ ኮይኖም እምበር

  • @merkebabrha2022
    @merkebabrha2022 2 роки тому +1

    Deki rimey ❤💛🥰🥰

  • @ጓልመቐለፍቅር
    @ጓልመቐለፍቅር 2 роки тому +2

    ትኽኽል ደቂ ዓደይ🙏❤

  • @cellnetcellnet5560
    @cellnetcellnet5560 2 роки тому +2

    ሃይ አሒዉት ደሓነዶ🥰🥰🥰🇻🇳💪💪💪

  • @js2974
    @js2974 2 роки тому +1

    ሰላም ክቡራት ደቂ ዓደይ💊💊💊💊💊💊

  • @ዩዳሄንበል
    @ዩዳሄንበል 2 роки тому

    ብሓቂ ለባማት ዞም ናተይ😍😍😍

  • @tomasfeshaye6319
    @tomasfeshaye6319 2 роки тому

    Keep up it tegaru shikorati ajekum ❤💪✌

  • @የመድሃኒኣለምልጅነኝ-ዀ8በ

    ማሜ ክዛረብ ከሎስ ስሓቅ ይመፀኒ ሶ ዒድመን ጥዕናንን ይሃብኩም ፅሩያት

  • @haymanotassefa1477
    @haymanotassefa1477 2 роки тому

    ትክክል👌👌👌👌💖💖

  • @ቤሊጓልዉቅሮ
    @ቤሊጓልዉቅሮ 2 роки тому +1

    💖💛

  • @weyni2380
    @weyni2380 2 роки тому +1

    ትክክል ሓቂ።❤

  • @brkti_tube
    @brkti_tube 2 роки тому

    ኣነ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ ኣምሓሩ የኽብርዎ ኣለው

  • @jcfsrr5199
    @jcfsrr5199 2 роки тому

    ማሜ ሃኒተይ ዝፈትወኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም በርቱዑ

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 2 роки тому +3

    ኣሕዋተይ
    ዝፎትወኩም ኣጆኩም ቀፅልሉ ኣብዚ ዘለኩም ኩለኩም ተጋሩ ለለ sub like ግበርሎም ሳብስክራይፕ ለይገበርኩም ኣይትካታተሉ ንሓግዞም ok ዶ ታሪክና ንፍለጥ ንማሃር ታሪክ ህዝቢ ትግራይ ዘርዚርካ ኣይዉዳእን ሰብ ታሪክና ኢና🙏👊

  • @tdf2854
    @tdf2854 2 роки тому +2

    🥰🥰🥰🥰⛱️⛱️

  • @tigraweytieye6171
    @tigraweytieye6171 2 роки тому

    ፅሩያተይ ደስ ክትቡሉ

  • @Kh-ox5ux
    @Kh-ox5ux 2 роки тому +6

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ሓላላት 🥰🥰❤️

    • @titichannel8465
      @titichannel8465 2 роки тому

      ሰላም ሸኮረይ ንዒ ናብ ገዛይ እውን ጓል ደመይ ፅሪቲ ❤️❤️💛💛☕️🌹😍😍😍😍

  • @ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ
    @ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ 2 роки тому

    ትክክል ኣነ ድባዕለይ ገርምን እዩ ዉዕሉ ንስሙ ባዓል ዓድዋ ዘኽብርዋ ዘለዉ ካልኦት ሰባት ካብ መጀመርታ እስካዕ መወዳእታ ታርክ ዓድዋ ትግራይ ዝሓዘ መምህር ካብ ዝረክብ ፅብቕ ነይሩ ክመሃር ንባዕለይ ማለት ዩ

  • @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ

    ያ ብሓቂ በዲሎሙና እዮም ብዘሕዝን ብናይ ትግራዋይ ዝተሰወአሉ ብጅግንነትና ንሳቶም ይጥቀምሉ አለው ንጉስ አምሊሊክ እናተብሃለ
    ሌያቡ እንድዮም
    ግን ካብ ህጂ ንድሓር ሹማ ውን ከምዘየልእልዎ ክንገብሮም አለና ሙቁራት
    ያ ኩሉ ግዜ ነዛ ካሕዳም አዲክብሉ ተጋሩ እናተሰውኡ መፂኦም የሕዝን እዩ

  • @KhanKhan-on7yy
    @KhanKhan-on7yy 2 роки тому

    ብሓቂ ኣሕዋት

  • @asdqwe6168
    @asdqwe6168 2 роки тому +1

    እንካዓዕ ደሓን መፃኩም ደቀዓደይ ቆናጁ💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💛💛💛💛

  • @ጓልራእሲኣሉላ
    @ጓልራእሲኣሉላ 2 роки тому +1

    ኩሉ ለጥዕመሎም መክበርቲ ዓዶም

  • @nigestetyoppiya5016
    @nigestetyoppiya5016 2 роки тому +1

    ❤❤❤❤💊💊💊💊💊👊💪

  • @medhinkido2170
    @medhinkido2170 2 роки тому

    💖💛💚

  • @رحمهبورهان
    @رحمهبورهان 2 роки тому +1

    ❣️❣️❣️❣️👍👑

  • @uity7900
    @uity7900 2 роки тому

    tsuruyat anesi kfetwekum fkrkum ybzah

  • @sahije8289
    @sahije8289 2 роки тому

    ሰላም ሰላም ሰላም

  • @shheehhr7242
    @shheehhr7242 2 роки тому +1

    ሰይ ምጭዋት ይሕዋተይ😍😍

  • @hshshsh5196
    @hshshsh5196 2 роки тому

    ዓድዋ ናይ ተጋሩ ሙኻኑ ምንም ዝጣራጥር የቡሉይ

  • @eyerusalemkiflay2309
    @eyerusalemkiflay2309 2 роки тому +1

    Adwa nay Tigrayn Tigraway tarik eu tsibukat ketsilulu

  • @aminatmohammad1960
    @aminatmohammad1960 2 роки тому +1

    ኢትዮጵያ ያው ኢትዮጵያዊ ነው አዳዋ የሁሉም ነው መንግስትን ተቃወሙ የሌጥ ሊባውን ተዋጉት ለቤተሠብ እሰቡ ኢትዮጵያዊ ያው ኢትዮጵያዊ ነው

  • @hushgwyy1916
    @hushgwyy1916 2 роки тому

    Kemey dekum des tebulu

  • @እመቤቴማርያምለሃገሬያብቃ

    😍😍😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @አስኪዩቱብ
    @አስኪዩቱብ 2 роки тому +2

    መንፈሱ ኢና ነክብር ኢሎም እኮ😀😀
    አነ ንባዕለይ ለካቲታ11እምበር በዓል ዓድዋ ብዙሑ ልብ አይብልን ኔረ

  • @jeddahruwais6286
    @jeddahruwais6286 2 роки тому +1

    Salm.kamyk.tamt.leazzz🥰🥰❤

  • @ermiaszeweldi7252
    @ermiaszeweldi7252 2 роки тому

    1888 የትግራይ ጦርነት : ኣሁንም ከ ኣጋሰስ ኢትዮጵያዊ ወራሪ በምናደርገው ጦርነት ድላችን እንደግመዋለን:: ድል ለኣገረ ትግራይ ✌️

  • @ተመሰገንአምላክ-ጀ6ከ

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራተይ
    ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @brhanbrhan7358
    @brhanbrhan7358 2 роки тому

    አጆና ደቅ ዓደይ ምዓሪይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

    • @titichannel8465
      @titichannel8465 2 роки тому

      ኣሜን ❤️💛🙏 ሸኮረይ ሳብስክራይበ ግበረልይ ጓል ደመይ ፅሪቲ ❤️💛😍😍🌹☕️😘😘😘😘

  • @muluwelday4144
    @muluwelday4144 2 роки тому

    Selam Selam Selam

  • @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ

    ያ ተዓፊና ኔርና እቶም ናትና ብገርሆም ተዓሽዮም ሓደ ኢናብምባል እዩ ንሳቶም ግን ብተንኮል ይጎዓዙ ኔሮም እቲ ዘሕዝን
    ተጋሩ ብጣእሚ ፀገም አለና አብ ሚድያ ነንባእልና ሼር ላይክ ምድግጋፍ ዜሮ ኢና ጎረቤትና ግን ርአይዎም ንክሰርቁ ንናይ ዓድዋ ታሪክ ንኩሉ ታሪክ ክሰርቁ ሚድያ አጨናኒቆሞ ንህና ግን እስከ አይትሰአኑ

  • @ለምለምጋልትግራይስደተኛ

    ጀጋኑ ቀፅሉሉ

  • @letshgeremariam9258
    @letshgeremariam9258 2 роки тому +1

    🥰🥰😍💋💋💋💋💋💋🥰🥰🥰

  • @avikuwait6180Hiwet
    @avikuwait6180Hiwet 2 роки тому +1

    ዓድዋ ናይ ተጋሩ ታሪክ እዩ

  • @ሱዛናንጓልትግራይፃዕዳ

    ንፈትወኩም

  • @hurthailueto7355
    @hurthailueto7355 2 роки тому +1

    😍😍😍❤️❤️❤️

  • @Susufkrms
    @Susufkrms 2 роки тому

    ልዕልየና ኮይኖም ዓድዋ ከክብሩ ከለው ግርም ይብለኒ ግርምቢጥ ማን ንዓቀብ ኮይኑ ታሪክና መንነትና ናብ ቦትኡ ክምለስ ናይ ግድን❤💊

  • @zekerasberhe5904
    @zekerasberhe5904 2 роки тому

    ሰላም ሰላም

  • @ኾኾብዕባይዓጋመ
    @ኾኾብዕባይዓጋመ 2 роки тому

    ተጋሩ ታሪክ ንሰርሕ እበር ኣይንስንዶን ኢና ግን ንምታይ ክንሰርሖ ዘይከበደና ክንስንዶ ዘይንክእል ማራ ዩ ዝገርመኒ?