|| Muzit Tsehaye ||ነፍሰይ ኩል ግዜ ንዓኻ ትናፍቕ || NEW ERITREAN TIGIRIGNA MEZMUR 2020 ||

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 406

  • @helenbeyene6851
    @helenbeyene6851 3 роки тому +15

    እግዚኣብሄር [2] ኦሆሆ
    እግዚኣብሄር [6]
    ንገጽካን ንሓይልኻን እደልዮ ኩሉ ጊዜ
    መንፈስ ቅዱስ ህላዉነትካ እደልዮ ኩሉ ጊዜ ×2
    ኩሉ ጊዜ [8]
    እራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከም ትናፍቅ
    ነብሰይ ኩሉ ጊዜ ንዓኻ ትናፍቅ [3]
    ለዉሃትካ ይበልጽ ካብ ሂወት
    ድምጽኻ ዉን ኣለዎ ዕጋበት [2]
    ስለዚ እንድየ ዘይጸግበካ
    ለይትን ቀትርን ጸዊዔ ዘይጸግበካ
    ስለዚ እንድየ ዝናፍቆ ንገጽካ
    ለይትን ቀትርን ጸዊዔ ዘይጸግበካ
    ብራህዋ ብጸበባ
    ብሓጎስ ብሓዘን
    ብድኻም ብምብርታዕ
    ኣንጊሃ ነብሰይ ትደልየካ
    ኩሉ ጊዜ ነብሰይ ትጸምኣካ [2]
    ንዝጸምአት ነብሰይ ርዌታ
    ዝኻሕተወት ነብሰይ ጽጋባ [2]
    ስለዚ እንድየ ዘይጸግበካ
    ደጋጊመ ዝደልዮ ንገጽካ [2]
    ስለዚ እንድየ ዘይጸግበካ
    መመሊሰ ዝናፍቆ ንገጽካ [2]
    ብምርካብ ብምስኣን
    ብሰሓቅ ብብኽያት
    ብዝኸዶ ኩሉ ጎደና
    ኣነ ንዓኻ ጥራይ ይደልየካ
    ነብሰይ ንዓኻ ጥራይ ትጸምኣካ [2]
    እግዚኣብሄር [2] ኦሆሆ
    እግዚኣብሄር [6]
    ንገጽካን ንሓይልኻን እደልዮ ኩሉ ጊዜ
    መንፈስ ቅዱስ ህላዉነትካ እደልዮ ኩሉ ጊዜ
    ኩሉ ጊዜ [8]
    እራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከም ትናፍቅ
    ነብሰይ ኩሉ ጊዜ ንዓኻ ትናፍቅ [4]
    ነብሰይ ኩሉጊዜ ንዓኻ ትናፍቅ [2]
    ነብሰይ ኩሉጊዜ ንዓኻ ትጸምእ [2]

  • @kiflemichaelyohana3305
    @kiflemichaelyohana3305 4 роки тому +16

    ብራህዋ ፡ብጸበባ፡ የሱስ ነብሰይ ትጸማካ
    ብምርካብ ፡ብምስኣን ፡ንዓካ ይደልየካ
    Amennnnnnnn
    2ይ ቆረንቶስ 4 (2 Corinthians)
    8፤ ብዅሉ ወገን ንጽቀጥ፡ ግናኸ ኣይጸበናን፡ እንገብሮ ይጠፍኣና፡ ግናኸ ተስፋ ኣይንቐብጽን ኢና፡
    9፤ ንስጐጕ፡ ድርቡያት ግና ኣይኰንናን። ይደፍኡና፡ ግናኸ ኣይንጠፍእን ኢና።
    10፤ ህይወት የሱስ ኣብ ስጋና ምእንቲ ኽትግሃድውን ኵሉ ሳዕ ሞት የሱስ ኣብ ስጋና ንጸውር አሎና።
    11፤ ማለት፥ እታ ህይወት የሱስ ኣብቲ መዋቲ ስጋና ምእንቲ ኽትግሃድሲ፡ ንሕና ብህይወት ዘሎና ምእንቲ የሱስ ኢልና ዅሉ ሳዕ ናብ ሞት የሕልፉና ኣለዉ።
    12፤ እምብኣርሲ ሞት ኣባና ይዓዪ፡ ህይወት ግና ኣባኻትኩም ትዓዪ ኣላ።
    13-14፤ ግናኸ እቲ ንጐይታና የሱስ ዘተንስኦ ንኣናውን ምስ የሱስ ከም ዜተንስኣና እሞ ምሳኻትኩም ኣብ ቅድሚኡ ኸም ዜቝመና እናፈለጥና፡ ከምቲ፡ ኣሚነ ስለዚ ተዛረብኩ፡ ዚብል ጽሑፍ ዘሎ፡ እቲ ሓደ መንፈስ እምነት ካብ ዚህልወና፡ ንሕና ድማ ንኣምን፡ ስለዚውን ንዛረብ ኣሎና።
    this song really full of spirit
    Bless u with u r family

    • @muzitvisionchannel
      @muzitvisionchannel  4 роки тому +3

      ኣሜን ዮሃና ሓፍተይ ብኹሉ ወገን ንጽቀጥ ግናኸ ትስፋ ኣይንቐብጽን ብኹሉ ነፍስና ንዕኡ ትናፍቕ ተባረኺ ስለ ምትብባዕክን ፍቕርኽን።

  • @simrethaile1187
    @simrethaile1187 3 роки тому +3

    እግዚኣብሄር /2 / ኦሆ ኦሆ
    እግዚኣብሄር /6/
    ንገጽካን ንሕይልኻን እደልዮ ኩሉ ግዜ ኤሄ ሄሄ
    መንፈስ ቅዱስ ህላውነትካ እደልዮ ኩሉ ግዜ
    ኩሉ ግዜ /8/
    እራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከምትናፍቅ
    ነብሰይ ኩልግዜ ንዓኻ ትናፍቅ /2/
    ለውሃትካ ይበልጽ ካብ ህይወት
    ድምጽኻ'ውን ኣለዎ ዕጋበት /2/
    ስለዚ እንድየ ዘይጸግበካ
    ለይትን ቀትርን ጸዊዐ ዘይጸግበካ
    ስለዚ እንድየ ዝናፍቆ ንግጽካ
    ለይትን ቅትርን ጸዊዐ ዘይጽግበካ
    ብራህዋ ብጸበባ ብሓጎስ ብሓዘን
    ብድኻም ብምብርታዕ
    ኣንጊሃ ነብሰይ ትደልየካ
    ኩሉ ግዜ ነብሰይ ትጸምኣካ /2
    ንዝጸምአት ነብሰይ ርውየታ ? ሕውየታ ?
    ዝቓሕተወት ነብሰይ ጽጋባ /2/
    ነዚ እንድየ ዘይጸግበካ
    ደጋጊመ ዝደልዮ ንገጽካ
    ነዚ እንድየ ዘይጸግበካ
    መመሊሰ ዝናፍቆ ንገጽካ
    ብምርካብ ብምስኣን ብስሓቅ ብብኽያት
    ብዝኸዶ ኩሉ ጎደና
    ኣነ ንዓኻ ጥራይ ይደልየካ
    ነብሰይ ንዓኻ ጥራይ ትጸምኣካ /2/

  • @dawittquabo877
    @dawittquabo877 4 роки тому +13

    ሙዚት ብርኽቲ እግዚኣብሄር ይባርኽኪ እቲ ብለይቲ መዝሙር ዝህብ ብሩኽ ኣቦ ለይትታትኪ ብመዝሙር ይሸፍነን።ብልጽቲ ህያብና ኢኺ።መመሊስኪ ወስኺ።ኣዝያ ጥዕምቲ መዝሙር ።

  • @filmondebesai
    @filmondebesai 4 роки тому +32

    እቶም በዚ ዝማሬ ዝተባረኽና pls let us subscribe and share the video. ዓቢ ሞራልን ደገፍን እዩ ነቶም ዝጎዩ። Muzit haftey fetawit goyta, kemey tebarike mesleki beza mezmur. Memelisu yifelfilelki yiwesikelkin.

  • @tom-fn7vw
    @tom-fn7vw Рік тому +1

    stay blessed sis.. amazing work

  • @mercyghebre7963
    @mercyghebre7963 19 днів тому +1

    Muztey haftey ab senseless zetweka mezmur

    • @muzitvisionchannel
      @muzitvisionchannel  19 днів тому

      @@mercyghebre7963 Amen mercy haftey kibri ni Amlak bless you more

  • @gidaygoitom301
    @gidaygoitom301 4 роки тому +1

    Amen amen Amen amen Amen amen Amen amen Amen amen Amen amen Amen amlak ybarkki

  • @sikftabetna9946
    @sikftabetna9946 2 роки тому +3

    ተባረኺ ሙዚተይ ካብ ንኡስ ዕድመይ መዛሙራትኪ ሰሚዐ ዋው። ባሪኹና ኤጸሊዩና ተባረኺ።ድሕሪ ሓጺር እዋንኣብ መሬት ኤርትራ ክንዝምረሉ ኢና።።።።።።።

  • @eritreaforchrist956
    @eritreaforchrist956 2 роки тому +1

    Psalms 42 (ትግ) - ዳዊት
    1: እራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከም እትናፍቕ፣
    ከምኡ ኸኣ ነፍሰይ ናባኻ፣ ዎ ኣምላኽ፣ ትናፍቕ ኣላ።
    2: ነፍሰይ ንኣምላኽ፣ ነቲ ህያው ኣምላኽ፣ ትጸምእ ኣላ፣
    መአዝ ኰን ክመጽእ፣ ኣብ ቅድሚ ገጽ ኣምላኽሲ ክቐውም እየ፧
    Psalms 63 (ትግ) - ዳዊት
    1: ዎ ኣምላኽ፣ ንስኻ ኢኻ ኣምላኸይ፣
    ኣንጊሄ እደልየካ ኣሎኹ፣ ነፍሰይ ንኣኻ ትጸምእ ኣላ፣
    ስጋይ፣ ማይ ኣብ ዜብሉ ደረቕን ጽሙእን ምድሪ ዀይኑ፣ ይናፍቐካ አሎ።
    ሙዚት ብርኽቲ ንጎይታ ክትዝምሪ ንበሪ ተባረኺ ብቡዙሕ።

  • @hewana.2121
    @hewana.2121 4 роки тому +11

    ዋው ኣዚኺ ፍቕርቲ ሙዚተይ መዓረይ ህያብ ኣምላኽና ኢኺ ምስ ጽብቕቲ ጓልኪ! ኡፍፍፍ እወ መመሊሳ አንጊሃ ነፍሰይ ክትደልዮን ክትናፍቖን መመሊሳ ናብኡ ጥራይ ክትጠብቕ ዝድርኽ መዝሙር እያ። መመሊሱ ይብዝሓልኪ ሙዚተይ *ነፍሰይ ኩል ግዜ ንዓኻ ንገጽካ ንህላውነትካ ንሓይልኻ ትናፍቕ ኣምላኸይ።*

    • @muzitvisionchannel
      @muzitvisionchannel  4 роки тому

      Amen hewi haftey nefsna ewe niu tiray tinafk bless you more thank you for your sweet word

  • @UnitedhabeshaCushnation317
    @UnitedhabeshaCushnation317 2 роки тому +1

    Amlak Abzihu Ybarki Zehaftey. Mezmurki Azyu tuemun zbarkhn eyu. Kemzi aynet mezmur ybzahalki.

  • @Yordanos-z6z
    @Yordanos-z6z 4 місяці тому +1

    🙏 Goyt.yibarki.muzit.haftey

  • @SaraMokonnen-ds5oe
    @SaraMokonnen-ds5oe 6 днів тому +1

    ተባረኺ ሓፍተይ 🙏🏼❤❤❤

  • @selamhadish7164
    @selamhadish7164 4 роки тому +1

    Asey muzitey haftey memeliski tebareki tebarekna beza mezmurki zemenki ylemlm

  • @NardosBeyene-k1f
    @NardosBeyene-k1f 4 місяці тому +1

    Wow praise the Lord Amazing Grace blessings blessed sister.

  • @addielomi8383
    @addielomi8383 3 роки тому +2

    ደጋጊመ ምስ ሰማዕክዋ ብፍላይ መንፈስ ቅዱስ ህላዉነትካ ይደልዮ ኩሉ ግዜ ትብል ሓሳብ ኣብቲ መጀመርያ ጎይታ የሱስ ዝተቀበልኩሉ እዋን ዝነበረኒ ናፍቆት ናብ ፀሎት ዝነበረ ጉያ ሕጂ ዘሎ ሂወትን ክዝክር ትገብረኒ እሞ ናፍቆቴ ይበዝሕ

    • @muzitvisionchannel
      @muzitvisionchannel  3 роки тому +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሰይ ብሩኽ ሓወይ ክርስትና ንጎይታ ነቲ ጀማርን ደምዳምን እመነትና እንዳጠመትና ኩሉ ግዜ ህላዉነቱ እንዳናፈቕና ጥራይ እዩ ዝዉዳእ ኣጆና ህላዉነቱ እንዳዳህሰሰና መንፈሱ እንዳኣተርከሰና ንቕድሚት ክንጎይ ኢና። ተባረኽ ስለቲ ህያዉ ምስክርካ

  • @eiasugebrelibanos8172
    @eiasugebrelibanos8172 4 роки тому +2

    ሙዚት ሃፍትና ንስኺ ብርኽቲ ኢኺ
    ፡ ሕዝብና ብርግጽ በዚ መዝሙር ከም ዝባረኽ ርግጸኛ እዬ፡

  • @HelyBel
    @HelyBel Рік тому +1

    I listen to this in my darkest days it has helped me a lot, today I am here listening to this and I am filled with joy ❤, free from depression. Thank u Jesus 🙏🏽bless u mezmran

  • @Semira588
    @Semira588 2 роки тому +2

    Yesus dareke 🙏🙏🙏

  • @jesusloveme8573
    @jesusloveme8573 4 роки тому +1

    ftewtey temti mezmur

  • @halublessed
    @halublessed 2 місяці тому

    Amen I miss you Holy spirit.

  • @dawithaileselassie4338
    @dawithaileselassie4338 4 роки тому +3

    ናይ ብሓቂ ባራኺት መዝሙር ሙዚት ሓፍተይ ፡ ሰለቲ ዘይንገር ዉህበቱ ኣባኺ ድማ ንዘንበሮ ጎይታ ስሙ ይባረኽ። ተባረኺ።

  • @nathanembaye7414
    @nathanembaye7414 3 роки тому +1

    ዋሕዚ መዝሙርኪ ኣየቃርጽ ሙዚት ሓፍተይ፡መዛሙራትኪ ካብ ትሓድሶ ኣትሒዙ ምስ ሃነጸንን ባረኸንን እዩ፡እቲ ንህልውና ኣምላኽ ዘለኪ ጽምኣት ብሓቂ ዝማቐል እዩ።ብርኽቲ ኢኺ!!

  • @awetlucas155
    @awetlucas155 4 роки тому +1

    አሜን አሜን አዎ እርካታየ አንተ ነህ ጌታየ ጸጋው ይብዛላቹ እህቶች ተባረኩ

  • @semhartekle3642
    @semhartekle3642 4 роки тому +2

    ሙዚት ጎይታ የሱስ ይባሪኪኪ። ኣሜን ኩሉ ግዜ ኣብ ህላወ ጎይታ ክንደይ ደስ ይብል

  • @blessed4971
    @blessed4971 4 роки тому +3

    እታ ገጹ ንምርኣይ እትናፍቅ ነፍሲ ኩሉ ግዜ ትጸምእ እሞ ካብቲ ዘይነጽፍ ወሓዚ ዒላ ማይ ትሰቲ መዝሙር ዳዊት 42
    1፤ እራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከም እትናፍቕ፣ ከምኡ ኸኣ ነፍሰይ ናባኻ፣ ዎ ኣምላኽ፣ ትናፍቕ ኣላ። ጎይታ ሰአራዊት ጸጉኡ መመሊሱ የብዝሓሌኪ ሙዚታ ሓብተይ You are blessed ❤️❤️

  • @kidistinegusse7594
    @kidistinegusse7594 Рік тому +1

    May the Lord bless you richly you blessed my heartwith your amazing songs. Be blessed Muzit

  • @bisrattesfay5467
    @bisrattesfay5467 4 роки тому +1

    Amen amen amen aziKi tebarekin tebarekan

  • @HabeshaKidzShow
    @HabeshaKidzShow 4 роки тому +2

    Zemenki ybarek Muzit memeliski zemri.Btaemi tebarike beza memur

  • @luwamwelday7425
    @luwamwelday7425 4 роки тому +3

    Muzitey blessed, ዒላታት ማይ ሂወትኪ መመሊሱ ይውሓዝ ብስም የሱስ።

  • @tomasnme
    @tomasnme 4 роки тому +1

    Muzit aziki nay goita seb eki mo amlak memelisu zebenki ybark

  • @lulaluli2009
    @lulaluli2009 2 місяці тому

    Amen tebareki muzit haftey. You are a blessing

  • @lulaluli2009
    @lulaluli2009 2 місяці тому

    May God bless your daughter Nd all your family yoo❤

  • @feven4428
    @feven4428 4 роки тому +1

    Muzitey ntey aziye eiye zhgos nski natey mkanki So egzaebhr xeguo ybzhlki

  • @tizitalameso35
    @tizitalameso35 3 роки тому +1

    ጌታ ዘመንሽን ያለምልመዉ

  • @yesewzernegasi1673
    @yesewzernegasi1673 4 роки тому +1

    Efuuuuu geta ybarksh menfesn yemnekaka mezumur new .guyta abzihu ybarki haftey .

  • @yaredmehare6616
    @yaredmehare6616 4 роки тому +1

    Waw muzitey bereket berek abikena zemenki yelemelem

  • @Pisonmezmurchannel
    @Pisonmezmurchannel 3 місяці тому +1

    ❤❤❤ God bless u more

  • @salemsalem2511
    @salemsalem2511 4 роки тому +2

    ዘመንኪ ይባርክ

  • @ahavatube2404
    @ahavatube2404 4 роки тому +1

    Tebareki , Gettaye yibarkish!

  • @simretgebrebrhanfaithchann2676
    @simretgebrebrhanfaithchann2676 3 роки тому +1

    Amennn nay Amlak seb zemenki ybarek

  • @saraghebru2835
    @saraghebru2835 2 роки тому +1

    Amen amen ❤

  • @mellu2751
    @mellu2751 Місяць тому

    Muzit haftey its been a month since I start listening to ur song, very powerful spirit filled song.. May God continue to bless u. Please we need more and more.

  • @bereketestifanos3751
    @bereketestifanos3751 Рік тому +1

    I can’t stop listening this song. God bless you Muzit haftey

  • @helenamanuel8504
    @helenamanuel8504 4 роки тому +1

    🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾 ab kulu negerey ab kulu megedey ab kulu nabray zemeney nefsey memelisa tdelyeka menfeskdus haleluyaa tebareki zhaftey hadish hadish drsey ywhazelki 👍

  • @abebakifleyesus4260
    @abebakifleyesus4260 4 роки тому +1

    Wowwww Goyta ybarki brkti

  • @rloveshaki
    @rloveshaki 4 роки тому +3

    ዋውውውውው ሙዚት ሓብተይ፡ ከም ወትሩ ኣዝያ ናብ ጎይታ እተቕርበካ መዝሙር። ጎይታ መመሊሱ ይባርኽኪ። በረኸትና ኢኺ

  • @merybereket7552
    @merybereket7552 4 роки тому +5

    I can’t stop listening this song ❤️❤️❤️❤️🙏

    • @muzitvisionchannel
      @muzitvisionchannel  4 роки тому +1

      ብመጠን ዝሰማዕክዮ በረኸቱ የብዝሓልኪ ሜሪ ሓፍተይ ብርኽቲ

  • @Awate1990
    @Awate1990 3 роки тому +1

    Amen yedaleyo kulu geza

  • @rahwagebrekidan614
    @rahwagebrekidan614 3 роки тому +1

    Goyta ybareki

  • @amany6271
    @amany6271 4 роки тому +1

    Goyta Yesus yezizu ybarki nbereket kuni nay bahaki tebarikna!!!!!!!!

  • @yoditokbalidet9933
    @yoditokbalidet9933 3 роки тому +1

    ❤️🌺🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @yordanoshamejay3866
    @yordanoshamejay3866 3 роки тому +1

    Amennn Goyta yebrki❤️❤️❤️

  • @johnmardocay1934
    @johnmardocay1934 4 роки тому +1

    ዝጸምኤት ነብሰይ ርውየታ፡ዝቃሕተወት ነብሰይ ጽጋባ።bless you

  • @dghProduction1678
    @dghProduction1678 4 роки тому +6

    Praise God, it is really a blessing song. May God bless you Muzit haftey with your daughter Heran. Keep going the grace of God is with you.

  • @kabualem110
    @kabualem110 4 роки тому +3

    ሙዚታ በረኸት እግዚኣብሔር መመሊሱ ኣብ ሂወትኪ ኣብ ኣገልጉሎትኪ ኣብ ሓዳርኪ የንጀርብብ(ይውሓዝ) በረኸትና ኢኺ ተባረኺ ምዛ ምጭውቲ ጓልኪ ሄሩ ጥዕምቲ መዝሙር

    • @muzitvisionchannel
      @muzitvisionchannel  4 роки тому

      Amen Kabu bless you more brukey

    • @kabualem110
      @kabualem110 4 роки тому +1

      You well came muzita am Alem eya

    • @muzitvisionchannel
      @muzitvisionchannel  4 роки тому

      ኣይፈለጥኩኽን ኣለመይ ብዙሓት ኣለም ኣለዋ ዝፈልጠን ኣየነይተን ትኾኒ

  • @selamnkulu2023
    @selamnkulu2023 4 роки тому +1

    እራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከም ትናፍቅ ነብሰይ ከመኡ ናዓካ ትናፊቅ,, ሃሌሉያ

  • @semienmengsteabofficial5460
    @semienmengsteabofficial5460 25 днів тому

    GOD bless You

  • @yordanoskubrom7096
    @yordanoskubrom7096 4 роки тому +2

    Wow very amazing gospel song
    GOD Bless you all
    Praise God Amen
    In Jesus Might Name Amen

  • @wintakubrom747
    @wintakubrom747 4 роки тому +1

    Bzey biaka hiwet yebleyn menfeskdus.. Kulu gize yxemiaka nafkot lbey . Tebareki Muzita memelisu yfelfl I really cry when I listen this song.ohh menfeskdus nxemiaka alona. Blessed Heri.

    • @muzitvisionchannel
      @muzitvisionchannel  4 роки тому +1

      Amen wintu nefsey kul gzie neaka tinafik bkulu zikedo godena amen menfes kidus bruk. Halefay tebareki

  • @belivingod.godislovegod4991
    @belivingod.godislovegod4991 4 роки тому +2

    Selam Wesenay Muzit I grow up listing your song as A catholic and till know I'm. thank you for the wonderful song God bless you.

    • @muzitvisionchannel
      @muzitvisionchannel  4 роки тому

      Amen amen brukey for more amazing songs to release subscribe to my channel. Bless you more

  • @yordanosaron3653
    @yordanosaron3653 3 роки тому +1

    amen amen amen bless u more and more

  • @abeyeneabeyene5749
    @abeyeneabeyene5749 4 роки тому +1

    ኣሜን

  • @natsahabte239
    @natsahabte239 3 роки тому +1

    God bless you Muzit haftey, I am blessed by this song every day

  • @Erilove-fe1bo
    @Erilove-fe1bo 3 роки тому +2

    What an amazing song!! God bless you dear humble women of God Muzit Tesheye

  • @wehazitmehari5515
    @wehazitmehari5515 4 роки тому +1

    Mechem n goyta temesgen yblo sleki menfeska zberte dehayki thzto mezmurki ywexkelki ybzehalki Muzit haftey we love you ♥️♥️

  • @melodysaitoti3773
    @melodysaitoti3773 2 роки тому +1

    I don't understand the language, BT I can feel Gods presence

  • @burukfutsum2828
    @burukfutsum2828 4 роки тому +1

    Tebareki Ati Brkti zebenki ybarekkk

  • @HabeshaKidzShow
    @HabeshaKidzShow 4 роки тому +1

    Keep shinning

  • @nahomkibrom5611
    @nahomkibrom5611 4 роки тому +1

    Wawww mnfes kudus bhaki n nafkeka tebareki muzit brkti zbark mezmur

  • @yodityohannes1056
    @yodityohannes1056 4 роки тому +2

    ዘመንኪ ይባርክ አዝዩ ዝባርክ መዝሙር

  • @makdatesfa4337
    @makdatesfa4337 4 роки тому +3

    I can't stop listining to this song...u are blessed 🙌

  • @Live4ChristTV
    @Live4ChristTV 4 роки тому +3

    Muzit haftey zemenki yebarek wonderful mezmur

  • @yaredmehare6616
    @yaredmehare6616 4 роки тому +3

    Waw God is grat Muzitey yes we need you God all the time Amen amen

  • @sabag2099
    @sabag2099 4 роки тому +1

    Kulu gize, kulu gize . Erab nab oayni mayat kem tnafqqq 🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷hhhlove it tooo

  • @SH-zb8bf
    @SH-zb8bf 2 роки тому +1

    what a blessing 🙌 mezmur tnx God bless you my sister in christ 🙏

  • @shilotv
    @shilotv 3 роки тому +1

    Amazing mezmur , stay blessed muzit haftey

  • @almazgebregziabher1818
    @almazgebregziabher1818 4 роки тому +1

    Yibzhalki Tebarki fetwti
    Amen kulu giezie nedlyka menfes kidus

  • @harie6058
    @harie6058 4 роки тому +1

    ኣዝዩ ዝባርኽ ጥዑም መዝሙር ሙዚት ሓፍተይ ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽኪ

  • @azmerateweldebrhan1091
    @azmerateweldebrhan1091 4 роки тому +2

    I love your song bless you muzita amenn😂😂😂😂😂😍👌👏

  • @lulit7119
    @lulit7119 4 роки тому +1

    muzitey amlak baki kkebr zfetewe smu gnun u,smu ybarek...!!

    • @muzitvisionchannel
      @muzitvisionchannel  4 роки тому

      Amen luul hawey bless you more good to hear from you brother

  • @asterasmelash493
    @asterasmelash493 4 роки тому +1

    መንፈስ ኣምላኽ ዝመሎኦ መዝሙር ንውሽጥ ዝዛረብ ጎይታ የስሱ ብርኽ የብልኽ ሙዝተይ ሐፍተይ ❤️❤️

    • @muzitvisionchannel
      @muzitvisionchannel  4 роки тому

      ኣሜን ኣሜን ሓለፋይ ተባረኺ ኣስቴረይ❤❤❤

  • @awitahabtegiorgish2512
    @awitahabtegiorgish2512 4 роки тому +1

    Wow amazing ,i'm blessed by this song ,may God bless you Muzita with your blessed daughter.
    እራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከም ትናፍቕ
    ነብሰይ ኩሉ ግዜ ንዓካ ትናፍቕ

  • @aryamaressi7302
    @aryamaressi7302 4 роки тому +1

    Muzit haftey God bless you. You are our blessing. Very touching Song

  • @Thatitgirl-y1n-l7f
    @Thatitgirl-y1n-l7f 4 роки тому +2

    muzit haftey niski bereketna ekim yweski

  • @hemeretwoldu-official3514
    @hemeretwoldu-official3514 4 роки тому +2

    ተባረኺ ዘመሪትሙዚት ክመይ መዓልተይ ተባሩኹ ዉዒሉ ኣዝዮ ዝባርኽ መዝሙር: ክብሪ ኩሉ ንጎይታ ይኹን መመሊስኪ ትባረኺ🙏🙏🙏❤️🙌🏼🙌🏼

  • @yonasatobirhan8196
    @yonasatobirhan8196 4 роки тому +1

    Waweee betmi tebrek mezmur muzit haftay memelisu bezeba amlak zezemere yebzhalki . Berektna eki .

  • @rahwaneamen308
    @rahwaneamen308 4 роки тому +1

    Memeliski nab Berekti witsi Muzit haftey

  • @leltehaile3035
    @leltehaile3035 4 роки тому +1

    beteketna eki egzeabher abzehu yebareki mes weludki muzuty

  • @mahariweldehans4150
    @mahariweldehans4150 4 роки тому +1

    ተባረኺ ንበረኸት ይኹን መዝሙርኪ

  • @natnaelmebrahtu360
    @natnaelmebrahtu360 4 роки тому +2

    God bless you! Muzit,we need more of such songs.please continue by the amezing grace of God.

    • @muzitvisionchannel
      @muzitvisionchannel  4 роки тому

      Bless you too Natu blessed, yes i will more and more with his grace

  • @redhab4359
    @redhab4359 4 роки тому +2

    Muzit, God bless you more. This is an amazing mezmur. I have definitely enjoyed this song. Beautiful voice, amazing worship words. God bless you more sister!!!!!!!

  • @haben8750
    @haben8750 4 роки тому +3

    Wow, God bless you Muzita. Keep shining and the good work for the kingdom of God!

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 4 роки тому +2

    YESUS GOITA eyu tebareki

  • @robelrg
    @robelrg 4 роки тому +1

    ድቡቅ ስራሕ ሙዚት ሓፍተይ. እግዚኣብሄር ንበረኸትና ስለ ዝገበረኪ ስሙ ብሩኽ ይኹን።

  • @betlihemtedla9720
    @betlihemtedla9720 4 роки тому +1

    God bless you Muzity with your beautiful daughter.

  • @berhanegebreab9253
    @berhanegebreab9253 2 роки тому

    ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ዝባርኽ ዘደይብ መዝሙር! ተባረኻ!

  • @shiwayebelete4960
    @shiwayebelete4960 4 роки тому +1

    God bless you my sisters in christ. I soon as I lesioned your mezmur I subscribed God bless you both.

  • @selamzeray1436
    @selamzeray1436 4 роки тому +1

    Wawwww kiri n amlak xega ybzahalki muzit habtey