I know Men. How Much it takes to make Great Video (knowledge, idea, research, script, shooting, editing & post-production, uploading etc......) just Keep going we learning alot be strong 💯💯💯
Msaka zelo blhi adniqe ayxgebone eye fre xarka trielu kmexia eyu gzie ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤we need another like this you are the best i didn't get person like you
Support Mahder-production
Patreon: www.patreon.com/Mahderproduction?fan_landing=true
Paypal: www.paypal.me/MahderPro
Xubuk medeb eu ajoka qexlo
Enejera ezegi belae haweye nateye keberete yehabelena nezi teregimeka bezeredeana qanqa gereka sele temeherena:: 💐🏆💐🏆💐🏆💐🏆💐🏆💐🏆💐🏆💐💐💐
Dani how we can help I don't see gofund me,please please open we can do something to as little as possible brother.
ዳኒ ናተይ😘 የቐንየልና!
ኣጆካ ዳኒ ሰብኣይ ።
ደስ ዝብል ትምህርቲ ብፍላይ እቲ ምስ ቆልዑት ዝተኣሳሰር መምርሒ ፈትየዮ.. ቀጽሎ 👌👍👍
ዳኒ ጅግና መምህር ኢኻ ብሓቂ ኣብ ሰሙን ክልተ video እተ ትሰርሓልና ብጣዕሚ xbuk ነሩ thanks ስለ እቲ ምሃሪ መደባትካ.
ዳኒ ሓወይ ክእለት ኣዘራርባካ ናይ ብሃቂ እዩ መሲጡኒ ብቅዓትካ ኣድኒቀዮ ናዓካ ዝፈጠረ ኣምላኽ ይመስገን እመብርሃን ኣብ ሂወትካ ኣይትፈለየካ
ትምህርቲ ማለት ኣብዚ ኣለኻ፡ ብፍልጠት፡ ብጥበብ፡ ዉርጹዩ ዘረባ፡ ብሉጽ ምክሪ ፡ ንጹር ዕላማ ሂወትካ ክተፍቕር ፡ ካብ ምስትምሳል ወጽእካ ኣብ ተግበር ክትኣቱ፡ ብፍቕሪ ምስ ስድራካ ክትነብር ፡ ካብ ዕግርግር ክትድሕን ፡ ዕላማካ ክተደልድል ዝሕግዝ ብሉጽ ምክሪ።
ዳኒ ከመይ ዲካ በልሕ መስተውዓሊ የቐኒየልና ብቓንቓኛ ክንማሃር ዕድል ስለ ዝፈጠርካልና።
እዛ ቁጽሪ 9 ሓቒ ተዛረብ ዝበልካያ ቕድሚ ዓመት ሓቂ ተዛረብ ትብል ቭድዮ ሰርሐ ነይረ ኣብ ታሕቲ ተመልከት፡ ብርግጽ ሓቒ ንዛተብ።
ua-cam.com/video/nfIvvnIV-Y4/v-deo.html
ጽቡቅ መደብ ኣዳሊኻ ብፍላይ ጠቅሚ መጽሓፍ
ጽቡቅ ጌሩ ዘይርድአኒ ከብርሀልና ይኽእል'ዩ, thanks
I've read it at least 5 times. Amazing book and once again thank you so much for sharing it with our community in our own language, Dani. 🙏🏽
ካብ ሎሚ ኣነ ወዲ መምህር ዘይኮንኩ ክብለካ መመምህር እየ ኢለ ክጽዋዓካ ክብረት የሃበልና ካኣ ኣእምሮና ክትሓጽብ ሒኽ ትብል ዘለኻ💕✌️
ሓደ ሓደ ግዝየ ኣብ ኮመንት ኣቲካ ክትሪ ትደሊ እሞ ሓማቅ ክጽሕፉ ጥርኢ ከም ብዓል ንስካ ንፉዓትን ን ሓቂ ደው ዝበሉን ከመስጉኑን ምስ ራኣካ ካኣ ትሕጎስ
@@setesete2724 ክብረት የሃበለይ ስለ ኣድኖቆትካ ኩቡር ሰብ ዝያዳ ግን ኣባኻ ይረአ ኣሎ
👉 19:21 👈
ኢየሱስ ክርስቶስ X
ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ✓
💜💜💜💚
ጎይትኡ እንተዘይኮነ ኸ?
ብመሰረቱ፡ እቲ “ኢየሱስ” ዝብል ሽም ናይ ትግርኛ ኣይኮነን፡ ብምቅጻል ድማ፡ ኣነ ከም ውልቀሰብ፡ የሱስ ጎይታ ምኹአኑ ዝኣምን እኳ እንተኾንኩ፡ ከምቲ ሓደ ሰብ ኣብ ርእይቶኡ ዝሓተቶ “ጎይታኡ እንተዘይኮነኸ?” ዝብል’ውን ኣብ ግምት ክኣቱ ይግባእ። ብቋንቋ ኣምሓርኛ “ኢየሱስ” ክትብል ቅኑዕ እኳ እንተኾነ ብትግርኛ ግና “የሱስ” እምበር “ኢየሱስ” ኣይኮነን።
ሸሻል ሜድያ ኣብ ክላሱ ቀዳማይ ዝወጽእ ዝነበረ ሰብ ምስ ኣብ ክላሶም ቀዳሞት ዝወጹ ዝዋዳደረሉ መድረኽዩ ነዚ ብርዳእ ብጌጋታትካ እናተኣረምካ ኣጆኻ ወዲ መምህር ጅግና ዝዓርከይ ናሃትካ ፍሉይ ዝገብሮ ግልጽነትዩ ብዘይክውልውል ስለ ትዛረብዩ ብዙሓት ሰባት ውን ኣንጻርካ ተላዒሉም ።
ከማኻ 1000000000 ይፍረዩልና። God bless you 🙏 ❤ 💖 ♥ ✨ 💕 🙏
የቀንየልና!
ብጣዕሚ ኣገደስቲ ምኽርታትን ትምህርትታን እዮም።
እግዝኣብሔር ነዞም ዝዘርዘርካዮም ሓሳባት ብብቕዓት ክንጥቀመሎምን
ኣብ ደቅና ከነመሓላልፎምን ብቕዓት
ይሃበና
🙏🙏🙏
ጽቡቕ መደብ እዩ ቀጽሎ ኢኻ
ዳኒ ብሉጽ መኒእሰይ ንመንፋዕትኻን ብሉጽነትካን ዝገልጹ ቃላት የብለይን ስለቲ ኩሉ ግዝየ ወርቃዊ ግዝየኻ ሰዊእካ ንሕብረተ ሰብ ናይ ምዕባይ ሓላፍነት ተሰኪምካ እትገብሮ ዘለኻ ጻዕርን ኣበርክቶም ልባዊ ምስጋናይ ይብጻሕካ ክብረት ይሃበልና ስለቲ ኣነቃቃሕን መሃርን ምኽርኻ GBU
Keburat ahwat akrblna teray aytfletu degef ka gebrlu meknyatu abzi geze zetfo kelil aykonen
Thanks Mahder production and Dani. I love Dr. Peterson. I listen to his podcast almost everyday. He is worth listening.
ስለምንታይ ድኣ ሓመድ ትገብሮ ኔርካ ኣብቲ ቻነልካ፤🤔
@@Ayla-Gundet 😂😂
@@Ayla-Gundet 😂🥰
@@Ayla-Gundet ኣይገርመካን እታ ቪዱኡ ኻኣ ኣሪዮ ን ወዲ መምህር
@@ወዲምስግና ክላ እንታይ ይጽሕፍ ከምዚ ዘይርድኦ ዓይነት ሰብ ኢዩ ዝመስል!🤧
ኣድነቕቲ ወዲ መምህር
ኣለና ዶ በሉ ኣብዙኣ❤
👇🏽
I know Men. How Much it takes to make Great Video (knowledge, idea, research, script, shooting, editing & post-production, uploading etc......) just Keep going we learning alot be strong 💯💯💯
ዳኒ በሊሕ ፅቡቅ ትምህርቲ ቀፅለሉ 👌
ዳኒ ኩርዓት መንእሰያት 🙌🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽
Sleti wurxux hasabatn thanks
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ዳኒ ሓወይ ቀጽሎ!
ንይብሓቂ ተሓፊሱ ዘይውዳእ ፍልጠት!!!! ተዓወት ከምዚ ዓይነት ሰሙናዊ እንተትምግበና ከመይ ጠቓምን ሃናጽን ምኾነ::
Bmejemerta net keybeqeqiqa btegedasnet testemhrelna zeleka btami hagosey wesen yeblun. Bmqxal yrdani iyu mess mealtawi menebabro hiwetka. Gin zkeal entekoynu bzaeba ab comedi zeleka hiyesa Gen entetjmro .thank you so much. Sesenay neaka.
Msaka zelo blhi adniqe ayxgebone eye fre xarka trielu kmexia eyu gzie ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤we need another like this you are the best i didn't get person like you
ዳኒ ወዲ መምህር ፣ ንስኻ ኢኻ መምህር!
ንግሆ ንግሆ ኣእምሮና ትሓጽቦ ኣለኻ you are Genius ክብረት ይሃበልና።
ብዘይ ክፍሊት ዶ ይስማዕ ትምህርትኻ።
የቐኔየልና ብዙህ ተምሃርና ""
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኣርእስቲ ኣልዒልካ ኣለኻ ወድመምህር ክትቅጽሎ ንላቦ የቀንየልና ።
ዳኒ ከምቲ ልሙድ ጽቡቕ መደብ ሞቶር ናይዚ ንኡስ ወለዶ እካ።
PlS ናይ ኪሮስ ኣኣስፍሃ ኣይ ትረሰና😊
ዳኒ መምህርሂወተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካኻብ ትግርኛ ቀፅሎ ክብረተይ
Waww🥰thanks wedi memhr , kulen mahrti eyen nay behaqi 8 gn the best
መምህር ሂወት
Tnx wedi memher Eza metshaf anbibeya nire endye hji eska mesgeletskaya gn tuy gera terediatni so Tnx and ketslo
የቀንየልና ስለቲ ብሉጽ ትምህርትካ ዝመሃርካና መምህረይ we love you.
Fetari udmen tunan yhabka dani hawey
ናይ ብሓቂ 1000000000000000000%
Welcome welcome Dany
ዎው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ሓወይ ናተይ 🙏🙏🙏❤❤❤
ከም ኩሉ ግዜ ጽቡቕ ስራሕ፡ንበረልና መዳየይ ማዓረይ።
ወሃብቲ ርኢቶ ነዚ ትምህርቲ ብጣዕሚ ከም ዝፈተኹሞን ክቕጽል ከምትደልዩን ብዙሓት ለበዋኹም ኣቐሚጥኩም ኣለኹም።
ዳኒ ወዲ መምህር ከኣ እዚ ስራሕ ንምስራሕ ደገፍ ከምዘድልዮ ኣብ መዎዳእታ ገሊጽልና ኣሎ እሞ ፡ነብሱን ግዜኡን ከይበቐቐ ዝጠቕሙና ትምህርትታት ከቕርበልና፡ብዝጥዕመና መንገዲ ንደግፎ።
ዕድለኛ ኢና ንዓኻ ምርካብና !
የቐንየልና ወዲ ምህረይ ጅግና ፅቡቕ ትምህርቲ እዩ ቐፅሎ ።
👍 nice, Kab rebiha Trigum delewo Megediy Mimrats
ሕጂ ደስ ድብል ሓሳብ ወዲ ዓበይቲ አዚ ሕየሳ ዶ ድህሰሳ ብጃኻ ሸልልል በሎ ብኸምዚ መንአሰይ ሃገርና ከመይ ጌሩ ይምሃር ን ይዓብን ጥራይ ሓግዝ አጃምኻ ኣበርክት ከም ሓዉካ ኣኣኣ ንፉአ ብሩህ ተስፋ ደሎዎ ሰብ (ወዲ መምህር )👍👍👍
ዳኒ ጅግና ኣድኒቐካ
ኣምላኽ ይባርኽካ ብሩኽ ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ
ጅግና ወዲ ጀጋኑ ምምሀር የሕዋትካ ቀጽሎ።
Dan jigna
በይዛካ ቀፅሎ ከምዚ ነገራት ብጣዐሚ አየ ዘድንቀካ
ብጣአሚ ጹቡቅ መደብ አዚ ጀሚርካዮ ዘለካ ብዝሰፈሐ መልክዕ አንተ ትቅሩቦ ትምራጺ ምኮነ መክኒያቱ ካብዚ ቡዙሕ ሰብ ክማሃር ስለ ዝከአል ንኣካ ድማ ክመስግነካ ይፈቱ ሶ ብጣአሚ ጹቡቅ መደብ ቀጸሎ።
Thank you bro wedi memhr
Abet rsi ybel tebarek zwedey nfu
ክቡር ሓው ዲኒ ብጣዕሚ ጽቡቕን ዝድነቕን ትሕዝቶ ኢኻ ኣቕሪብካ ። ነዚ ኸኣ ዕዙዝ ምስጋና ይግበኣካ'ዩ። ኩሉ መደባትካ ኣብ ከምዚ ዘተኮረ እንተዝኸውን ጽቡቕ ነይሩ ።
Kemti kulu
Ab kulu
Mewedadrti zeyblu
Kab mezenatatu.
Keep it up please dani boy!!!!
ናይ በሓቂ ደኣ ከምዚ ምቅራብካ ብልቢ እየ ዝመስግነካ ፡ምኽንያቱ ካብ ኣውርጃ ዶ ! ብሄር ዶ! ዝብል ዋዕዋዐ ወጽእ ኢልካ ከምዚ መምርሒ ሂወትን መንገዲ ዓወት ምክታልን ሰለ ዝገድስ ። ኣጆኻ ቀጽሎ ኢኻ
ከላል ዱንዙዝ። ፖሎቲካዊ ውድቐት ኣጋጢሙና ኣሎ። ውድቀትና ኣለሊና ንክንትስእ ድማ፣ በቲ ንዑኡ ዝራኣዮ ገሩ ሓሳቡ ክገልጽ መሰሉ ኢዩ። ድሓር ድማ እቲ ናትካ ሕማም ናብኡ ኣይተልግቦ። ኣውራጃዊ ሓሳብ የብሉን። ስለ'ዘይብሉ ድማ ኣውራጃዊ መደብ ኣቕሪቡ ኣይፈልጥን። ብሄር ግን ሃገር ኢዩ። ሃገር ድማ ብብሄር ኢያ ትስራሕ ስለ'ዚ ከልዕሎ ግድን ኢዩ።
@@ድምጺልቢ ብብሄር ሃይማኖት ኣውራጃ ሃገር ኣይስራሓን ዩ ባዕል ሲንጋቦር ዳኣ ከመይ ኢለን ተሰሪሐን ኣለዎ ደንበ ዕንኪልል ግን 20 ዓመት ኣውራጃ ሃይማኖት ብሄር ገዛውቲ ዕንኪል ትብሉ ኣለኩም ብሕጁ ውን ዕንኪልል፡ክትብሉ፡ኢኩም ጽንሕ ኢልኩም ውን ጸሊም ቀይሕ ነዊሕ ኢልኩም ፖሎቲካ፡ክሰርሑ ኢኩም ኩላ ኢኩም በጺሕኩማ ክክክክክ
Dani shekor thanks .
Dani, we need more of this please and thank you 🙏
ዳኒ መምህር መንኣሰያት ለባም ወዲ ለባማት😍መን ከማካ ዳኒተይ✊
እንጀራ ዓለም ብላዕ ዝወደይ♥😍♥♥🙏🙏
Thanks. Dani
Dani btaemi mehari zkone hasab
ወስኸና እስከ
ዳኒ ጅግና ስለ ኩሉ ግዜካ ሰዊአካ ፍልጠት ከተቅስመና ምብጋስካ ኣዚካ ክትምስገን ይግብኣካ አዩ ብሉጽ ሰብ
Thank u dani hawey bizuh temahire kabza vidioka qexilo
ብጣዕሚ ፅብቅ ትምህርቲ የቀንየልና ሓውና🙏
Thanks
Thanks bro we need more
thanks bro😘
ፅቡቅ መደብ
Thanks so much, hanatsi srah bertie
Dani Hawey enkae natey konka adnikeka Awet ymneyelka,eta dterefet xomika ketemxalna tesfa ygebr👑!!
Tanks ❤❤❤
መርሓባ ዳኒ የቀንየልና 🙏
Thanks brother
በሓቂ መራ ስቦቅ, ኣርእስቲ. Shokren habibi
የቐንየልና።
Thanks Dani hawey nay behaki mesatin meharin amlak misaka yikun
Btami xbuk tmhrti wedi memher kexlo yemsgneka
Wedi Memhar thank you very much heart xubuk hasab eyu success future God bless you!!!
Btami tsbuk tmhrti dani thanks
ብሱል መንእሰይ!!
Thanku xbuk tmrti
የቀንየልና ዳኒ ሃውና፡ ናይ ባሃቂ ማሃሪ ዝኮነ ትሚህሪቲ አዩ።
Thank you bro we need more 🙏
This is extremely helpful thank you , please do it regularly
Dani great teacher👌
ካብ ናይ ኪሮስ ኣስፍሃ ኣቅርበልና ትብሉ ድምጽኩም ኣስምዑ🎤🎤🎤🎼🎼🎼
Bravo
ጅግና ወዲ
Thank you pro
Dani hawey abi seb beqa ezi beqa eti right program we need more books
Thank you
ብጣዐሚ ጽቡቅ መደብ, መሃሪ መደብ አዩ ቀጽሎ በጃኻ ኩቡር ሓወይ ዳኒ
Dani wedi Memhr Thank you the enlightment,
Bravo Mezenay thanks
Thanks mor dini 🙏🙏🙏🙏🙏
ቀጽሎ
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ጌርካ ብሕጽር ዝበለን ልክዕነት ዘለዎን ጌርካ ገሊጽካ'ያ ኣለኻ እዛ መጽሓፍ። ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ በርትዕ👏👏👏
IT IS SO ARTICULATED & THANKS.
PERFECT ..!!!
Jigna !!!!
Please keep doing this. I love this book and helped me so much. I read it twice.