ትግራይ ናብ ምብልላዕ ክትኣቱ ዝፅዕሩ ሓይሊታት?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 129

  • @aaamithaylay5718
    @aaamithaylay5718 5 годин тому +11

    ጀግና ትግራዋይ💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 3 години тому +3

    Thanku So Much kubure Hawena Besrat.Tebareke.❤

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 6 годин тому +7

    The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORINILS long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY period❤❤❤ ብቅልፅምና

  • @beletuselam6108
    @beletuselam6108 3 години тому +3

    Thank you for service . Keep it up!

  • @hgfana6731
    @hgfana6731 9 годин тому +13

    የቀንየልና ብስራት🙏ብዙሕ ወጣት ዘይፈልጦን ክፈልጦ ዝግብኦን ሐቂ ስለዘቅረብካልና🙏🙏

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 7 годин тому +7

    ብስራት ዕድመ ይሃብኻ እቲ ቅድሚ ዓመት ዝፃሓፍኹዎ ሓቅታት ክተውፀአለይ ጀሚርኻ እዞም ሪፎርሚስት ኢና ዝብሉ ኹሎም ካብ ፃድቃን ጀሚርኻ ጌታቸው ኹሎም ንበረኻ ቅድሚ ምውፃኦም ሕቡኣት ኣባላት ብልፅግና እዮም ኔሮም ኣብ በረኻ ውን ሰለልቲ እዮም ኔሮም

    • @Mulugeta8615
      @Mulugeta8615 4 години тому

      ብሕወሓት ፍርፋሪ ዝባጻሕኻ ተካል ጥቅምኻ ክሕሎ ስለዝደሌኻ እኻ😅😅😅

  • @AndomA-h1y
    @AndomA-h1y 6 годин тому +6

    ኣነ ገሪሙኒ ዘሎ ባዕሎም ንባዕሎም ዝተቀያየምዎሰ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘፍስስዎ ይኣክለኩም ክበሃሉ ኣለዎም

  • @FitawGirmay
    @FitawGirmay 4 години тому +3

    ብጣዕሚ ተገርምና ኢና ዘለና

  • @yrdawgebreaneya-wg1yp
    @yrdawgebreaneya-wg1yp 3 години тому +3

    ጅግና ኢኻ ጅግና ማለት ኣብውግእ ጥራሕ ኣይኾነን ዕላማ ወገናውነት ፅንዓት ዝሓዘ መድረኽ ይፈጥሮ

  • @AbrehetTeka
    @AbrehetTeka 4 години тому +2

    ብስራተይ ድምፂህዝቢ ምኬን ካ የቀንየልና። እዞም ባንዳታት እዚኦም እዮም ህወሓት ዘፅርፍዋዘለዉ ባዕላ መዉፅኢት ደርፊ ባዕላ መጥፊኢት ደርፊ ዶበሉ ፣ብፅሞና ክንከታተል ኢና ንዘይ ሰምዑ ክነባፅሕ ኢና ።ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe 6 годин тому +9

    ብስራት❤❤❤ እግዘብሔር እንተሰመካ ቃልስኻ ቀፅል።

  • @bravogusta9718
    @bravogusta9718 5 годин тому +4

    ከም ናሓትካ ዝኣምሰላ ሚድያታት ብዛዕባ ትግራይን ሕዝቢ ትግራይን ጥራይ ኣብ ጭቡጥ ሓሳባት ኣድሒበን ዝሰርሓ እንተዝብዝሓ ሰላምን ቅሳነትን ምሰፈነ !!!

  • @AberhaGirmay
    @AberhaGirmay 5 годин тому +4

    ብስራት ሐውና ትግራይ ንምድሐን አብዝገበር ቃልሲ ንትገብሮ ፃዕሪ ነመስግን ብዕራይ አብዘበለ የብል ዕርፍኻ አፅንዕ ከብዱ ዝዘመዱ አይተርፍን ምውጋዱ።

  • @gamlak1
    @gamlak1 4 години тому +1

    ትኽክል ኣለኻ በቲ እትገብርዎ ጻዕሪ ክብረት ይግበኣኩም 110%። ንእትገብርዎ ኩሉ መደባትኩም ኣዝዩ መሃሪ ኣብነት ካኣ ይብላ ንትግራይ ፕረስ ። ኩሉ ተገልጋላይ ብማዕረ ዘስተናግድ ስለ ዝኾነ። ❤❤❤❤

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme 4 години тому +3

    Thank you Tigrai Press ❤❤❤❤

  • @tigrayfirst3162
    @tigrayfirst3162 5 годин тому +4

    ጌታቸው ረዳ ንወለደስላሴ ወለደሚካኤል ኣማኽሪ ገይሩ ምስመደቦ ሹዑ እዩ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣብይ አሕመድ ዝስርሕ ዘሎ ምኻኑ ዝርደአካ እኒ ጀነራል ፃድቃን ካሎኦት ቂመኛታት ቅድሚ ኩናት ንኣብይ ኣሕመድ ደጊፉም ንህወሐት ብዙሕ አኼባታ እናገበሩ መፂኦም እዩም

  • @genih-t1r
    @genih-t1r 5 годин тому +3

    Good job,we support you fully because you said all are facts.

  • @aaamithaylay5718
    @aaamithaylay5718 5 годин тому +2

    Jegna tigraway eka💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @Alemaz-vi7on
    @Alemaz-vi7on 3 години тому +2

    ሐደሽ እየ ዝሰምኦ ዘለኩ ገሪሙኒ ገሪሙኒ!!

  • @yrdawgebreaneya-wg1yp
    @yrdawgebreaneya-wg1yp 3 години тому +2

    ተወለ ብቀረባ ይፈልጦ ናይጀጋኑ ጀግና ንዕላምኡ ዘይደራደርዩ

  • @ezanademoz8573
    @ezanademoz8573 8 годин тому +3

    Good job my brother ❤

  • @abelgebregzaiher6250
    @abelgebregzaiher6250 3 години тому +2

    ትንግርቲ እዩ ዝባሃል እምባር ትግራዋይ ኾይኑስ ንትግራይ ዝጎድእ ሓይሊ ንምንታይ ዓላማ?

  • @ShewitWintana
    @ShewitWintana 7 годин тому +3

    አገሪሙና እዩ እኮ

  • @misginamusazgi6166
    @misginamusazgi6166 4 години тому +2

    ኣቶ ብስራት ብጣዕሚ ጽቡቅ ፕሮግራም ኢኻ ጀሚርካ ዘለኻ ኣብ ቀጻሊ ከኣ ናይ ብስራት ኣማረ ከኣ ኣምጻልና በጃኻ እዞም ሕሙሳት

  • @AgzitAraya
    @AgzitAraya 4 години тому +3

    ብጣዕሚ ልገርም ነገር ማንም ለይተፀበዮ

    • @mesfinaregahegn7054
      @mesfinaregahegn7054 Годину тому

      It’s very sad 😔 and he’s my immediate family. All what we heard is so true.

  • @AskaleAskale-i5g
    @AskaleAskale-i5g 5 годин тому +3

    የቀንየልና ብስራት ከበደ እዙይ ብኩለን ምድያታት ንህዝቢ ትግራይ ዝድግፋ ከቅርበኦ ኣለወን ብደንብ ክቃላዕ ኣለዎ።

  • @KomuhendoSywia
    @KomuhendoSywia 3 години тому +2

    ብጣዓሚ ዝገርም ፃዲቃን ግን ክንደይ ግዜ እዩ ንህዝብናን ተጋዳለይን ን3ተ ግዜ ስራዊት ትግራይ ድሕር ደርግ ውድቀት ብሹም ኣስተዋፀኦን ምምጥጣንን ቡዙሕ ተጋዳለይ ብዘይ ሓገዝን እግሪ ምትካልን ማዓት ጀጋኑን ውቅዓት ብይምንም ምድላው ንዓዱ ተሰኑዩ ክስብሕዚ ኣብፀገም ኣሎ በተለይ ከዓ ንደቂ ኣንስቲዮ እቲ ዝተረፈ ኣብመከላክያ ከዓ ኣስተዋፆኦ ትግረኛ ተዛራቢ ብምዃኑ ዝሓሸ ዓቅምን ተመኩሮ እንሃሎው ክሳብ 3ተ ደረጃ ደረጃ ክውርደ ተገይሩ ንኻልኦት ከዓ ምንም ዓቅሚን ተመኩሮ ዘይብሎም ብሹም ብሄር ክስሳብ 3ተ ደረጃ ክወፅኡ ፍቂዱ ንሱ ኢታማጆር ከይኑ ዝርሖ እዩ በተወስኽይ ድሕሪይ ወራር ሻዕብያ እውን ብተመሳሳሊ በዘይ ኡኹል ሓገዝ ምስጠያይቱ ንገዝኡ ተሰኑዩ ሕዝኸዓ ዋሕስ ተግራይ ዝኾነ TFD ንህዝብና ኣብዓብይ ሓደጋን እንዳሃለወ DDR ይብል ኣሎ እንታይ እዩ ገይርዎ ዝህዝቢ ንስኻንዶ ግደፎ እቲ ስልጣን ብአኻስ ንትግራይ መንኢሰይ ገና ቁስሉ ዘይሓወይ ክብዱ እዃ ዘይፀገበ ስድራ ስውኣት እዃ መርድእ ዘይወዳኣኹም ሕዝስ ነንባዕልና ክንታሓላለቅ ዓሚፅ ተልዓል ትብል ንስኻ ኣብስልጣን ክትወፅኢን ሑድር ቅምካ ክትዋፅእ ብዕደመ ካብኻ ዝዓቢ ብዕድመ የለንይኣኽለካ

  • @NakdIshdjf
    @NakdIshdjf 5 годин тому +3

    አርአያ ወርቅነህ ኣብርሃ በላቸው ዝባሃል ኣማሓዳሪ ደርጊ ዝነበረ ቀቲሉ አብሰለኽለኻ ሬስኡ ሰጢሕዎ ውዓሉ ነቦ አርአያ ወርቅነህ ወድኻ ቀቲለዮ አለኹ ረአዮ ኢሉ ካብ ገጠር አምፂኡ አሪኢዎም። አርአያ ወርቅነህ ጅግና እዪ ነይሩ።

  • @tigrayfirst3162
    @tigrayfirst3162 5 годин тому +3

    ናይ ምዕራብ ወርቂ ምጉሕጏሕ ዝምልክት ጌታቸው ረዳ ንወለደስላሴ መዲቡ ምስ ኦሮሞ ስልጣን ኮይኑ ዝጉሕጉሕ ዘሎ ወለደስላሴ ወልደሚካኤል ቅድሚ ሕዚ ስሪቐካ ተባሂሎ ተገምጊሙ ተኣሲሩ ነይሩ ኣብ ህወሐት/ጌታቸው ኣስፋ ዓብይ ቂም ዘለዎ ስብ እዩ:

  • @techangirmay8216
    @techangirmay8216 8 годин тому +3

    ዘስደምም መረጃ'ዩ

    • @hiwotgebrehiwot8008
      @hiwotgebrehiwot8008 6 годин тому

      ብኸመይ ዝብል ጥያቄ ዝጥይቅ ዘየለ ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ እዚ ሰብኣይ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ እናተዛረበ ሰብ የታልል ኣሎ ተጋሩ ንቅሑ😢😢😢

  • @DctfTr
    @DctfTr 5 годин тому +1

    ተድልዩና ኢኩም በርትዑ

  • @meazesahle9973
    @meazesahle9973 8 годин тому +3

    ዝገርም እዩ ናይ ሰብ ነገር

  • @hgfana6731
    @hgfana6731 9 годин тому +3

    ተወልደ ዕምበብ❤🙏🙏

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe 7 годин тому +2

    ብስራት ሓበሬታኻ ሓቂ እንተኾይኑ ህዝቢ ትግራይ መን እዩ ሓቂ ዝሓዘ ምፍላይ ኣይፅግሞን።

  • @መባእጽዮንብራሃነ
    @መባእጽዮንብራሃነ 8 годин тому +3

    ፅቡቅ ትንታነ ጻድቃን ትግራይ ብዘይ ዕጥቂ ንምፍታሕ ገንዘብ ርጠብና ይብል

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 7 годин тому +7

    ብሓፈሻ እዞም ኣብ ግምት ተሰግስጎም ዘለው ኩሎም ቅመኛታትን ልኡኻት ኣቢይን ምዃኖም ብንጽረት መረጋገጺ ተረኽቡ ኣሎ ሞ ህዝቢ ትግራይ ውሽጣውያን ፀላእትኻ ፍለጦምን ሓዞምን ምባል ግዝኡ ዩ ሕዚ ።💖💖💖

    • @Mulugeta8615
      @Mulugeta8615 4 години тому

      ካባኻ ንላእሊ ባንዳ የለን ዝሓውና መራሒ ድዩ ንጉስ ዝገርም አተሓሳሰባ ዘማም

  • @fatumamohammed9164
    @fatumamohammed9164 5 годин тому +1

    💊💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏

  • @fatumamohammed9164
    @fatumamohammed9164 5 годин тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 4 години тому +1

    ስላም ብስራት ኩሎም ክዳአኩ እዬም ድሌቶም የጉርኡ እታ ነካል እንዳፀበበት ጣልጣልኢላ አላ ኩሎም ክብርአኑ እዬም መሲልዎም መንእሰይ ትግራይ ከይጥፋእናኩም ስላም የለን ዘይተርፍ እዩ😂

  • @weldekirosmiruts9887
    @weldekirosmiruts9887 8 годин тому +7

    ተፈተወ ተፀልአ ትግራይ ብናይባዕላ ውላዳት ትብላዕ መመሊሳ ናብውድቀት የእትውዋ ኣብእንግዳዕ ትግራይ ቸቸ ይብሉ ብደም ጀጋኑና የላግፁ ኣለው ህዝቢ ትግራይ ከስተውዕል ኣለዎ።

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 6 годин тому

      ጥፋእ ቆራፂ ጡፍ ፋራ ኮካኮላ😂 ጃዊሳ መንእሰይ ትግራይ ከይጥፋእናኩም ስላም የለን😂 ፅግእተኛ ኩቺ የመን

  • @yrdawgebreaneya-wg1yp
    @yrdawgebreaneya-wg1yp 3 години тому +1

    ሐድነትና እንተጠንኪሩእዞም ነቲሓት ክንፋረዶም ኣለና

  • @fatumamohammed9164
    @fatumamohammed9164 6 годин тому +1

    🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @bravogusta9718
    @bravogusta9718 5 годин тому +1

    ብስራት ወላዲቶም ውን ሻዕብያ ናብ ገዛ ከይዶም ወድክን ኣበይ ኣሎ ኢሎም እንትሓትወን ብፅንዓትን ብጅግንነት ምስ ፀላእቱ ይኳሻሕ ኣሎ ኢለን ከምዝመለሳሎም እቶም ሻዕብያ ድማ ተደኒቆም ገዲፎመን ክምዝከዱ ይንገር ዩ ኣረጋጊፅካ ናብ ኣየር ኣውዕሎ !!

  • @Mesisliver
    @Mesisliver 6 годин тому +2

    ብስራት ግን ናይ ትግራይ ዕጫ እንታይ እዩ መወዳዕቱኡ

  • @BrhanAbebe-b1f
    @BrhanAbebe-b1f 4 години тому +1

    ኣድናቕትካየ ብስራት ንረ /ፕሮፈሰር መረሳ ፀሃየ ኣቅርበልና ን ምንታይ ታሓቢኡ ኣብዛ ወሳኒት አዋን ሓሳብ ክህብ ኣለዎ ::

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198 6 годин тому +1

    💛❤️👍

  • @segedhaile-bu8hl
    @segedhaile-bu8hl 9 годин тому +3

    ኣዛዚ ተወልደ ኣይነበረን።ኣዛዚ ናይቲ መረጃ ምመምርሒ ዝበሃል ሚ/ር መክልኻል ኣባ ዱላ እዩ ነይሩ።

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi 7 годин тому +1

    መፊቲሒ ፀገማት ትግራይ ዋና ነጥቢ ምሰሐዉካ ዘሎ ፀገም ኢሂም ኢሂም ተባሂልካ ፀገምካ ፈቲሕካ ጎጇካ ደንበካን አራዊት ከየአትዎ ጌርካ ምሕፃር እዩ ተፈተወ ተፀለአ ነሰተዉዕል ተዘየኮይኑ ልድሕሪተት ተመሊሰካ ታሪክካ ምፍታሸ የድሊ ,,,,

  • @bravogusta9718
    @bravogusta9718 5 годин тому +1

    I wander ፀገምና ገና ዩ ማለት

  • @abrahamtela7687
    @abrahamtela7687 6 годин тому +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Yehatsion
    @Yehatsion 7 годин тому +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @tewoldegebremariam8574
    @tewoldegebremariam8574 2 години тому

    Thank you Bisrat, best presentation !!!!!!!!

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 Годину тому

    ብዘገርም ነገር ክንደይ ዝገርምምም ነገር
    ብዝኾነ እግዚኣብሄር ኣይገድፈናን የቐንየልና ከምንኸማኻ ዝበሉ ደቃ የብዘሐላ ትግራይ ሃገረይ መዓር ወለላይ

  • @TesfalemFtwi-b4o
    @TesfalemFtwi-b4o 6 годин тому +1

  • @mamitgebrehiwot6083
    @mamitgebrehiwot6083 6 годин тому +1

    ዕበብ እዩ ሕበብ ኣይኮነን

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 3 години тому

    Thanku. Jegena. Tigraway. Conerele. TEWLDE. HINEBEBE.❤

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 4 години тому +1

    ኮሚሳር ኩርኩር ጀነራል ፃድቃን አበየናይ ኩናት ዝመርሆ ውግእ የለን ጉረኛ ኮሚሳር ሞት አንጭዋ እያ እድልካ መንእሰይ ትግራይ ከይጥፋእናኩም ስላም የለን ዘይተርፍ እዩ 😂😂

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 3 години тому

    JUSTICE FOR ⚖️ TIGERAY. JUSTICE FOR TIGERAY ⚖️ JUSTICE FOR TIGERAY JUSTICE FOR TIGERAY ⚖️ 🙏.

  • @tewoldetmye
    @tewoldetmye 6 годин тому +2

    እዚ ከምዚ ዝበለ ዘረባ ንምንታይ ብትግርኛ ዘይቲ ገብሮ ንመን እዩ እቲ መልእኽትኻ ሓውና ብስራት።

    • @Tigrai_Press
      @Tigrai_Press  6 годин тому +1

      @@tewoldetmye ኣምሕርኛ ድየ ዝዛረብ ነይረ? ኣታ ግደፍ እንዶ በይዛኻ😁😁😁😁😁🏵

  • @Bsa-fm4zv
    @Bsa-fm4zv 8 годин тому +1

    Leyabu Awraja qushet mongers. You are the one who put Tigray to this situation.

  • @danielwoldemichael9977
    @danielwoldemichael9977 8 годин тому +1

    keep injecting truths. ካብ ናይ ጀኖሳይደር ተለኣኽቱ ዕሱባትን ዶላር ናትና ላይክ ይሕሸካ።

  • @AsghedomWeldegiorgis
    @AsghedomWeldegiorgis 20 хвилин тому

    Perfect explanation of Tigrians traitpres

  • @MuluGeta-x4z
    @MuluGeta-x4z 8 годин тому +1

    ሰማዕ ለውና ወለስለስ ህማቅ አመል አለዎ ምሽጥር ናይ ውድብ ዝባሀል አይፈልጥን ጥራህ ንዑዑ ዝምችዎ ጥራህ እዩ ዝሰርህ ዝነበረ ሰብ እዩ ሞ ብዙህ ዝእመን ሰብ አይኮኘን።ህጅድማ ናይቶም ከደዓት ናይ ባዓል ጌታቸውን ፃድቃንን ነውቶም ዳርጋ መረጃ ኮይኑ ዝሰርህ ዘሎ ሰብ እዩ።

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 2 години тому

    Ps. Ps. 👍 like. Share. Negebero. Kuburate. Ahewate.❤

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 2 години тому

    Thanku Teddy. Hawena ❤

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ 34 хвилини тому

    ል ፪፻ ዐመት ናይ ውድቀትናን ውርደትናይ መሰረት ፣ ኣብ ቲግራይ ፣ ቁሩባት ፣ ህሊኦም ፣ ክብሮም፣ ሂዝቦም፣ ናብ ዋጋ ዕዳጋ ዘውርዱ ምህላዎም አዩ፣ 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Mebrahtu560
    @Mebrahtu560 3 години тому

    Kexilelu ❤❤❤❤

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 4 години тому +2

    ብአል አባይ ስዩም ባእሎም እዬም አርስቅትለት ዝገበሩ ፀላኢ አይቀተሎምን ❤

    • @tamutafu528
      @tamutafu528 3 години тому

      So, Jeganu Selezenberu Ne. Tselae. Ede. Kehebu Selzeyedlyu. Eyoume.Emo Betaeme. Ekoe. Kebede. Hazene. Enetesmeana.Keberene. mogosene. Ne Jeganuna.

  • @Fkadu-ruo8cl2rn4b
    @Fkadu-ruo8cl2rn4b 9 годин тому +1

    ሓንቲ ግልፂ ዘይኮነትለይ ነገር ኣላ? ኣይተ ወልደስላሰ ካብ ጦርነት ኢትዮ ኤርትራ እስካብ ናይ ቄሮ ምንቅስቓስ ተኣሲሮም ከም ዝነበሩን ብሳላ ቄሮ ከምተፈትሑን ዳሕራይ ኣብይ ንኣይተ ወልደስላሴ ኣብ ኣኽሱም ዩኒቨርስቲ ተሸይሞም ከም ዝነበሩ ይሕበር። ብኻልእ ወገን ድማ ኣይተ ወልደስላሴ ቅድሚ ኣብይ ናብ ስልጣን ከም ዝነበሩን ኣብ ሃገር ውስጥ ደህንነት ኮይኖም ኣብ ዝሰርሕሉ እዋን ኣብ ናይ ቅንጅት ናዕብን ኣብ ናይ ቄሮ ምንቅስቃስን ጊዜ ኣብ ስልጣን ከም ዝነበሩን ምስ ኣይተ ተስፋኣለም ኮይኖም ዝረኸብዎ መረጃ ንሃ/ማርያም ጠለው ጠለው እናበለ ዘፍሸለ ሰብ ከም ዝኾነ ሓቢርኻ። እዚ ሰብ ብትኽክል ካብ መዓዝ እስካብ መዓዝ እዩ ተኣሲሩ ነይሩ? ብንፁር

  • @Yirgalem-tp8rk
    @Yirgalem-tp8rk Годину тому

    ሐዚ ዝድለ ዘሎ ምስ ሻዕብያ ናብ ዂናት ንክኣቱ እዩ ዝድለ ዘሎ።

  • @ogbazghidebus9
    @ogbazghidebus9 2 години тому

    መነኽሰይቶ! ካብ እግሪ መልሓስ ይዕንቀፍ

  • @lemlemgirmay4201
    @lemlemgirmay4201 9 годин тому +2

    General, he need to get out from Tigray quickly as soon as possible leave alone to Tigray people they need a peace, but you are not you are travel maker. You are a messenger you betrayed to Tigray people so please leave as soon as quickly.

  • @abrahaghebreslassie6517
    @abrahaghebreslassie6517 59 хвилин тому

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ቐረብ ኣቶ ብስራት?

  • @abelgebregzaiher6250
    @abelgebregzaiher6250 3 години тому

    ትግራይ ፕሬስ ትኽክል ንህዝብኻ ጠጦው ዝበልካ በትታቕርቦ ዘለኻ ፕሮጉራም ዓብይ ኣድናቖትን ኽብርን ኣለኒ።

  • @hakenateritegaru1957
    @hakenateritegaru1957 2 години тому

    ነንሕድሕድና እኮ ተፋሪሕና::
    ከመይ ገይርና ክንፅሕፍ

  • @Anele-n1u
    @Anele-n1u 5 годин тому

    Dear Bsrat thank you so much . I live in Australia we need to fight for Tigray. They have a net work In Diaspora to dismantle Tigray and they are overtaking the communities. Management so they can disintegrate us. Please keep going and keep interviewing diaspora. They were working g for long time along with Oromo and Amhara. We have Tigrians who are selling us. Weldeslassie has no capacity. When I heard Weldeslassie is the advisor of Getachew, I was shocked. I realise the intrim government. We need to get up for Tigray

  • @gebrgziabhergebreselaes7152
    @gebrgziabhergebreselaes7152 2 години тому

    ትግራ ብናይ ባዕላ አትማን እያ እትንከስ ዘላ

  • @alemhagos1089
    @alemhagos1089 21 хвилина тому

    My question is why is TDF not doing anything at this time what are they waiting for?

  • @gebrielmulugeta2636
    @gebrielmulugeta2636 Годину тому

    Hasawi

  • @KIDANEMARIAMGard
    @KIDANEMARIAMGard 42 хвилини тому

    ወልደስላሰ ልእሊ 40 አመት ይፈልጦ እየ ትእቢተኛ ሀማይ ዘይዛሪ ስልጣን ፃምእ ንፆቱ ዝንእቅ ዘይአነዝብል ነባራት ተጋደልቲ ስለዝነቅፍዎ ዘይፈቱ ንስራህ ዝተመደባ ደቀንስትዮ ስልጣኑ ተጠቂሙ ዝእምፅ ናይ ኤርትራውያን ንብረት ንግሉ ዝተጠቅመ ዘጋፈአ ብዝነበሮ ስነምግባር ካብ ስልጣን ተባሪሩ መሊሱ ዝተአሰረ ተጋሩ ሽምና ክጠፍእ ካብዝገበሩ ነውራማት ሀደ እዩ ካብዝስ ለውጢ ንፅበ?

  • @siyumabrha2343
    @siyumabrha2343 2 години тому

    እወ ሓቂ ሓቁ ምውጋዕኻ ዕረ ዝጥዕሞም ክፀርፉኻ እዩም፡፡

  • @abrahaghebreslassie6517
    @abrahaghebreslassie6517 47 хвилин тому

    ኣይተ ወልደስላሰ ነታ ሕቶ ብዛዕባ ወርቂ ዝርፊያ ዝምልከት፥ ህወሓት፥ ወላ ጌታቸው ረዳ ኮነ ጅ. ፃድቃን ኢሎም ይዛረቡ፥ እሞ እቲ ግምት ፍቃድ ዘይከልእ ስለምንታይ ትብል ሕቶ፥ ከይመለሳ ሓሊፉ፥ እታ ኣቕራቢት እውን ኣይሓበረቶን ምኽንያቱ መልሲ ስለዘይብሉ ወይ ብቐጥታ ንዕኡ ስለትምልከት!!!!😢😢😢😢 ለኸ እታ 5ተ ሕቶ ተባሂላ ዝተሰንዐት ሽጣራ ንኸምዚ መታን ክትጥዕም እያ!!! ዓሻስ ዘይ ወግሕ መሲሉዋስ ኣብ እግሪ ቦኹራ ትሓርእ ይብሉ። እዞም ሙስሊያት ኸዓ ዘይንቅሑዶ መሲሉዎም፥ ክሱራት ፍጥረት።😢😢😢😢

  • @leteberhanabraha6932
    @leteberhanabraha6932 22 хвилини тому

    ወይ ትግራይ እቶም ገበነኛታት ሓቀኛታት መሲሎም ሕዝቢ የደናግሩ አለው አብዝእዋን አብይ አሕመድ ዓሊ ትግራይ ክትሕመስን ስላም ከይትረክብን ሰንሰን ኢላ ተስፋ ዝቆረፀ ሕዝቢ ምንም ክገብር ዘይኽእል እኳድአሰ ዝበልካዮ እሺ ኢሉ ዝቅበል ሕዝቢ ክህልዋ እዮም ዝሰርሑ ዘለው እቶም አብ ግምት ዘለውን ብዓዓቶም ዝሽየሙ ዘለውን ኩሎም ናይ እቱ ገበነኛ አብይ ድልየት ዘፈፁሙ እዮም ትግራይ አብ ብጣእሚ መሰከፊ ኩነታት እያ ዘላ አቱምሙሁራት እንታይ ኢኹም ትፅበዩ ትግራይ ትጠፍእ አላ ደቂ ትግራይ ድልየት ፀላእቲ መፍፀምቲ ኮይኖም የጥፍእዋ አለው ፀሊም ታሪክን ክህደትን ነጊሱ አብ ትግራይ

  • @selamawitgidey2708
    @selamawitgidey2708 7 годин тому

    So shocking and the truth should be revealed for the sake of Tigray and Tegaru's safety..., sadly if not all, most of the reformist bunches are criminals...

  • @godbless-u8k
    @godbless-u8k 4 години тому

    ሓቅኻ ኢኻ ምፅራፍን ምርጋሕንሰ በዚሑናን ሸቹናን አሎ ይአኽለና ሎምስ ምሰሓቅ ፈተውትን ፀላእትን ኮይና እኮ

  • @NassirWahabey
    @NassirWahabey Годину тому

    ንብርሃነ እርምት ካብት ቅድምሕዝዝተዛረቦ መጀመሪ አከባ ገድፎሞ ክምለስ ነይርዎም ዝብል ብፓለትካና ዲፕለማሲ ከሙኡውን ተቃወምት ህወሐት ንውግእ ትዳሎ ኣላ ዝብል አብህዝብትግራይ ራዕድን ሽበራ ክአትዋ እንዳገበሩ አብዘሎጊዜ ደብረፅዮን ይውረድ ነቶም መናእስይ ማእከላይ ኮምቴ ከሽግርና አይክእሉን ዝበሉ ዘረባ ትክክል ኣይኮነ ጥራሕ አይኮነን ምክያት ከምዚ ተዝገብሩ ዶ አይመሓሽን ካብምባል ሓልፍ ንሱ ዝብሎ ተዘይገሮም ሞ ናሀትንናይካልኢ ሞራ ህዝብድሞ ዝገብርን ናሃትይ እዩ ትክክልሞባል ክድግም የብሉን ብውነነገራት ክርኢአለዎ

  • @kidanetesfay7123
    @kidanetesfay7123 9 годин тому

    ንቀድሞም !!!

  • @zemenhwehat9690
    @zemenhwehat9690 8 годин тому

    ብስራት ደጋጊመ ድምፂ ፅቡቕ አይኮነን ዘሎ please check it

    • @ዓርሞሸሽ
      @ዓርሞሸሽ 4 години тому

      ሓወይ እዝንኻ ኾሪኡ ከይከውን።❤

  • @AskaleAskale-i5g
    @AskaleAskale-i5g 5 годин тому

    ንሳውን እኮ ህወሓት ጉባኤ ከይገበርኩ ተመዛበልቲ ኣይምልስን ኢልኩም ገድፍናዮ እሉና ዓብይ ስለዚህ ብህወሓት ተሪፍኩም ዝብል ሓሶት ንምሕላፍ እዩ ኣልዕልዋ።

  • @andygebrzgie5633
    @andygebrzgie5633 5 годин тому

    Bestat you bring a good topic and history tks. For that .kinfe was a good friend of me we had been in jail in sendafa for 4 months including Addisalem balema fr.aregawi girmay etc.on DERG region.so kife was revoulatinary and dedicated friend.so How and why who killed him is ln pazzle???would you find out tks .bestat

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 3 години тому

    Aha. Ato. Tesfalem. Nesekama. Akedemena. Bezerebaka. Ena. Feletenaka, Fetawe. Hizebe. TIGERAY. Meseleka. HAWE. Abe. Adena. Tenezehe. Zeleka. HIZEBE. TIGERAY. NEZEATOME. KENEDE. TSELAETE. ADENA.Hizebena. Fokodo. Bereka. Betemete. Enedamote. MERETENA. Nabe. Waneou. Zeyetemelese. Meaenedare. Tetwe. Yebele.STOP. ✋️

  • @selamawitgidey2708
    @selamawitgidey2708 6 годин тому

    Sadly, TIRA is worse than Derg..., shame on them

  • @annemensah4091
    @annemensah4091 9 годин тому

    On est bouché B

  • @mesgnawabebe3071
    @mesgnawabebe3071 3 години тому

    I am sure those who believe what ever is said in Media may trust your accusations.
    If Woldeselase has been working against Tegaru and EPRDF interests, why they didn't do anything when they became TDF/and War commerades???
    Now, Ayete Woldeminkael became a reformist that is why you are giving him what ever names that comes to your mind.
    What a joke!

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ 32 хвилини тому

    Zitsarefu sebat ewin yismiu kab musmae eyu zeb liliwet, and there is wrong info ab nay himakat media it's ok

  • @elsatucu155
    @elsatucu155 3 години тому

    I wondering Tegray people very strong. But this time you you think abut your people and Tegray area you are in bad condition by Tegray liers.

  • @alemukihisen2878
    @alemukihisen2878 6 годин тому +1

    እዙይ ኹሉ ዘመን ብዛዕብኡ ሓንቲ መዓልቲ ኣቀይ አምዘሎ ኮነ ሽሙ ኣልዒልኩምዎ ዘይትፈልጡ ሕዚ ናይ ግ.ም.ት ኣማኻሪ ተገይሩ ተሾይሙ'ሎ ዝብል ምስ ሰማዕኹም እዙ ኹሉ ብ"ስማ በለው" ጥራሕ እምበር ምንም መረዳእታ ብዘየቕረብኩሙሉ ወረ እንተተሾይሙ ስግኣት'ዩ ካብ ዝብል መበገሲ ብዝመስል ሽርሒ ዝፈሓስ ዘሎ ውዲት ይመስል።😥😥😥 ናይ ትግራይ በሪ ፅንተት ብሓደ ሰብ ጥራሕ ዝፍታሕ ከምዘይነበረን ኣብ ሽዋ ዝነበሩ ሹማምንት ህወሓት ኣብ ሞንጎኦም ብዝነበሮም ምርጋሕን ምጭፍላቕን ዝተፈጠረ'ዩ ኢልካ ምውሳድ'ውን ግርም። መለስ ንምንታይ ኣብ 1997 ዝነበረ ዝኸፍአ ናይ ቕንጅትን ሰዓብቶምን ናዕቢ ብሓንሳብ ክፈሽል ገይሩዎ? ወ/ስላሰ እዩ ቐቲልዎም ትብል ከምዘለኻ'ውን ግንዛበ ምውሳድ ግርም። መረዳእታ ኣቕርብ ተባሂልካ ከይትሕተት።🤔

  • @Woyenti
    @Woyenti 5 годин тому

    ምፅላም ናይ እኒ ስብሓት ናይኒ ጌታቸው ኣሰፋ መናበሪ ምኳኑ ግልፂ ። ኣይትሓስው። ወ/ስላሴ ንጌታቸው ረዳ ኣማካሪ ብምኳኑ ዝሕረቀ ረይሳ ጌታቸው ኣሰፋን ኣለምን ዘዋፈትኩም ከራኩር ኢኪም። ወ/ስላሴ ካብ ድህንነት ምስ ኣውፃእክምዎ እኒ ጌታቸው ኣሰፋ ምምራሕ ኣብይዎም ህወሓት ዝምከሐሉ ዝነበረ ድህንነት ኢትዮጲያ ቆራዕራዕ ኢሉ እዩ። ድኩማት እኒ ጌታቻው ኣሰፋ ተጋሩ ፈቆዶ ጎንደረ ክሕረዱ እንተለው እንታይ ኣድሒኖም? ሓላፊ ድህንነት ኮይኑ ስልጣን ዝተሓደገ ልዕልና ህወሓት ዘፍረሰ ጌታቸው ኣሰፋ ብምንታይ ሞራሉ እዩ እኒ ወ/ስላሴ ከልዕል? ነዚ ሓሽከር ትኮኑ ተጋሩ እዩ ዝገርም።

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 3 години тому

    Eze. Sibe. Eze. Eko. Wenjelega. MUSEGA. BE. LEBENETE. TEASERU. ZENEBERE. ETU. ATO. WELEDESELASE. SO. HIJEKE. NEMENETAYE. EYU. ZEMETSE ??????

  • @Tsehaye-tp9mn
    @Tsehaye-tp9mn Годину тому

    ❤የቐንየልና🙏ኽቡር ሓውና ብስራት 💞 ትኽኽል 💯✔️