Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Nay ariyan sharon ba amxealna
0:24
እስራኤላውያን ከምቲ ዝባሃል ኣይኮነን ብፍላይ ኣብ 1948 ድሕሪኡን ናይ 6ማዓልቲ ኩናትን ብምዕራባውያን ዝተደገፈ ወታሃደራዊ ኣብ ልዕሊ ወታሃደራዊ ዓቅሚ ዘይብላ ፍሊስጤም ኢዩ ተኻይዱ ነዚ ካኣ ምሉእ ወታሃደራዊ ደገፍ ምዕራብ ዝተገብረ ዳኣ እንበር ካብ 0 ወታሃደራዊ ዘይነበራ ከመይ ኣብ ልዕሊ ወታሃደራዊ ኩናት ታዓዊታ? ምዕራባውያን ከቲ ዝፈጸሞኦ ግህሰት ኣብ ልዕሊ ፍልስጤም ንምሽፋን ብእስራኤል ከምዝተካየድ ኣምሲለን ክነግራና ከሪመን ኢየን፡ኣይሁዳውያን መጀመርያ ካብ ምዕራባውያን ኣብ ምድሪ ፍልስጤም ኢዮም ታኣኻኪቦም እዚ ካኣ ከም ስደተኛ ኢዮም ስለዚ ከመይ ጌሮም ብናይመን ሓገዝ ኢዮም ከም ስደተኛ ታኣካኺቦም?
እስራኤላዊያን ኣብ ዘይ ቦትኦም ኢዮም ዘለው ንዓይ ዝገርመኒ እንድሕር ኣሎ ነቶም ሓማስ ሃገሮም ክሙልሱ ዝቃለሱ ዘለው ቶረርስቲ ኢሎም ክዝልፍዎ ክሰም ከለኩ ኢየ: ከምዚ ወዲ ከምዚ ክንርኢ ከለና ኢና ክኣ ዓለም ናይ ውልቀሰባት ኢያ ዘብለና ዘሎ
Abey dea eu hagerom
ወይ ዘይምፍላጥ ሃጎሮም እስራኤል ቃንቆኦም እብራስ ይብሃል ሞንኖቶም ኣሁድ ኢዮም ፍልስጠም ዝበዝሑ ናይ ቱርኩ ዝመጹ ውሕዳት ኢዮም እቶም ደቂ ዓዲ ስለዚ ኣሁድ ደቂ እስራኤል ኢዮም
Israel 4ever
ቕድሚ 1946 እስራኤል ዝባሃል ሃገር ኣይነበረን እስራኤል ህዝቢ እምበር ሃገር ኣይኮነን ነይሩ:: ብዝኾነ እስራኤል ከም ሃገር ክትምስረት ኣብ 4 ሃገራት ተሓስቡ ነይሩ ኣብ ኤርትራ'ውን ብምስጥር ፈትኖም ነይሮም ብመንገዲ ጥልያን ብዝኾነ እስራኤል ትባሃል ሃገር ኣብ ሃገረ ፍሌስጤን ብዓመጽ ዝተፈጠረት ሃገር ኢያ 😢
Abey eu dea hagerom hager zeyblu hzbi alo du?
@@legendfranklampard3225እስራኤል ዓሌት ኢዩም ኣብ ፍሌስጤን ካኣ ብዉሑድ ዓቐን ኣብ ሓደ ከባቢ ናይ ፍሌስጤን ይቅመጡ ነይሮም ዝበዝሑ ግን ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዜግነት ናይ ዝነብሩለን ሃገራት ሕዞም ይቕመጡ ነይሮም:: ክሳብ ሕጂ ዉን ብዙሓት ኣሜሪካዊያን: ጀርመናዊያ: ፈረንሳዊያ እንግሊዛዊያን..... ወዘተ ኮይኖም ኣብ ሙሉእ ዓለም ኣለዉ::
ኣብ ኤርትራ ጽቡቅ ኣለካ ከምጻዎም ሓሲቦም ኔሮም፡ ብመጽንዓቲ ምስቲ ህዝቢ ክሰማማዕ ከም ዘይክእል ምስ ፈለጡ ገዲፎሞ፡ ክትርድኦ ዘለኻ ግን እስራኤል ኣብዛ ሕጂ ዘላ ሃገር እዩ ሃገሮም፡ ዋላ ድኣ እስራኤል ኣብ 49 ዳግማይ ትፈጠር እንበር፡ ካብ እስራኤል ከይወጹ ኣብኡ ዝጸንሑ ኣይሁድ ውን ኔሮም እዮም፡ ፍልስጠማውያን ውን ሕጂ ንገለ ክፋልን ዝዓበየን እንተዘይ ኮይኑ ናይ እስራኤል ቦታ እዚ እዩ ይብሉኻ እዮም ስለዚ ምስቲ እዞም ሕጂ ዘለው እቶም ናይ ብሓቂ ኣይሁድ ኣይኮኑን ዝብል ዛንታ ኣተኣሳሲርካ ኤስራኤል ትብሃል ሃገር ከም ዘየላን ከም ዘይነበረትን ጌርካ ኣይተቅርብን ኣይትረዳእን፡
ኣርማ ኣብዚኣ ቀዳይን ካልኣይን ኺናት ዝብሃ የለን ኣብ ኤውሮባ ዝነበረ ኩናት ከመይ ኢሉ ንዓለም ምሉእ ይውክል ዘገርም ኢዩ
Selam neaka buffe tube hawna 1994 tbl ametemhret mearemta gberela bmqsal ntgerebna tarik mflat kab lbi emdamesgena bwlkey adnike aytsegbekan eye brika tsesn kbur haw
KBUR HAW.1994 AMETAT NMALET YU. AETEMHRET AYKONEN BRO
kunat 1967 eyu neru esu nay hagos maltey zeblen ka ne yorsalim zetkatatrulun zezrlun elkas ab 1965 meytu ka elka kurub eba arema
EWE ETI NAY 1967 AB ZNEBERE KUNA NSU AYTRSATEFEN.SHUU ETA SEBEYTI KEDAMEYTI MINISTER ENKELA YU KUNAT TEKAYDU NA 1967.DHRI MOTU DHRI 2 AMET MALET YU.KUNAT KEEWJA MKUANEN GN YFELT NERU YU.