ህልው ኩነታት ትግራይ ብኣንደበት ውድብ ናጽነት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 67

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe День тому +1

    ነቲ ጉጅለ ድሕትን ድንቁርናን ዝኾነ ጉጅለ ኣደመን ከደምቱን ፅቡቅ ገይርኹም ገሊፅኩምዎ ናፅነታውያን
    ናፅነት ይመርሕ👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @saessefa
    @saessefa 4 дні тому +3

    Dr derje please have one stand you keep changing your stand if want to support you.

    • @tigrayplea5385
      @tigrayplea5385 4 дні тому

      he is one branch of Getachew Keda and Geral Devil G/Tenssie. He has no project in his head, he is a shame.

  • @weldegebriealHagos
    @weldegebriealHagos 4 дні тому

    ንቓለመሕተትምበር ንተግባር ዘይተዓደሉ ሕንጻያት መቐለ ካብሃመማ መስከረም ዘፍልዮም ምኽንያትየለን

  • @hundesahundesa2479
    @hundesahundesa2479 3 дні тому

    ናይ ብሐቂ ድዩ ንነጻነት ትግራይ ኢኹም ትቃለሱ ዘለኹም?

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 4 дні тому

    ነፃነት ዝብል ፓርቲ ሽሙ ናብ ናዕበኛ ፓርቲ ክቅየር ይግበኦ ብተለይ ደጀን ዝበሃል ሕንቁቅ ሕዙን ወደያ አሰዊ ኢልካሲ ከምዚ ዝበለ ዕባን ተራእዩ አይፈልጥ ስልጣን ዝጨበጥ ብምርጫዩ በቋራጭ አይኾነን ብተለይ ከም ደጀን ዝበለ ስዲ ሰብ ወያላ እዩ ክኸውን ዝግቦኦ

  • @tigrayplea5385
    @tigrayplea5385 4 дні тому

    👎👎👎👎👎👎👎👎👎😷😷😷😷😷😷😷😷😷
    እዚ ፓሊስ ኣልባ ዓላማ ኣልባ ኣቃም ኣልባ ""ባርነት ""ትግራይ እምበር ናፅነት ትግራይ ኣየምፅእን። እዚ ጭፍራ ጀነራል ሸይጣን ጌታቸው ከዳን እዩም

  • @berhehagos6149
    @berhehagos6149 4 дні тому

    ብፍላይ ካብ ከም ምዕራብ ትግራይ ዝኣመሰላ ከባቢታት ዝመጹ ተመዛበልቲ ከይዲ ዳግመ ህንጸትን ናብ ንቡር ንምምላስን እንዳደናጐዩ ንስልጣን ምጉያይ ቀዳምነት ዝህቡ ሰባት ጉድለት ሰብኣውነት የርእዩ። እቶም ርህራሄ ዘይብሉ ጥሜት ስልጣን ዘለዎም ጥራይ እዮም ንመከራን ምዝንባልን ሚልዮናት ዕሽሽ ክብሉ ዝኽእሉ፣ ኣብ ክንድኡ ኣብ ፖለቲካዊ ህርፋኖም ከድህቡ ዝኽእሉ። ንዓይ እዚ ንስልጣን ልዕሊ ጽቡቕ ሂወት ህዝቢ ዘቐምጥ ጨካንን ልቢ ዘይብሉን ኣተሓሳስባ ዘንጸባርቕ እዩ። ከምዚ ዓይነት ሸለልትነት ንህይወትን ክብርን ትግራዎት ሕፍረት ይግበረልኩም

  • @danielwoldu1855
    @danielwoldu1855 3 дні тому

    ጌታቸው አይካአለን

  • @gunnersawi9391
    @gunnersawi9391 4 дні тому +1

    ጅጋኑ ናጽነታውያን❤❤❤

  • @ftsumbrhanalemngus9052
    @ftsumbrhanalemngus9052 4 дні тому

    Haswai banda fa Etiopien wedi tigray 🎉tplf viva ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉jegnay ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉Tplf 1000viva wedi tigray ❤❤❤❤❤tdf ajoka King Afrika tdfy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @issacharheylu6002
    @issacharheylu6002 День тому

    If TPLF is permitted to have its own military, so should other parties. Otherwise the core-leaders have to resign immediately. Their stay will weaken TDF.

  • @GahdyPost24-r1g
    @GahdyPost24-r1g 4 дні тому

    እዞም ባንዳታት 3ተ ውድባትን ሓደ ሓደ በተንቲ ሓድነት ህዝቢ ሚድያታትን ንህልውና ህዝቢ ትግራይ ክበሃል ዋጋ ክትከፍሉ ይግባእ ።

  • @AbrehetTeka
    @AbrehetTeka 3 дні тому

    ላዛ ትባሃሉ ፀረ ህወሓት ስለ ዝኮንኩም ዜማኹም ቀይሩ እቲ ዜማ ናይ ህወሓት እዩ ።አቱም ውድባት ኢና ባሃልቲ ድማ ህዝቢ ትግራይ ፈላጥ እዩ ትዛረብዎ ተትፈልጡ ፅቡቅ እዩ ።

  • @Tues-q9j
    @Tues-q9j 3 дні тому

    ማተሰአ=ማህበር TPLF ሰሜን አመሪካ ብኻሊእ አዘራርባ ጉጅለ ልምአት ድያስፓራ

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 3 дні тому

    ዑጉም ያሆ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @muluhagos4381
    @muluhagos4381 4 дні тому

    አቢ ኪልተ አተኼፈለን ንሲኻቱኹም እኹም ካቢ ሕዚቢ ትግራይ ዚተኼፌልኹም

  • @Abelachento
    @Abelachento 4 дні тому

    ኣብዚኣ ዘሎ ጠቃር ሕካኽ ከኣ ሻዕብያ ክብል ጸሚሙ መትከል ዘይብሉ እሞ ትግራይ ሃገር ከይትኸውን ክልል ኮይና ኣብ ትሕቲ ኢትዮ ክትነብር ኢዩ ድልየቶም

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 3 дні тому

    ደጀን ሓርኢ ደርሆ😂😂😂😂😂

  • @selamselam8094
    @selamselam8094 3 дні тому

    ነፋጣት ሻዕብያ ድአ በቲ አገራሚ ዉሕልነቱ ንህዝቢ ትግራይ ብዘይጎድእ አብ ዉሽጢ 3 ሰሙናት እዮ ካብዞ ሕጂ አረሜናት ኢልኩም ከተዉርድዎም ዘለኩም ነጻ አዉጺእኩም . ደኒቁር ስለዝኮንኩም ካአ አየኩም ናይና እንዳበልኩም መለማመዲ ኒይ አብይ ድሮን ድራር ኮይንኩም . ዋላ ይርገጽኩ የህልቅኩም የሕዋትኩም እዮም ናበዴኩም ናብ ሻዕቢያ ሻዕብያ . ዓጋመስ ንሻዕቢያ ከድሕን ጽምብላሊዕ ማዓኮራ ምድሪ ከደነት.

  • @zewdiredaey2696
    @zewdiredaey2696 4 дні тому

    If these politicians were stand for Tigray they would have asked for Getachew Reda and for general Tsadkan Gebretensae to step down than prolonging Tigray suffering. They prove to me these 3 politicians group are hopples, with no shame, with no sense, with no solution or ideas. Enough TPLF or any political party have the right to exist in Tigray. These politicians sounds like Abiy Ahmed to eliminate TPLF no matter what at any cost. Shame. I stand with Tigray and TDF❤️

  • @muluhagos4381
    @muluhagos4381 4 дні тому

    አቱም ሰባት ምሲ ጆኖሳይዲ ዚፌፀመ አቢይ ታሐቢሩ ዞሎኹም አቢይ ተጋቢዙ ዚአተዌ ሻዒቢያ ፄላኢ ምግባሪ ጌጋ ይመሲለን

  • @Hanna-y2e3n
    @Hanna-y2e3n 3 дні тому

    Haswe Nay Aby Ahemad tekfle eka

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 4 дні тому

    አነ እውን ሕጀ ይግለጸለይ አሎ

  • @teklehaimanotnwatu6605
    @teklehaimanotnwatu6605 4 дні тому

    አቤል ልሳንካ ልሳን ተጋሩ ዝውክል ድዩ ?
    ሓይሊ ተጋሩ አብ ክንዲ ከይንጠባጠብ ምስባኽ ህዝቢ ክከፋፈል ኩዊናት ሕድሕድ ክፈት ዝገብር ሓሳብ ዝመስል ካብ ሓላነት ዝረሓቀ (ትግራይ ደም ክትጎስዕ'ያ ) ማለት ናይቶም ቀንዲ ፀላእቲ ድልየት ብቀጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ ምድጋፍ 'ዩ ::
    1/ ንኹልኹም ሓደ ዝገብር ከም ህልውና ን ድሕንነት ህ/ትግራይ ብዘይ ምንም ናይ ፓለቲካ ገመድ ጉታ ተቃለሱ
    እዚ ማለት ፀላእቲ ዝደልይዎን ዝብልዎን እናደገምካ ንፓለቲካዊ ከስብ ኢልካ ንህዝቢ ትግራይ ስነልቦና ዝሓሲ ክብሪ ዘናእስ ስለዝኾነ
    3/ ቃልሲ ዘጉትምን ዘዳኽምን ናይ ነፃነትንሓርነትን ጠለብ ህ/ትግራይ ዘጉዋትት ስለዝኾነ ወዘተ አብ ግምት አእቲኹም ብካርድ ንክትዳነዩ ሓሲብኩም ተቃለሱ ::
    አብ ትግራይ ገዛኢ ተገዛኢ ዝብሃል ሓይሊ ክህሉ የብሉን
    ህ/ ትግራይ ዝተቃለሶ ንመዐርነታዊ ሓድነት'ዩ
    አብ ትግራይ ብሄርን ብሄረ ሰባትን ስለዘለው
    ህ/ትግራይ ዘዋፅአካ ትፈልጥ ኢኻ አብልዕሌኻ ጠላዕ ክፃወቱ ንዝደልዩ ይርዳኹም በሎም
    ኢህንሚህን በል ሓድነትካን አፅንዕ
    ብዙሃን ይመውኡ

  • @1224-m3e
    @1224-m3e 4 дні тому +1

    ጀጋኑ በዚ ደረጃ ክግለፁ ኣለዎም ምትኳስ እምበር ምሕሳብ ዘይክእሉ ሓሽከር ሻዓብያ ጀነራላት ።

  • @muluhagos4381
    @muluhagos4381 4 дні тому

    መን ኢዩ ይቀተሉ ዚበለ ውዲቢ ናአቱኹሙ ሞት ዚምነይ እተሃልዩ አቃሉዑዎ ቢፀለመ ዜረባ ጠጦው ይበል አቢ ትግራይ ሐሶት ጦጦው ይበል

  • @muluhagos4381
    @muluhagos4381 4 дні тому

    ንምታይ እኹም ሕዌሕት ኪፌሪሲ ትቢሉ ናዓኻቱኹም ኪትፌሪሱ ዚሰሪሕ ውዱው አሎ አቱም ሰባት ንምኻንኹም ተጋሩ ዱኹም እታይ ማለቱኹም እዩ ዓላማኹም ዶ ንጎሩና ሐሳባቱኹም ዶ አሸሪሺሩ አቱም ሰባት

  • @mussiezereay6188
    @mussiezereay6188 4 дні тому

    👌👍✋

  • @muluhagos4381
    @muluhagos4381 4 дні тому

    ኢዚ ናይ አቢይ ናይ ፂልኢት ፓለትካ ጦጦው አቢሉዎ ተጋሩ ኢና ባሃልት ናይ አቢይ ተደለደልት ዓላማኹም እታይ ተነፀሪኹም ፂልኢት ሕዌሕት ናበልኹም አውያቱኹም ናይ ጥዒና አኮነን

  • @yitbarekasgedom6003
    @yitbarekasgedom6003 19 годин тому

    እሞ ሲ ጀነራላት ለለዎ ዉድብ ክተሸንፍ ኣይትኽልይ ማለት እዩ... ኸምዙይ ኢልኻ መሰልካ ተረጋጊጹ ትዛረብ ኣለኻ ኣብ ኤርትራ ተትኾን ተረሺንካ ኣለኻ 😂😂😂

  • @araedombahram4150
    @araedombahram4150 4 дні тому

    ሕወሓት ፈንፂሑ ለቂቁዩ

  • @yitbarekasgedom6003
    @yitbarekasgedom6003 19 годин тому

    ኤርትራዊ ኮይንኻ ኣብ ኤርትራ ብሒም ኣይምበልኻይ 😂 ምስ ጀጋኑ ተጋሩ ጀነራላት ትግራይ ኮይንኻ ንኹሎም ኸም ኬፍካ ትልፍልፍ ኣለኻ 🤣

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 4 дні тому

    ደጀን ዝበሃል ጉኑፍ ንሱ አፉ መሊኡ ከጀኔራላት ክፀርፍ ንሳቶም ብዘምፅእዎ ቃልሲ እዩ ንጀራላትና ምሕር ብንዓቅ ካብ ሻዕብያ እዩም መደብ ተቀቢሎም ማለት ክንደይናይ ዘአክል ንሰራዊትና ዘለካ ንዕቀት ዘርኢዩ ግን ካብዚአ ንላዕሊ እንተቀፂልካላ ዋጋኻ ከምተረክብ አይትጠራጠር ለካ ሰብ ዝሰአነ ሰብ ቆሉዑ ዝበለኹም ምክንያትዩ።።።

  • @muluhagos4381
    @muluhagos4381 4 дні тому

    ቢጣዒም ታሕዚኑ ኢኹምተጋሩ ኾንኹም ተጋሩ ንምቢታን ትሰሪሑ ሲቃይ ሕዚቢ ታናውሑ ዘሎኹም ንምታይ እኹም

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 4 дні тому

    ሕውሓት ካብ ሕሉፍ ጌጋኡ ዘይማሀር ሙሽሙሽ ውድብ፣ ሕጂኸ መን መንእሰይ ክሞተልኩም ትጽበዩ አለኹም ቀደም ውን ሓራ ክንወጽእ ካብ ኢትዮጵያ መሲሉና ተቓሊስና ሕጂ ግን አይንሓስቦን እኳ።

  • @MerkebGebremichael
    @MerkebGebremichael 4 дні тому

    Yekenyelna ahwatna dekirimna

  • @asterisayas8522
    @asterisayas8522 4 дні тому

    እዋይ ህዝቢ ትግራይ ዝረክቦ😂😂😂😂😂

    • @mussiezereay6188
      @mussiezereay6188 4 дні тому

      አብ ማእከል አስመራ ኮይንካ ንህግደፍ ክትቃወምን ክትፀርፍን ዘይሕሰብ ሕልሚ እዩ፣አብ ኤረጥራጥ ተቃዋሚ የለ ሰልፊ የለ ናይ ግሊ ሚድያ የለ፣ሰጥ ለጥ ኢልካ ሓንቲ ደምፂ ሓፋሽን ኤረ ቲቪን 30 ዐመት ተዳምፅ😂😂😂😂ባራዩ መጀመሪያ መሰልኩም አኽብሩሞ ዳሓር ብተጋሩ ትሕጭጩ😂 መርድእ ከኣ ንገረና በልዎ ነቲ አረጊት መራሒኹም😂

  • @mikiYoni-j9l
    @mikiYoni-j9l 4 дні тому +1

    ደናቁር ውድባት ባሃልቲ፡ ክባሃል ሰሚዕኹም ውድባት እና እልኹም ኣንሕናውን መስሉና ነይሩ መማረፂ አግንና እልና ነይርና ለካስ ፋንድያ እኹም ጌታቸው ክወርድዩ ክባሃል ከሎስ ውዕሊ፡ፕርቶርያ ክፈርስ እዩ ትብሉ፡ ሓደ ደጀን ባዕሉ እቲ ዝመርሕ ዘሎ ሰብ ውረድ እዩ ክባሃል ዘለዎ እሉ ነይሩ ኸዚ ደኣ እንታይ ኮይኑ
    እታ ፀበል ፃድቃን ትተርፎ ምኳና ዝትረደአ ይመስል ፡ ነፃነት ክትብሉ ተለኹም ሓቀኛታት ትመስሉ ግን፡ናይ ብልፅግና ሰለልቲ ምኳንኩም ግልፂ እናኾነ መፅኡ

    • @wediofla3230
      @wediofla3230 4 дні тому

      I heard him saying. Did Getachew offer him a UNDP job or money?

  • @mgebre7220
    @mgebre7220 4 дні тому +1

    Esukatum le belachat ekum kedi legeziyawi mehegaz lewanber ekum te kerakeru neyrkum sel tigray hamey Elena ädena nemahash stragei yebelekumiy beakum ädi ledehrit tegutet la .

  • @Qondaf
    @Qondaf 4 дні тому

    Suzuka nayna Debrits Gaza.

  • @abrahamhagos1938
    @abrahamhagos1938 3 дні тому

    UTNA doesn't represent Tigrians. UTNA was pro shabia before and against Tigrians from its inception

  • @hagerchannel2203
    @hagerchannel2203 4 дні тому +2

    ንስኻትኩም ጀነራላት ትግራይ ክትሳረፉ እንታይ አይነት ዴሞክራሲ እዩ እዚ... ኣዝዩ ስድነት ኣብዝኾነ ሓገር ዘይግበር ድኽመት ሰራዊት ትግራይ ዘመልክት እዩ 🤔🤔🤔

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 3 дні тому

    ክቡር ዶክተር ደጀን; ንሙኻኑ መንእሰይ ሓይሊ ንምውዳብ ዶ ለይትን ቀትርን ትነጥፉ ኣለኹም? ኣባላትኩም 10 ሺሕ እንተነይሮም; ናብ 15 ወይ 20 ሺሕ ምናልባሽ እውን ናብ 100ቲታት ኣሻሓት ንምብፃሕ ብሓደ ንሓሙሽተ ሕቡእ ውዳበ ዶ ኣባል ውናት ትሰርዕዎ ኣለኹም? እዙይ ንምግባር ሰላማዊ ግን ድማ ኣግረሲቭሊ( aggressively ) ዶ ትፅዕሩ ኣለኹም? እቲ ኪዳን ዝብል ናይ 3 ውድባት ኪዳን ዝበክምዎ እውን ሙሉእ ውህደት ፈጢርኩም ናይ 3ስቴኹም ኣባላት ናብ 500 ወይ 600 ሺሕ ወይ ካብኡ ንላዕሊ እንተኾይኑ ዓቕሚ ይፈጥር እዩ ሞ ብኸምኡ እንተኸድኩም ይሓይሽ ንብል::

  • @menemoyfelto1510
    @menemoyfelto1510 4 дні тому

    Xadqan genzeb hibkum kalsi hzbi tigray kithnshishu halelew kitiblu aribikum bandadatat

  • @wediofla3230
    @wediofla3230 4 дні тому

    I thought Dr. Degen would bring commonsense to Tigray, but lately, he is showing his true colors. Now I see him as a dictator wanna be. Instead of trying to bring people together, he is becoming very divisive.

    • @yitbarekasgedom6003
      @yitbarekasgedom6003 19 годин тому

      He is.. Even he don't have respect to the Seniors ተጋደልቲ

  • @YonasFtwi-j7h
    @YonasFtwi-j7h 4 дні тому

    Abel qondaf agame .

    • @Qondaf
      @Qondaf 4 дні тому

      Anta kemey zbeluka hasas eka. Bsuru kemzi newri zereba le tesemiAu ayfletn

  • @Hanna-y2e3n
    @Hanna-y2e3n 3 дні тому

    Bandatat ekom ❌️

  • @menemoyfelto1510
    @menemoyfelto1510 4 дні тому

    Shimka keyr ata tekar dejen banda

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 4 дні тому

    Pp midya no

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 4 дні тому

    አይ ሰለስተ ደማሙ ትኽእልዎ ስራሕ ድለዩ ትሓደ ደበስ ናይ ወዱ በሊዑ ጨሪስወንዩ ዘዐገርግሮ ዘሎ ዕቡድ

  • @filmongirmay9820
    @filmongirmay9820 День тому

    👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿

  • @baqr4383
    @baqr4383 3 дні тому

    Dejen malet hade Denqoro seb eyu