Solomie Mahray ''እዚ'ኳ'' New Eritrean Music 2019

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 25 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 1 тис.

  • @One-Heart
    @One-Heart  5 років тому +715

    ግጥምን፡ዜማን - ቶማስ ኣልኣዛር
    ምውህሃድ ሙዚቃ - በረኸት ወልዱ
    ዳይሬክተር - ቴዎድሮስ ብርሃኔ
    ብልጽቲ ደርፊ እያ'ሞ ኣስተማቕርዋ - ተፈቲኹማ ላይክ ሼር ግበርዋ

    • @filmon1457
      @filmon1457 5 років тому +7

      Thomas 🔥🔥

    • @E1991.
      @E1991. 5 років тому +8

      Savana/ሓበሻ Its nice song where was the clip done the city?

    • @wedighide5331
      @wedighide5331 5 років тому +4

      Wow btaemi bela zkone derfi solomie aslino

    • @johnkesete4227
      @johnkesete4227 5 років тому +2

      Wawww xbuk xbuk serih Tay kiwxo

    • @minmammaarmitthjarta1694
      @minmammaarmitthjarta1694 5 років тому +5

      Tomas zhalefo da entay kewxo bela mber tomas ka aleku belena thank you

  • @siku9753
    @siku9753 5 років тому +480

    ያ ኣደይ ማዓረይ
    ን ቶማስ ኣልኣዛር ዝፈቱ like like ኣግርጭው ኣቡሉለይይይይ
    ያ ጀማዕ ከይትርስዑኒ ከይንቃያየም ማራ እየ ዝፈቱዎ ።

  • @ሄሩጓልትግራይሓላል
    @ሄሩጓልትግራይሓላል 5 років тому +70

    ብጣዕሚ ፅብቅቲ ስራሕ ደቂ ኤሬ ክሕብየኩም ማዓት.የ ስላም ናዓኹም ብስም ኤሬ like habuley

    • @Samisami-ed3zc
      @Samisami-ed3zc Рік тому +1

      እእእእ ቆማላታ

    • @HsabuTekle
      @HsabuTekle 10 місяців тому +1

      Zeynaki ayukun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @RobelAbrham-qx7uj
      @RobelAbrham-qx7uj 6 місяців тому

      Tanks🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

    • @sara6511
      @sara6511 2 місяці тому

      😂😂

    • @mamush-yy4kp
      @mamush-yy4kp Місяць тому

      We love you too our tegaru yehewatna from 🇪🇷 .

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 5 років тому +170

    ንመጀመርታ እየ ዝፅሕፍ ሓፍትኩም ኣብ ትግራይ ትቅበልኒ ድኩም ደቂ ኤሬ ቀፅልሉ ፅብቅተይ

  • @goitommehari3572
    @goitommehari3572 4 роки тому +10

    ህጂ ዶሞ በሪረ
    ኣብ ሕቅፎካ ከዓልብ
    ህጂ ደሞ ሓፊረ
    ኣብ እግርካ ክሰግድ።
    ሽት ላይክ ሃቡለይ ሶሎሜ ሽኮርር።

  • @atchanel6181
    @atchanel6181 5 років тому +827

    ንቶማስ ዝፍቱ ናይ ግድን ክጸቅጥ ኣለዎ
    ንስል ኤርትራ 🇪🇷

  • @imissmeinefamiliy2994
    @imissmeinefamiliy2994 5 років тому +70

    ኤርትራዊ ፍትው መንነት ኣጆኪ እስከ ሶሎሜ ሽኮር ⭐

    • @sarahaile7611
      @sarahaile7611 3 роки тому

      Ya...keep it soli

    • @meley1952.
      @meley1952. 2 роки тому

      ኤርትራዊ ዜግነት ዩ መንነት ኣይኮነን ሰበይ

    • @meley1952.
      @meley1952. 2 роки тому

      ኣይንጋገ ባህ ኣይበሎም ኢልካ ትገብሮ ብኡ ጌሩ ዝስበነካ

    • @robelmukur8982
      @robelmukur8982 Рік тому

      @@meley1952. 🇪🇷💪👈

  • @nooneunderstandme321
    @nooneunderstandme321 5 років тому +233

    ane hawkum wedi eri eye lomanti proses ncanada 🇨🇦 selituni like. gerkum enka hagoseka beluni deki eri

    • @yibrawiwediasfaha5325
      @yibrawiwediasfaha5325 5 років тому +11

      No One Understand Me Arku entay da eti semka zaytkyro no one Understand enda belka da USA gen tradomulka Enkaei Hagosaka zetrafu kemaka

    • @ftiwitesfalem1522
      @ftiwitesfalem1522 5 років тому +11

      Hewey enka hagoseka Canada lemulemu tknelka hewey natey

    • @abielanday4517
      @abielanday4517 5 років тому +11

      nay kea proses nEritrea selituni alo

    • @rihonberhane1954
      @rihonberhane1954 5 років тому +1

      P kkkk congrats bro

    • @fevenmisgun1439
      @fevenmisgun1439 5 років тому +1

      Congrats bro

  • @Wedi_mama
    @Wedi_mama 5 років тому +3

    ያ ናይ ብሓቂ ጥዕምቲ ደርፊ አምበርከስ ሽሮ መቃምምቲ አንተኣቲዋ ከመይ ዲዩ ዝከውን ስለዚ በዓል ቶማስ ኢድ መለሰምሉ ዳኣሞ፤አስከ ንቶማስ ዘድንቅ like ygbereley

  • @ኣንጻርህግደፍህግደፍንዘል

    ንቶማስ ዝፈቱ እስከ ይርገጸኒ
    ሶሉ ንፍዕቲ ኣጆኺ ቀጽልዮ ቶምስ ሕዝኪ ደኣ ክትዕንብቢ እኪ

  • @ኤርትራዊትጓልቶምሻዕብያ

    🇪🇷ስልምተይ ጓል ኤረይ ሽኮር እንቋዕ ደሓን መጻኽና ስሕልቲ ጎሮሮ መኹርዒት ሓበነይ🇪🇷

  • @MezgebuAyehu
    @MezgebuAyehu 8 місяців тому +1

    l am ethiopia in Amara region so your music is very beautiful and happy.so continue .

  • @ሄራታንብርሃነ
    @ሄራታንብርሃነ 5 років тому +29

    የኔ ማር ናይ ውሽጠይ ኢኪ ገሊፅክለይ ብማንም ክፍታሕ ዘይክእል ዝመስለኒ ዝነበረ ቃንዛይ ሕጂ ግን በቲ ጥዑም ቃና ድምፅኪ ዘቅረብክለይ ዜማኪ ገይረ ውሽጠይ ከፀናንዕ ክኢለ ምስጋናይ ዓቀን የብሉን ሰሉ ቆንጆ ኣድናቂትኪ እየ ቅፅልሉ ግዝይኡ ዝሓለወ ሙዚቃ

  • @fetaritumsebweyal1009
    @fetaritumsebweyal1009 5 років тому +16

    ኣንፈተይ ሲኢኒ ኩሉ ኣብ ኢድካ ኮይኑ ዓክ ኣጆኪ ሶሊተይ ናተይ

  • @habenandebrhan2382
    @habenandebrhan2382 5 років тому +36

    ከም'ዚ ናተይ ገይሩ ን ሶሎሜ ዘፍቕራ ሲ ይህሉ'ዶ ይኸወን!። ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቶሚ ምስ ሶሊ። ምውህሃድኩም ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ። የቐንየልና 😍

    • @robielmahary5948
      @robielmahary5948 5 років тому

      ኣታ ናይ ሕማመይ ከማን ዘፍቅራ ብጠቕላላ የለን ብጀካ ፈጣሪ ብፍላይ ኣብታ ብስመይ ኣይትምሓል ትብል ደርፋ ብጣዕሚ እያ ተዕብደኒ

    • @wedikelifa
      @wedikelifa Рік тому

      Yaa jemaa niay gdefuley ane bfqra texelile znaberku seb iye...bflay ab afdege gezaa koyne mule maltii iye kshyfa zweil nere

  • @nahomokubamichal874
    @nahomokubamichal874 5 років тому +2

    ሄሄሄ ቶሚ ሎቑማጽ ሎሚ ካልኣይ ግዜ ግጥምን ዜማን ርግጸኛ እየ 100% ሰብ ሓደ ኣካል ከምትኾኑ ጸጽቡቑ ይምነየልኩም ።

  • @MyLife-vl9yc
    @MyLife-vl9yc 5 років тому +5

    ምሃብን ምዉሳድን ባህልናዩ ግን ብዘይካ ሓደ ክልተ ገዲፍካ ስለምንታየን ደቀንኣስቲዮ ሃገርና ወይ ግጥሚ ወይ ዜማ ዘይገብራ እዚ ክብል ከለኹ ርእይቶይ ነዛ ደርፊ ዝዉክል ኣይኮነን ብጣዕሚ ጽብቅቲ ዜማን ግጥምን👌👌👌👌👌👌👌

  • @ፍልስፍናንበሮምበርኣይትዛ

    በዛ ክብርቲ ደራፊት ወትሩ ይሻቀል ነይረ! “እንታይ ኮይና ጠፊኣ፧ እምበር ከ ናይ ዳሓን ድያ፧ ንመን ሓቲተ ከ ክረክብ ዳሃያ፧” እናበልኩ ብዙሕ ግዜ ምስ ውሽጠይ የስተንትን ነይረ። ሎሚ በዛ ቪድዮ ዳሃይኺ ብምፍላጠይ ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ ኣሎ ሶሊ! ክብርን ምስጋናን ንልዑል ፈጣሪ። ካብ ብልቢ ዘድንቀኪ ጓል ሰብ።

  • @hope6513
    @hope6513 5 років тому +9

    ጀይባ እዛ ናይ ሕማመይ ደራፊት ቡሉጽ ግጥምን ዜማን ካብ ቲ ቡሉጽ💎 ቶማስ ኣልኣዛር ፡ ብልጽቲ ደርፊ ካብታ ውድእቲ ሰሎሜ ❤ ርሑስ ቀዳም ሰንበት ይግበረልና ያ ጀምዓ ካብ ቲ ንግጥሞ #like ጨላጉሙኒ

  • @rhuszemen5426
    @rhuszemen5426 5 років тому +5

    ኣነ ንኣክን ንሄለንን ጥራይ እዬ ዝፈትው ካብ ናይ ኣዋልድ ደርፍቲ ሶሎሜ ጽብቅቲ

  • @eritreanmusic4055
    @eritreanmusic4055 5 років тому +29

    ቶማስ ኣልኣዛር ግጥሚን ዘማን ዘሃባ ደኣ እንታይ ከወጾ በሓቂ ንፍዕ ስነጥብባዊ እዩ % ኮመንቲ ተነበቡ ዘለኩም like ነዓይ ከኣ ከይጠወኩም ከይተሓልፍ ኣጋጩዉ ኣብልዋ ?

  • @ውልድኣምላክእየወልድኣምላ

    ሰላም ኣምላኽ ንዓኺ ይኹን ቀጺለ ሰሎሜ ሓብተይ እቲ ክንድ ኣቦን ኣደን ኮይኑ ዘዕበይኪ እግዚአብሔር ጎይታ ሰራዊት ክትዝምርሉ ይጽውዓኪ ኣሎ እዛ መልእኽቲ ብምሰትውዓል ክትንብብያ ብፍቅሪ ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ይሕትኪ እታ ማዓልቲ ምድሓን ሕጂ እያ ። ወዳሴ እዛ ዓለም እዚ ኣ ትርጉም ኣልቦ እዩ የሱስ ክርስቶስ የፍቅርኪ እዩ !!!!

  • @ambesajirlegese5680
    @ambesajirlegese5680 5 років тому +4

    ኣታ ንዓይስ ሰሉየ ከተጸልልኒ ኢኪ !እንካዕ ክኣ ብሰላም መጻእክና እንታይ ክወጻ ብልጽቲ ስራሕ !
    ብሉጽ ድምጽኺ ሰሉየ!
    ብሉጽ ግጥሚ ቶማስ!
    ብሉጽ ዜማ ቶማስ ! ስለዚ በርትዑ ኣብ ጎንኹም ኣለና 👍💚💚💚👏

  • @berekethabtom
    @berekethabtom 5 років тому +18

    i am from china i love eritrean music
    give me like
    我喜欢音乐厄立特里亚

  • @musicismybestfriendwherear9822
    @musicismybestfriendwherear9822 5 років тому +77

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷
    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷
    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
    🇪🇷 🤩 🇪🇷 🇪🇷
    Tomi Ankoa natana konka🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    Hanti Gift Ambaba nhade seb eya !!!
    Aska gn nay habar Ambabana Eka.kab blbi zfetweka Astemakari tbebka.Please kea Savana Interview Gberlu. Soli kea tsbuk Srah jbati😊

    • @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ
      @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ 5 років тому

      Music is my best Friend Where are u know! 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @almazyebiyo432
      @almazyebiyo432 5 років тому

      ሜር ፍቅር Aaman bjbjlyeovbbbbbnbö

    • @tekle7026
      @tekle7026 5 років тому

      Wow great Comment bro what treu

    • @amlilovelove5991
      @amlilovelove5991 5 років тому

      tomi enkae natna konka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @habtomberhane5425
    @habtomberhane5425 5 років тому +2

    ደራፍት ብሉጽ ድምጻ፡ ደስ ዝብል ሉስሉስ ዘማ ፡ ግጥሚ እንኮላ ጽቡቅ፡ ሙዝቃ ይበል፡ በላ ደርፍ ኩሉ ዘማለኤት የቐንየልና።

  • @wedijanay8494
    @wedijanay8494 5 років тому +3

    ሰሊተይ ጥዕምቲ ድምጺ እንቃዕ ደሓን ነጻኺ ንቶሚ ከኣጠፊእካና ንጽበ ኣለና በልልና በዚ ኣጋጣሚ

  • @makumehari9049
    @makumehari9049 5 років тому +1

    እንቃዕ ብደሓን መጻኪ ሶሎሜ ሽኮር ጽብቅ ድምጽ ምስ ብሉጽ ቅርጽ ቶሚ ከኣ ጽብቅ ግጥሚ ምስ ወሃ ዘበለ ዘማ ኩሉኩም ኣብዝኣ ዝተስታፈኩም ጽብቅ ስራሕ ኣቅርብኩም ሶ ቀጽልዎ ብዘይ ኣፈላላይ#like

  • @ዳዊትሃዋርያ
    @ዳዊትሃዋርያ 5 років тому +4

    ሶሊ የኔ ማር እንዴት እንደ ምወድሽ።ሁሉም ስራሽን በደንብ ኣሪፍ ነው ከጥሊበት።

  • @ማማእናቴ-ዐ6ጸ
    @ማማእናቴ-ዐ6ጸ 5 років тому +2

    ሶሎሜ ሐፍተይ ምስ ተጋሩ ይሕዋትኪ ብምስራሕኪ ብጣዕሚ ተሐጊሰ ፅብቅቲ ደርፊ ኢያ ደርፍኺ

  • @ወረበዚሑዶሓቀይ
    @ወረበዚሑዶሓቀይ 5 років тому +11

    Waww Thomi and Selomie ግርም ምውህሃድ ጌሮም ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ጽብቕቲ ደርፊ

    • @abielt962
      @abielt962 5 років тому +1

      Dejen Teklkiel ::::
      Kiltiatom busulat eyom Kabzgermeka Abzey Rebih bota kolel aynilun eyom

  • @fadumedia5571
    @fadumedia5571 5 років тому +3

    የቐንየልና ሳቫና ሓበሻ እህህህህህ መን እሞ ክርድኦ ምውት ዝኾነ ወለዶ ኣጆኹም ስነ -ጥበ ባውያና እቶም ቃንዛ ሃገርኩምን ህዝብኹምን ተረዲእኩም ብዝተፈላለየ መንገዲ ድምጽኹም ተስምዑ ዘለኹም ህዝብኹም ኣብ መዝገብ ክብሪ ድሮ ኣስፊርኩም ኣሎ።

  • @Eokbay
    @Eokbay 5 років тому +3

    ሶሊ ሽኮር፡ ስሕልቲ ጎሮሮ!
    Thanks for ሰሓቢት ስርሓት ቶሚ።

  • @samitheone4916
    @samitheone4916 5 років тому +2

    ቶማስ ናይ ሕማመይ ዛሓለፎ ዳኣLikeeeeee እዚ ኳ ክንእሶ ብዝኾነ awesom voices pretty Just Continue u ~~~~+

  • @haney2668
    @haney2668 5 років тому +7

    ዋውውውው ክዝክረክይ ፀኒሐ ማራ ጠፊእክና ነይርክይ በዓልቲ ስሕልቲ ጎሮሮ እዋይ ኣነስ ክፈትዋ ከምዚ ከማይ ትፈትዉዋ ?

  • @onedaywithmom8619
    @onedaywithmom8619 5 років тому

    አዛ ደርፍ ስ ከሳብ ሕጂ ከይስማኩዋ ኣበይ አየ xeንሐ ናዓይ ዋል ክርዳኣን ኣይካኣለን ዘሎ ገን በጣም ጽብቕቲ ስራሕ ሰልተይ ንሰላም ዝፈቱ ጠውቕ like

  • @ፍቅሪዩእምነተይ-ሠ2ቀ
    @ፍቅሪዩእምነተይ-ሠ2ቀ 5 років тому +3

    ሶሊተይ ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ኣይ ትጥፍእና

  • @gherensaebeyene1313
    @gherensaebeyene1313 5 років тому +2

    ድምጺ ሰለምየ ማሓራይን ድምጺ ኣብርሀት ዓብዱን ፍሉይ ጠብላሕታ ለዎ ኣብ ልበይ።
    እንኳዕ ድሓን መጻኺ ሰለሙየ ሽኮር

  • @temesghenmehari2057
    @temesghenmehari2057 5 років тому +4

    ተስፍ ዝህብ ፍቕሪ ዘጣብቕ ንፍቁራት ጉንዖ ልቦም ዘረስርስ ትሕዝቶ ዘለዎ ደርፊ ናፊቐ !

  • @moralabrham6905
    @moralabrham6905 5 років тому +1

    Soli እንቓዕ ብድሓን መጻኺ ሽኮሪና ከም ወትሩ ብሉጽ ስርሕ love you sweety
    ቶሚ ከኣ ካብቶም ዛኣምነሎም ኣርቲስት እኻ long live bro

  • @eritrean.tiktok7071
    @eritrean.tiktok7071 5 років тому +49

    ata nezia comment tenbb zeleka selamka yebzahayo like kea aytresu

  • @ከምቲዝድልዮኮይኑመልስኪ

    ቶማስ ተመለሰና በጃካ፡ ሰሉየ ጽፉፍ ስራሕ
    ፎርሳ ቀጽልዮ ናፍቅናኪ ቀንና ሰሉየ

  • @Negaritproduction
    @Negaritproduction 5 років тому +19

    Neza derfi zfetewa like ygbere ab za natey 👍🏼👍🏼👍🏼

  • @abrhamabrhamg3729
    @abrhamabrhamg3729 5 років тому +1

    ሰለሚ ደኣ ኣለኪ ዲኪ ደሃይ ኣጢፊእኪ እንበር እንቃዕ ብ ሰላም መጻክና በሊ ናቲኪ ደኣ ማራ ደርፊኪ ክሕምመኒ እንዱዩ ዝደሊ ዕድመን ጥዕናን የሃበኪ ሰሉ ሽኮር

  • @ኣይወግሕንድዩ
    @ኣይወግሕንድዩ 5 років тому +6

    ሰሉተይ መቀረት ዓለም ክፈትወኪ ማዓት እየ ኣጆኪ በርትዒ እስኪ ኣይትጥፈእና ካኣ ሓቢብቲ ኣነ nice music ምስ ከናሪ ድምጽኪ👍👍👍👍👍✔️💯♥️

  • @filmonfilmon977
    @filmonfilmon977 5 років тому +1

    ዋውው ሰላም ሽኮርር እንታይ ክወፆ ፅብቅቲ ደርፊ ናይ ተማስ ከኣ ከይ ፀበቀት ኣይ ትተርፍን ።

  • @saridc7182
    @saridc7182 5 років тому +59

    ሶሊ ስህልቲ ጎሮሮ ጽቡክ ስራሕ ኣቱም ህዝቢ እንታይ ኢኹም like ሃቡኒ እንዳበልኩም ትርብሹና ጡም ድዩ ኮይኑ አስኪ ኣነ ከኣ ክጥእሞ ጠውቑለይ

    • @nyg2212
      @nyg2212 5 років тому +1

      እሞ መቐረት ናይ like ከመይ ረኺብካዮ/ረኺብክዮ?

    • @saridc7182
      @saridc7182 5 років тому +1

      እዋይ ክጥእምምምም

    • @teweldeabrha8482
      @teweldeabrha8482 5 років тому

      Kkk hbaki alku

    • @Alemxewa
      @Alemxewa 5 років тому

      @@saridc7182 p6p

    • @bobbibi1341
      @bobbibi1341 5 років тому

      Soli shikorrr 😍😍😍

  • @aronfker8865
    @aronfker8865 5 років тому +2

    ብሓቂ ጥዕምቲ ጽቡቕ ስራሕ Solomie & Tomass
    ውህደት ሙዚክ ካሜራ ዳሬክተር ኣብ ኢትዮጽያ እያ ተሰሪሓ ትመስል"

    • @lemlemwledkidan5463
      @lemlemwledkidan5463 5 років тому +1

      Ab kampala

    • @aronfker8865
      @aronfker8865 5 років тому

      ኣብ ካምባላ ኣይኮነን ኣብ ኢትዮ ዩ ዝፎልጦ ቦታ ዝተስኣለትሉ ኣሎ

  • @melkamumesfin6073
    @melkamumesfin6073 5 років тому +9

    I am from ethiopian I realy like eritrean music

  • @Feben_Gual_May_kadra_Tigray
    @Feben_Gual_May_kadra_Tigray 4 роки тому +1

    Btami eye zfetwa neza gal solomie shikorr btami eye ane's ende ftwtw solomieye 😍😍 2020 መን ኣሎ ንዛ ደርፊ ዝስማዓ?

  • @muluedomoz4210
    @muluedomoz4210 5 років тому +6

    Eti zhgusen entay eske eritrawyan bluxat sene tbebawyan zelena i Love you deqi Eritrea likeeeee

  • @kikakikawi3763
    @kikakikawi3763 5 років тому +1

    ሶሎሜ ዓይነይ ኣለኪ ዲኪ ሃሲስክኒ ብጠዓሚ የ ደርፍታትኪ ዝፈትዎ ሕጂ ኣብ ካምፓላ ድኪ ድለኪ

  • @habtegebriyonas5269
    @habtegebriyonas5269 5 років тому +12

    Solomeyyyyyy shikor ewayyyyy ane eba lbey gedikni wonderful music

  • @ኣለናዶ
    @ኣለናዶ 5 років тому +2

    ምቅርተይ እንቃእ ብደሓን መጻኪ እዋይ ድምጺ እኻ ተኣምር ኢዩ ሶለመ ስሽኮር 100% ሎሚ ጥራህ ኣሰርተ ግዘ ሰሚዐያ ኣይትምኖን ኢያ ።ቶማሰይ ደኣ ሎምሲ ኣብ ዘማ ዋጣ እባ ከይየ እትካላ

  • @binijapi8724
    @binijapi8724 5 років тому +3

    Oh how nic song soli shikor "nzelalem naka kmne ketilkayo lbey kindi zamene" bye bye lov

  • @tesfaysamuel3788
    @tesfaysamuel3788 5 років тому +1

    ሰለምየ ሽኮር እንኳን ደሓን መጻኺ ጽብቅቲ ፍጥረት ጥዑም ድምጻ ኣውሊዕ መወጻ ብርሃን ገጻ

  • @nanucliptips523
    @nanucliptips523 5 років тому +14

    where have u been solomie welcome ...young energetic artist...hope to see u alot more! thanks for the nice music...

  • @neganaga538
    @neganaga538 5 років тому

    Waw selia shikor kemay deki ab hiwetey zagtamni afkritey teblni nebart lomi azkKirkni mesmkwa eza derfii nebat darga serini hji gen temlisya aloku nay tahguss like be shum hawu kulu tezrbi tigirngna

  • @aaronlid9451
    @aaronlid9451 5 років тому +5

    Soli bealti suhul gororo betami des tbl derfi so qexlyo ab hiwetki awetn asalton ymneyelki
    Bruk kedam senbet nkulu hzbi Eritrea

  • @Belesaproduction
    @Belesaproduction 5 років тому +1

    ናይ ልቢ ዝኾነት ስራሕ የቀንየልና ቶማስን ሶለመን።

  • @ጋልትግራይብሲ
    @ጋልትግራይብሲ 5 років тому +97

    like ሃብኒ እለ ኣይፈልጥን እንድየ ሐጂ ግን ክብል እየ ስለ ቶማስ ዝፈትዎ like ከይገበርክም ከይትሓልፉ

    • @robielmahary5948
      @robielmahary5948 5 років тому

      ሂበኪ ኣለኹ ንስኺ ከኣ እስከ በሊ ሓንሳብ ሰዓምኒ

  • @yohanesalay4258
    @yohanesalay4258 5 років тому

    ሶሎሜ ቆንጆ ጽብቅቲ ስራሕ እያ፡ጠፊእክና እንዲኪ ኔርኪ ሕጂ ግን ብጥዕምቲ ደርፊ ተመሊስክና፡ ብልጽቲ ድምጻዊት ምካንኪ ስራሕኪ ምስክር እዩ።

  • @TK-uh4ex
    @TK-uh4ex 5 років тому +6

    She is love
    Keep it
    God bless you dear sweet

  • @elenokbay4758
    @elenokbay4758 2 роки тому

    Soliye mqrti bteami eye zfetwekin zdeniqeki bteami xubuk srah ajoki qexliyo So ftari edmen tanan yehabekum🙏🙏🙏

  • @wedieri415
    @wedieri415 5 років тому +3

    Tomitey ዝገጠሞን ዝዘየሞን ድኣ እንታይ ክወጾ💯💯

  • @razrazene6443
    @razrazene6443 5 років тому +1

    Mukurat deki ere artist ttefuna alekum eti xegem eko flut eyu mekseb sle zseankumlu ekum gn zelmede eyklae eko xbehal lmadna aytkluna nhna ka shere coment like aiknhamkn ena kexlwo

  • @fififire6090
    @fififire6090 5 років тому +3

    Nay wshtey eba Derifkley halaley ❤ ezika ane koyne 👍👌 hjis dahan kkeloye bkedemus zeybeney eye ................

  • @abadihadis6247
    @abadihadis6247 5 років тому +1

    Betam gobez nesh gadengaye bezih muzika chik tebsewal

  • @bmabma6230
    @bmabma6230 5 років тому +3

    Wow Solitey 100%❤
    Nay tome gtimin zeman entay kiwetso so Continue. ..........

  • @malhabib357
    @malhabib357 5 років тому

    ካምቶም ብጣዓሚ ዝክብሮም ዝደንቆም ሰነ ጥበብወያና ናይ ሃገርና ድሕሪ ክቡር ኣብርሃም ኣፍወርቂን ክቡር የማነ ባርያን ንቶሚ ብጣዓሚ እየ ዝድነቆ ትረጉም ጥበብ ይፍልጦ እዩ ትረጉም ጥበብ ኣንታይ ምካኑ ይፍልጦ እዩ ጽብቅ ገሩ ቶሚ ናይ ሙደይ ወዲ ናይ ሕማመይ ወዲ ቶሚ ኣስሊ ቶሚ ዓቢ ሰብ

  • @adeyeyaalemey3225
    @adeyeyaalemey3225 5 років тому +10

    Solitey marr derfi 100% 🇪🇷👈😘

  • @ወዲነግሽንቕድሚትጥራይመር

    ሶሌሜ ምሓራይ በጃኩም ንገሩለይ ድምጻ ዝጸማኣና ሰባት ከም ዘለና
    ከመይ ዲኪ star ከም ዝነበርኪ ንዓና
    ኣለና ንዓኪ ክንጽበ ዝጸናሕና
    ነፈትወኪ ኢና ኣትርሓቂ ካባና
    ኤደን ትግራይን ንስክን ሓደ ኮንኪን ትስማኒ
    ፖለቲካ ግን ስዲ ኢዩ ( ኣደማርያም ) ኢለ ባእ
    ኣነ ካን ጀርመን (Deutschland)
    Ich mag dich wirklich !
    Niccccc piccccc !

  • @nebizerai8204
    @nebizerai8204 5 років тому +3

    I am eritrean for ever and ever fitew eye zebileki eri natey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meramera8327
    @meramera8327 5 років тому +1

    Soli shkor enqae dehan mexakna so nicc song gn kea tamno liekka dekiska hder kem ztebahle gtmin zeman riena ena Tomi zserho kulu gzie blux yu Tomi best

  • @semharemahsionwawwwmokseym2261
    @semharemahsionwawwwmokseym2261 5 років тому +3

    Wishtey tenkifatni ❤❤👍👍solomie shkor timti dimxi and tomi ❤👍

  • @hermongerensea958
    @hermongerensea958 5 років тому +1

    Tomi btaemi nfue seb eka blux srah,solomie haftina ka dimixi kanari keziliyo eki bravo

  • @alemxaerieya77
    @alemxaerieya77 5 років тому +3

    ኣቤት ጎሮሮ ሶሊ ሽኮር
    ንፍዕቲ ኣይትትፍእና እንዳ ጠፋእክና እንድኺ ኮይንኪ

  • @berhanetsegay3675
    @berhanetsegay3675 5 років тому +2

    Selomie shkor 2013 zateweni fkri ksab hji yxawetrley alo 😍

  • @bahtagrmay1582
    @bahtagrmay1582 5 років тому +5

    You’re talented Solomia. However amazing song and voice. Keep up the amazing work.

  • @ambesachanel
    @ambesachanel 5 років тому +1

    Atum sebat eza gual ketexelleni eya my gash walla aykeseb love you 😍 eleki aleku srah dma zwetso yeblun gtmu ziemiu dmtsu gele aynet

  • @ሊሊጋልቶምወየንቲ
    @ሊሊጋልቶምወየንቲ 5 років тому +3

    Aseyyyy solomey mkerti des bhalit derfi kab dkiere zednka seluey asli

  • @ስነ-ጥበብተደፊሩ
    @ስነ-ጥበብተደፊሩ 5 років тому

    ሰሊተይ ከመይ ዲኺ ትንጅሕኒ የኔ ራሕባ ምሉእ ጀላተይ

  • @iamorthodoxtewhado9672
    @iamorthodoxtewhado9672 5 років тому +7

    Solmieye kabten zefetwen deki anstyo derfti deki eri eya emo bejakom eske like habeley my gays

    • @anedo8352
      @anedo8352 5 років тому +2

      Gays aybhalin eyu atum sebat beta neflta tigrna endo tshafu

  • @matiefrem9287
    @matiefrem9287 5 років тому +2

    አንታ ኪወጾ ቱዑም ሙዝካ ግትምን፡ ቶማስ
    ሓዉና ትጠፋና ካ ኣለኻ ሰሌሜ ካ ኣይትሕመኪ ከጽልዮ ቱዑም ዲምጺይ

  • @sweetbabalola4694
    @sweetbabalola4694 5 років тому +5

    Welcome solomie shkor 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @Eritreanloveshow
    @Eritreanloveshow 5 років тому +2

    ናይ ሰሌመ ኣሌቶን ናይ ቶማስ ግጥምን ኬፍ ዛሃቦ ጽቅጥ እታ ዘልመድኩምኒ ኣይትክሉኡኒ ደቂ ኤረይ ሓሊመ ከኣ እዚ ጉኑፍ ኢሰያስ ተመርዕዩ ናብ ሕንቲ ኬንያዊት እዋይ ብሻና እዋይ ወርቅና ኬንያ ክርአ ኢዩ ክብል ሓዲረ ግን ከኣ መርዓ ሞት ኢዩ ምስ በሉኒ ፍንጭሕ ኢለ ክሞተልና ኢዩ ንወዲ መድህን ዝጸልእ ከኣ ገጭ like Happy week end everyone

    • @anedo8352
      @anedo8352 5 років тому

      Kilae ezi si zerba dyu hafti do yeblkan eyu gex kenya

    • @Eritreanloveshow
      @Eritreanloveshow 5 років тому

      @@anedo8352 ስቅ በል እስኪ ምሕላም ከይ ገድፎ ድምሱስ

  • @alalico7282
    @alalico7282 5 років тому +15

    Ewe kebtse " Fekre by by !!Nay Weshetey Derfi 😘😘😘

  • @habtommaheri5436
    @habtommaheri5436 5 років тому +2

    Woww ati endey des ktbleka eya eza music i like it

  • @RAM-ww7rh
    @RAM-ww7rh 5 років тому +28

    ሶሊ ሰበይተይ ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ይሬኤኪ ኣለኩ ብጣዕሚ ከምዝፈትወኪስ ትፈልጢ ዶ

  • @godislovetomie1956
    @godislovetomie1956 5 років тому +1

    ዋውውውውው እንኻዕ ብድሓን መጽኣኪ ሶሎመ ቆንጆ ብጥዓሚ ደስ ትብል ደርፊ ክኣ

  • @binifegr5452
    @binifegr5452 5 років тому +3

    Soli mkrti እንዳ ጠፋእክና እንበር ቡሉጽ ስራሕ ሒዝኪ ከምትመጺ ኣይንጠራጠርን

  • @sinalamek8695
    @sinalamek8695 5 років тому +1

    Wow nay ztederfet koyna tesemiatni eza derfi des tbl bhaki

  • @nslemnbarukuluhabu680
    @nslemnbarukuluhabu680 5 років тому +3

    Tomi endemo tefina bjakum dehayu ngeruni ember like si srahnau

  • @astukayhdego6537
    @astukayhdego6537 4 роки тому

    ሶሊ ሽኮር 100 na ቶማስ ኣልኣዛር woo መግለጺ የብለይን ♥️♥️♥️♥️

  • @maharyabraha229
    @maharyabraha229 5 років тому +8

    Kmdey Tshkur Eya Zla Hftna % Shkolet Gudmina Ftret

  • @mebrahtom6063
    @mebrahtom6063 5 років тому +2

    Kabten azye zdqa sne tbebawit hagerna solamie mhary nice song

  • @samrawitisak4324
    @samrawitisak4324 5 років тому +5

    Thanks for expressing my current feeling.... love u dear 💕💕💕💕💗🇪🇷can’t stop listening you !!

  • @habuwedieri4570
    @habuwedieri4570 5 років тому +1

    ሰሉ ሽኮርር ጽቡቅ ስራሕ ምጭውቲ

  • @samueltekeste4173
    @samueltekeste4173 5 років тому +4

    Welcome solemie ዓባይ ሰብ እንካዕ ብሰላም መጻኪ ኣጆኪ ካብዚ ንላዕሊ ንጽበ ኣለና በጃኩም ኣሕዋት like commnet ኣይንሕመቅ ስለ thomas alazar

  • @robelboy9420
    @robelboy9420 5 років тому +2

    Oyyy deta kbl {#Soli} fuhshw gexa zresakuwo fkerki ktdegsle mexiki dhan beli N’hemaki sele deymne welcome ma sweetheart