ልምዲ ፖርኖግራፊ ኣብ ሓጺር ግዜ ዝሰዓረሉ መገዲ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 283

  • @WediHager-q6c
    @WediHager-q6c 6 місяців тому +114

    Dr. Sharon ፡ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ ገለ ካብ ቶሞኩሮይ ከካፍል ኣነ ኣብ ኤርትራ ከለኹ እየ ናይዚ ፖርኖ ዉሉፍ ኮይነ ከም ዝተወለፍኩ ውን ኣይፈልጥን ነይረ ደይ ኣብ ትርፍ ግዜ እየ ዝርኦ እንዳበልኩ የ ዝሪኢ ነይረ ፡ከምዚ ናትኪ ዝምህሩ ዝነበሩ ሰሚዐ ኣብ ጌጋ ከምዘለኹ ተረዲአ ብልኽዕ ውን ሓውየ ፡ 1-ኣብ ሞባይለይ ዘሎ ኮድ ኩሉ ፈቲሐዮ ማለት ኩሎም ስድራይ ክጥቐሙላ ኣፍቂደሎም ፡ 2-ንነብሰይ ቢዚ ገይረያ ድቃስ ካብየኒ ከሎ ምስ ካልእ ሰብ ከዕልል ምስ ኣዕሩኽተይ እንዳዕለልኩ ከማሲ ጀሚረ ፡3-ነቶም ፖርኖ ዘሕልፉለይ ዝነበሩ ሰባት በብቑሩብ ክርሕቆም ጀሚረ ( ኣብ ኤርትራ ኢንተርነት ስለ ዘየለ ብሼር ኢት ኢኻ ትሰጋገር ) ሙሉእ ብሙሉእ ረሲዐዮ

    • @fitsumkelati8552
      @fitsumkelati8552 6 місяців тому +4

      imissmama3978 አንቢቦም ንዝርደኦም እዩ ጽሒፍዎ ንደንጎላ ርእሶም አይኮነን

    • @hiwetghebre8958
      @hiwetghebre8958 6 місяців тому +2

      ❤❤❤❤❤

    • @EagerBlackKitten-zy7tt
      @EagerBlackKitten-zy7tt 6 місяців тому +1

      ዶክተር ሻሮን ንኹሉ እትህብና ትምህርቱ እናመስገንኩ፡ብዛዕባ ጥዕና ሕቶ ኔሩኒ በጃኺ ባ ብምንታይ ክረኽበኪ ይኽእል።ብ ፌስቡክ መሰጅ ጽሒፈልኪ ኔረ

    • @kbromafe-ht4yv
      @kbromafe-ht4yv 5 місяців тому +2

      ናይ ብሓቂ ተዓውትካ!

    • @truthme332
      @truthme332 5 місяців тому +1

      ጅግና!💪 በርትዕ

  • @danielmekonen6031
    @danielmekonen6031 6 місяців тому +33

    ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ።
    ኣብ መጀመሪያ 2020 ኢዩ ሓደ ዓርከይ ከመይ ኣቢልካ ቡዋንካ ክትድቅስ ትክእል፧ ኢሉ ሓቲቱኒ። ኣነ ከኣ ክኖ መጽሓፍ ምንባብ ካልእ ክገብሮ ዝክእል ንጥፈታት የብለይን ኢለ መሊሰሉ። ዓርከይ ብዛዕባ ናተይ ሂወት ኩሉ ግዜ ከምዝቀንእ ከሙ ውን ኣብታ ረሳሕ ዓለም ምስ ሰበይ ይነብር ከምዘየለኩ ኢዩ ኩሉ ግዜ ዘዕለኒ ነሩ። ሓደ ግዜ ግን ኣብ መደቀሲ በሓደ እንከለና፡ ሓደ ሕማቅ ነገር ወልፊ ከምዘለዎ የዕሊሊኒ። ኣነ ውን ከምቲ ንሱ ዝበሎ ግዲ ኮይኑ፡ ኣብ ካልእ ዓለም ኢየ ነይረ፡ ንዓርከይ እንታይ ክብለኒ ከምዝደለየ ድሒረ ኢየ ተረዲኤዮ። ኣም መጨረስታ ግን እቲ ዘወለፎ ቪድዮ በሓንሳብ ኮይና ክንርእዮ ተማሓጸንኩዎ። ኣም መጀመሪያ ብጣዕሚ ተሰኪፉ ደሓር ግን ተለፎኑ ከፊቱ ብዙሕ ቪዶ ኣርኢኒ፡ ብጣዕሚ ከኣ ተገሪመ። ዓርከይ ኣብታ ጽፍፍቲ ዓለም ኢኻ ትነብር ዘለካ ዝብለኒ ዝነበረ ውን ብግቡእ ክርድኦ ኪኢለ።
    ድሕርዚ ዓርከይ ንዘራየኒ ቪድዮ ኣነ ውን ሓዱሽ ዓለም ስለ ዘርኣየኒ ኣብ በይነይ ክርኢ ጀሚረ። ብዙሕ ውን ናይ በሓቂ ድዮም ጡዑያት ሰባት እንዳበልኩ ደጋጊመ ራእኩዎ። ሕማም ናይ ዓርከይ ሰሙን ከይገበርኩ ኢዩ ናባይ ሰሪጡ። መጽሓፍ ምንባብ ስለ ዝፍውቱ ግን ኩኩ ገዲፈ መጽሓፍ ብትኩረት ከንቢብ ይፍቲን ነረ፡ እንተኮነ እቲ ኣቀዲመ ዝራኩዎ ቪዶ ከምቲ ዶ.ሻሮን ዝበለቶ ኣብ ቅድመይ ቅጅል ክብል ጀሚሩ፡ ወልፊ ከምዝገበረለይ ውን ቀልጢፈ ኢደይ ሃብኩ፡ ሂወት ናይ ዓርከይ ውን ቀልቲፉ ክርዳኒ ጀመረ። ወልፊ ናይ ዓርክይ ቀንዲ ምስጢሩ ክፍልጥ ኢለ ደጋጊመ ዝራኩዎ ቪዶ ንዓይ ውን ናብቲ ናቱ ቦታ ይእትኒ። ዓርከይ ግን ካብ 2013 ኣትሒዙ ናይዚ ዉሉፍ ሙካኑ ዘኪረ ብጣዕሚ ተገረምኩ። ደጊም ግን ጉዳይ ናይ ዓርከይ ዘይኮነ፡ ብዛዕባ ነብሰይ ኣቀዲመ ክሓስብ ተገደድኩ። ናይ በሓቂ ዉሑዳት ሳምንቲ ኢየ ርእየ ግን ግዙእ ናቱ ክኸውን መዓልታት ኣይወሰደለይን። ነተን ኣዝየን ዉሑዳት መራኸቢ-ብዙሃን ኣብ ሞባይለይ ዝነበራ ደምሲሰ Spotify ጥራይ ከፊተ ንኣስታት 3 ወርሒ ዝከውን ተጓዒዘ፡ ቡኡ ኣቢለ ምስ ገደፍኩዎ ኣይተመለስኩ። ዓርከይ ግን እንሆ 11 ዓመታት ኮይኑ ናቱ ግዙእ ካብዝከውን።
    ማዕዳ
    ኣብዚ ወልፊ ዘለዎ ሰብ ብቀሊሉ ክግደፍ ዝከኣል ኣይኮነን። ይትረፍ'ዶ ናይ ዓመታት ዘለዎም ወልፊ ናተይ ናይ ሰሙናት ውን በዳሂ ነሩ። ኮይኑ ግን ኣነ ኣቀዲመ ብዙሕ ኣብ ማሕበራዊ-መዲያ ይነጥፍ ስለ ዘይነበርኩ ብዝይ ንሱ ውን ናይ ንባብ ልምድን ወልፍን ስለ ዝንውበረኒ ገለ ካብቲ ዝሓገዘኒ ኣወንታዊ ጎነይ ዝነበረ ኮይኑ ይስማዓኒ። ኣብ ርእሲ'ዚ ሰሙናዉ ክልተ ማዓልቲ ጥራይ ናብ ጉያ ዝከይድ ዝነበርኩ ብብዝሒ ክከይድ ጀሚረ፡ ከሙ ውን ናይ Mauntainbike ኩቱር ባህጊ ስለ ዝነበረኒ ኣቡ ውን ደጋጊመ ክነጥፍ ጀሚረ። ልዕሊ ኩሉ ግን ብዙሕ ኣብ Screen ግዜ የጥፍእ ስለ ዘይነበርኩ፡ ቀልጢፈ ክገድፎ ቀዳማይ ብልጫ ከምዝነበረ ዓርከይ መስኪሩለይ። ስለዚ ኣነ ከማክሮም ዝክእ እንተደኣሃልዩ ዝያዳ ካሊእ ንጥፈታት ምግባር ከሙ ውን ሓፈሻዉ ካብ ማራኸቡ-ብዙሓን ምግላል ኢዩ። ምክንያቱ ዓርከይ ከምዘዐለለኒ፡ ንሱ ኣብ ሞባይሉ ዝኮነ ጽብቅቲ ጓለ ኩሩብ ሰለፋ ክፍት ዝበለ ተርእዩ፡ ናቡ ከምዝደፋፍኦ ኢዩ ዘዕለኒ። ስለዚ ናቡ ዝደፍኡ ኣብ መራኸቢ ቡዙሃን ብዙሓት ኢዮም። ልዕሊ ኩሉ ግን እተተካኢሉ ናብ እትኣምኖ ሃይማኖት ምጽጋዕ ኢዩ።
    ተገዲስኩም ነዚ ነዊሕ መልእክትን ለበዋን ዘንበቡኩሞ የቀንየለይ!!!

    • @ዓዲገዳ
      @ዓዲገዳ 6 місяців тому +1

      እወ መንፈሳዊ ጽሑፍ ትምህርቲ መንፈሳውይን ሰብት ምርካብ ብዙሕ ይሕግዝ እዩ

    • @AbelAndemichael-r6e
      @AbelAndemichael-r6e 6 місяців тому +4

      ዎው ቀልጢፍካ ምቁራጽካ ግን ብጣዕሚ'የ ኣድኒቀካ ከማኻ ይብዝሑ 🙏

    • @davrecords7852
      @davrecords7852 6 місяців тому +2

      Ajoka enqa kabzi welfi tegelagelka sileti guluxunetka busul hasabkan nemesgneka nearkika Kea amlak yehagizo .

    • @ተሓላቒንሃገሩ
      @ተሓላቒንሃገሩ 5 місяців тому

      @@AbelAndemichael-r6e ክክክ ኣነ ገሪምኒ ኣሎ እንታይ እዩ እቲ ወልፊ ነቲ ናይ ጎጉል sex ቪድዪ ድዩ፡ዋላስ ካልእ

  • @abrehaleyal
    @abrehaleyal 5 місяців тому +24

    ዶ/ር ሻሮን ኣነ በዚ ወልፊ ኣዝየ ተጠቂዐ ኣለኹ። ክገድፎ ዘይፈተንኩዎ ነገር የለን ንኣዋርሕ ገዲፈዮ ነይረ። ኣጋጣሚ ግና ሓንቲ ዘይፈልጣ ጓል ኣብ ሜሴንጀር ፖርኖግራፊ ሰዲዳትለይ ከፊተ ምስረኣኹዎ ድማ ከም ብሓድሽ ተመሊሰ ናብቲ ወልፊ ኣትየ። ሰለስተ መዓልቲ ድማ ብተኸታታሊ ፈጺመ። ኣብ ሶሻል ሚዲያ ዕርቃነን ዝኾና ደቀንስትዮ ስእልታት ክርኢ ከለኹ ተመሊሰ ይኣቱ። ይገድፎ እሞ ተመሊሰ ኸኣ ናብኡ ይኣቱ። ነዚ ጽዩፍ ተግባር ክገብሮ ኣይደልን እየ። ምስ ፈጸምኩዎ ኣዝዩ ሓያል ጣዕሳ እዩ ዝስማዓኒ። ልዕሊ ኹሉ ንኣምላኽ ይብድል ኣለኹ። ብጣዕሚ ዝፍንፍኖ ተግባር እዩ ግና ኣብዚ ጸገም ወዲቐ ኣለኹ። ምስ ፈጸምኩዎ ንነብሰይ ኣዝየ እየ ዝጸልኣ። ሕጂ ብናትኪ ምኽሪ ድማ ክገድፎ ክፍትን እየ። በጃኹም ጸልዩለይ ብጸሎት ሓግዙኒ ሰበይ

    • @hanisamrawit6048
      @hanisamrawit6048 5 місяців тому +1

      Ajoka hawey xlot gber ab geza beynka kof aytbel kab xmwa ztebegese eyu kemu zgbir

    • @abrahamtesfay8154
      @abrahamtesfay8154 5 місяців тому +1

      Amlak msaka ykun❤❤

    • @akbbbbbhhb
      @akbbbbbhhb 5 місяців тому

      መጀመርያ ጾሎት ግበር and ካብ ውሽጥካ ጽልኣዮ ክመጸከ ከሎ ግበር ወይ ረአ porn kitzkir aleka why ክርኢ why i am gonna wache this and follw andrew tate ane kemaka iye niere i prayed a lot ካውኡ andrew tate ንሓደ 7 ወርሒ ርኤዮ ኢመነኒ ኢዚኤን ቴገርካ ኪትሓዊ ኢካ

    • @canthurtme1869
      @canthurtme1869 5 місяців тому +1

      መጀመርያ ንስኻ ሓጥያት ይገብር ኣለኹ ትብል እንተ ኾይንካ ካብዚ ሂወት ክትወጽእ ክኸብደካ እዩ ምኽንያቱ ካልእ ኣይትሓስብን ኢኻ, ገዛኤ ርእስኻ ከም ግዳይ እዚ ነገር ውሱዳ ናይ ብሓቂ ኸኣኒ ግዳይ ኢኻ ኩሉ ሰብ። እዚ ነገር ናይ መንግስቲ ጌጋ እዩ። ካልእ ሕርቃን ግደፍ. ሶሻል መድያ ኩሉ ወላ ፊልምታት ንግዚኡ ግደፋ ምኽንያቱ ወላ ሶሻል መዲያ እዩ ከምኡ ተቐይሩ ዘሎ። እስፖርቲ ከም መድሃኒት ተጠቐመሉ።

    • @ainbesajrtesfazge9981
      @ainbesajrtesfazge9981 3 місяці тому

      Nab Egzabiher nemeles kulu nabu zeadmna zebel nedmsuso emo hadish kem teftrka kismeak eu ane win 3 semun gere axyafi video kabzey yeri zesmeani zelo bhata azu filuy eu

  • @fithawiyemane6558
    @fithawiyemane6558 6 місяців тому +4

    አምበር ዶክቶር
    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣጋላልጻ
    ካብ ዘረብኣ ኣዛራርብኣ
    Bravo doctor
    Thank you so much for everything

  • @hakirentertainment3687
    @hakirentertainment3687 6 місяців тому +21

    ድሕር ሰለሰተ ወርሕ ነዛ ጀምረያ ዘለኹ challenge ክሰግሮ ጸሎትኩም ኣይ ይፈለየኒ 😢
    ኣብ ቀዳማይ ክፋል ብዛዕባ ታርኽ ህወተይ ትዛረብ ዘላ ኮ መስሉኒ 😂

    • @akbbbbbhhb
      @akbbbbbhhb 5 місяців тому

      የለን ኪትምለስ ኢካ ናብታ ዚነበርካያ

  • @TesfayuSnqey
    @TesfayuSnqey 6 місяців тому +13

    እቲ ናኣስታት 4 ዓመት ሰሳቀየኒ ወልፊ ካብዛ ሎሚ መዓልቲ ከጥፍኦ ሓደ ኢለ ቆሪጸ ኣለኩ እግዛቢሄር ይኣክለካ ይበልኒ ። ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ተቀይረ ክመጽእ ኣምላክ ይሓግዘኒ thanks👏👏

    • @wedid.c6732
      @wedid.c6732 6 місяців тому

      Ajoka bro texemimka hlefa

    • @halamadrida6075
      @halamadrida6075 6 місяців тому

      November ms presidentawi matcha america result klfelt ika arku

    • @abrahamhagos1655
      @abrahamhagos1655 5 місяців тому

      Bro kemey aleka hji

  • @sabatekle1992
    @sabatekle1992 6 місяців тому +7

    ኩሉ ንምሕጋዝ ህዝብና ብቃንቁኡ ተቅርብዮ አስተምህሮ አምላኽ ይባርኽኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @muluemehari6914
    @muluemehari6914 5 місяців тому +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መድሃኒኣለም ዶክተር ሓፍተይ❤

  • @danielberhane327
    @danielberhane327 6 місяців тому +4

    ሰላም ዶ/ር ሻሮን ኣዝየ የመስግነ ኪ ቁምነገር ዘለዎ ሒዝኪ ኹሉ ግዝየ ምቅራብኪ ካብ ዘይ ንቡር ናብ ንቡር ሂዎት ምምላስ ትምህርትኺ ደጊመ የመስግነኪ ክብርቲ ሐፍተይ ❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @samharamen2584
    @samharamen2584 6 місяців тому +7

    Ab kemzi🥺 welfi zelekum Egziabhar yhagzkum❤️🙏🏿

    • @ማሩ
      @ማሩ 6 місяців тому +1

      Amen

  • @ሓኔታ-ጸረህግደፍ
    @ሓኔታ-ጸረህግደፍ 6 місяців тому +5

    ፍልጠት ሓይሊ እዩ !
    የቐንየለይ ዶክተር ሳሮን

    • @akbbbbbhhb
      @akbbbbbhhb 4 місяці тому

      @@ሓኔታ-ጸረህግደፍ ዝበዝሕ ህዝብና ናይ andrew tate gelixwo iyu

  • @sabatekle1992
    @sabatekle1992 6 місяців тому +13

    ዮሃንስ 3-16 አምላኽ በቲሐደ ወዱ ዝአመነ ኩሉ ናይዘልአለም ሂወት ክረክብ እምበር ከይጠፍእስ ንወዱ በጃ ክሳዕ ዝህብ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም አፍቀራ.ንየሱስ ነቲ ንሐጥያትና ዝሞተ ዘይተቀበልክሞ ተቀበልዎ ከምመድሐኒኹም ካፍቲ ዝመጽእ ፍርዲ ክትወጽ.ንእስራትኩም ከአ ብትኽትኽ ከብሎ እዮ አብሽም የሱስ ሐይሊ አሎ አብደም የሱስ ሐይሊ አሎ መጽሐፍ ቅዱስ አንብቡ ንዝመጸኩም ወልፊ ብሽም የሱስ ኢልኩም ስጎግዎ ደጋጊምኩም ስጋብ ዝጠፍእ የሱስ ፈዋሲ እዮ ብዘይ ብአይ ሐንቲ ነገር ክትገብሩ አይትኽእሉን ኢኹም ስለዝብል አብቃሉ መዝሙር ስምዑ ተባረኹ

  • @samioromay10
    @samioromay10 25 днів тому

    Thinks so much Dr❤
    Betami dess zbl mlketi eyu Dr Saron, Ane for example kabtom Naynewih gize Darga 10 Ametn leliun kab elementary school gemire eye Wuluf nere neger gn B Emnet N Amlak Bmfrah, ena nnebsey busy bmgbar and bsrah busy bmkan ena Sport bmsrah ena methamdtey bmdlay eye gedifoyo.
    Definitely it's so hard😢,
    With God's permission nothing is impossible❤
    Thanks God for everything 🙏

  • @Redairise
    @Redairise Місяць тому

    ናይ ብሓቂ ጎበዝ ሰብ ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ታ ዘለኩዋ ሕማቕ ሂወት ስይ ኮፍ ኣቢልክያ

  • @joniboy7965
    @joniboy7965 6 місяців тому +2

    ሻሮነይ ሽኮር ክብረት ይሃበልና ❤

  • @Amkrra7944
    @Amkrra7944 6 місяців тому +1

    ብጣዕሚ ንፍዕቲ ቀጽልዮ ብዙሕ ሰብ ካብ ሕማቅ ኩነትት ከተውጽኢ ኢኪ። ጌታ ይባርክኪ።

  • @BaHRiEritrea
    @BaHRiEritrea 6 місяців тому +8

    Dr. Saron ጉዳይ ኣምላኽ'ከ " ኣቱም ጾር ዝኸበደኩም ናባይ ንዑ " ኢሉ እንድዩ።
    ንኣምላኽ እንተሓቲትካዮ'ኸ ? ከም'ቲ ንምድሪ ብሓንቲ ቃል ተፈጠሪ ኢሉ ዝፈጠራ ነቲ ሰብ'ከ ብሓንቲ ቃል ኣታ ርኹስ መንፈስ ውጻእ ኢሉ ከሕውዮ ኣይክእልን?❤❤

  • @kwkw899
    @kwkw899 6 місяців тому +6

    Hello
    ሕማም ጽዩፍ ተናሲሕ ካ እዩ ዝግደፍ ምክንያቱ ን እግዛብሄር ምግዳፍ እዩ ዘይ ንክሎ ነገር , ፈጣሪኢና ስለ ዝኾነ,, እቲ ሞቅኖና ስግደት ናቱ ኣለዎ....
    Egzbhere yhagzena, eme brhan terdana

  • @bobsmart8302
    @bobsmart8302 5 місяців тому +4

    መርሓባ ዶክቶር ሻሮን፣
    እዚ ንዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ክት ህብዮ ዝጸናሕኪ ጥዕና ሓዘል ምኽርታት ዝሓቶ ስራሕን ጻዕርን ልዑል ስለዝኾነ ኣድናቆተይ ከቀድም።
    ቀጺለ ድማ ዝተወሰነ ዕቃበታት ካብ ሰናይ ድልየት ዝነቅል ከካፍለኪ ብትሕትና እጽሕፍ።
    ዘበናዊ ሕክምና ኣብ ምሕደራ ምልክታት ወይ ሲይምፕቶም ማነጅመንት ዘድሃበ እዩ። ስለዚ ድማ ዝኾነ ምልክት ኣብ ግምት ከየእተኻ ውጺኢት መርመራ ከየገናዘብካ ሕክምናዊ ምኽሪ ምሃብ ካብ ጥቅሙ ጉድኣቱ ስለዝዛይድ ተመራጺ ዘይከውን።
    ኣብ ትሕዝቶታትኪ ንምሳሌ ኩሎም ተካፍልዮም ምኽርታት ኣብ ሓፈሻዊ ኣፍልጦ ዝተሞርከሱ ኮይኖም ንውልቃዊ ኩነታት ሕሙም ኣብ ግምት ዘየእትውዩ። ብተወሳኺ ንተኸታተልቲ ናብ ሓልዮት ሕክምና ክኸዱ መዘኻኸሪ ኣይተቅርብን ኢኺ። እንቃቁሖ ጥቅሚ ከምዘለዎ ምምካር ሓደ ነገር ኮይኑ፣ ነቲ ሕሙም መርመራ ከይገበረ እቲ ምኽሪ ምልጋስ ምስ ካልእ ኩነታቱ ተጋጭዩ ካልእ ጸገም ክፈጥር ስለ ዝኽእል ብመጀመርያ ሕክምና ክ ውከስ ምምካር የድሊ።
    ህዝብና ብሰንኪ ዝወረዶ ሕሱም ጭኮና ህግደፍ ኣብ ኣዝዩ ትሑት ደረጃ ፍልጠት ስለዘሎ ብቀሊሉ ክደናገር ዝኽእል ብዙሕ ኣሎ።
    ቀጺለዉን ክሓተኪ ዝደሊ ብዛዕባ ስፐሺያሊዝምኪዩ። ምክንያቱ ኣብ ኩሉ ኣካላውን ኣእሙሮኣውን መንፈሳውን ኩነታት ስለተምህሪ ኣብ ዓውድኺ እንተኣድሂብኪ ውጺኢቱ ምበለጸ።
    ዘሎኒ ሓበሬታ ናይ ኦሮታ ምርቅቲ ኢኺ። ኣብ ደገ ሴርቲፋይ ኣግቢርኪዶ ኣበየናይ ሆስፒታልከ ትነጥፊ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ። ሓፈሻዊ ድሕረ ባይታኺ ኣብዚ ሞያ ንተኸታተልቲ ሓጋዚ ምኾነ።
    ተስፋ እገብር ነዚ ማዕዳ ሓዘል ምኽሪ ብገርሂ ልቢ ክትነቢዮ። ኤርትራውያን ብዙሕ ናይ ስነ ልቦና ሽግር ዘሎና ሕብረተሰብ ስለዝኾንና ጽን ኣይንበሃሃልን ኢና። ብወገነይ ኣብ ሃገርና ነኺሱ ዘድምየናን ዝብትነናን ዘሎ ሰይጣናዊ ስርዓት ከይለገሰ፣ ትኩራትን ተማኸርትን ክንከውን ከቢድዩሞ፣ ከም ሻሙ ቢለ እየ ሓንጢጠ። እንተቀዶ ቀዶ እንተዘይቀዶ ሕንጣጦ፣ ፈጣሪ ሓስብ ልብኺ የስምረልኪ፣ በርትዒ።

  • @NazrietHabteslasie
    @NazrietHabteslasie 5 місяців тому +1

    Dr sharon ከመይ ኣለኺ ኩሉ ምኽርታትኪ ብጣዕሚ ጽቡቕ ነመስግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንሳ ድማ ኣበካዶ ብብዝሒ ምጥቃም ንኮሎስትሮል ከመይ ኢዩ ምኽንያቱ ኮሎስትሮል ስለዘለኒ ንትህብኒ ምኽርኺ ድማ የቐንየለይ

  • @mekseb456
    @mekseb456 6 місяців тому +4

    ዶክቶር ሻሮን ኣዝዩ የቀንየልና፡ምስዛ ትምርትኺ ተታሓሒዙ ዝኸይድ፡ግብረ ሕቡእ ጥቅሚ ኣልዎ ዝብሃል ሓቂ ድዪ፡ጉድኣት እንተለዎ ከ ንክትገድፎ እንታይ ሳይንሳዊ ምኽሪ ትህብና ኣብ ክሊትኡ ጾታ ዘሎ ጸገም ዩ፡፡ኣብዚ ብሕትውና ዝመልኦ ስደት ኩላ በዚ ተጠቂዓ ካብ ኣማዞን ኣርተፍሻል መትሎ ኣብ ትርኣሳ ገራ ያ ትሓድር ዘላ ስለዚ ገለ በልና፡ናይ መብዛሕትኡ መንእሰይ ሕቶ ዩ ተገዲስኪ መልስልና❤❤❤❤

  • @danisolomon3750
    @danisolomon3750 Місяць тому +3

    ታይት ጌይረን ተፈጋጊኡ ፍረአን እናራኣና ከመይ ኣቢልና ካብዚ ወልፊ ክንወጽእ

    • @Redairise
      @Redairise Місяць тому

      ይገርመካ ኢዩ

  • @NardosbereketTesfagebriel
    @NardosbereketTesfagebriel 5 місяців тому

    ክብረት ይሃብኪ ዶክተር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ።ኣሜን ጽቡቕ መደብ እዚ ናይ ጽዩፍ ቪድዮ ወልፊ ኣዕናዊ ዩ ሓቕኪ ኣብ ልብና ይሕድሮ ።ደጊመ ክብረት ይሃበለይ ይብል ዓባይ ሰብ

  • @OsmanAli-cg1ss
    @OsmanAli-cg1ss 5 місяців тому +1

    Nayzi himam welfi yeybilen gin mexamefti yidliye slzi telb tidli intdahalikin like rigxu

  • @danielkeleab8029
    @danielkeleab8029 6 місяців тому

    Amazing consultation thank you so much Doktor Sharon ❤❤❤

  • @Yemanetesfay-c4u
    @Yemanetesfay-c4u 2 місяці тому +2

    ዶክተረይ ጓልቁዱሳን ቤተሰብ ናይኖህ ታሪኽ ወስ አብልሎም❤❤❤

  • @berhanewussien1148
    @berhanewussien1148 2 місяці тому +1

    Grazie mille sister.

  • @WediEssu
    @WediEssu 6 місяців тому

    I don’t have any words to explain to you Dr sharon I just say thank you so much God bless you.!!!!!!!

  • @Temesgen-s
    @Temesgen-s 6 місяців тому +2

    ኣብዘይፈልጦ ክመክር ኣይኽእልን እየ ። ዝኾነ ዓይነት ወልፊ ግን ብቃልሲ ደው ከተብሎ ይከኣል እዩ ። ዶር. ሻሮን ጽቡቕ ኣስተምህሮ !

    • @akbbbbbhhb
      @akbbbbbhhb 4 місяці тому

      @@Temesgen-s and u need to wache andrew tate motivation as well

    • @Temesgen-s
      @Temesgen-s 4 місяці тому

      @@akbbbbbhhb ይፈልጦ እየ ኣንድሪው ቴት ንፉዕ ነጋሪ ዛንታ እዩ ። Thanks !!!

  • @abrhaatsbha5057
    @abrhaatsbha5057 6 місяців тому

    ዶክተር እግዚኣብሔር ይባርኽኪ ብጣኦዕሚ ዓቢ ሓገዝ ኢኺ ትገብርልና ዘለኪ።

  • @FiliMusse2014
    @FiliMusse2014 6 місяців тому +2

    ዝፈትዋ ዶ/ር ዓድና 🌸🫶🏻🌸🇪🇷🤞

  • @yosiefghebreslasie8050
    @yosiefghebreslasie8050 5 місяців тому

    ዶክተር ሳሮን ብታዕሚ የድንቀኪ!
    ብእትገብርዮ ሃናጺ ሕሳብ ምኽሪን ብጣዕሚ ሕጋዚ ኢዩ እሞ በርትዒ ብዝበለጽ ቀጽልዮ ይብለኪ ብልቢ❤

  • @Ema_tv7
    @Ema_tv7 6 місяців тому +4

    ዶ.ሳሮን ጽቡቅ ኣቀራርባ፡ ንስኹም ምሁራት ምስ ደንገኹም ሸለል ዝበልክሞ መሲልና፡ ብዓቅምና ኣብ ቻነልና Feleg hiwet, ኣቅሪብና፡ ብድሕርኡ ብዙሓት ሰባት እናሕተቱ ኣሸጊረሙና ኔይሮም እንተ ሎሚ ንስኺ ኣብ ስዓትኪ ተገዲስኪ ብዝበለጸ ኣቅሪብክዮ ኣለኺ ካብ ሎሚ ዝሓተተና እዛ ሰርሕክያ ሰዲድካ ምዕራፍ እዩ። ብርትዒ❤

  • @misszebib3969
    @misszebib3969 6 місяців тому +3

    They don't confessed hidden from his partner then destroy womens life special Eritrean men it's very sad 😢 thank you for sharing, Dr. Sharon, God bless you richly 🙏

    • @ghebriel932
      @ghebriel932 6 місяців тому

      ወላ ኣዋልድ ውን እኮ ናይዚ ሕማም፡ውሉፋት እየን

  • @biniamasmerom7154
    @biniamasmerom7154 5 місяців тому +1

    Thank you so much doctor 🎉🎉🎉

  • @luley5106
    @luley5106 6 місяців тому +2

    Tsbuk medeb dr. Sharon bzbeletse kea menfesawi mezamurat mismae tsbuk u nsu u zbeletse 🙏

  • @Eri1991-love
    @Eri1991-love 3 місяці тому +1

    Thanks you are really smart and beautiful dr.sharon May our almighty God and his virgin our mother mary bless you and your family too. You have really a great lesson but what i need is try to give more lessons on this cases coz as you know most of our youngsters are being corrupted with stupid videos. So we are expecting soon more videos from our esteemed Dr. Sharon. Hope you will not give up on curing you people's mind.❤❤❤

  • @TesfitBokuretsion-t1j
    @TesfitBokuretsion-t1j 6 місяців тому

    Dr Sharon tekrbyom medebat btaemi mehartn azanagetn eyom mo, btaemi nemesgneki, ajoki kexlyo ❤❤❤❤

  • @KebatsYimesgen
    @KebatsYimesgen 3 місяці тому +1

    I loved your teaching method video !!!

  • @amanueltesfay3757
    @amanueltesfay3757 6 місяців тому +6

    ሰላም ዶክተር ሳሮን፣ እተቅርብልና ዘሎኺ ቪድዮታት ኣዝዮም መሃርትን ንሕብረተሰብ ክኣ ጠቀምቲ ብምዃኖም ከመስግነክን ናእዳይ ክገልጸልኪ ይደልይ።
    ተወሳኺ መፍቲሒታት ዝብሎም
    1 ናይ ጸሎት ግዜ ናይ ግልኻ ምስ ኣምላኽካ እትራኸበሉ ግዜ ክህልወካ ምግባር። ሰብ በብሃይማኖቱ ምስ ፈጣሪኡ ብምርኻብ ምሕረት ምሕታትን ፍቅሪ ኣምላኽ ክምሃርን ንነብሱን ንሕብረተሰቡን ጠቃሚ ምዃኑ ክፍልጥ ይሕግዞን ካብዚ ባሕታዊ ህይወትን ጎዳኢን ክሓዊ ይኽእል። ኣብ ሰናይ ተግባራት ምስታፍ ማለት ንዝሓመመ ምብጻሕ ንዝተጸገመ ምርዳእ ወዘተ ነቲ አብዚ ሽግር ወዲቁ ዘሎ ሰብ ንምሕዋይ ክሕግዞ ይኽእል ኢዩ፣
    2 ካብ ፍርቂ ስዓት ክሳብ ናይ 1 ስዓት ብእግሪ ጉዖዞ ምኻድን ካልኦት ናይ ኣካላዊ ምንቅስቃስ ምግባር።
    3 ምስ ቤተሰብካን ኣብ ከባቢኻ ዘለዉ ሰባት ዓርኪ ምሓዛ ግዜ ምሕላፍ።

  • @genetalem8059
    @genetalem8059 5 місяців тому +1

    እግዝአብር ብርክ የብልኪ ደ/ር ሳሮነያ

  • @merhawitmerhawit7920
    @merhawitmerhawit7920 6 місяців тому +3

    ቀስ ብቀስ ሓንጎልካ😢ወሲንካ ቆሪፅካ ንልምምድ ቆሪፅካ ወሰን ቀስ ብቀስ ብጊዜ ትዕግስቲ 3 ክሳብ 6 ወርሒ የድልካ😢ካብዘይትደልዬ ፈፂምካ ተቆጠብ ኣሸንፍ ካልእ ልምዲ ግድን ጊዜካ ኣውዕሎ😮😢ሓሲቤካ ስራሕ ሂወትካ ለውጥ❤😢ቀጥ ኣቢልካ ልምድካ ሓሉ😢❤ቀጮውጮው ሕማቅ ልምድታትካ ጭንቂ ፍርሒ ድካም ንዴት ድቃስ ምስኣን ኢነርጂ ምስኣን ቡሩቱዕ ፍርሒ ኣዚዩ ይብርተዐካ ልምድታትካ😢መጀመርያ ይከብደካ ግን😢ናይ ግድን ክትስገር ጥራይ እዩ ዘለዋ ዛ ጊዜ እዚኣ ብሜላ😢ብ ሓንቲ ማዓልቲ ትመፅእ ፍታሕ የላን ጉዕዞካ ቀፅል❤ተስፋ ዘይሙቁራፅ ❤ናይ ዶክተር ፀባያ ምክራ❤ሕርቃን ምስልቻው😮ደፋፋኢ ቀስቃሲ ልምድታትካ❤😢ሕሰብ ፕላን ተዳሎ ፃዓር ድልየት❤ናይ ግድን ቆራፅ ኖኖ 😢ፊጣን ንምሽናፍ ዝጉጁ ሙካን😢ካብ ምድንጋር ከብ ምዕልባጥ😢ፃዕሪ ሜላ❤ቃልስሲ ብዘለዎ ኩሉ ነገርካ😢ማዓልቲ ማዓሌቲ ቃልሲ ናይ ግድን ኣክቲቬ😮❤

  • @MeseretDesta-c5e
    @MeseretDesta-c5e 6 місяців тому +1

    Thanks Dr ❤❤❤sister 🎉🎉🎉🎉

  • @NahomTesfay-hf1wu
    @NahomTesfay-hf1wu 3 місяці тому

    Think you so much it's very good advice ❤❤❤

  • @Scontent
    @Scontent 6 місяців тому +4

    Advice from ma exprience✌🏾 Gym, beyneka ab geza zey mukan n newih seat take walk or go to pub ab nexa gezeka, nab amlak zeyada mexegae, enta tekailu semart tele zey mehaz, kale z bezhe ilato eya Dr🥰

  • @TeklitZekaryas
    @TeklitZekaryas 6 місяців тому

    thank you so much doctor sharon❤❤❤❤

  • @ftsumfkire1912
    @ftsumfkire1912 6 місяців тому +2

    ሻሮነይ ብዛዕባ ምፍንፋን ከመይ ጌርካ ትገድፎ ስርሕለይ ሂወተይ ኣብ ሕቶ ምልክት አናአተኽዎ❤❤❤

  • @goitomangesom486
    @goitomangesom486 6 місяців тому

    Thank you so much doctor❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኤፍራዳኒ
    @ኤፍራዳኒ 6 місяців тому +1

    ክብረት ይሃበልና ዶክተር ። ሕቶ ንብዙሕ ዓመታት በዚ ወልፊ ዝተታሕዘ ሰብ ማለት ሲንግል ኣብ ወሲብ ከመይ እዩ ማለተይ እቲ ዝርኢ ድኹም ክኸው ይኽእል ድዩ ።

    • @LetishDebesay
      @LetishDebesay 6 місяців тому

      Sey

    • @davrecords7852
      @davrecords7852 6 місяців тому

      Ja bebzhi wuluf MS tikewun yidakemu natka zerei Gina MS gize kimles tekelo alo MS tigedfo kulu welftat MS teqarixo .

  • @yonaskidane9267
    @yonaskidane9267 6 місяців тому

    Xbuk Srsh kibrty very well done Dr.Sharon

  • @fab6025
    @fab6025 5 місяців тому +9

    ቅድሚ 24 ዓመት ኣብ ኤርትራ ብ CD ምርኣይ ምስ ጀመርኩ ህይወተይ ብጀካ ንታሕቲ ንላዕሊ ክትከይድ ኣይረኣኩን- ፖርን ጥራይ ጥዕናካ ዘይኮነ ሓንጎልካ ምስ ሰብ ናይ ምሕዋስ ክእለት፡ ናይ ምዝራብ ክእለት ካብኡ ሓሊፉ ውን ስምዒትካ ቀቲሉ ሓዳር ከምዘይትገብር ዩ ዝገብረካ፡ ስለዚ ካብ ኩሉ ናእሽቱ ቆልዑ ሞባይል ሂብካ እንታይ ይዕዘቡ ዘይምክትታል ኣዝዩ ንመጻኢኦም ቀታሊ ክምዝኮነ ኩሉ ክሰርሓሉ ኣለዎ። ኣብ ሃገርና ውን ኩሉ ናይ ፖርን ወብሳይት ክዕጾ እናከኣለ ንምንታይ ዘይተዓጽዎ ይገርም ዩ፡ ፖርን እቲ ዝከፈኣ ወልፊ ናብ ናይ ምምካን ከምኡ ውን ናይ ሓደ ጾታ ርክብ ንክትከይድ የክእል እዩ፡ ንደቂ ተባዕትዮ ተስተስትሮን ቀቲሉ ባህርያት ሰብኣይ ከምዝጠፍእ ይገብር, ኩሉ ሕብረተሰብ ክቃለሶ ኣሎ ,bravo doctor

    • @InnocentAzaleaFlower-ib3ux
      @InnocentAzaleaFlower-ib3ux 3 місяці тому +2

      የቀኔልና ዘሓወይ ዘካፈልካና ካብ ቲ ሕሉፍ ቲኩሮካ

  • @yohanneshaile706
    @yohanneshaile706 5 місяців тому +1

    Dr ሳሮን ጽቡቅ ኣለኺ ቀጽልዮ

  • @filimondesale8136
    @filimondesale8136 4 місяці тому +1

    Thank you soo much ❤❤❤❤ for this video

  • @KisanetMehari-rw7jq
    @KisanetMehari-rw7jq 5 місяців тому

    መኽሰበይ ከማኺ ይብዝሑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @bereketgebru-gw2np
    @bereketgebru-gw2np Місяць тому

    thank you dr !!!!

  • @MeriMan-w3o
    @MeriMan-w3o 2 місяці тому

    Thank you for your information

  • @MDmieronMDmieron
    @MDmieronMDmieron 6 місяців тому

    Thanks a lot ❤

  • @FURTUNAYEMANE-jb2ic
    @FURTUNAYEMANE-jb2ic 6 місяців тому +4

    Selam doctor Sharon abhiwetki mulue tenan edmen ymneyelki abkulu etserhiyo video kulu yrio iye kuluka bulux iyu hiji gn hanti khatei delye zeleku ab maekel resey lexayto hizatni bkemey ymexe bmntey ke yfwes bejaki kaythalfni melsley ?please 🙏 please ❤❤❤

    • @freweynikidane4943
      @freweynikidane4943 6 місяців тому +1

      Xaeda shugrti fhfh ablyo mealtawi kbekul eyu zhaftey hawey

    • @freweynikidane4943
      @freweynikidane4943 6 місяців тому +1

      ua-cam.com/video/2bAU5LH3VfQ/v-deo.htmlsi=WPDYBJMN5pxxmRlG. Ezia teketatelya normal eyu dima lexayto ajoki /Ajoka

  • @Mumiasel3528
    @Mumiasel3528 4 місяці тому

    Jegna eritrawit Rebi kemaki yebzahayoum 🎉🎉🎉👍🌹👍🌹🌹🌹🌹

  • @berhanesolomon8915
    @berhanesolomon8915 6 місяців тому

    Btami yeqenyelna kbrti haftna tebareki

  • @zactecle4224
    @zactecle4224 3 місяці тому +1

    we need to put attention especially when we are new in the west countries, we are losing our cultures. Brava Dr, Sharon Thaida taf

  • @TomasGebre
    @TomasGebre 6 місяців тому +2

    Eway Dr mexelel bejaki eleki kief aleki nsks 10000amet nberi

  • @WdaseTesfay-o3v
    @WdaseTesfay-o3v 6 місяців тому +1

    think you very very very much ❤❤❤

  • @medaabrha1965
    @medaabrha1965 5 місяців тому +1

    Dr Sharon. መደባትኪ እዝዩ ምሃሪ እዩ ሓደ ካብ ትካታታሊ መደባትኪ እየ :ብመቅጻል ብዛዕባ ሕማም Lupus ገለ በልና በጃኪ ምስናይ ምስጋና.

  • @KidaneGhebreab
    @KidaneGhebreab 5 місяців тому

    ❤ Thanks

  • @SoliEnbay
    @SoliEnbay 6 місяців тому +1

    ❤❤❤❤ jegen dr .saron❤❤❤❤

  • @Eri1991-love
    @Eri1991-love 3 місяці тому +2

    That's a great lesson you need to focus on in these cases because there are so many people who are getting addicted of sex. We are expecting from you dear Dr .

  • @selamabraham4773
    @selamabraham4773 6 місяців тому

    Thank you❤

  • @ashagolgol5607
    @ashagolgol5607 6 місяців тому

    Thanks Dr Sharon bitami nimisgin ❤❤❤❤

  • @letishgebru1619
    @letishgebru1619 6 місяців тому

    Thank you

  • @Redairise
    @Redairise Місяць тому

    ሓቂ ኢዩ ኩሉ ዝበልክዮ ጉድ ረኺብና ተሳቒና

  • @nahomthebest1473
    @nahomthebest1473 6 місяців тому

    Welcome doctor❤🎉

  • @biniamGoitom-v7q
    @biniamGoitom-v7q 5 місяців тому +1

    Saru btami iki nfAti

  • @tesfaytsehaye-bj3bt
    @tesfaytsehaye-bj3bt 6 місяців тому

    ዕድመ ይሀብኪ ዶ/ር ሻሮን እዚ ጉዳይ ብዙሕ ዘተጸንዐን ወለዲ ዘይፈለጡዎ ወይ ብግልጺ ዘይተዘረበሉ ካብ ጥዕና ንላዕሊ ጸገም እዩ። ቅድም ኢልና ተንፈልጦ ጽቡቅ ነይሩ።

  • @feqaryulbey
    @feqaryulbey 6 місяців тому +1

    Hiii doctor sharon mejemerya btekrbyo medebat btaemi yednkeki thank u bzaeba mtrtar ba gele belna mebegesieu ke entay yu please tegediski srhlna

    • @LeterufelHabte
      @LeterufelHabte 6 місяців тому

      Thanks alot ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Natantesfaldet
    @Natantesfaldet 5 місяців тому

    ዶክተር ሳሮን ቀጽልዮ ቡጣዐሚ ምሃርን ኣገዳስን መደቡ እዩ ቀጽልዮ thanks

  • @fthawiokubay4399
    @fthawiokubay4399 5 місяців тому

    Egziabher amlak edmen tnan yhabki kbrti haftna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @heyabchannel1307
    @heyabchannel1307 6 місяців тому

    merci beaucoup saron❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @IGRIMEKEL
    @IGRIMEKEL 6 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤

  • @BiniYonas
    @BiniYonas 4 місяці тому +2

    Doctor ሻሮን ብ ከመይ ኪንረክበኪ ንኬአል ትጥቀሙሉ መራከቢ ኣድረስ ሃብና

  • @RozinaTsehaye
    @RozinaTsehaye 6 місяців тому +1

    Egziabiher ybariki bitami nifeti eki xbki timhirit eki tmelahilifi kexliyo ab hiwetiki senay ymneyaliki

  • @Erena-23
    @Erena-23 6 місяців тому

    Egziabhier ybarkki bravo

  • @Balla291
    @Balla291 6 місяців тому +1

    Atum Sebate Sport keduuuu 🔋💪

  • @seyoumgherense2839
    @seyoumgherense2839 6 місяців тому

    ❤❤❤❤❤Merhaba ❤❤❤❤❤

  • @Embaseyra
    @Embaseyra 6 місяців тому

    Tob doctor sharon Gbu

  • @ተመስገንፈጣሪኣቦይ-ገ1ከ
    @ተመስገንፈጣሪኣቦይ-ገ1ከ 5 місяців тому +1

    Bkemey krekbeki ykel sharon haftey agedasi deliyeki aleku

  • @titihalal3944
    @titihalal3944 4 місяці тому +1

    ❤❤❤🎉

  • @eyobgrmatsion7347
    @eyobgrmatsion7347 6 місяців тому

    ❤❤❤❤nice job❤❤❤❤

  • @bahlbikessete306
    @bahlbikessete306 6 місяців тому

    ❤❤❤❤ love u

  • @FevenHabtom-x6o
    @FevenHabtom-x6o 6 місяців тому

    Good job sister, go ahead.

  • @WdaseTesfay-o3v
    @WdaseTesfay-o3v 6 місяців тому

    Wowwww nice ❤❤❤❤🎉🎉

  • @zewdiw8406
    @zewdiw8406 6 місяців тому

    Wow❤❤❤❤

  • @Kerab-zt6jq
    @Kerab-zt6jq 5 місяців тому

    ሰላም ዶግተር ሳሮን ብቐዳምነት ሰላም ኣብ ስራሕ ዓወት ይምነየልኪ ኣዝዩ ብሉጽ ትምርቲ ኢኺ ትህብና ዘለኺ ብጣዕሚ ኢና ነድንቐኪ ቀጽልዮ። 1ሕቶ ኣላትኒ በዓልቲ ቤተይ ሓደ ፍሉይ ነገር ኣለዋ እዚ ድማ ካብ ብንእሽትኣ እዩ ጀምሩ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ግዜ ሽንቲ ማይ ሽንቲ ደገ ኣብ ትሸነሉ ንብዓት ይመጻ ከምዚ ኣሎ ድዩ? ኣዝዩ ብዙሕ ንብዓት ትነብዕ ። ስለምታይ እዩ እዚኣ እበ ተገዲስኪ መብርሂ ሃብና ኣዝየ የመስገንኪ።

  • @weldegebrielpietros3024
    @weldegebrielpietros3024 6 місяців тому

    You are hero you are encouraging your people

  • @hanisredae
    @hanisredae 6 місяців тому

    Thank U Dr. Sharon, for ur dedication & shared for everybody 🙏 but pornography ኣብዚ ናይ ሎሚ generation ዝርኢ ዳሎ ኣይመስለኒን ??? because ንኡኡ ክርኢ ግዜ ዘጥፍእ ሰብ ? anyway subscriber ጌይረ 'የ ኣይረሳዕኩን✔✋✋✋✋

  • @shewitsgem2653
    @shewitsgem2653 6 місяців тому +3

    Xom xom xom

  • @JOKER-gt6vh
    @JOKER-gt6vh 5 місяців тому

    Abay seb shkorina ❤

  • @teddyshire888R
    @teddyshire888R 6 місяців тому +4

    I will try 😢😢but I need help

    • @Brtue
      @Brtue 6 місяців тому +1

      Stay strong bro❤❤❤

  • @trhasmogos4291
    @trhasmogos4291 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ethantesf
    @ethantesf 5 місяців тому +1

    Universe ይባርኪ ዶክተረይ 😮

    • @ent6089
      @ent6089 5 місяців тому

      ኣብ ኣምላኽ ኣይትኣምንን ኢኻ ማለት ድዩ?

    • @saronbereket3463
      @saronbereket3463 3 місяці тому +1

      @@ent6089yigerim eyu bezuh halaw seb eyu zelo abey ala etia universe ilakayo eko kimiles aykilen eyu

    • @ethantesf
      @ethantesf 3 місяці тому

      @@ent6089 እወ