ብቁመተይ ማንም ጋል ኣነስተይቲ ሃምለይትቅበለኒ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 15 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 543

  • @gedu8644
    @gedu8644 8 місяців тому +32

    ናይ ኤማ ቤተሰብ 10k ነብፀሐዮ ትብሉ👍🥰

  • @musse_shakur
    @musse_shakur 8 місяців тому +35

    ኣየ ኤማ ቲዩብ መዓዝዩ ዝሓልፈልካ ፋታ ኣብሊዑና ጡሙይ😂😂😂

    • @Rgatyoutube
      @Rgatyoutube 8 місяців тому +1

      😂😂😂😂

    • @محمد-ك6س5ع
      @محمد-ك6س5ع 8 місяців тому +1

      😂😂😂😂

    • @FanaYBRah-hq8cw
      @FanaYBRah-hq8cw 8 місяців тому +1

      ቲዩብካ ናኣለሽኩስ ባዕልካ ፂሒፍካ የኔ ቆንጆ❤❤

    • @sadsashacg6910
      @sadsashacg6910 8 місяців тому +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @1jdhjjxnc449
      @1jdhjjxnc449 8 місяців тому +1

      ተመስገን እዩ ዝባሃል

  • @gamilahgamilah3329
    @gamilahgamilah3329 8 місяців тому +30

    ኣማን ንማማኡ ጥእምትይ ብን ወይ ምሳሕ ገዛ ኣጽርይ ኣብሉ ደስ ዝብል ምሳሕ ስርሐለን ትብሉ ለይ ክ ይበሩ❤

    • @fayaz3598
      @fayaz3598 8 місяців тому

      መሀከዮ ኣይትኹና የዓኽ እጭ ደባሮ😬

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      🙏🙏❤️

    • @gamilahgamilah3329
      @gamilahgamilah3329 8 місяців тому

      @@fayaz3598 ንወላድካ ምክበር ድዩ መሀከይይ ደነዝ

    • @liliaregawi-ll5oz
      @liliaregawi-ll5oz 8 місяців тому

      ​@@fayaz3598ማለት

  • @AbxhdBsjs-fl2ec
    @AbxhdBsjs-fl2ec 8 місяців тому +29

    ወይ ዝዓድና ብጣዕሚ እኮ ናፊቅናዮ❤❤❤❤❤ ደስ ክብል ሆሳእና ካብ ንርኢ 5ተ ዓመት ገይርና😢 ኣብ ሰደት ዘለና ኣሕዋተይ ሰደትና ኣብቂዑ ናብዚ የብፀሐና ፈጣሪ🙏🙏🙏❤❤❤

  • @SlamahSalim-px4yv
    @SlamahSalim-px4yv 8 місяців тому +21

    ኣባራታትዕዎ ተጋሩዋይ ❤❤❤

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm 8 місяців тому +7

    ቤተ ክርስትያን ትከዱ ከለኩም ነፀላ ግበሩ ነፀላ መዕረግ እዩ ኢማየ🌹👏❤❤❤❤❤

  • @shewit505
    @shewit505 8 місяців тому +8

    ኣሜን(3)💚🌿ደቂ ሓላል መሬት❤❤❤ ማዓዝ እየ ዶ ዓደይ ዝኣትዎ ቤት ክርስትያን ናፊቅኒ ኣሎ😢ቅድስት ድንግል ማርያም መረባኪ ንምስዓም የብቀዐና ኣብ ስደት ዘለና ደቅኪ🙏

  • @ንግስቲ-ጠ1ዠ
    @ንግስቲ-ጠ1ዠ 8 місяців тому +3

    ኣሜን እንኻዕ ሓቡሩ ኣብፀሐና ኣሕዋተይ ቡዙሑ እየ ዘክረ ቡዙሑ ኻዓ ናፍቀ😥 ንፋስ ዓድኻ ጡዑም ኣምላክ ስደትና ኣሕፁሩ ዓድና ኣትና ንንሰሀሉ ንፆሞሉ ንሰግደሉ ግዜ ቀረባ ይግበረልና🙏🙏🙏

  • @ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ
    @ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ 8 місяців тому +3

    እንኳዕ ብሰላም መ ፃኣኩምአረ ነበረተዐዮ ተጋሩዋይ ማዓረይ

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      🙏🙏🙏🙏❤️

  • @trhasgebre7581
    @trhasgebre7581 8 місяців тому +4

    ኤማየይ እንኳዕ ኣብፀሓኩም ወለላይ❤

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому +1

      Amen trhas hafetey 🙏🙏❤️

  • @ሃረገወይኒማርያመይYouTube
    @ሃረገወይኒማርያመይYouTube 8 місяців тому +5

    እሰይይይ ዝማሬ መልአክት ያስመዐልና ፍቁራተይ
    ኤማ ሓወይ ትክእሎ ምዝማር ምንም ሓጥያት የብሉን ኩሉ ዝዝምር ጻዲቅ ስለ ዝኮነ የኮነይ ዝዝምር እና በጃኩም ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ማሓሪ እዩ ሞ ሓጥያተኛ እየ እናበልኩም የትርሓቁ ኩሉ ሰብ ሓጥያተኛ እዩ😢😢😢😢

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      እሺ ዝሓፍተይ 🙏🙏🙏❤️

    • @bestebeste5137
      @bestebeste5137 8 місяців тому

      😢😢😢😢😢😢

  • @SlamahSalim-px4yv
    @SlamahSalim-px4yv 8 місяців тому +16

    ማኣዘ እና ዓድና ንመፆ

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому +2

      ኣብ ቀረባ ጊዜ 🙏🙏❤️

    • @latshlatsh7389
      @latshlatsh7389 8 місяців тому +2

      ዓድና ናፊቅና😢 እንካዕ ኣብፀሐኩም ኤማየ❤❤❤❤

    • @دلعدلع-ط5ل
      @دلعدلع-ط5ل 8 місяців тому +1

      እንኻዕ ኣብፀሓኩም❤❤❤❤❤ ፅሩያት❤❤❤❤

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 8 місяців тому +4

    ሰይይይ ዘም ሓተይ ደስ ክትብሉ ከምዚልኩም ክትስሕቁስ ቅዱስ ቅንኢ ተቅንኡ እና ጎቦዛት❤❤❤

  • @AXUM13
    @AXUM13 8 місяців тому +3

    አምላክ ኣቦይ ስደትና ኣሕፅረልና 😢😢😢 እንኳዕ ኣብፀሐኩሙ ደቂ ዓደይ ❤

  • @ሓፍቲንጉስ
    @ሓፍቲንጉስ 8 місяців тому +3

    ኣናፊቁኩምና ኣክክ ስደት መናጢ 😢ኑዑ ተጋሩ ኣሕዋትና ነባራትዕ ጎቡዙ ዞምኣሓተይ❤

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏🙏❤️

  • @SmairhAlhbhs
    @SmairhAlhbhs 8 місяців тому +2

    ኤማዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም

  • @lemlem4809
    @lemlem4809 8 місяців тому +5

    በይዛኩም ቃሪቡ እዩ ዋ 10kነብፀሐሉ ምንም ኣይትከብደናን ናዓና ❤❤🎉

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      Lememlemy 🙏🙏❤️

  • @ጋል20ዓዲ
    @ጋል20ዓዲ 8 місяців тому +2

    አሜን አሜን አሜን እንካዕ ሓብሩ አብፀሐና ኣታ ኣሕና እዩ ማኣዘ እና ዓድና ንመፆ እመቤቴ ድንግል ማርያም ስዴትና ኣሕፅርልና👏

  • @TifhFjfh-vp4pi
    @TifhFjfh-vp4pi 8 місяців тому +1

    ኤማየይ እንኳዕ ኣብፀሓኩም መዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrehetkeshp9742
    @abrehetkeshp9742 8 місяців тому +1

    ኣምላኸ ቁዱሳን ናዓኹም የምስለና
    ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ፍትዋተይ ♥️

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      ኣሜን 🙏🙏❤️

  • @tlgray4660
    @tlgray4660 8 місяців тому

    Amen enkae ahbiru abtseena emaye shikor❤❤❤❤

  • @FyFg-g3f
    @FyFg-g3f 8 місяців тому +1

    ኣማነይ ገቦዝ በጣሚ ደስ ባሃሊ እዩዝመደብ ፈትናዮ ኢና ቀፅለሉ በርትዕ❤❤❤

  • @SgSh-u4o
    @SgSh-u4o 8 місяців тому

    ኤማየ እንኮዕ ኣብዘሐካ ኣንሕናለ ስደትና አሕፂሩ ናብዙይ የብቀዐና ገቡዝ ኤማየይ❤❤❤❤🎉🎉

  • @BeGUDETUBE
    @BeGUDETUBE 8 місяців тому +1

    እኳዕ መፃእካልና ኤማዋይ ኩሉኩም እንኳዕ ዳሕና መፃእኩሙልና

  • @ummebitigray
    @ummebitigray 8 місяців тому +1

    ኤማዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      እንካዕ ብሰላም ፀናሕኩም 🙏🙏❤️

  • @netsanetalem2975
    @netsanetalem2975 8 місяців тому +1

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ከም ማይ ንጉሆ ከፍትውኩም ማዓት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ እንኳዕ ብፅሕኩም ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому +1

      ኣሜን ኣሕቢሩ 🙏🙏❤️

    • @gsjshd3479
      @gsjshd3479 8 місяців тому

  • @merahawit-galtigray
    @merahawit-galtigray 8 місяців тому +3

    ታዓድልኩም ዓድና እኮ ናፍቅና🥺❤️🌿

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому +1

      Ayzoki fetari nmen eluwo beselam adki teatuwi eiki zehaftey 🙏🙏❤️

    • @ngatngat2286
      @ngatngat2286 8 місяців тому +1

      ኣዮና ዛናተይ ❤❤❤

  • @fhcbfjtnf-fn1qi
    @fhcbfjtnf-fn1qi 8 місяців тому +1

    ኤማዋይ❤ እንኻዕ ኣብፀሐኩም🥰🙏

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 8 місяців тому

    ደስ ክትብሉ ዛም ኣሕዋተይ ይመቸኹም❤❤❤❤❤❤❤❤ብሓቂ ዓድኻ ጥዑም 😢

  • @Selam-k4p
    @Selam-k4p 8 місяців тому +1

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ፅቡቃት❤ክረኽበኩም ይደሊ ግን ተራኺብናስ ታይ ከዉገዐኩም ሓፋር እየ😊

  • @ዓዊ
    @ዓዊ 8 місяців тому

    😂😂😂😂ናታክሲ ስለ ዘየብልና እዩ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ
    @ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ 8 місяців тому

    ኣንሕናዉን ንዓኹም የማስለና ስደትና የሕፅሩ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኣሕዋተይ❤❤❤❤

  • @samerhmahlet
    @samerhmahlet 8 місяців тому +4

    ኢማዋይጅውርክእቦኣርኢና❤

  • @ሃረገወይኒማርያመይYouTube
    @ሃረገወይኒማርያመይYouTube 8 місяців тому +1

    ክቡራት ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጎበዛት ቃል ኣምላክ ድማ ስምዑተምሃሩ ብደንቢ ሃይማኖትኩም ክትፈልጡ ጻዓሩ ቤተ ክርስትያን ምስዓም ጽቡቅ ተኮነ ግን ንምንታይ ምክንያት ቤተክርስያን ንከድ ማይማኖትኩም ክትፈልጡ ግዴታ እዩ ግን ይቅርታ ኣነ ዝሓለፈ ህይወተይ ስለ ዝዝክር ኣብ ዓዲ ከለኩ ምንም የፈልጢ ነይረ ሕጂ ኣብ ስደት እየ ስለ ሃይማኖተይ ፈሊጠ❤😢ሰላምኩም ብዝሕሕሕ ይበለለይ ክቡራተይ

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏❤️

  • @Hilfitweldi3833
    @Hilfitweldi3833 8 місяців тому

    ዝፈትወካ ቀፅለሉ ዝሓወይ ምዓረይ❤❤❤❤

  • @yalemyalem-wf2wz
    @yalemyalem-wf2wz 8 місяців тому

    ኣሜን(3)🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @NestiNet-x9k
    @NestiNet-x9k 8 місяців тому

    አሜን እሰይይይይይይ ደሰሰሰ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Heje-m4i
    @Heje-m4i 8 місяців тому

    ኣሕዋተይ ኣሕብሩ እንካዕ ኣብፀሐና🙏🙏🙏

  • @hdjf4
    @hdjf4 8 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኢማየይ ኣሕቢሩ እንካዕ ኣብፀሐና❤

  • @marajsbjsvis5327
    @marajsbjsvis5327 8 місяців тому

    ኣሜንንን ((3)) ደቅ ዓበይቲ ከምዝ ናዓመተ ይዕቆሪኹም ❤ ኣሚየ ዝፈትወካ ❤❤

  • @qspm6706
    @qspm6706 8 місяців тому

    አወይ ጠራመዝ ዝበል ሰሚዐስ በዝሑ ዘኪረ አቲ አብ ዓዲ አና ሃለኩ ክሳብ ዝምፁ ጎማ ሓፂን ጥሩሙዝ እክብ ይበለ ነይረ አየ ግዜ😢😢

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      😅😅 🙏🙏❤️

  • @Samri-oq7re
    @Samri-oq7re 8 місяців тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ ♥️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️💝❤️💝❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ
    @ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ 8 місяців тому +1

    እንኳዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ናብ ሆሳዕና ባዓል ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿

  • @HdtDy35
    @HdtDy35 8 місяців тому

    ኣሰይ ደስ ክብል ኣንሕና ለ ስደትና ኣሕፂሩ ናብዚ የብቅዐና❤❤❤❤😂

  • @trhashailu2121
    @trhashailu2121 8 місяців тому +1

    ዳማርያ ዓዲ ሓውሲ ገና ናተሰረሐ ከይተወደአ ወፅኤ ካብ ዓዲ ደስ ኢሉኒ ስለ ዝረአክዋ ወላዲተ አምላክ ተሓሊኩም❤

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      ኣሜን 🙏🙏❤️

  • @ፈታዊትኣቦኣ-ኰ2ሸ
    @ፈታዊትኣቦኣ-ኰ2ሸ 8 місяців тому

    ኣሕዋተይ ኣሕብሩ እንካዕ ኣብፀሐና❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      ኣሜን 🙏🙏❤️

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ 8 місяців тому

    ውይ ናፍቆት እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ቤተ መቅደሱ የብቀዐና ❤❤❤
    ስደት ምርር ዝበሎ ኣሎዶ ከማይ 7ተ ዓመት ገይረለኩ ስደትግን ዓይኑ ይፍሰስ😢

  • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
    @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 8 місяців тому

    ኣሜን አንኮዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና ተጋሩዋይ 🙏🙏💋

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      ኣሜን 🙏🙏❤️

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 8 місяців тому

    ኣማነይ እንኳዕ ዳሓን መጻእካ ወለላይ❤

  • @yxygx7338
    @yxygx7338 8 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብርከይ💖❤🙏🙏❤️😍

  • @user-be40h4fg6d7
    @user-be40h4fg6d7 8 місяців тому +1

    ይግዛእ ድዩ ገዛና አብ ቤቴ ክርስቲያን እዩ ዝዕደል ብቻ ናፍቆት አብ ስደት ዘለና ብሰላም ብጥዕና ያብቅዐና እግዚአብሔር አምላክ 👏😢

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому +1

      Haftey kerba eyu adekum temelsikum tenbrelu 🙏🙏❤️

  • @Masu-f1e
    @Masu-f1e 8 місяців тому

    ኣስይይይይይ😢 ደስክብል ኣይስደት😢❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @سميرةسمير-ك2ز
    @سميرةسمير-ك2ز 8 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤🙏❤🙏❤🙏

  • @flfu5333
    @flfu5333 8 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ እሕቢሩ እብፅሐና ኣሕዋተይ ስድት ን እሕፅሩልና ንዓና እውን ናብ ኣብ ፍድግ ስላም ይብቅዓና ❤❤❤❤❤❤

  • @------7948
    @------7948 8 місяців тому

    B selam meret adna yrgxena 🥺🤲
    መታደል 🙂

  • @SndayoTeklay
    @SndayoTeklay 8 місяців тому

    ኢማዋይ ጅውርክ እቦ ኣርኢና ❤❤

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147 8 місяців тому

    እሰይ ደስ ክብል ኣብ ስደት ዘለና ብሰላም ዳዓድና ያርግፀና ተጋሩዋይ❤

  • @SmirSmira
    @SmirSmira 8 місяців тому

    des bahalet❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ምቅናይጥዑም
    @ምቅናይጥዑም 8 місяців тому

    ኣሜን🙏ኣብ ስደት ዘለና እውን ኣጆና ብሰላም ዓድና ይምለሰና

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 8 місяців тому

    ኣሜን እንኳዕ ኣብፀሐና ኣማነይ❤

  • @ASG-qs8ps
    @ASG-qs8ps 8 місяців тому

    ዓድና ናፊቅና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Monliaz
    @Monliaz 8 місяців тому

    ኢማየዬ❤❤❤❤ ግና ናፍቅና ዓድና😢

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      Fetari nemen elewo ab kereba geze 🙏🙏❤️

  • @tgyhgchggg9259
    @tgyhgchggg9259 8 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዕ ሓቢሩ ኣበፀሐና 🙏🙏🙏

  • @SmirSmira
    @SmirSmira 8 місяців тому

    adena nafekena maz ena nemtso

  • @mairyleb9245
    @mairyleb9245 8 місяців тому

    ሽኮሪናታት እንኳዕ አሕቢሩ አብፅሐና ደስ ክትብሉ ❤❤❤❤

  • @AfewerkiZeru
    @AfewerkiZeru 8 місяців тому +1

    እንዃዕ ኣብፀሓና ኣብፅሐኩም ንመላእ ህዝብን ትግራይ ሰላም ራህዋን ይመንይልኹም 🎉🎉🎉❤

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому +1

      ኣሜን 🙏🙏❤️

  • @meri-kr3ur9456
    @meri-kr3ur9456 8 місяців тому

    አሜን🙏🙏❤

  • @Sara-hm6q
    @Sara-hm6q 8 місяців тому

    Maryamey❤❤❤❤😊🙏🤲💖💝

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB

    አሜን ዝማሬ መልአክቲ የሰመዐልና ሓቢሩ ኣብፀሐና ቤተክርስትያን😢 ናፋቀስደት😢 ደቅኖ ኤሚየይ ሙሴየይ ዝፈትወኩም ኣነ ኣውሽዕና ናኢድ እየ ዘሰርሕ ነይረ እወ ንፈልጦ ሙሴየይ ወድነይ ዝፈትው ❤❤❤❤

  • @alugaltgray
    @alugaltgray 8 місяців тому

    እንከዓ ኣብፀሐኩም ሰድራ ልዑል እግዘአብሔር ሰደት ዘለናለ ሰደትና የሕፅረልና 👏🥰

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      ኣሜን 🙏🙏❤️

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr 8 місяців тому

    ሙቁራተይ ዲቂ ረመይ ♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @alexslovelove8904
    @alexslovelove8904 8 місяців тому

    ደስ ባሃሊ ድባቡ ❤❤❤❤

  • @ኣርያምጓልትግራይ
    @ኣርያምጓልትግራይ 8 місяців тому

    ኣሜን ደቂነይ ብጣዕሚ'የ ለ ዝፍትወኩም ህዝብና ለ ሰላሙ ይብዛሕ ሓላላተይ ❤❤❤❤❤❤
    ኢማየ ሸኮር ተባረኩ ሻኩረይ ወለላ ❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому +1

      Amen 🙏🙏🙏🙏❤️

  • @Cherkos-p3h
    @Cherkos-p3h 8 місяців тому

    መቀለ ሽኮር ናፍቆት😘😘እንኻዕ ኣብፀሐና ❤️❤️❤️👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      ኣሜን 🙏🙏❤️

  • @Salamah-of5gs
    @Salamah-of5gs 8 місяців тому

    ኣሜን ሓቢሩ ኣብፅሐና🙏🙏

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 8 місяців тому +1

    እንኻዕ ኣብፀሐኩም ንባዓል ሆሳአና ዘም ሓተይ ዝጣዓመ ማዓልቲ ይግበረልኩም ሰላም ንትግራይና ፀብቅ ዘመን የምፀአልና ብሉፃት ኣሕዋተይ ❤❤

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly 8 місяців тому

    ኣሜን፫ ❤❤❤

  • @AskalMehari
    @AskalMehari 8 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tigrayadey1669
    @tigrayadey1669 8 місяців тому

    Tegaruway ❤❤

  • @ihhb1835
    @ihhb1835 8 місяців тому +1

    Are nskum aytdgemun 😜✌🏿

  • @ghhhtrrr-ep5jz
    @ghhhtrrr-ep5jz 8 місяців тому

    ኣሜን ፫ ሓቢሩ እንካዕ ኣብፀሐና ሙቁራት🥰

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 8 місяців тому

    እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና ተጋሩዋይ
    ኣነስ ዓድ መዳም ማኣዝ እየ ዓድይ ክውዕል😢👏

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      ፈጣሪ ታይ ይሰአኖ 🙏🙏❤️

  • @Mko-ol5gp
    @Mko-ol5gp 8 місяців тому

    አሰይ ደስስስ ክትብሉ ሙቁራተይ😘😘😘😘😘💊💊💊💊 ኣታ ማዓዝ እየ ዓደይ ዝኣትወ😢😢💔

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 8 місяців тому

    ቤተሰብ🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      Betseb 🙏🙏❤️

  • @hhgdxgyhivc4903
    @hhgdxgyhivc4903 8 місяців тому

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሙቁራት♥️🙏
    ኣብ ስደት ዘለና እውን ናዓኩም የማስለና😔

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      ፈጣሪ ታይ ይሰአኖ 🙏🙏❤️

  • @SmareSmare-m7f
    @SmareSmare-m7f 8 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Saafsfdvvdfb
    @Saafsfdvvdfb 8 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን❤

  • @FghFgh-l8h
    @FghFgh-l8h 8 місяців тому

    ደሰ ክትብሉ ተጋርዋይ ማዓረይ❤❤❤

  • @Nebyatbrhan
    @Nebyatbrhan 8 місяців тому

    መን ካም ዓድኻ
    ንዓመታ ዓድና ንዉዕል ይግበረና ደቂ መዳም ጠንካራታት ❤❤❤❤❤💞💞💞

  • @qestedemena8140
    @qestedemena8140 8 місяців тому

    አሜን ((3)) እንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና መስቀል ምስላም ዓደይ ናፊቅኒ😢

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      ኣብ ቀረባ ግዜ ክኮን እዩ 🙏🙏❤️

  • @ኣርያምጓልትግራይ
    @ኣርያምጓልትግራይ 8 місяців тому

    ኤማየ ኣነ ምሰ መፃኩ ሓዳር ክገብረልካ እየ 😋😁❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому +1

      🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️🙏

  • @HdtDy35
    @HdtDy35 8 місяців тому

    እንካዕ ኣብፀሐኩም❤❤❤❤

  • @ማህሉጋልወየንቲ
    @ማህሉጋልወየንቲ 8 місяців тому

    ሰላምን ፍቅር ልዓድና ትግራይ❤❤❤❤ አብ ስድት ዘለና እውን ብሰላም መሬት ዓዲና የርግዘና አዴና ቅድስቲ ማርያም ናብ አፍደገኪ የብቀዐና❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому

      ኣሜን ፈጣሪ ንመን ኢልዎ 🙏🙏🙏❤️

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx 8 місяців тому

    🙏🙏🙏❤❤❤

  • @AbebaAbeba-zb8fj
    @AbebaAbeba-zb8fj 8 місяців тому

    ኤማ መዓረይ መቐለ ናፍቀያ❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  8 місяців тому +1

      Fetari nmen eluwo 🙏🙏❤️

  • @Berhn-qc4qh
    @Berhn-qc4qh 8 місяців тому

    በርትዕ ዝሓወይ ❤

  • @Haregte
    @Haregte 8 місяців тому

    እንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ኣሕዋት ከምዚ ንዓመታ ዓድና የውዕለና🤲

  • @fcpm7993
    @fcpm7993 8 місяців тому

    አሜን አሜን አሜን አሕዋተይ

  • @FgfGgg-e7o
    @FgfGgg-e7o 8 місяців тому

    🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @muradekal1
    @muradekal1 8 місяців тому +1

    ብምንታይ ዓይነስ ስልኪ ትቅረፅ አለካ ክቡር ሓው