ብድሕሪኡ ወዲ ዝእመንን ወዲ ዝፍቀርን ኣይመስለንን😱ንዑኡ ክርስዕ ክንደይ ኣሕሊፈ ተመስገን ኣብዙይ በፂሐ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 30 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 83

  • @GanaaatSlam
    @GanaaatSlam 2 місяці тому +6

    ቀፅሉሉ ወለላይ
    ተጋሩዋይ ንዕነ ኩለና ንደማመር ኩለክን ደምራኒ❤❤❤❤

  • @IhHeh-c7t
    @IhHeh-c7t 2 місяці тому +5

    ድንግል ማርያም ናዓኪ ዝበፀሐት ናዓይ ዉን ካብ ከምዚ ዘለክዎ ተዉፃኒ😢😢🎉🎉❤

  • @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ
    @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ 2 місяці тому +16

    ኣቢየይ🥰 ብልፅቲ የቀንየለይ ፍትውተይ🥰
    @ተከታተልቲ ኣቢየይ ውን የኽብረኩም ይፈትወኩም የ💟

    • @Awet355
      @Awet355 2 місяці тому

      ደምርኒ ♥️🙏

  • @genet3442
    @genet3442 2 місяці тому +9

    ዝገርም እዩ ናተይ ዛንታ ኣለኒ ግን ኣብሰዓቱ ከቅርቦ እየ ጀግና እያ መጨረሻ ❤❤😢

  • @MahderMahder-j6g
    @MahderMahder-j6g 2 місяці тому +4

    ዎው 😮ዝገርም ፁሑፍ 😊 ንኣምላክ ምልማን ግን ውዕለት ፈጣሪ ከቢድ እዩ❤👍👍👍👍😘😘😘😘ብልፅቲ ብሓቂ

    • @Awet355
      @Awet355 2 місяці тому

      ደምርኒ ♥️🙏

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ

    እግዚኣብሔር❤ይመስገን❤ከማኪ❤ለባም❤የብዝሓዮ❤እመ❤ኣምላክ ትሓሊኪ❤

  • @ሃናጓልአበኑስላማ
    @ሃናጓልአበኑስላማ 2 місяці тому +1

    ምስጋናኪ ይብዝሓ ብእግዚኣብሄር አምላክ ዝሓፍተይ ኩሉ ዝኾነ ንስናየ እዩ ተመሰገን አምላክ አጆና ኣብ ኩላተና ዘንበራ እዩ

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 26 днів тому

    😢😢😢😢😢 ናኣኪ ዝገበረ ይግበረለይ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤

  • @Shewitshewit-ze8fb
    @Shewitshewit-ze8fb 2 місяці тому +1

    ጂግና ብሓቂ ❤

  • @SsWw-e6w
    @SsWw-e6w 2 місяці тому +5

    3ይ ባዕለይ ኣብየይ ዛምበተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samrimebrahtu
    @samrimebrahtu 2 місяці тому +4

    ብሓቂ ጅግና እያ ንእመቤቴ ማርያም ዝለመነ ኸዓ ምንም ኣይሓፍርን እና ❤

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 2 місяці тому +2

    ታሪክ ኮይኑ ዘይሓልፍ የለን እንተንሱ ግን ልየ በልዮ ጅግኒት ኢኪ መዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samrimebrahtu
    @samrimebrahtu 2 місяці тому +7

    ጠንካራ ሓፍትና እግዚአብሔር አምላኽ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ ዝሓፍተይ ❤

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 2 місяці тому +2

    የመና ዘሸግረኪ ተኮይኑ ሲምኪ ደርቢኪ ካልእ ሲም ሓዚ መዓረይ ጉዳዩ ዋ

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 2 місяці тому +1

    ኣብየይ ዝፈትወኪ እኳዕ ሰላም መፃእኪ❤❤❤❤ክብርቲ ሓፍትና ስለ ዘካፈልክና የቀንየልና እሺ❤❤❤❤❤

  • @GalGerye-em2fp
    @GalGerye-em2fp 2 місяці тому +1

    ጅግና ኢኪ ብሓቂ ብልፅተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 2 місяці тому +6

    ጅግና ኢኪ ብሓቂ 💟

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 2 місяці тому +6

    2ይ ባዕለይ ኣብየይ ዌልካም ዛምበይተይ❤

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px 2 місяці тому +1

    ተገርመ❤❤❤

  • @ጋልትግራይ-የ7ጠ
    @ጋልትግራይ-የ7ጠ 2 місяці тому +1

    ዋውውው ከመይሉ ከምተወደ ኣይተረዳኣንን ማራ ተመሲጠ

  • @YdtHr
    @YdtHr 2 місяці тому +1

    ጅግና አኪ ብሓቂ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Tege-bu3lb
    @Tege-bu3lb 2 місяці тому +4

    ወይ ሎማዓንቲ እግረይ ተሰይረ ነይረ ክክ😂❤️❤️❤️

    • @ChchdGsfs
      @ChchdGsfs 2 місяці тому +2

      ታይ ክትረኽቢ ቀዲምክኒ 😅😅😅ሕልው ነይረስ😂

    • @Tege-bu3lb
      @Tege-bu3lb 2 місяці тому +1

      @@ChchdGsfs ህንደይ ማዓልቲ ክቅደም ዓሞይ ትፅውዕ አነ ሽወያ ላበልኩ እየ ቃዲመክን😁😁😂😂

    • @ChchdGsfs
      @ChchdGsfs 2 місяці тому +2

      ሞይተ😂😂😂😂

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 2 місяці тому

      ቀስበሊ ክክክክክ

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 2 місяці тому +5

    ለካ ኩሉ ታሪኽ ኮይኑ ይሓልፍ እዩ እንኳዕ ኩሉ ሓሊፉ ዛንታ ኮይኑ ክተዕልልዮ ኣብፀሐኪ ንዒቕኪ ሕለፍዮ እምበር ከይትምልስዮ እንኳዕ ጅግግነትኪ ኣርኣኽዮ❤❤

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc 2 місяці тому +2

    ከይትምለስዮ ጅግና ኢኺ ጓልናይ ዝሓፍተይ🙏💝

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 2 місяці тому +6

    ከይትምለስዮ ጅግና ኢኺ እንኳዕ ኣብዙይ በፃሕኺ ምቅርተይ ንሕና እውን ንፈትወኪ ኢና መርኣያ ኢኺ ቀፅልሉ❤❤❤

  • @rbfhftcj1649
    @rbfhftcj1649 2 місяці тому +2

    ኣነ ግን ትድፍረቱ ዝገረመኒ ናዓኣ ፈቲሐ ክምረዐወኪ እየ ያ ዓይኒ ወጣ ዝኩነ ወዲ ኣይሓፍርን ደዩ ከ😏 ዛኣ ጓል ግን ኣሑጉሳትኒ ባሓቂ ጀግና እኪ 👍😘

  • @uhhuyy1987
    @uhhuyy1987 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AmenaAm-c5d
    @AmenaAm-c5d Місяць тому

    👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤

  • @Vgvcyy
    @Vgvcyy 2 місяці тому

    ምስናተይ ተመሳስል እህ ጠለመት ግን😢💔

  • @GFy-t6h
    @GFy-t6h 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤💚💚💝💝💝❤

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TrhasWelay
    @TrhasWelay 2 місяці тому +2

    ሕጂ ዘሎኩው ሂወት ናተይ😢😢😢

  • @abrehetkeshp9742
    @abrehetkeshp9742 2 місяці тому +1

    ጠንኻራ ሂዋን 💪 ተመስገን ኩሉ ሓሊፉ 🙏

  • @AwAw-v1v
    @AwAw-v1v 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤ ጎቦዝ እዚኣ😮ፀባ ተስቲ😅ኣቢየ ከኣ ከምቲ ልሙድ ቀፅልዬ

  • @HadasTedros
    @HadasTedros 2 місяці тому +1

    ኣሰይ ጠንካራ ጋል

  • @ማማየወለሎ
    @ማማየወለሎ 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 2 місяці тому +6

    እዋይ ጉድ ማርያምን እዚ ታሪክ ኣብ ኩልና ድዩ😭😭

  • @ابويحي-د6ط
    @ابويحي-د6ط 2 місяці тому +3

    ከትምልስዮ ከማኪ ይግበርና ጠንካራ መርኣያ ሓፍትና❤❤❤ቀፁሉሉ

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤

  • @ቲቲጓልከተማ
    @ቲቲጓልከተማ 2 місяці тому +4

    እዞም ኣወዳት ግን ዓያሹ ዲና ንመስሎም ፡፡ እምኒ ዲና ንመስሎም ኣብ ዝነበሩ ኔሮም እሺ በላና ዝብሉና

    • @Awet355
      @Awet355 2 місяці тому

      ይገርም አዩ ኮ ደምርኒ

  • @Ab-chnnel
    @Ab-chnnel 2 дні тому

    ደምራኒ አሕዋት

  • @SmeraAlsslme
    @SmeraAlsslme 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣርሱዋይ
    @ኣርሱዋይ 2 місяці тому

    ብምንታይ ንረክብኪ ኣቢዋይ

    • @abihabeshawittube8066
      @abihabeshawittube8066  2 місяці тому

      ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይል ቁፅረይ ኣለኪ
      www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8q3bzOTxHCZ&_r=1

  • @SdSe-p8v
    @SdSe-p8v 2 місяці тому

    Abiyey

  • @XxxXxx-m5f
    @XxxXxx-m5f 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SdSe-p8v
    @SdSe-p8v 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @destadestaetsay4426
    @destadestaetsay4426 2 місяці тому

    ሰብሰክርየበ❤❤50

  • @HvVc-j4x
    @HvVc-j4x 2 місяці тому

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @alanb3238
    @alanb3238 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YedguYrdfu
    @YedguYrdfu 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AunMUlu-fn4xx
    @AunMUlu-fn4xx 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MkMh-c7qጋልፃባት
    @MkMh-c7qጋልፃባት 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @سلامسلام-ث5ط6ج
    @سلامسلام-ث5ط6ج 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @SeluSelu-e6t
    @SeluSelu-e6t Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላከይ-ቸ5ጨ
    @ተመስገንኣምላከይ-ቸ5ጨ 2 місяці тому

    ❤❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላከይ-ቸ5ጨ
    @ተመስገንኣምላከይ-ቸ5ጨ 2 місяці тому

    ❤❤❤

  • @ሚሊየኝየትግራይልጅ
    @ሚሊየኝየትግራይልጅ 2 місяці тому

    ❤❤❤

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤