ገንዘብ ከመይ ኢሉ'ዩ ዝመውት፧ ፋይናንስያዊ ብልሒ 101
Вставка
- Опубліковано 2 лис 2024
- ምዝገባ 16 ዙርያ ስልጠና ናይ ወፍርን ፋይናንስን (ስቶክን ክሪፕቶን) ጀሚርና ኣለና፡፡ ምሳና ክትመሃሩ እትደልዩ በዚ ሊንክ ክትምዝገቡ ይከኣል፡፡
መመዝገቢ ሊንክ forms.gle/NDm6...
ዋትሳፕ (+12263372020)
ዋትሳፕ ሊንክ wa.me/12263372020
ኩሉ ኣብዚ ቻነል ዝቐርብ መደባት ንትምህርታዊ መዓላ ደኣ እንበር ፋይናንስያዊ ምኽሪ ኣይኮነን፡፡ኩሉ ኣብዚ ቻነል ዝቐርብ መደባት ንትምህርታዊ መዓላ ደኣ እንበር ፋይናንስያዊ ምኽሪ ኣይኮነን፡፡
ምዝገባ 16 ዙርያ ስልጠና ናይ ወፍርን ፋይናንስን (ስቶክን ክሪፕቶን) ጀሚርና ኣለና፡፡ ምሳና ክትመሃሩ እትደልዩ በዚ ሊንክ ክትምዝገቡ ይከኣል፡፡
መመዝገቢ ሊንክ forms.gle/NDm646Bs7gtMJsne9
ዋትሳፕ (+12263372020)
ዋትሳፕ ሊንክ wa.me/12263372020
ኩሉ ኣብዚ ቻነል ዝቐርብ መደባት ንትምህርታዊ መዓላ ደኣ እንበር ፋይናንስያዊ ምኽሪ ኣይኮነን፡፡ኩሉ ኣብዚ ቻነል ዝቐርብ መደባት ንትምህርታዊ መዓላ ደኣ እንበር ፋይናንስያዊ ምኽሪ ኣይኮነን፡፡
Wawww ሓው ሳሚ ብሉጽ መደብ።
Eribitcion chanal wexi ale bxhuna❤❤
Btaemi subuk tmhrti temahirna ❤❤❤
Thanks Sami🎉🎉🎉 Keep it up
Very great
Thanks
God jobb
Thank you 🙏
Appreciate your contribution to societal change!!
እትመርጾም ኣርእስታት ወትሩ እዋናውያን፡ መንእሰያትና ምስዚ ዘበን' ዚ ንኽስጉሙ ዘኽእሎም ብልሕንን ፍልጠትን ንምቕሳም ሓያል ድርኺትን ተበግሶን ዘስንቖም'ዩ።እዚ ናይ ሎሚ ኣስተምህሮኻ ድማ ነቲ ተካል ነቐዝ - ዝቕባበ- ዝብላዕ ሓርጭ ንኸይረክብ፡ ብቐሊልን መሳጥን ኣቀራርባ ንኸበድቲ ፊናንስያዊ ኣምራት ምቕራብካ ዝድነቕ እዩ። Keep it on!
ኣዝየ ኣመስግን ባሲሎስ
Thank you sami
Waw this is very important lesson bro
Keep it up this good work brother.
Well explained sami
Thanks Sami as usually
You are the best keep it up thank you.
Thanks Sami hawina nithbena timrti nemesgin🎉
Thanks sami ab klas kea asfihna kinsemo ena
❤❤❤
👍👍👍👍👍👍
ሰላም
ብዛዕባ
TfSA GIC
TFSA Mutual Fund
እንታይ ትብለና
የቀንየልና መንእሰይ ሳሚ
❤
Thank you sami
Fiat is dying....and It has been in dying process always, but the mob seems not to care much! Thank you for your lesson Bro!
Halewlew
b zaba solana eba gele belna sami hawey bxami ab edey meytatni xray ksara koyna tmles do ymesleka😢
😍😍😍❤️❤️
ሳሚ ኩሉ ግዜ ብእትህበና ሃብታም ትምህርትኻ ከም ወትሩ የመስግነካ፣ትምህርትካን ጽሑፉኻን ኣዝየ ሓደ ካብቶም ዝድንቆም ተከታሊኻ'የ።
ትምህርቲ ኩርስ investmet ክወስድ ደልየ ነይረ፣እዚ መላግቦኻ ግን ናብ WhatsApp የእትወኒ የለን።
ብውሽጢ ሃይ ክብለኻ'የ
መርሓባ ሓው ፥ ኣዝየ የመስግን ስለ ርእይቶኻ። ኦኬ በዚኣ ርኸበኒ ኢኻ። +12263372020
ሰላም ሳሚ ኣነ ክምዝገብ ደልየ ኣለኹ ሞ ቅድሚኡ ግን ሪኢቶ ነርኒሞ ብ telephone ክረኽበካ ደልየ ነየረ
+12263372020 በዚኣ ርኸበኒ ክቡር ሓው
ኣነ እዛ ጸጉም እዚኣ ምፍታሕ ኣብያትኒ ኣላ በካ ኣብታ 3 ጠጠው ካብ ዝብል 3 ዓመት እዋይ ገንዘበይ 😅
Eribitcion chanal wexi ale bxhuna
Yewelid neay genzeb aleni ab bank werhi werhi 100$ dollar yewelid
ያ ሓቀካ ኢኻ ኮኪ ሓወይ ባንክ ወለድ የህቡካ አዮም ግን አቲ ዝህቡኻ ወለድ ነቲ ዝቕባበ ከማን ዝሽፍን ኣይኮነን ምናልባት ባንክ 1.5% ወለድ ይህቡኻ ይኾኑ ሓይሊ ናይቲ ገንዘብካ ግን ቡውሑዱ ብ 5% አዩ ዝጎድል
ምዝገባ 16 ዙርያ ስልጠና ናይ ወፍርን ፋይናንስን (ስቶክን ክሪፕቶን) ጀሚርና ኣለና፡፡ ምሳና ክትመሃሩ እትደልዩ በዚ ሊንክ ክትምዝገቡ ይከኣል፡፡
መመዝገቢ ሊንክ forms.gle/NDm646Bs7gtMJsne9
ዋትሳፕ (+12263372020)
ዋትሳፕ ሊንክ wa.me/12263372020
ኩሉ ኣብዚ ቻነል ዝቐርብ መደባት ንትምህርታዊ መዓላ ደኣ እንበር ፋይናንስያዊ ምኽሪ ኣይኮነን፡፡ኩሉ ኣብዚ ቻነል ዝቐርብ መደባት ንትምህርታዊ መዓላ ደኣ እንበር ፋይናንስያዊ ምኽሪ ኣይኮነን፡፡