ሰላም ሄኖክ ኣዚኩም ብሉጻት መንእሰያት ርጉኣት፡ ምሁራት፡ ብቑዓት፡ ዎው ቀጽልዎ ክማካትኩም ይብዙሑ። ብረክት So talented analizing point to point and passion with every word he use is very intelct. God bless you all! Proud of you two.
Ehzi hizbi eba entay eyu bedilu . God have mercy on the spot people have mercy Bubba. People with out Ambassador who get abused and killed . Oh! Lord do not be silent arise and help those helpless people. Who been in slavery for ever. Have Mercy Baba Have Mercy Mercy Mercy Mercy.
Henok Bicha naiti ab Seattle zigeberkayo gibre shiberawi gudai higi (law) kes elu kerekakibelka eyu. Time will show. That is how the law in the West works.
Good works bereket and henok hgdef hizbna awardu. Ab sidet anbirna hednetna tebetatnu mesheki sherafat koyna bizkone Ethiopia kab eritrea zekfe zewdeket heger eya
Yeah true they have Anger. But they will not find them.they kill poor and needy,look nothing happened to Abby children or Abi himself nothing happened to Getachew or Debrezion or ther Wife’s or children .who was hurt was poor and needy. Who as no opinion at all in that matter.The same in Eritrea side Nothing happen To the Dictator in Eritrea or his at willing slaves Or his Moral-less Jezebels, like Monica and followers. It was the forced poor mostly under age Children who paid for it. people need to get out of there in motion I think.
Two Face People 🤣🤣🤣🤣 Henok AGAME TIGRAY PEPOLE They Have So Many Problems Pls Help Them Before You Going To Jail Like Your Friend Jhon Black 🖤 Young People Stay Away From These Loosers
ሰላም ሄኖክ ኣዚኩም ብሉጻት መንእሰያት ርጉኣት፡ ምሁራት፡ ብቑዓት፡ ዎው ቀጽልዎ ክማካትኩም ይብዙሑ።
ብረክት So talented analizing point to point and passion with every word he use is very intelct.
God bless you all!
Proud of you two.
Thank you so much Eripm info media 📺ℹ️ and analysis Beko 💙💙💙💙💙🌿💙💙💙🌿💙💙🌿💙💙💙⚖️✊🏿⚖️✊🏿⚖️✊🏿⚖️🤝🏿✔️
Very good analysis, hats off to you 🎩
መርሐባ ሄኖካ ኸምኡውን ሐው በረኸት ጽቡቅ ትንተና ብዛዕባ ናይ አቢ ቃዛ ኽንቅይራ አለና ዝብል አበሃህላ ቁቡል አይኮነን ኢትዬጲያውያን ነዚ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ምድያ ኹሉ ግዜ እዬም ዝከታተልዎ ስለዚ ዘለና ስሚዒትዉን ንምፍታሽ ኽኽውን ይኽእል እዩ ስለዚ ኹሉ ግዜ ብዛዕባ ሀገርና ኤርትራን ህዝብናን ፈጺምና ኽንደራደር ኸምዘይንኽእል ኽንገሮም አለዎ
well said beri brother 😘🦁🕊🌿💙✊🤞
💙💙💙💙
🙏🙏🙏!! 🎉🎉!
Bere thank you
ብማሒረሻና ምሒሪሲየለን።።
ከም ኩሉ ግዜ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንተና እዩ። እንተኾነ ግን በዚ ተላዒሉ ዘሎ ናይ ባሕሪ ጉዳይ ስርዓት ህግደፍ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ኩናት እንተኣትዪ መርገጺ ናይ ደምበ ተቃውሞ እንታይ እዩ ክኸውን ዘለዎ ዝብል ዝተጨበጠ ሓሳብ ግን ኣይቀረበን። መቸም ምስ ህግድፍ ሓቢርካ ዝግበር ኩሉ ዓይነት ቃልሲ ከምዘየዋጽእ ንጹር እዩ። ነዚ ግዜያዊ ኣጋጣሚ ኣብ ግምት ብምእታው እቲ ቃልሲ ኣንጻር ህግደፍ ህግደፍ ክዳኸም የብሉን። እዘን ክልተ ምርጫ ክኾና ዝኽእላ ኣይመስለንን። ስለዚ በረኸት ኣብ ትንታነኻ ሓንቲ ቀጣን/ጸባብ መንገዲ ኣላ ኢልካ ኔርካ እሞ እታ መንገዲ እንታይ እያ ጽቡቅ ጌርካ እንተተብርሃ ብታዕሚ ጽቡቅ ኔሩ። እዚ ጉዳይ ካብ ፕሮፖጋንዳ ሓሊፉ ኣብ ተግባር ከጋጥም ልዑል ተኽእሎ ስለዘለዎ እዚ ድማ ደምበ ተቃውሞ እንታይ እዩ ክገንር ዘለዎ።
መን ኢዩ ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወደብ ሃቡና ዘይብል። ወደብ ሃቡና ዘይብል የለን።
ስለዚ ፣ ብዛዕባ ሃገርናን ህዝብናን ዘለና ሓሊዮት ፣ ቀዳምነትና ክኸዉን ኣለዎ።
በሬ ጽቡቕ ትንተና ኣብታ ወይ ክንዛረብ ኣለና ወይ ክንፍደስ ኣለና ዝበልካያ። ንህዝብና ከነድሕ ዓቕምን ተወፋይነትን ዘለና ኣይኾነን ሕብረት ዘለና እውን ኣይኮናን ኣብ ነንሕድሕድና ምጥቕቓዕን ብኻራ ምትሕርራድን ዘርክበና የለን። ስለዚ ዓመት መጸ ንድሕሪት እምበር ንቕድሚት ዘይንኽይድ ተኾይና ኻብቲ ናይ ተቓውሞ ምትእኽኻባት ምፍዳስ ተመራጺ መንገዲ ኢዩ
ጽቡቕ መድብ ሄኖካ & በሬ
ኣሪትራ ሃደ ሚልዮን ዝኣክል መንአሰይ ካብ ሃገሩ ንክወጽአን ከምዝስደድን፥30 ሺህ ኣብ አስሪበትን ይርከብ ፥ካብዞም ሃደ ምልዮን 500፥000 ሺህ ብቁአ ወታሃደራዊ ብቅኣት ዝነበሮን ኣብ ኩናት ኢትዮ-ኣሪትራ ሃገር ካብ ወረራ ዘድሃኑ ኮይኖም ናይ ህጂ ብርገድ ንሃመዱ ኮይኖም ዝቃወሙ ዘለዉ አዮም፥አቲ ቀንዲ ህቶ ኢትዮፕያውያን ንምንታይ ረሲኦሞ ዝነበሩ ጉዳይ ኣብዚ ናይዚ ናይ ኣቢ ኣህመድ ግዘ ቀይህ ባህሪ ደጋጊሞም ዝዛረቡ ዘለዉ አንተኢልና ዲክታቶር ኢሰያስ ንወያነ ክጥፍአ ብዝነበሮ ህልሚ ንምትግባር ኣዲስ ኣበባ ከይዱ ኣብ ግብሪ ዘይትርጎም ንኣቢ ኣህመድ ዝኣተወሉን ኣሰብ ወሲዱ ዘርኣዮን ይከውን ፥ስለዝኮነ ካብቲ ቀንዲ ህልሚን አላማን ኢሰያስ ኣሪትራ ዊኢላ ሃዲራ ናብ ኢትዮፕያ አትመጸሉ አዩ አቲ አከይ ተግባሩ፥ደገፍቲ ህግደፍ ከይተረፉ ተደሚርና ተሃዊስና ደምና ሃደ አዩ ብምባል ባንደራ ኢሰያስን ባንደራ ኢትዮፕያን ሂዞም ክጽለሉ ሪኢናዮም ኢና ፥ስለዝኮነ ኣሪትራ ኩሉ ግዘ ብኣሪትራውያን አያ ኣብ ሃደጋ አትወድቅ ፥
👍👍👍👌👌👌🌹🌹🌹
Lefeded all of you.
ንኤርትራውያን ዘድፍሮም ዘሎ መሻርክቱ ዘይፈልጥ ብስሚዒትን ጽልዕን ኤርትራውያን ናብ ዝረከቦ ኩናት ዘዕትዎም ዘሎ ናይ ሕግደፍ መንግስቲ እዩ ።
Higi Abiy diu kiwagae zideli zelos walas Isais? Ata haki zeynizareb !!!!!!!!!!!!!! Wedi Getachew gudai Tigrayka zeytigebir?
@@Iyassu-k8d ፈለማ እንታ ግገብር ምስ ቆልዓ ዓሪኩ አብይ ማለት ሐሳዊ አስመሳሊ እዩ ። እዚ እንዳፈለጡ ደብረጽዮን ዓሚኑ ስልጣን ሒቡዎ ኢሳያስ ካኣ ጡዑይ መሲልዎ ሽርክነት ጀሚሩ ንክልቲኦም አቃቲሉ ዞወር ኢሉ እሞ እዚ አየኸዝንን ትብል ።
ኣብይ ኣሕመድ. ተጋሩ ኣብ ውግእ ኣይንኣቱን ስለ ዝበልዎ: ንኣምሓሩ(ፋኖ ብፍላይ) ንባሕሪ ክብሉ ኣብቲ ውግእ መታን ክሕግዝዎ ዝገብሮ ዘሎ ተንኮል እዩምበር ፕሮግራሙ ንኢሳያስ ንምልጋስ እዩ። እዚ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ዘይፈልጦ ምስጢር ክኸውን ይኽእልዩ!
እቱ ዝዛረብ ዘሎ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ኣይኮነን !! ክእረም ኣለዎ !!
ዝሕዝን አዩ
ኣነ ዝርኣየኒ )ግደፍ(ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገ ዝዋሳእ ዘሎ።
መዓስ!?
ሄኖካ አድናቒካ እየ 👌 እታ አብ አርእስቲ ዘላ ንመቀላ ዘይኮነ መአረምታ ንመቐለ ክትብላ sorry
Yeshemanie gebeya iydelem
Ata seb nay hegdef wetahaderat aytbel nay eritrea eyom our brothers let’s talk how we save them not destroy them hegdef is our enemy not the soldiers
ናይ ህግደፍ እንበር ናይ ኤርትራ ሰራዊት ኮይኖም ኣይፈልጡን ኢዮም
* ልክዕ ኢትዮጵያ ብስም ፌዴራል ብብልጽግና ኣንጻር ልእላውነትን ኣንጻር ክብሪ ህዝብናን ወፊሮም ምስ ዝመጹ፡ ቃልስና ንድሕነት ህዝብናን ሃገርናን ስለ ዝኮነ ብቃል ብዲብፕሎማስን ብተግባርን ንምክልካልን ንምዕዋትን ካብ ምስራሕ ደው ክንብል ኣይክኣልን እዩ።
እቲ ዘገርም ሓደ ፊልድ ማርሻል ተባሂሉ እቲ ናይ ፖለቲካ ዘመተ ብምክያዱ ነቲ ሒዝዎ ዘሎ ቦታ ዘይበቅዕ ሑሱር ዑሱብ ምዃኑ ዘመልክት እዩ
ግን ሐቂ ድዩ ማለት እቲ ጀነራል ከምኡ አይበለን ካልአይ ክአ ሐቂ እንተ ኾይኑ ከምደለይቲ ፍትሒ እንታይ ኢና ክንገብር እቲ ዘዎጽአናኸ አየንዩ
አቢ ግዜ ሃይለሲላስ አመሪካ አስመራ ኔራ ።ኢዚ ቆኒቆ አቢ ሲደት መንግስቲ ምቆም ቢቁዊም ።።።።
Mr. Henok, please correct the name of the General. Regards
ኤርትራ ብዘይ ደብዳብ ቦምባታት በቲ ዘሎ ስርዓት ፡ቃዛ ዝተቐየረት ሓገር እያ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣብይ ኣህመድ፡
ካብ ናብ ዘይፍታሕ ጸገምን ህልቂት ቅድሚ ምምራሕ፡ምቕሉልን፡ክሳራታት ዘዉሕድ፡ ስትራቴጃዊ ስምምዕ ዝምድና ፡ድልዱል ምትእምማን ዝፈጥረሉ ተኽእሎ ኣሎ። ንወለዶታት ዝቅጽል ቂምን ቅርሕንት ከይህሉ፡፡ቅድሚ ወራር ደጋጊምካ 10 ግዜ ምሕሳብ የድሊ ዝበሎ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ 11 ግዜ ክሓስብ ይግባእ።
ዕንጽዕንጾ ንማዕጾ ኣብ ህዝቢ ንዝወርድ በደል ታሓታትነት ከምዘለዎን ደጋጊሙ ብዝግታ ክሓስበሉ ኣለዎ።
#ከምቲ ምስ ሶማሊ ላንድ ዝተገብረ ዝምድና ምስ ሓፍነት ህዝቢ ኤርትራ ውሲዱ ንቕኑዕ ስርዓተ ምሕደራ፡ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ዝምድናታት ንምስፋሕ ዝቃለስ ተቓዋሚ ሓይሊ፡ከምኡ ድማ ብኢኮኖምን ጸጥታን ንህዝቢ ኢትዮጲያ ምርግጋእን ሰላምን ዘስፍን እንኮ መፍትሒ ምልዛብ ንድሕነት ኩሉ ኣገዳስነት ኣለዎ።ኣብ መሰል ርእሰ ዉሳኔ ሉኣላዊ ህዝቢ ሉኣላዊት ሃገረ ኤርትራ፡ ህዝባ ፍትሒ ኣብ ምርካብ ኣብ ዝግበር ቃልሲ ኣስተዋጽኦ ንምብርካት ንኹነታት ቀርኒ ኣፍቲካ ኣብነታዊ መፍትሄ ኣብምርካብ ተዛካሪ ኣብነት ክኸዉን ዘኽእሎ ምርጫ ከምዘሎ ከስተብህለሉ ይግባእ።
You need to correct ur title Mr yellow. No body has said and will not say that.
حسبي الله ونعم الوكيل
Why you say that?
ሃሳዊ ኣፍደገ ኣዲ መአነዊ ፥
እቶም ቃንዛና ዘይርደኦም ኣብ ስልጣን ዘለዉ ክብተኑ ኣለዎም ጉዳይ ባሕሪ ጉዳይ ቃዛ ምካን ጉዳይና ኣይኮነን ህዝቢ ይውጻእ ክብሉ ኣለዎም ጥራይ
ኢዚዲአ ሳቢጀኪቲ ሓሶትያ ኒወዲ ጣባ በሊጺዎ።ዋላ ቁዋም ዘይቢሉዩ ኢቲ መራሒ ቁዋም መየቱ ተሲካር2024...❤❤❤❤..
I have been following Henok and Bereket for some time now. I have the feeling that both have Tigrayan origin. Eritrea shigir rekiba.
Ehzi hizbi eba entay eyu bedilu . God have mercy on the spot people have mercy Bubba. People with out Ambassador who get abused and killed . Oh! Lord do not be silent arise and help those helpless people. Who been in slavery for ever. Have Mercy Baba Have Mercy Mercy Mercy Mercy.
ኣጀውጀው ዘይትገድፎዎ ኣንቱ ሰባት ።
በርኸት ፡ ድማ ይትሓዋወሰካ ኣሎ።
ሻዕብያ ድማ ኣይዛረብን'ዩ ፡ ንስኹምን ትኣክልዎ ኢኹም ን-ኣቢ መርሒነቱን ።
Week analysis
ስርዓተ ሕገ መንግስቲ ህዝቢ ትግራይ ብግዝያዊ መንግስቲ ዝምእዘን ለባም ኣመራርሐ ከም ባዓል ጀነራል ጻድቃን ኣገደስቲ ሰባት ኣተሐሳስባ ህዝባውነት ንህዝቢ ኤርትራ ውን ሰላምን ፍትሕን ዲሞክራሲን ዘምጽእ ስለ ዝኮነ ኣማራጽውን ዘይብሉ ስለ ዝኮነ ነቲ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ድጋፍን ኣበርክቶን ምግባር እዩ
ብስድራናን ሃገርናን ዝመጸና ሽዑ ንርኢ! ነቲ ዝረግጸና ዘሎ ስርዓት ዋላ ከም ነስራላህ ይዳዕሙኽዎ እንተ ነዴታትናን ኣቦታትናን ግን ይትረፍ ከም ቃዛ ሃመማዓይኖም ዘንፍረሎም ኣይንደልን ኢና ብሰላምን ብምርድዳእን ግን መርሓባ
መትከል ዘይብልኩም ኣየ ፖለቲካ ናትኩም፡ ምስ ወያነ ተጉርዑ ኔርኩም ኣስመራ ተዘይ ኣተና ኢልኩምስ ሕጂ ሓለይቲ ህዝብን ሃገርን
አብዚ ኹሎ ዚኢቲዊና ኢሳያስዮ ረሲዖሞ ዚኒቢረ ውዶብ ኺሊዒሊው ገይሮውም
Hgedef eyu xelaena
Birhanu jula aykonen henok . Redwan ka wedeb zeykone zedlyena zelo access to the see you malet natna bahri ena nideli yu zbl zelo
ኤርትራ ቃዛ ተተቀይራ ተሓታቲ ኣቢኣሕመድ ድዩ ኢሰያስ እቶም 70 ሽሕ ኤርትራዊ ንምድሓን ኢትዮጵያ ዝከፈሉ ከ እንታይ በሉ
Hegedef. 000000000❓❓❓❓❓❓❓❓⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫
Ezi ariesti da Daniel du tsihifwo ?😂😂 Henok atsehahfa gega alo
ሄኖክ ፡ ዚያዳ ብጭቡጥ ከተረጋግጽ ን ኢትዮፎረም ባዕልኻ ስምዓያ ።
😂😂😂😂😂😂😂😂😂. Hegedef. 00000000000⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭❓❓❓❓❓❓❓❓❓❓❓🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤
Timnitkum iyu inqhae hagosekum
Berea eza minska zela generera gin ett zinebere waga yviga elu neru
አብይ መንእሰይ እዩ ዘሎ ገና ኽጥሕነኩምየ ክብትነኩምየ ናብ ቓዛ ክቕይረኩምየ ዝብለና ፥ ዝገብር ነይነግር እዩ ኔሩ እቲ ቀደም ካብ ኮነ ግን ፈካሪ ተወጋሪ ኸም ዝባሃል እዩ ትማሊ ትማሊ ገዝኡ ገዛ ኢሰያስ ከይዱ አወል ቡን ብፍንጃል ኸም ዘይሰተየስ ሎሚ ግምጥል ኢሉ ናብ ሓሙኽሽቲ ክቕይረኩምየ ኽብለና ኸሎስ ናይ ጥዕና ኸምዘይኮነ ቡኡ ትፈልጦ ።
Mas natom neyru iyu.
Henok Bicha naiti ab Seattle zigeberkayo gibre shiberawi gudai higi (law) kes elu kerekakibelka eyu. Time will show. That is how the law in the West works.
Qaza da ato Esayas gerwa deyelon
ሓላፍነት ናይ'ቲ አቢ አንጻር ህዝቢ ኤርትራ ንዝተዛረቦ ስዲ ዘረባ አቢ ባዕሉ እምበር እቲ ስርዓት ናይ ኤርትራ ክኸውን አይክእልን እዩ።
እዛ " ከልቢ ብዝቐደዶ ዝብኢ ይኣቱ " ዝብል ምስላ ኢሰያስ ኮነ ኢሉ ዝፈጸሞ ድፍረት ኣብ ከምዚ ሸቐልቐል ንህዝቢ ኤርትራ ኣውዲቕዎ።
Good works bereket and henok hgdef hizbna awardu. Ab sidet anbirna hednetna tebetatnu mesheki sherafat koyna bizkone Ethiopia kab eritrea zekfe zewdeket heger eya
That's your dream betrayals they know Ethiopians will never touch Eritrea if they do that will happen like GAZA
ባዓል ንስኻ ድኣ ዕድል ሲኢንካ እንበር ንህዝቢ ኤርትራ ክተጥፍእ ካብ ትሰርሕ ዉሑድ ግዜ ኣይገበርካን ህዝብና ድማ ኣዚዩ ፈንፊኒካን ኪዒቡካን እዩ
Heteafenfenes men mukanu hilinaka xebuk geru yefelto eyu. Meherit yewridelka
Thankyou This Is How They Make Money
በረኸት ወያነ ን ኤርትራ ክኣትው ዶ ትድግፍ ኣይነበርካን ዝሓለፈ ዓመት? ወይስ ህወሓት ጻድቃናት፡ ብልጽግና ሰይጣን ስለ ዝኮኑ ኢዮም?
Weyanie kitblus tekek abilkumna weyanie kumna aynebrron ni mekele kikelakal ankay nab asmara entay. Ena kolel nibil giday hizbna hegerna zeyngeber
bereket kmeu ybl ente neyru entay malet eu eilka kthasb neyrka kab mkushash
ኸምዝብሃል ናይ ማንኪ ብሚስጢር ስልጣን ናብ አብርሃም ናይ ምትሕልላፍን ጉባኤ አብ ምግባርን እዩ ተጸሚዱ ዘሎ ዝብሃል
እቲ ኢትዮ ፍርም ዘቕረቦ ሪፖርት ሓቅነቱ ብዘየገድስ (ኢሰይያስ እንተድኣ ኲናት ክኸፍት ፈቲኑ)እዩ ዝብል. ኮነ ኢልኩም ከተደናግሩ ኣይትፈትኑ:- ነቲ ተባሂሉ ዝተባህለ ከምዘለዎ ምቅራቡዩ ጽቡቅ.
aynay eu eti tedenagrwo tblo delka ertra emo aqma tegemgimeu endu tkefto kunat yelen ms kaleot texenbirom gn kftnu ykealu eyom nsu eu kea bahryatom
Aytfrah eritra ktchflek tray eyu zelewa eti tmkhti jahran zebzh hzbi reesu kednn alewo kemza ntgray zgebrwo esseyas ka srhu wediue eyu slezi tarik kdgem ab hiwetka ktreo eka elfi hademti hager yeblkan tm elka sdetka astemakr eritrin nay hasot hager eya mbeseretu masker tlyan eya hlmkum hade aykonnen hager ktserhu fstum aytkielun nay megzaeti sne aemro slezelkum
@@abrhaleyrussom1718 Quahmam tezaribe elka dika? Ajaw 0 0 0 0 .
,በጃ ህግደፍ ጋሕ በሉ ሐሰውቲ. ንሃገርኩም አሕሊፍኩም ትህቡ.
ኣንታ ኣቦይ ሞ ኣቢ እዚኣ እንተጌሩ ትምክሕትን ጃህራን ኮራኹሩ ሓማሴን ሕቁኦም ክሰብረልና ኣለዎ
ኩቡር ሐው ዓሌትነት ጽቡቅ አይኮነን ካብ ስሚዒት ወጺና ንዛረብ
Yeah true they have Anger. But they will not find them.they kill poor and needy,look nothing happened to Abby children or Abi himself nothing happened to Getachew or Debrezion or ther Wife’s or children .who was hurt was poor and needy. Who as no opinion at all in that matter.The same in Eritrea side Nothing happen To the Dictator in Eritrea or his at willing slaves Or his Moral-less Jezebels, like Monica and followers. It was the forced poor mostly under age Children who paid for it. people need to get out of there in motion I think.
ኮለል ኣይ ትበሉ ተዋሂቦም ብፌርማ ብስምም ግን ሻዕብያ ኪሒዶም ስለዚ እንታይ ይግበሩ ?
Where did you see what they did?
ዕስለ ኣኪብካ ናጽነቱ ንዘኽበረ ኤርትራዊ ብደንጎላ እንዲኻ ተሳሂልካዮ !! ሕጂ ተኸላኻላይ ላኣላውነት ሃገረ ኤርትራ ኮይንካ ክትቑርብ ትፍትን ኣለኻ?
ወድ በሻሻ ገንዘብ ኣብዩኩም ድዩ??
Bhager tseweta yele haw @ user.... dengolas ykre kibehalelu zikil eyu. Guday lulawnetna gn
@@tyttyt1271 ብሃገር ጸወታ ከምዘየለ እንድዮም ዝገልጹ ዝነበሩ እቶም ብእምኒን ብበትሪን ዝተወቕዑ ዝቖሰሉ ኣቦታትን ኣዴታትን!!
ነዚ ሕሱር ግብሪ ክተተባብዕ ከሪምካ፣ ኣዲስ ኣበባ ኸይድካ ነት ላኣላውነት ኤርትራ ዝግህስ ስርዓት ተማእዚዝካ ሕጂ መን ክኣምነካ ትጽበ?🤔
@@user-ls9oh7wr8m himum entay mesini eye zetebabiee n Guana zmizezn.
Two Face People 🤣🤣🤣🤣 Henok AGAME TIGRAY PEPOLE They Have So Many Problems Pls Help Them Before You Going To Jail Like Your Friend Jhon Black 🖤 Young People Stay Away From These Loosers
እሞ እንታይ ክንገብር ኣብ ስደት ኮይና እቲ ሕማቅ መንግስቲ ኢዩ ክዛረቦሉ ዝግባእ።