"መልእኽቲ ኢትዮጵያዊ መነኮስ ኣባ ሰረቐ ብርሃን፡ ንቤተ ክርስትያን ኤርትራ"

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 278

  • @danielykealo7422
    @danielykealo7422 5 років тому +30

    ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እ/ሔር ንስለ ሓቂን ፍትሕን ዝሃብኩሞ ምክሪ።

  • @mullakidane6144
    @mullakidane6144 5 років тому +41

    ኣቦና ልቢ ዝትንክፍ መንፈሳዊ ምስክርንትኩም ምሃብኩም
    እዝጋብሄት ኢድመን ጥዕናንን ሂብኩም ከምዘለኩሞ ክትቕጽሉ እግዛብሄር ይሃብኩም
    ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @RHT395
    @RHT395 5 років тому +43

    ብጣዕሚ'የ ደስ ኢልኒ እግዚኣብሄር ኣዛረበኩም ናይዘመን ዕድሜኹም ይባርኽ ንዓይ ንዱኹም ወድኹም ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩኒ

  • @danielhadera3320
    @danielhadera3320 4 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመኣልና ኣቦና ብጸሎትኩም ደግፉና ናብ ሓደ ጥምረት ክንመጽእ

  • @michaelgebre4522
    @michaelgebre4522 5 років тому +77

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አባ ሰረቐ ብርሃን ስለቲ ፍትሓዊ ሪኢተኹም ።

    • @Hana-ud3cg
      @Hana-ud3cg 5 років тому +2

      ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ዝተዛረብኩሞ ጥዑም ኣምላኽ ዝፈትዎ ዘረባ ተዛሪብኩም ልዕሊ ኩሉ ዳማ እቲ ሓቂ ዝኣምን ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዘመስግነኩም ይኣምን ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ኣቦታትና ግን ነቲ ኣምላኽ ዝፈትዎ ስራሕ ከም ነውሪ ተወሲዱ ኣብ ናይ ውትህድርና ስራሕ ዝተዋፈሩ እዮም እሞ ኣብ ልቦም ክምለሱ ብጸለትኩም ሓጉዙና፡

    • @mariama6088
      @mariama6088 5 років тому

      Aboona maarna kalehiwet yesmealna

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመኩም ይባርከልኩም ናይ ብሓቂ ብርህ ዝኮነ መግለፂ እዩ ኣቦና ወብፅእ አብነ እንጤኖስ ካብቲ ዘለዉዋ መዋፅእቲ ይፍጠረለም ኣምላክ አሜን

  • @sole7719
    @sole7719 5 років тому +16

    ቃለሂወት የስምዓልና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ፡፡

    • @abanobkb1238
      @abanobkb1238 5 років тому +1

      kubur Abo Kale Hiwet Yesmana

  • @erimychannel3505
    @erimychannel3505 5 років тому +22

    ኣቦና ኣባ ሰረቐ ብርሃን ቃል ሂወት የስማዕልና

  • @divoramengisteab8675
    @divoramengisteab8675 5 років тому +49

    ኣቦና ኣባ ሰረቀ ጥዑም ድምጺ ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @ደላይሠላም
    @ደላይሠላም 5 років тому

    አባ አምላክ ይባርኽኩም ስለ ሓቂ ምዝራብኩም ከምዚ ከማኹም ቡሩኸት አቦታት የብዛሓልና አምላክ አብ ጉዕዞኹም ይደግፍኩም አሜን

  • @efarkidane3759
    @efarkidane3759 5 років тому +7

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ ኣቦ ስረቀ ብርሃን ስለቲ ፍትሓዊ ርትዓውን ዝኮነ ቃልኩም

  • @erineri1140
    @erineri1140 5 років тому +10

    እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣባ ሠረቀ ብርሃን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና
    ነዞም ቅዱስ ኣቦ ኣብ ጸሎትኩም ዘልክርዎም።

  • @mcube940
    @mcube940 5 років тому +9

    ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና፡ ናብ ህዝቢ እንተወጺዩ ደኣ እቲ ሓቂ ክወጽ እዩ፡ ብግብሮም ድማ ክሓፍሩ ዮም ነዞም ነኣቦና ዝኣሰሩ ።

  • @kuromgebremedhn8196
    @kuromgebremedhn8196 5 років тому +7

    ብሃቂ ቃል ሂወት ይስምዓልና ስለቲ ሓቀኛ ርኢቶኩም እድመን ጥእናን ይስዓብኩም

  • @blindworld185
    @blindworld185 5 років тому +1

    ኣንቱም ብሩካት እንታይ ሃጠውቀጠው ኢና ንብል ዘለና እዚ ኮ ሓላፍነቶም ኣውሪዶም እዮም ኣቦና ናይ ምእመና ግደ እንበር ናትቶም ቀሳውስን ኣቦታትን ሓላፍነቶም ብግቡእ እተግቢሮሞ እዮም።ሓደ እፊቱ ማዕተብ ንመጋይጺ ኮይኑ ትሩፍ ድሕሪ ደጊም።ተባረክ ቀሺ ማርቆስ ደባስ የቀነየልና።

  • @muluienegassi1535
    @muluienegassi1535 5 років тому +3

    እግዚኣብሄር ዕድመ ጥዕናን፡ሂቡናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ፡

  • @yemanetekle8988
    @yemanetekle8988 5 років тому

    ኣቦና ቆሞስ ሰረቀ ብርሃን/ ቃለ ሂወት የስምዓልና/ ብትብዓትን ብሓቅን ብንጹር ዝኾነ ቃልን ክትምስክሩ ዝፈቐደ ህያው ኣምላኽና ድማ: ይኽበር ይመስመን ኣሜን። ንስለቲ ሓቂ ዝበልኩሞ ዘረባ ድማ/ እግዚኣብሄር የኽብረልና ንብል ዉጹዓት ኣመንቲ ህዝበ ክርስትያን ኤርትራ/ ኣቦና ሓደራ ሓደራ ብጸሎትኩምን ንብዓትኩምን ደግፉና ኣቡነ ሰረቀ ብርሃን።

  • @tsegagirmay171
    @tsegagirmay171 5 років тому +2

    አቦና ቃለሂወት የሰምአልና ናይ አገልግሎት ጊዜኹም የባርኸልኩም ንአቦና ኻአ ከብት ዘለዉዎ መዎጽኦ ይሀቦም እግዝያብሔር ሐጥያትና ከይረአይ ብአኒ ምህረቱ ይጠምተና ኒዝተጋገዩ ካአ አነልቦኖኦም ይኽፈተሎም

  • @abrhalesbhatu2032
    @abrhalesbhatu2032 5 років тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማልና ኣቦና አግዝኣቢሄር ናይ ኣገልጉሎት ግዜኩም ይባርክ ክብረት ይሃበልና ካብ ልቢ ነመስግነኩም

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 5 років тому +13

    እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣቦና።

  • @efremkesete6305
    @efremkesete6305 5 років тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልን ኣቦና እግዚኣብሄር ብዕድመን ብጸጋን ይሓልኹም ብሓቂ ስለቲ ሓቀኛን ፍትሕዊን መንፈሳዊ ምዕዶኹም እግዚኣብሆአር የኽብረልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ንቤተ ክርስትያና ፍትሕን ሰላምን ሓድነትን የውርደላ ኣሜን

  • @ሰብንሰብሠውለሠው
    @ሰብንሰብሠውለሠው 5 років тому +14

    AMEN Kale hiwet yesmealena Aba sereke Brhan Egziabher Tsega Bereketu yebzehalkum

  • @HB-hb4ky
    @HB-hb4ky 5 років тому +5

    ኣቦና ኣባ ሰረቀ ብርሃን ጽሩይን ንጹርን መልእኽቲ ኢኹም ኣማሓላሊፍኩም ኣምላኽ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ።

  • @tmeharenna4866
    @tmeharenna4866 5 років тому +7

    ቤተ ከርስትያና ብሓቂ ፈረድት እያ
    ኣባ ሠረቐ-ብርሃን ስላ ልሳንኩም
    ነመስግን።

  • @ande8011
    @ande8011 5 років тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣባ ስረቅብርሃን ስል ቲ ፍታሒ ዝመል ኦ ዝረባ

  • @abelgoitom1031
    @abelgoitom1031 5 років тому

    Kale hiwet yesimalna Amen Amen Amen 🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷👍🏼👍🏼👍🏼💖💓💓.

  • @sirakasfaha3331
    @sirakasfaha3331 5 років тому +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ኣቦና ሰረቀ ብርሃን ሰለቲ ፍትሓዊን መንፈሳዊን መሃሪን ምኽርኹምን ሩኡተኽሙን በትሪ ሓቂ ትቐጥን በር ኣትስበርን ነቦና ቡጹእ ወቅዱስ ኣብነኣንጦኖስ እቲ ኩሉ ዝኽእል ፈጣሪ ጽላሉ የንብረሎም።

  • @ብመንገዲካምርሓኒእግ-ኸ3ለ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ ይብዚሃልኩም ነቦና መዋጸኦ ይፍጠረሎም ኣሜን

  • @asmaraeritrea7560
    @asmaraeritrea7560 5 років тому +6

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇪🇷🇪🇷 ነመስግንኹም ኣቦና

  • @Adeykota
    @Adeykota 5 років тому +3

    አቦና ዝሃብኩሞ መብርሂ ብጣዕሚ ግሩም ክትሰምዖ ደስ ዘብል ሐቂ ዘረባ እዩ። ቃለ ህይወት የስምዓልና። ሰማዒት እዝኒ ንአብ ኤርትራ ዘለዉ ሲነዶስ ይሃቦም።

  • @filmonberhanetesfagabir5353
    @filmonberhanetesfagabir5353 5 років тому +1

    ኣቦና፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ,ስለ ኣቲ ጡዑም ድምጹኹም, ዝሃብኩሙና የቀኒይልና።

  • @elsafessahaye2083
    @elsafessahaye2083 10 місяців тому

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና ❤

  • @dawitokbazgi8483
    @dawitokbazgi8483 5 років тому +2

    ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና ስለ እቲ ፍትሓዊ ዘረባኹም ነቶም ኣቦና ኸኣ እግዚኣብሄር ፍትሑን ምሕረቱን የውርደሎም

  • @gebremeskel649
    @gebremeskel649 5 років тому +3

    ናይ ኣገልጉለት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @mlubrhangebremedhn658
    @mlubrhangebremedhn658 5 років тому +1

    ቃል ሂወት የስማልና ን ኣቦና ዝመሃሩና ከኣ 30 60 100 ክንፈርየሉ ናይ እግዚኣብሀር ቅዱስ ፍቃድ ይኩነልና

  • @tecleghebreslasie7782
    @tecleghebreslasie7782 5 років тому

    ኣባ ሰረቀ ብርሃን ስለ አቲ ሓቀኛ አምነትኩምን ሰናይ ድልየትኩምን ሓልዮትኩምን አምነታዊ ምስክርነትኩምን አና ኣመስገንና ኣቦና ኣንጦንዮስ ኣብ መንበሮም ምስተመለ ሓቢርና ኢዶም ክንስዕም ኢና ጾሎትኩም ድማ ኣይፈለየና ።

  • @teametekie1481
    @teametekie1481 5 років тому +21

    Wow thank you kubur abona nay bhaki tsibuk zereba amlak ybarkum

  • @ፅጌማርያምቅድስትሆይለምኝ

    ቃለ ሂወት ያስመዐልና ኣቦና በእውነት ትኽክል ዩ ናይ ኣቦና ናይ ኤርትራ ጳጳስ ኣብዙ ዕድሚኦም እዚ ከምዚ ኣይገብሩን በጃኹም ግደፍዎም ዓብዪ ይም እግዚኣብሄር ንትኽክል ይፍረድ ኣሜን

  • @bhhb9786
    @bhhb9786 5 років тому +2

    መድሃኔ ኣለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስለ ንሓቂ ምምስካርኩም ኣባ

  • @brhanehagos444
    @brhanehagos444 5 років тому +7

    ሰለቲ, ንሰለ ሓቂ ብግልፂ ብምዝራብኩም ብልቢ ክብረት ይሃበልና ከማኩም ይብዝሑ አንተ ኣብ ሃገር ዘለዉ ንሓቂ ዘይኮኑ ንነብሶም(ንስግኦም) እዪም ዝነብሩ ዘለዉ ብኩሉ ዝገብርዎ ኣገልግሎት ዋጋ ከም ዘይብሉ ሚዛኖም ባይታ ከም ዝወረደ ይሪእዎ አለዉ ።

  • @habtekifle976
    @habtekifle976 5 років тому +4

    ልቦና ዝመለኦ ናይ ሐው ምክሪ
    የቀንየልና ክብረት ይሀበልና
    ነዞም ልቦም ተሪሩ ዘሎ ናይ ሃይማኖት መራሕትና ናብ ልቦም ክምለሱ እግዚአብሔር ይሐግዞም ፡

  • @ftrue7898
    @ftrue7898 5 років тому +2

    ኣባ እዝጊሄር ፍትሒ ይፍጠረለኩም ዕድመ ዘመንኩም ይባረኽ እምበር ኣብ ኤርትራ መንግስቲ የለ ሕገ መንግስቲ የለ

  • @yonis5214
    @yonis5214 5 років тому +1

    እግዚኣብሄር በረኸቱ የብዝሓልኩም ኣቦና፥ Powerful message!

  • @fiqiekidane6348
    @fiqiekidane6348 5 років тому +11

    Thanks Abona Amlak tsegue yebzihalkum

  • @dqup6143
    @dqup6143 5 років тому +11

    THANKYOU so much
    , from London .

  • @dejentesfamariam1825
    @dejentesfamariam1825 5 років тому +2

    ዘመን ህይወትኩም ይባረከልኩም የብዝሓልኩም ኣባ ሰረቀ ብርሃን ሰለቲ ኩሉ ሓልትኩምን ተገዳስነትኩምን

  • @eridaeromedia1156
    @eridaeromedia1156 5 років тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ። ስለቲ ሓቅነትኩም ክብረት ይሃብኩም።

  • @hareguwoldu1704
    @hareguwoldu1704 5 років тому +3

    ክቡር አቦና አባ ሰረቀ ቃል ሂወት የስመዓልና ብጣዕሚ ፍትሓዊ ዝኾነ ለበዋ እግዚአብሔር ማይ ጨሎቱ ጌሩ ይታዓረቀና ::

  • @hntsagirmay181
    @hntsagirmay181 5 років тому +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ዕድሜኩም ይባርከልኩም የብዝሓልኩም ናይ ብሓቂ ብሩህ ዝኮነ መግለጺ እዩ ኣቦና ወብጹእ ኣብነ እንጤኖስ ካብቲ ደለዎ እግዚአብሔር አምላክ መዋጽእቲ ይፍጠረሎም አሜን ።

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 5 років тому

    Behaki behaki behaki amlak yehagezkum abona. emnet tetfei ala beseb Nexsla!

  • @monfilsdansmoncoeur4832
    @monfilsdansmoncoeur4832 5 років тому +23

    ኣቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና።መንግስቲ ኤርትራ ዕላማ ዘይብሉ ሓልዮት ህዝቢ ዘይቡሉ፣ሃይማኖት ዘይፈልጡ፣ቤተ ክርስትያን ዘየክቡሩ እዮም።ነዞም ኣቦና እግዛብሄር ጥዕና ይሃቦም።

  • @awetshmangus9928
    @awetshmangus9928 5 років тому +17

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ንብጹር ኣቡነ ኣንተንዮስ ከኣ ኣምላኽ ጸግኦም የብዝሓሎም።ነቶም ሰብ ክፍኣተ ግብሪ ናይ ኢዶም ኣብ ምድሪ ይሃቦም ፈጣሪ።

  • @tesfaldetbocure4254
    @tesfaldetbocure4254 5 років тому +5

    Thanks Fr. Sereke, May god bless you.

  • @kifle5266
    @kifle5266 5 років тому +1

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና ሰረቀ ልዕልዚ ምዓር ዝኾነ ሓቂ የለን ፡ ነዚ ሓቂ እንዳ ፈለጡ ንኣቦና ኣብ ምሃዩር ኣጽዮም

  • @Tesfagrbrl
    @Tesfagrbrl 5 років тому +10

    ሂወት ዝህብ ቃል
    ስለ ዛ ቤተ ክርስትያን ኣብ ጸሎትኩም
    ዘክርዋ ዝነበረ ሂወታ ክምለስን
    ካብ ሓሸውየ ክትወጽእን
    ኣባ

  • @kiflemariamgebretsadik6509
    @kiflemariamgebretsadik6509 5 років тому +13

    THANK YOU FATHER SEREKE. GOD BLESS YOU

  • @sam-ld3kl
    @sam-ld3kl 5 років тому +4

    ቃለህይወት የስማዓልና ኣቦይ ቀሺ። ድያብሎስ ህግደፍ ኢዱ ኣብ ኦርቶዶክስ ኤርትራ ከይኣከበ ስላም የለን።

  • @weldehiwettsegu
    @weldehiwettsegu 5 років тому +1

    እቲ ሰመያዊ ኣምላኽ ጸግኡ ይብዝሓልኩም ክቡር ኣቦና

  • @kaleabmekonen7662
    @kaleabmekonen7662 5 років тому +8

    kbret yhabkum kemzi elkum xegem terediekom kbret yhabelna

  • @Gracexegga
    @Gracexegga 5 років тому

    ንሰለ'ቲ ሓቂ ምዝራብኩም፣ኣምላኽ ጥዕናኹም ሓልዩ፣ዝያዳ ትብዓትን ቅንዕናን ኣይፈለኹም!!!

  • @michelasmelash8165
    @michelasmelash8165 5 років тому

    እግዝአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና አቦና
    ቃለሂወት የስምዓልና ከማኩም ይብዝሑልና

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 5 років тому +2

    Amen (3) Egziybhar Yemesgen kale hiwet yasemalna .
    Egziybhar Xegeu yebzahalkum Abona xeletkum ayfeleyena Amen .

  • @lovebest4461
    @lovebest4461 5 років тому +2

    ናይ በሃቂ ኣዝዩ ልቢ ዝትንክፍ ዘርባ ፡ብተክርስትያን ትእሰር እንበር፡ ማንም ክትኣስር ናታ ተልእኮ ኣይኮነን ከም ዝበልክሞ እዩ። ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዘሓልኩም።

  • @helentkabomengstuyhhsiy7668
    @helentkabomengstuyhhsiy7668 5 років тому +22

    ክብረት ይሃበልና ኣቦና፡ኣብ ዓንዲ ወርቁ ይጽሃፈልኩም።
    ,

  • @kbretteklehaimanot8619
    @kbretteklehaimanot8619 5 років тому

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና ስለቲ ቅኑዕ ርኢቶኹም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘለኣከም ጸኒዓ ትንበር ኣሜን

  • @mehreteababraham7659
    @mehreteababraham7659 5 років тому

    Amen kale hiwet yesmealna mkrkum nkulu gzie ykunelna

  • @mussieberhane6085
    @mussieberhane6085 5 років тому

    Kalehiwet yesmelna Abona! Kbret yehabelna sleti haki melektkum 🙏🏽

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 5 років тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ኣቦና ትክክል እዮም ፍርዲ ናይ እግዚ ኣብሔር እዩ

  • @temesgenaraya6148
    @temesgenaraya6148 5 років тому +3

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna nay agelglot edmekum ybarkelkum

  • @tsegaitsadu1757
    @tsegaitsadu1757 5 років тому +1

    ፍትሒን ክብረትን ይሃብኩም ኣባ ሰረቐ

  • @alsatsfay7277
    @alsatsfay7277 5 років тому +3

    አቦና ብሐቂ ጥዑም ቃል ልብካ ዝትንክፍ ዘረባ ተዛሪብኩም ኩብር አቦ ዕድመ ይሀብኩም። ናይ ኤርትራ ሲነዶስ ኢና ዝብሉ ልቢ ይሀቦም ፍረሐት እግዚአቢሔር ካአ አብ ነብሶም ትምጻእ ንብል እንበር ዓገብ ዓገብ ዓገብ

  • @xiaominite1377
    @xiaominite1377 5 років тому +3

    ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @hannabeblessed785
    @hannabeblessed785 5 років тому

    እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣባ ሠረቀ ብርሃን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና
    ንቅዱስ ኣቦ ናን ንመላ ኤርትራ ኣብ ጸሎትኩም ዘልክርዎም።

  • @ellomgrmay8570
    @ellomgrmay8570 5 років тому

    ኣሜን ኣቦና ቃለሂወት የስመዓልና ዕድመን ጥዕና እግዚኣብሄር ይሃብኩም

  • @awetgebrehiwet344
    @awetgebrehiwet344 5 років тому

    ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዕድመኹም ይባርኽ ክቡር ኣቦና!!!!

  • @tesfuteklezgi72
    @tesfuteklezgi72 5 років тому

    ቃለ ሄወት የስመኣልና ኣቦና

  • @ጓልትግራይሽኮር-ጰ1ቘ
    @ጓልትግራይሽኮር-ጰ1ቘ 5 років тому +1

    ዋው ኣባ ኣስኳላ ቐመስ ኢኹም ትመስሉ እዘን ኢንግሊዘኛ ኣብ በቦትአን ሸው ሸው ኣቢልኩምወን። የቐንየልና እወ ኦርቶዶስ ፈተና በዚሕዋ አሎ አምላኽ ይሓግዝ።

  • @tesfitandetsion8907
    @tesfitandetsion8907 5 років тому +2

    Amen amen amen Abona kale hiwet yesmalna Egzabher yemesgen neze teum kale Egzeabher zesmana egzabher xegun bereketun yebzhalkum abona

  • @hailetecleab1952
    @hailetecleab1952 5 років тому

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና

  • @kefomkeflom6420
    @kefomkeflom6420 5 років тому

    ቃለሂወትየስማዐልና

  • @senaitnegash9645
    @senaitnegash9645 5 років тому +7

    Kale hiwet yesmalna abona kemakum aynet hakegatat abotat dma nhagerna yfterela

  • @michaelyemane3582
    @michaelyemane3582 5 років тому

    Amen Amen Amen Abona kal hiwet yesmealn

  • @amanueltekleab2428
    @amanueltekleab2428 5 років тому

    ኣባ ኣምላዝክ ከማኹም ሓደ ይልኣኸልና

  • @kidanehabtom1963
    @kidanehabtom1963 5 років тому

    ቃለ ሂወት የስመዓልና አግዚኣቢሀር ጸጋኡ የብዘሓልኩም ኣቦና

  • @alekrespo4694
    @alekrespo4694 5 років тому

    ኣሕዋተየ ነቦና ንመራሒ ሃይማኑትና ክእሰር የሕሊፍና ዝሃብና ንሕና ኢና ሓይጥያትና ኢዪ ፡፡ፍቅሪ ሓድሕድ ኣጥፈእና ካብ ኣምላኽ ርሒቅና ኣበሳና በዚሑ ካብ ንሰሓ ተኸዊልና ልብና ተሪሩ ቅድስና ኣጥፊእና ፡፡ኣቦና ግን ምእንታና ተኣሲሩም መከራ ይጸግብ ኣለዎ ንሕና ውን ጽብቅ ኣይረኸብናን ኣብ ፈቀዱ ስደት ተደርቢና ፡፡ ኣምላኽ እኩ ይርእይ እዪ ኣምላኽ ይሰምዕ እዪ ፡፡ኣሕዋተየ ኩላትና ናብ ቤቱ ንመለስ ንነሳሕ ስለ ኣቦና ወትሩ ንለምን ንጸሊ ሽዑ ኣምላኽ ክሰምዕ ኢዪ ኣቦና ውን ክፍታሕ እዩ ፡፡ከመዘለናዪ እንተ ሃሊና ግን ከመይ ኣምላኽ ክሰምዓና ሓይጥያትና ንዘክር ንነሳሕ ስለ ኣቦና ውን ንጸሊ፡፡ ኣቦና ሰረቀ ብርሃን ቃል ናይ ሂወት የስምዓልና ኣብ ወትሩ ጸሉትኩም ዘክሩና ስለ መራሕቲ ሃይማኑትና ለምኑልና ፡፡ንዓይ ንድኹም ሓይጣተኛ ወድኹም ድማ ኣብ ጸሉትኩም ዘኩሩኒ፡፡

  • @mihretadhanom8175
    @mihretadhanom8175 5 років тому +12

    Eweyyy abona nbat axibkumna😭 bhaki menfes amlak zelewo melkti.egzabiher xegakum yebzhayo .tesfa zelewo menfesawi melkti sle zemehalalefkumlna amlak ybarkum.atom abotat kahnat Eritrea nuuu hji sle hakidew belu brhankum kea ab kdmi alem abrhu."FTHI NEBONA KDUS PATRALIC ABUNE ANTENYOS"

  • @loveleake3475
    @loveleake3475 5 років тому +3

    እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣባ ሰረቀ ብርሃን ይምልከተኩም ጥራሕ ጊዜ ደኣ ኮይኑ እንበር ጉዳይኩም እንዲዩ ኣብ መዓስከ ስደተኛ ትግራይ ከለኩስ ቤተክርስቲያናት ኣብ ትግራይ ዘለዋ ብኣምሓርኛ ጾሎት ክገብሩ ምስ ረኣኩ ብጣዕሚ ኢዩ ተሰሚዕኒ በሓቂ ስለምንታይ ህዝቢ ትግራይ ሓዉና ስለ ዝኮነ።

  • @eliltayonas2365
    @eliltayonas2365 5 років тому +11

    Kbret Yhabelna,, kal hiwet yesmaalna Abona. Eti ganin shfta gujle mafya Iseias kelo mo kemey gerom kfetihwo, Nebsom fetyom Sinodos Eritrea.

  • @rozaabreha6862
    @rozaabreha6862 5 років тому +1

    እውነት ተናግረዋል አባ እግዚሄር ይባርኮት

  • @yoseftsehay2418
    @yoseftsehay2418 5 років тому

    ኣቦና ክብሪን ትአናን ይሃብኩም ኣባ ሰረቀ ብርሃን በቲ ሃቂ ዘለዎ መልአክትኩን ደገፍኩምን ማአዳኩምን አግዚኣቢሀር ስናይ ይሃብኩም አንተኮነ ወቅዱስ ሰነዶስ አትዮፕያ ኣቦና ን14 ኣመታት ኣብ ማህዩር አናህለዉ ናይ አትዩፕያ ሰነዶስ ይኩን ፓትሪያትክ ኣቦና ኣንተንዮስ አዝኩሉ ኣመታት አናተሳቀዩ ውላሃንቲ ቃል ኣየስመኡን አዚ ንገዛአ ርአሱ መልአክቲ ሃዋርያት ዘይምፍሳም ብሃትያት የህትት ዋላካ አትዮፕያን አሪትራን ብክልተ ሰኖዶሳት ይማሃደራ ብመንፈስን አምነትን ግን ኣሃት በተክርስትያን ስለዝኮና ሃደ አናተበደለ አቲ ሃደ ስቅ ኢሉ ክአዘብን ክርአን ግን ናይ ሃውርያት ስራህ ኣይኮነን ፥

  • @majorfkadu1164
    @majorfkadu1164 5 років тому

    ናይ ባሓቂ ቅኑዕ ዘረባ ኣቦና ነቶም ናኣቦና ቡጹእ ዎቅዱስ ኣቦና እንጦንዮስ ኣሲሮም ዘለዉ ከኣ ኣምላኽ ይግንሓዮም በቲ ብስም ኣቦና ዋቅዱስ ኣቦና እንጦንዮስ ዝገጠሞም ማሕየርቲ ተገዲስኩም ዝተሰማዓኩም ምግላጽኩም ግን ኣምላክ በቲ ዝገበርክሞ ወይ ኣብ ሜዳ ወጺእኩም ምዝራቡኩም ኣምላክ ባእሉ እቲ ሒዝክሞ ዘለኩም ንህዝቢ መሪሕነትወይ መገዱ የማን ንምምላስ ትግስግስዎን ትግስጥዎን ኣምላክ ዕድሞኹም ይባርክ ኪሉ ጊዝየ ካኣ ኣብ ጾሎትኩም ዘክርዎም።

  • @silvum1974
    @silvum1974 5 років тому

    Qale hiwet yesmealna abona n bona kubur wekudus abune Antonyos fthi yhabom n sinodos Eritrea kea aynelibonom ykfetelom

  • @እዚውንክሓልፍዩ-ቀ5ለ
    @እዚውንክሓልፍዩ-ቀ5ለ 5 років тому

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና።

  • @st.michael12
    @st.michael12 5 років тому +1

    Amen Amen Amen!!!
    Abona qale hiwat yesmalna behaki netom enda semaena zexemanena kemu wen lebena lebi feron zekona lebena yemlesana .

  • @mebrhimedhanie9465
    @mebrhimedhanie9465 5 років тому +3

    Kal hiwet yesmaelna

    • @asmaitabraha1658
      @asmaitabraha1658 5 років тому

      ቃለ ሂወት ይስነኣልና ነቦና ከኣ ኣምላክ ባእሉ ይጣበቦሎም

  • @GoingUp-cg6wl
    @GoingUp-cg6wl 5 років тому

    ቃለሂወት የስመኣልና ክቡር ኣባ

  • @asterpeniel4487
    @asterpeniel4487 5 років тому

    Amen amen amen qalea hiwet yasemaln nay agelglot zemenku ybark

  • @erimychannel3505
    @erimychannel3505 5 років тому +34

    እዞም ናይ ኤርትራ ጳጳሳት ይኹኑ ካልእ ፈራሓት ንነብሶም ዝነብሩ ኢዮም ንሓቂ ደው ኢሎም ከይማገቱ ስቕ ኢሎም በቃ እዚ ካኣ ፍሉጥ ኢዩ ብpolotika ከም ዝታኣሰሩ

    • @danieltesfazion1189
      @danieltesfazion1189 5 років тому +1

      ንኩሎም ብጅምላ "ስቅ ኢሎም" ኣይበል. ኣብ ሃይማኖትና ኢድኹም ኣይተእትዉ ዝብሉ ሰባት ከምዘለውን ከምዚ ብምባሎም ድማ ግዳይ ዝኮኑ ከምዘለዉ ምዝካር ኣድላይ ይመስለኒ.

    • @erimychannel3505
      @erimychannel3505 5 років тому +3

      @@danieltesfazion1189 ja xbuk aleka ksab hji gn abti wshti hager zelo entay eyu messeriom abona elu zzareb yelen akli xbet eyu ykreita gbereley

    • @yonasasmelash3510
      @yonasasmelash3510 5 років тому +1

      ብጅምላ ምዝራብ ጽቡቕ ኣይኮነን ። ኣፍልጦ ተለካ እቲ ሓቂ ምዝራብ ይበልጽ ። ንኩሉ ሓደ ፍርዲ ምሃብ ጽቡቕ ኣይኮነን።

    • @erimychannel3505
      @erimychannel3505 5 років тому

      @@yonasasmelash3510 ድሕሪ እዚ ክዛረበካ ኣይክእልን ኢየ፡ብነብስካ ወልፊ ናይ ዘረባ ኣለካ ኣርባዓተ ነጥቢ እባ ሓሉ።

  • @dawittewelde2756
    @dawittewelde2756 5 років тому

    Qale Hiwet yesmalna abona edmen tenan yehabkum fetari

  • @adiamokbay5279
    @adiamokbay5279 5 років тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም አቦና
    እዝግአብሄር የክብርኩም