ዘተ ምስ ኣቦይ ስብሓት ነጋ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 15 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 333

  • @dawit854
    @dawit854 Місяць тому +40

    እዚ ሰብኣይ ትግራዋይ ይመስለኒ ኔሩ እምበር ትግራዋይ ኣይኮነን፡ ኣምሓራይ እዩ። ምስ ሓረቐ ስምዒቱ ኣበይ ከም ዘሎ በሪሁ። ናይ ትግራይ ጉዳይ ኣብ ርእሱ የለን። ነብሳ ምሳይ ልባ ምስ ደበሳይ። ብዛዕባ ናይ ህዝቢ ትግራይ ሽግር ሞት ጥሜት ስደት ሓንቲ ቃል ውን ኣይተዛረበን።

    • @tube-vs2yl
      @tube-vs2yl Місяць тому +2

      No he is not Amhara ,he is a humans who brings a problem to Tegray.for your information Amhara people are not your enemies .They are a brothers sisters of Tegeray people .don't say that agin !

    • @erina2932
      @erina2932 Місяць тому

      ኮሚኒስት እዩ

    • @soud986
      @soud986 Місяць тому +1

      @@tube-vs2yl nope. our sole enemy is amhara.

    • @tube-vs2yl
      @tube-vs2yl Місяць тому +2

      @@soud986 your sole enemy is your spoiled thinking .your sole enemy is yourself .think like human . You like it or not those people living together .

    • @HopeWeb-q8u
      @HopeWeb-q8u Місяць тому +2

      ሓተላ ኢካ
      ኣምሓራይ ኦሮሞ ኢልካ ፀቢብ ኣይትኹን ኢዩ ኢሉካ፥ ፓን ኣፍሪካኒዝም ክምስርት ዝተቓለስት ሃገር ኣብከማኻ ዝበሉ ድሑራት ከባባዊያን ምውዳቓ የሕዚንዎ ነጊሩካ፥፥ ፖለቲካ ሃሁ ገና ከይድካ ተምሃር ፥፥
      ትርጉም ሓድነት ብሳይንስ ነጊሩካ ፥ ሓድነት ኣብርእሲ እምበር ናይ ግዛት መሬት ሓደ ምኳን ኣይኮነን ተባሂልካ፥፥ ር እሲ ደርሆ ፀቢብ ኢካ ፦፦
      ክብሪ ንኣቦና ናይ ዕድመ ዘመን ተቓላሳይ !!

  • @AbboWennbber
    @AbboWennbber Місяць тому +3

    ስብሓት ማዓዝ ዕዩ ኣጀውጀውን ምባልን ዒድ ምሓብ(ምርኮኛነት) ተሓድጎ! ተጋሩ ዓለም ዘደነቀ ዕናበልካ ትገልፆ ናይ tplf ለጋሲ ነኣኻ ብቻ ዕዩ ብምቾት ውስኪ ዕናስተየ ኣብ usa የንብረካሎ እንተስ ነቲ ካልዕ ትግረዋይ ውላዱ ወላዲዑ መላምል ኣሕዋቱ ንዝሓለፈ 50 ዓመት ኣብ በረሓ ትግራይ እናገበረ መፂዑ ዝረኸቦ ለዉጢ ናትኩም ምቾት ብተጋሩ ሞት ምርግጋፅ ብቻ ዕዩ! ስብሓት ብመፈጠሪኹም ድዩ ሓፍረት ዘይብልኩም???????

  • @RestoreTigray
    @RestoreTigray Місяць тому +3

    ነዚኦም ሰሚዑ ዝኸይድ እኮ ይህሉ ሕጂውን።

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 Місяць тому +2

    አይተ ስብሃት ነጋ ጀግና እዩ.ንወረርቲ ተንበርኪዂ ዘይፈልጥ ትግራዋይ እዩ.የቅንየልና ዕድመ የሃብካ.ተንበርካኽነት ዘይቅበል ብየተሰቡ ዘሰወአ ሃርበኛ ትግራዋይ እዩ.በኣንፃሩ ግታቸዉ ረደ ካሕሳይ ዝበሃል ብኣእምሩ እንተይኮነስ ብመዓኮሩ ዘሓስብ መራሒ ተፈጢሩ አሎ.ህዝቢ ትግራይ ክቃለሶ ይግባእ እዙ ሸያጡ ዓዱ ክለግስ ይግባእ😂😂😂😂😂

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe Місяць тому +22

    ሃጠው ቀጠው ከምልማዶም !!!
    አቦይ ርስሓት ነጋ ።

  • @abrishmichael4465
    @abrishmichael4465 Місяць тому +14

    አይትሓስው ብዛዕባ ስብሓት ነጋ (ብፃይ ኢሳያስ) ጥዕና ኩነታት ዝተሻቀለ ትግራዋይ የለን። ምናልባት እቶም ልምዓት ጉጅለን ንስኻ ሓውሱ ክኾኑ ይእኽእል።

  • @fisshG
    @fisshG Місяць тому +10

    Waste of time ......... i feel sorry for Tegaru still expecting something out of this trash old man. Goodness can't he give the people a break even on his twilight time ??

  • @Sarasara-yj3ro
    @Sarasara-yj3ro Місяць тому +1

    Long live ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kenyanlove5615
    @kenyanlove5615 Місяць тому +3

    ስታሊን ወይ ከኣ ተወላይ ወዲ ዓድዋ ዛራ ሚድያ ሎምዓንቲ ተዓዘብው ሚዛናዊ ከም ዘይከነ ወይ ከኣ ንህዝቢ ትግራይ ደው ከም ዝበል ተዓዘቡ !!!!

  • @habtomtadesse9726
    @habtomtadesse9726 Місяць тому +1

    ኣዲሱ ጅግና ካድረ፡ ሓጻቢ ምዓኮር ስብሓት ነጋ።

  • @endlessefforts6015
    @endlessefforts6015 Місяць тому +1

    # ስብሓት ዓስከር ወዲ ዓስከር; ፅያፉ ዘይኸትት ባዕለገ !

  • @ambatekle2898
    @ambatekle2898 Місяць тому +12

    This man is ignorance, and criminal will take to the court.He spies to shabia on the cost of Tigrian.He betrayed Tigray and the people of Tigray.

    • @soud986
      @soud986 Місяць тому

      jasus higdef leba seraqi jerikan

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 Місяць тому

      Sibhat is more Shabia sympathizer than tegaru, Sibhat is a snake 🐍 corrupted living for his advantage doesn't represent all majority tegaru maybe few adwa elite

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e Місяць тому +2

    ርኹስ መርገም ትግራይ

  • @haftuzbelo1922
    @haftuzbelo1922 Місяць тому +1

    ሰይጣን ስብሓት ዙኹሉ ፀገም ናይ ትግራይ ካባኻ ዝተወለደ ናይ ኦውራጃ ሕማም ዩ
    ስብሓት ዶንቆሮ ዱሑር ሙርኮኞ ኢኻ 👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @tsegabeyene6763
    @tsegabeyene6763 Місяць тому +2

    ሰብ ምስ ኣረገ ናብ ናይ ኣዲኡ ቃንቛ ይዛረብ እዩ ዝበሃል ከመይ እዩ ነገሩ

  • @HagosGw
    @HagosGw Місяць тому +1

    ጅግና ወዲ ጅግና ስብሓት ነጋ

  • @SolomonMehari-f3y
    @SolomonMehari-f3y Місяць тому +3

    ብፃይ ኢሰያስ 😂😂😂

  • @s.a.3711
    @s.a.3711 Місяць тому +15

    ኣዲስኣለም ሓሽከር እይትመስለንይ ነይርኻ!!

  • @haftaymezgebe9401
    @haftaymezgebe9401 Місяць тому +1

    መስራቲ ህወሓት ዝብል ... አግባብነት የብሉን። እቶም መስረትቲ ዝፍለጡ እዮም ንሱ ካብኣቶም ውሽጢ ስለዘይኮነ ታሪኽ ንወለዶታት ስለዝሓልፍ እንተዘይነበላሽው ይምረፅ። ክእረም ድማ ይግባእ።

  • @BerhanuBogale-fs1xv
    @BerhanuBogale-fs1xv Місяць тому +11

    ፉንፉን ኣረጊት: ኣብዚ ዘብፅሑና ድኣ ንሳቶም እንድዮም ...ይኣክል ኣንቱም ረማሳት

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 Місяць тому +1

      ደፋር ሲዲ እግዚአብሔር ይፈንፍንካ, 👎👎👎👎👎👎👎

    • @tirhashagos-lp2xp
      @tirhashagos-lp2xp Місяць тому

      ስዲ መዕበይኻ በዲሉካ

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 Місяць тому

      Well said and Well explained, those sibhat corrupted group living for their advantage narcissistic dogmatic self-centered self-righteous are the problem all tegaru they don't have a shame and regret at all evile

    • @محمدعلي-ش7ب5ث
      @محمدعلي-ش7ب5ث Місяць тому

      ባዓለገ መዕበያኻ አይባረኽ ረሳሕ እንታ ደንቆሮ በዓል እዚኦም ዝሃነፅዋ ዓዲ እያ ሕጂ ደዋዕዋዕ ትብል ዘላ ክብሪ ወላዲ ዘይፈልጥ ወለዶ 👎👎👎👎👎

  • @10commandmentschannel
    @10commandmentschannel Місяць тому +1

    ትግራዋይ ኣይነቅሐን ይብል መን እዩ ከንቅሖ ዝግባእ ነይሩ?

  • @hailemariamgidy180
    @hailemariamgidy180 Місяць тому +1

    ስብሓት ሎሚውን ማርክሳዊን ብዛዕባ ትግራይ ዋላ ሓንቲ ....

  • @Adisu-w4k
    @Adisu-w4k Місяць тому +9

    ስብሓት ንህዝቢ ሓሲቡ ኣይፈልጥን እንትርፊ ንባዕሉን ንቤተስቡን ፣ናይ ህዝቢ ሓሳብ ዝይቕበል ዕቡይ እዩ ።

  • @kahsayftsum6952
    @kahsayftsum6952 Місяць тому +5

    ኣቦ ኸባቢያዊነት ዓለም ለኻዊነት እንትሰብኽ!

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 Місяць тому +5

    ትግራይ ሕጂ ወሪዱዋ ዘሎ ኩሉ ውርደትን ሕስረትን መከራን ውጽኢት ናይ ኣንዊሕካ ንስትራተጂካዊ ረብሓታት ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ፣ ኪኖኡ ውን ናይ ህዝቢ ኤርትራ ዘይምስራሕ ናይ በዓል ኣቦይ ስብሓት ነጋን መለስ ዜናውን መጋበርያታቶምን ኢዩ። ህዝቢ ትግራይ ሕጂ ነቲ ኹሉ ዝተዋሀለለ ናይ ኣመራርሓ ውድቀት ዋጋ ኢዩ ዝኸፍል ዘሎ። ስርዓት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ብጭካነኡ መወዳድርቲ የብሉን፣ ግን በዓል ኣቦይ ስብሓት ውን ኣብ ውዱቕን ባዶ ኣመራርሓኦም ካብ በዓል ኢሳያስ ኣይፍለዩን ኢዮም።

  • @rasalula1140
    @rasalula1140 Місяць тому

    በታ ሰላም ጥራይ ትብል ደረፊ ተካሕሰ እምበር ናይ ዚ ሙርኮኛ ስብሓት ነጋ ቃለ መሕተት ኸሲረ ነይረ

  • @assaylemlem6939
    @assaylemlem6939 Місяць тому +1

    ናይ ካድረ ሚድያ ምዃን መከራ እዩ።እሱ ዝረሸኖም ናብ ሓመድ ተቀይሮም ።እዚ ዲያብሎስ ግን ፈጣሪ ምቅባል አብይዎ

  • @da8387
    @da8387 Місяць тому +1

    እዞም ሎሚ ንኣቦይ/ንኣያ ስብሓት ትጻረፉን ትዝንጥሉን ዘለኹም ወይጦት ሕሉፍ ሕይወትኩም ኣብ ግምት ብምእታው ምናልባሽ ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓመታት ብፉሉይ ተጠቀምቲ ስርዓት ሕወሓት ዝነበርኩም ኢኹም። ስለዚ ዝበላዕኩምሉ ጻሕሊን ዘልመጽኮሞ ድስትን ኣይትስበሩ። ካልእሲ ይትረፍ ተጋዳላይ ስብሓት ነጋ ይሕመቕ ይጸብቕ ኣብ ግዜኦም ዘበርከቱ ተጋዳላይን መራሕን እዮም። ስለዚ ሽምግልኖኦም ኣኽብሩ። ክንደይኳ ቁም ነገር ከይህልወኩም ግን'ከ ሪኢቶኹም ብስነ-ምግባር ኣሰንይዎ።

    • @DaniZer-n9z
      @DaniZer-n9z Місяць тому

      ችድ ሎቕማፅ ንስኻ ፃሕሎም እናለሓስካ ዝዓበኻ ደርባይ

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 Місяць тому +2

    ሕልናይ ጥዑይ ኢዩ ይብል ኣሎ ከይሓፈረ 😂😂😂

  • @AlemMr
    @AlemMr Місяць тому +6

    ስብሀት ካብ 1968 ጀሚሩ
    ደም ተጋሩ ዘፍሰሰ፣ዝመጠጠን
    ብአውራጃ ፍልልይ
    ህዝቢ ዝብትን ዘሎ ሰብ
    እዪ።

  • @ermiastesf7298
    @ermiastesf7298 Місяць тому +4

    ተጋሩ የሕዋተይ ባዓል ስብሓት ዶንቆሮ ኢዮም ኔሮም መራሕትኹም፡ ሕጅስ ሓፊረ ዕውር ንዓይኒ ዘለዎ ክመርሕ አይክእልን።

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 Місяць тому +1

    ፓን ኣፍሪካኒዝም ይብል ኣሎ ለካ ሓቁ እባኢዩ ብጻይ ኢሰያስ ክብል ኣይ ሕማም እዚ ዕቡድ ከልቢ እንድዩ ለኺፍዎ 😂😂ዕቡድ ከልቢ ዝነኸሶ ሰብ ውን እኮ ከም ከልቢ ይነብሕ ኢዩ ዝበሃል 😂

  • @kahsayftsum6952
    @kahsayftsum6952 Місяць тому +4

    ኣቦ ኣረመኔነትን ብልሹውነትን ዱንቁርናን ድሕረትን!

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 Місяць тому +4

    ዝገርም ኢዩ ሕገመንግስቲ ዘይቅበል መንግስቲ ክድምስሶ ጥራይ ኢዪ ዘለና ይብል ኣሎ ኣዚ ኣረጊት ዲያብሎስ 😮😮

  • @ወዲተኪኤ
    @ወዲተኪኤ Місяць тому +3

    መንእሰይ ትግራይ ንመንግስቲ ንምውጋድ ካሊእ ኩናት ክገብር አለዎ ይብለናሎ። ሕገ መንግስቱ ኣብ ቦታኡ እዩ ዘሎ። ዕድመ ዘየምህሮ ብደም መናእሰይ እናሓመሰ ዝነብር ቫምፓየር እዩ። ሞት ዝተፀየፎ ናይ ወለዶ ካንሰር ....

  • @BKMGA
    @BKMGA Місяць тому +1

    ስብሓት መልሓሱ እናሓየከ ይዛረብ አሎ.አቦ ሸይጣዉንቲ

  • @tesfayberhane6716
    @tesfayberhane6716 Місяць тому +1

    ንስኻ ጢዒና የብልክን ዲኻ ንዚ ኣራጊት ትዕድሞ

  • @da8387
    @da8387 Місяць тому +1

    መቸስ ጥሩ ለሰራልህ ወይ ጥሩ ስራለት ኣልያም ጥሩ እንደ ሰራልህ መመስከር ነው ነገሩ። በዚህ ታድያ ከተራ ድሃ መናጢ ሰው ኣስነስተው እስከ ጠቕላይ ሚንስትርነት ደረጃ ላበቁት ኣባቱም እንበላቸው ኣለቃው ኣቦይ ስብሓት ነጋ በስተመጨረሻ ያሁሉ መከራ ደርሶባቸው ግን ደግሞ እሳቸውን ኣለመካዱ ቢያንስ ዶክተር ኣብይ ጥሩ ስራ ነው የሰራው። ይህ ማለት ግን የራሱም የእሳቸውም ወንጀል ግን ሕግ ፊት ተደምሮ እሱ ላይ መሆኑ ግን ኣይቀሬ ነው።
    የ ⚖️ ቀን ሲደርስ❗️

  • @mickeyraya2422
    @mickeyraya2422 Місяць тому +4

    እዚ ሰብኣይ ኣካለይ እምበር ኣእምሮይ ኣይተቐየረን ይብል ኣሎ እምበር ርእሱ ኣብ ቦታኡ የለን:: ልነገሩ ነይሩ ኣይፈልጥን:: ወዮ ኩሎም ብሓባር ኮኖም ደኪሮምና ኣፅኒቶምና ሕዚ እውን ምስ ሶማልያን ኣምሓራን ሓደ ኢና ይብል ኣሎ:: ዝሕተት ዘሎ ካሊእ ዝምልስ ዘሎ ካሊእ:: ኣማን ብኣማን ጃጅዩ እዩ ሰብኣይ::

  • @Yosief88
    @Yosief88 Місяць тому +1

    ዳሓር ተምሊሰ ክሰምዕ'የ እንበር እዚ ሰብኣይ ሃለዉለዎ የብዝሕ ኣሎ

  • @afritalent1353
    @afritalent1353 Місяць тому +6

    TPLF FOR EVER!

  • @asmeromembaye419
    @asmeromembaye419 Місяць тому +2

    ኣንቱም ርጉማት ዘርዒ ንኤርትራ ዝፈሓስኩሞ ተንኮል ናብ ሕዝብኩም ተገምጢሉ።

    • @chaltuaddisabebakegna265
      @chaltuaddisabebakegna265 Місяць тому

      ናይ ተጋሩ ብስርኦም ዝፈትህዎ እዬም ሀደ ሰብአይ ዕድመክም ሙሉእ አብ ጉድጋድ ዘዕብየካ ተዛረብ አይ ትምህርቲ አይ ሀፍቲ ምስ ሙፁፁላ ዝዐበኩም ደናቁር አብ ጎንደር አብ ትግራይ አትኩም ተወድእኩም መርድእ እካ አይተነገርኩምን ደናቁር ሰረቅቲ

    • @ambatekle2898
      @ambatekle2898 Місяць тому

      Asmorom?Sibhat and sibhat dynasties are ur ancestors who made fever for you and ur country citizens. Please take him to your country.

    • @mohamedamanibrahim7429
      @mohamedamanibrahim7429 Місяць тому

      Exactly! He is much more pro-Eritrea than Tigray.
      ​@@ambatekle2898

  • @afritalent1353
    @afritalent1353 Місяць тому +5

    TPLF THE SPIRIT OF TIGRAY AND ALL FREEDOM FIGHTERS & SEEKERS!

    • @alexjohn996
      @alexjohn996 Місяць тому

      😂😂😂😂

    • @noelyemane7494
      @noelyemane7494 Місяць тому

      Gone for good , they are history trying to save from poison they planted, it is hunting them , they did to the rest of Ethiopia now they are marginalized and paying a great deal , I am Tegaru but so ashamed of being called them Tegrian leaders, shame on them

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 Місяць тому

      TPLF BORN FOR PEOPLES REVOLUTION FRONT AND POWERFUL TO THE TIGGER TIGRIYANS TIGRAY PERIOD

    • @michealtesfay9340
      @michealtesfay9340 Місяць тому

      Tplf is Sibhat and his group PLC'S

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 Місяць тому

    KING OF TIGGER TIGRIYANS TPLF ❤ KING OF TIGGER TIGRIYANS TDF❤ TPLF BORN FOR PEOPLES REVOLUTION FRONT AND POWERFUL TO THE TIGGER TIGRIYANS PERIOD❤ TPLF MEANS TIGGER TIGRIYANS TIGRAY PERIOD❤ LONG LIVE STATE TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤

  • @zewdudesalegn-pj1qt
    @zewdudesalegn-pj1qt Місяць тому

    ኪደይ መነአሰይ ዚበለዐ ዘየሀፉሪ ላቡ ዘይሚለስ በልዑ ዘፀጊቢ ቢዑዲመ ዘይመሀሪ

  • @girmay483
    @girmay483 Місяць тому +2

    ግዘይ ከሲረ

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish Місяць тому

    ከምስብሓት ነጋ ዝበለ ንህዝቢ ትግራይ ዘድመየ የለን። እቱ ዝገርም ትግራይ ኦን ላይን ድማ ሕዚ ይነጥፍ ዘሎ መሳርሒ ኔትዎርክ ስብሓት ኮይኑዩ። ስሚንቶ ትግራይ ን20ዓመት ንኣምሓራ እናፃዓነ ይልእኸሎም ዝነበረ ስብሓትዩ ሓንፂፅዎ ኣተግቢርዎ።

  • @SolomonGidey-p1v
    @SolomonGidey-p1v Місяць тому +1

    ዝስብባይ አዝ ተይሞተ ትግራይ አይትቅነን ን ትግራይ ዝገብሩላ ዋላ ሐንት የለን ሽንትርፍ ደም ምጭምላቅ ረሳሃት. እንታይ ከይትክውን ሙስኝ

  • @DawudMalikamu
    @DawudMalikamu Місяць тому

    እዚ ሕዚ ንድሕርት ዝመለስዋ ህዝቢ ታዓፊኑ ተጨቁኑ ካብ ማሀይም ነትን ድንቁርና አብ ዘስካክሕ ችግር ብዝተወስነ ናይ ንጻነት ሰሪሕካ ምንባር ይክአል ምዃኑ ብርሀን መንገዲ ዝመርሐ እዩ

  • @TameGebremedhn
    @TameGebremedhn Місяць тому

    ካብ ገመድ ዘለዎ መስመር ሕዋህት ናብ ዋየርለስ ልኾነ ዲሞከራዜሽን ሕዋህት ❤ጌም ኦቨር ሐቂ ዘይብሉ ይጠፍእ ሐቂ ዘለዎ ይቕፅል።።

  • @tekletedros4764
    @tekletedros4764 Місяць тому +7

    ንህዝቢ ኤርትራ ሰላም ከልኢኩም ሰላም ትነብሩ መን ለት ዘበት ቦምቢ እዩ ዝናብኩም

  • @memen902000
    @memen902000 Місяць тому

    ኣቦ ፅንዓት።እዞም ከደዓት እንታይ ይመሃሩ ።

  • @alemtesfay-g3t
    @alemtesfay-g3t Місяць тому +1

    Sibhat Nega is working to negotiate TPLEF and Eritrea government . Eritrea government paid a lot of dollars for Sibhat Nega for his work .

  • @erina2932
    @erina2932 Місяць тому

    ስብሓት ነጋ ደኣ እቲ ዝተረፈ ትግራዋይ ውን ከተጥፍኦ እያ ደልያ

  • @habtomteklay8400
    @habtomteklay8400 Місяць тому +5

    Nay politics shermuta

  • @kenyanlove5615
    @kenyanlove5615 Місяць тому +2

    አዲሱ ባህታ አቦይ ስብሓት ጀግና ሰብ ታሪክ እዮም ። ሓውልቲ ክህነፀሉ አለው በሂወት እናሀለው ። እቲ ቁም ነገር ግን በዚ ህዚ ዘሎ ጆኦ ፖለቲካ አይምጥኑን አቦይ ዝሰርሕው ናይ ቤተሰብ ፖለቲካ 2024 አይሰርሕን ። ናይ ሓደ ቤተሰብ ንህዝቢ ትግራይ አነ እዮ ዝሓሰበልካ አነ እይ ዝድሕነካ አይባህለን ። ንህዝቢ ትግራይ ቁሱሉ ከይሓወይ ከይተመገብ መግቢ ዘይፈልጥ ህዝቢ ዘለናይ ደረጆ ዘብፀሑ ዋና ሰብ እዮ ።አቦይ ስብሐት ስቅ ተዝብሉ እዮ ፅብቅ ህዝቢ ትግራይ ለማኒ ነይሩ ሀዚ አዲስአበባ ሙሉ ኦሮሚያ ለማኒ ዝገበሩ ቤተሰብ አሜሪካ ተዝቅመጡ ፅብቅ እዮ ።

  • @ኣለም
    @ኣለም Місяць тому +1

    ውዳቅ ሚድያ ፀረ ህዝቢ ትግራይ

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 Місяць тому +3

    አቦይ ስብሐት ሕጂ ክንደይ ዕንወት ምስገበርካ ወዲ ተስዐ ዐመት ምስኮንካስ ተረዲኡካ አብቲ ማእከላይ ዕመ ከለኻ ስልጣን ምስተቆጻጸርካ ዘይሐሰብካዮስ አብ ቀርኒ አፍሪቃ ወይነ ተለአአኻይ ናይምዕራብ ኮንኩም ወይንቲ ዝሰራሕክሞ ዕንወት መን ከምዝሰርሖ አይተረደአካን ማለት ድዩ ወይስ አልዛይ ሀመር ሒዙካ።ትማሊ ዐበይ ትግራይ ትብል ከምዘይነበርካስ ሕጂ ሐዱሽ ነገር ምልዐል ጀሚርካ ዘገርም እዩ ወይነ ዝገበርዋ አብ ልዕሊ ኤረትራ ከምዘይ ንርስዖ ተረድኡ ተጋሩ ።ሕጂ ንጉድጓድ ምስተቃረብካ ፓና አፍሪካኒዝም ትግራይ ከነግፍሐ ኢና ባሕሪ ከነእትዋ ኢና ተባሂሉ ካብ 1998 ክሳብ 2000 ዝተገብረ ኩናት ብተወሳኺ ንዕሳራ ዐመት እገዳ 100 ሽሕ ኤረትራዉይ ንብረቶም ራሲኻ ሕጂ ሐደ ኢና ፓናአፍሪካ እዩ ዘድልየን ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት ተገርሙ ኢኹም።

  • @qelhi7922
    @qelhi7922 Місяць тому

    ብሄር በሀረሰባት....... ሕገመንግስቲ.....መተሓዳደሪ ደምበ......ኣታ ወዲ ጥራይ እየ ሰሚዐ

  • @downdownw7374
    @downdownw7374 Місяць тому +4

    ኣቦይ ስብሓት ኣረግካ ዘረባ ይዛብዓካ ኣሎ ኢትዮጵያ ብብሄር ዝኸፋፈላ ወያኔ እዩ ኣብዚ ዕድመኻ ትወዣብር። እዛ ሓሶት ነዚ ውድብካ እንሃለ ሃገር ለኪማ ትጠፍአእ ኣላ። በዓል ንስኻ ሃገር ሒዝኩማ ጠፊእኩም። ንኢትዮጵያ ይትረፍስ ንትግራይውን ኣይጠቑመን ነሕዝን።

  • @mulugetaleul9973
    @mulugetaleul9973 Місяць тому +4

    Why is Sebhat Nega said Isayas Afeworki is his COMRADE, after more than 1 mln Tigrians died? Ask him if he has any explanation for what he said in his previous interview.

  • @TeklitYohans
    @TeklitYohans Місяць тому

    ኣቦይ ስብሓት ኣይኮኑን ንምንታይ ብድምፂ ጥራሕ ኮይኑ

  • @KbGg-mg9go
    @KbGg-mg9go Місяць тому +2

    aboy sbhat our hero&pride long life with full health 4u&4all Tgaru🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @kiflomaraya4264
    @kiflomaraya4264 Місяць тому +5

    መሰልን ረብሓን ተጋሩ ሸይጡ ዝዓጠረ ሕማቕ!

  • @mulugeta9439
    @mulugeta9439 Місяць тому +6

    ብሰብ መልክዕ ዝተገለፀ ሳጥናኤል እዚ ሰብ'ዚ እዩ።🤑🤑 ሓሽከር ኢሳያስ ምዃኑ ድማ ከይሓፈረ ይዛረብ ኣሎ።

  • @kirosgebreselassie2818
    @kirosgebreselassie2818 Місяць тому +5

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና ስብሓት ነጋ።

  • @almaztessema
    @almaztessema Місяць тому

    ዋይ መስደመም ዘይአርግ ሐንጎል

  • @Berheize
    @Berheize Місяць тому +3

    ብዛዕባ ምህላው እታ ካሕዳም ዓዲ እዩ ድቃስ ዝኸልኣኹም ስብሓት መደናገሪ

  • @Kirosmesfin
    @Kirosmesfin Місяць тому +13

    እሱ ያጨማለቀው ነው ዛሪ ለትግራይ ህዝብ ዋጋ ያስከፈለው

    • @soud986
      @soud986 Місяць тому +1

      ahya. min aregu ke limat ena selam lela?

    • @kidanehaddish
      @kidanehaddish Місяць тому

      ​@@soud986ኣማራዊ ተግባሩ ሳይሆን የትግራይ ህዝብ በዚህ ሰው ለደረሰበት ችግር ነው።

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha9849 Місяць тому

    ሕፍረት ዘይፈልጡ ኣቦ። እዚ እኩሉ መንእሰይ ትግራይ ታዓጠቅ እናበሉ አወዲኦም ሕጅዉን ዐወብጭልጥ ኢሎም ይዛረብ አለው። እሶም ዘበላሸውዎ ስርዓት ኽዝውን ደም ይፀምኦም አለው ሞ ናብ ማድያ እንተዘይ ቀርቡ መሐሸ።

  • @wedimeriet3576
    @wedimeriet3576 Місяць тому

    ብጻይ ኢሰያስ እንታይ እዮም ዝብሉ ዘለዉ , እንተደልዮም ምስ እስታሊንን ምስ ሃይለ ኣራፋይነን ኮይኖም ምኒንንን ዘይብሉ ሀሃሃሃሃ

  • @YohannesGebreAlemayoh
    @YohannesGebreAlemayoh Місяць тому +1

    ወለድና ከም ናይኻ ራኢ ነይርዎም ነገር ግን ወለድና ስርዓት አትሒዞም ፈራሓት ገይሮምና እሰኻለ ተሳኺዕልኻ ካብ ኸዚ ይአክል ናይ ወለዲ ግበር

  • @yemanenega4127
    @yemanenega4127 Місяць тому +1

    እቲ ናይ ባዕሎም ሕጊ ይኽኹን መተሓዳደሪ ደምቢ ዋላ ኣይፈልጥዎን ወይ ንዕኦም ኣየካትትን። የሕዝብ እሊ እዚኦምስ።

  • @Berhe-sg1wt
    @Berhe-sg1wt Місяць тому +1

    ኣረጊት ዓሪፍኻ ትቃመጥ ሓሳድ😂

  • @walkthewalktalkthetalk6371
    @walkthewalktalkthetalk6371 Місяць тому +1

    The problem child of Eritrea.

  • @girmaytechane7300
    @girmaytechane7300 Місяць тому

    Can some one could tell, the intention of this interview?

  • @yemanegebrehiwot-xk6ee
    @yemanegebrehiwot-xk6ee Місяць тому +2

    ኩብር ዘይውቀር ከውሒ ፍልጠቱ ዘይነፅፍ ከም ውቅያነስ ባሕሪ ፈጣሪ ሙሉአ ጥዕናን ዕድመን ያሃብካ

  • @hagoskahsay8634
    @hagoskahsay8634 Місяць тому

    ኣዲሱ ባህታ ዓጋመስ ብዛዕባ ዲሞክራስን ብዛዕባ ልምዓታውነትን ስ ኢሎም ኣይወደእዎን ኣቋሪፅካዮም ኩላ ታሓሳብ ኣምፃኣያ

  • @weditigray4452
    @weditigray4452 Місяць тому +3

    ጥፍኣት ነጋ ገበነኛ ብቀጥታ ናብ ፋኛትራ ይእቶ ይጎተት ብመኪና ብሂወቱ ከሎ

  • @Welse1965
    @Welse1965 Місяць тому

    አቦ ሰህተት ህውሓት ትግራይ ዘጥፍእ መናእሰይ ኢትዮጵያ ማፍያ

  • @gebreslassiekasa461
    @gebreslassiekasa461 Місяць тому +4

    ስብሐት ነጋ ብዶላር እናተሐከመ ውጉዕ መንእሰይ ትግራይ ግን ሕወሐት ብብር አይክሞን

    • @almazadamu9175
      @almazadamu9175 Місяць тому

      እቶም ሑሙማት ናይ ርእስኻ ግበር ንባይ ስብሐት ክትወቅስ ዋላ ሐደ ሒሌና የብልኻን ክንደ ርብዕም ንህዝብኻ እይገበርኻን ካብ ዘረበን ፀርፍን እዜ ዳማ ናይ ዕሱባት ናይ ፀላእት ተልእኻ ዘለኹም ዘይትረብሑ ተጋሩ ትመስሉ ዴቄሉ ኢኹም

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 Місяць тому

      Well said, this corrupted guy is the curse of all tegaru, snake 🐍 living for his and relatives advantage blood sucker immoral

  • @amdeworkkidane3819
    @amdeworkkidane3819 Місяць тому

    የዚህ ሰውዬ የጭንቅላት ምጥቀት ኢተዮጲያዊያን እሩብ እንኳን ቢረዳቸው ኑሮ እንዲህ አይሆኑም ነበር።

  • @mulugetaleul9973
    @mulugetaleul9973 Місяць тому +2

    America Seltan Arekebu Elomuna, Seltan Arakibna endo aybalan Sebhat ajawajaw.

  • @anbessa6836
    @anbessa6836 Місяць тому +2

    ABOY SIMHAT IS NILSON MANDELLA OF THE GREAT TIGRAY . WE LOVE YOU ❤❤❤❤❤

    • @tube-vs2yl
      @tube-vs2yl Місяць тому +2

      Mandela sacrifice his life for the youths .poor Tegray youths sacrifices their life for Sebhat Nega .this is the difference among Mandela and Sebhat.

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 Місяць тому

      Kkkkkkkkkk sibhat corrupted group are the problem of all tegaru

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 Місяць тому

    እዚ ርጉም ዝኾነ ሰብ ክቀርብ አይነበረን ብደም ንፁሓት ዝተጨማለቀ ብኸባብያውነት ዝሰኸረ ንኽደይ ጀጋኑ ዘዋረደ አረሜነ ሰብ እዩ። ግን ዝሰርሖ ግፍዕታት ጭቆናታት ኩሉ አምላኽ አብ ኸቢድ ውርደት አርእይዎ። ሕዚ ውን ኔትዎር አለም ገብረዋሕድ ስለዘለው ህዝቢ ብንቅሓት ክቃለሶም አለዎም።

    • @brightfeature89
      @brightfeature89 Місяць тому

      ሰብ ረኺብካ ክተቅርቦ ከለኻ ዝገርም እዩ ንውልቀ ረብሓኡ ዝሓስብ ዝነበረ ርጉም ሰብ እዩ።

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 Місяць тому +1

    ኽቡር ሐውና ያቀንየልናናባይ ስብሐት ኹርዐት ትግራይ እቤዜ ስለምፃእኻልና የቀንየልና እባና እቤይ ስብሐት ነዌሕ ዕደመን ጥዕናን ያሃበልና ዳዕሮና እዩም ናይ ፍቅር ስብ ❤❤❤❤❤❤

  • @macksyou3743
    @macksyou3743 Місяць тому

    ናይዙ ስብአይ እዚን ናይ መንግስቱ ሞት ማዓዝ ኢና ንሪኦ::

  • @MeetingforPeace
    @MeetingforPeace Місяць тому

    ሓደ ደርፉ አጀንዳ ስብሓት ነጋ፣
    "ስርዓት ምብስባስ ፅግዕተኛ ሓደጋ"፣
    መጋደዲ ፀገም ዘይውስኽ ዋጋ፣
    ጊዜ ዝሓለፎ መለጠፊ ታርጋ፣
    ቅልውላው ዝፈጥር ዝመርሕ ናብ ጌጋ።
    ጀግንነት ትግራዋይ ብዕሊ ዘምከነ፣
    ዓሰብ ኣረኪቡ ርእስና ዘድነነ፣
    ናይ ልምዓት ባህግና ኮሊፉ ዘስኣነ።
    ሓሶት ዝምሕዝ ኩሉሻዕ በለል በለል፣
    ናብ ደልሃመት ዘእቱ ሕቱኽቱኽ ዕንክሊል።
    መንእሰይ ንቓሕ ውፈር ተበገስ፣
    ናይ ፅንተት ኩናት ዳግም ከይምለስ።

    • @dawit854
      @dawit854 Місяць тому

      @@MeetingforPeace ደንቆሮ፡ ዓሰብ ናይ ኣምሓራ ፓለቲካ እዩ ንዓኻ እንታይ ይምልከት? ክልቲኡ ትግርኛ ኣብ ነባሪ ኩናትን ጽልኢን ክነብር ኣምሓራ ዝጥቀምሉ ሜላ ኣዩ። ዓቕሚ እንተሃሊካ ብጅቡቲ ነጊድካ ዘይትዓቢ። ዓሰብን ጅቡቲን እንታይዩ ፍልልዩ ንትግራይ? ሓደዩ ርሕቀቱ። ምስ ኤርትራ ብሰላም ክትነብር እንተወሲንካ ባጽዕ ናትካ እዩ። ትግራይ ብባጽዕ እንተነጊዳ'ዩ ዝሓልፈላ። መጻወቲ ፓለቲካ ኣቢን ኣምሓራን ኣይትኹኑ።

    • @MeetingforPeace
      @MeetingforPeace Місяць тому

      @@dawit854 ሰብ ብሓሳብ ንምእማን እናተኽኣለ ፀርፊ እንታይ ኣምፀኦ? ፀርፊ ናይ ድኹማት ዝጠንበወ ወይም ዝተፈንፈነ መግለፂ እዩ። ትግራይ ናይ ወደብ ድልየት እንተሃልዩዋ ባፅዕ ክትጥቀም ትኽእል እያ ዝበልካዮ ቅዱስ ሓሳብ እዩ። እዙይ ክኸውን ዝኽእል ግን ካብ ኢትዮጵያ ብሠላም ተፈልያ ኣርሳ ኽኢላ ብነፃነት ክትነብር ከላ እዩ። ወደሓን ኹን። ልብኻ ናይ ጥዕና መንገዲ ክጉዓዝ ይምነ።

  • @Yese-f5c
    @Yese-f5c Місяць тому +5

    ነዚ 50 ዓመት ንትግራይ ዘፅነተ ዘዓተኽ ርዕሲ ሒዝኻልና መፂኢኻ

  • @MikiYoni-d2g
    @MikiYoni-d2g Місяць тому

    አንበሳም አረጀ የትግራይ ህዝብ ቀና እንድል ከኳደረጉት ጀግኖች አንዱ ነበር

  • @tsegayeberhane5627
    @tsegayeberhane5627 Місяць тому +3

    ስብሓት ዝብኢ

  • @samitekle-q7f
    @samitekle-q7f Місяць тому

    መልሓሱ እውን እንተዝምረኽ እቲ ዝበለፀ እዩ

  • @TIkawg
    @TIkawg Місяць тому +2

    Sorry I didn't know that he has lost his mind oscillating from Tigrinya to Amharic.It's a waste of time listening to an already dead from birth

  • @KasayeGgorgis
    @KasayeGgorgis Місяць тому +2

    ዝሞተ ሚድያ ነዚ ሰይጣን ሰብኣይ ክተቕርበልና ብብዓል ምድሪ

  • @deresmezgebu9740
    @deresmezgebu9740 Місяць тому

    ምሕበር ይኹን ውድብ ጥቕላላ ጉባኤ እንትካየድ ካብ መደራጀዊ ኣካል ወይ ምረፃ ቦርዲ እቲ ከይዲ ድምክርስይው ምኻኑ እቢሉውን ናይ ህዝቢ ጥቕሚ ንኽሕሎ ተዓዛቢ ክህሉ ግድን እዩ በዚ መስረት እፍልጦ ይርክብ ። እቦይ ስብሓት ሕጊ ምጥሕስ ክም ሕጊ እዮም ውሲዶሞ

  • @AbebaLemlem
    @AbebaLemlem Місяць тому +7

    Behaki nemezrab Kenzie sebay chekan ab alem teraeyo zefelet ayemeslenen ez kulu menesey tigrai haliku sele constitution yezareb alo n zahalefe 50 amet menesey tigrai awediu aisegeben nehna be ahwatena kab hade geza 8 Wei encabu nelaely ena siena natena hazen ergmanen ab deqeka keie beseh selot geber.

    • @Enqopa9315
      @Enqopa9315 Місяць тому

      ስነልቦንኡ ኤርትራዊ እዩ ፣ መንስአይ ትግራይ መፃወቲ ካርዶም እዩ

    • @asmeromembaye419
      @asmeromembaye419 Місяць тому

      ​@@Enqopa9315ኤርትራ ናይማንም ጉሓፍ መዕከቢ ኣይኮነትን።

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 Місяць тому

      ጥፋእ ቆራፂ ጡብ ቻ በሎ አድጊ😂

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 Місяць тому +1

    ጸማም ሓደ ደርፉ ስቕ ውን እኮ ክዳን ኢዩ

  • @YohannesGebreAlemayoh
    @YohannesGebreAlemayoh Місяць тому

    ያአኽለኩም ናይ ሕዝቢ ትግራይ ስሜት ምፅናዕ ናማን ተጋሩ አብ በረኻ እናሀለኻ ሸፋቱ ኢልኻ ወዲእኻዬም

  • @fsehaFish
    @fsehaFish Місяць тому

    ቆራፅ ድግና

  • @biniamGhiorghis-m5z
    @biniamGhiorghis-m5z Місяць тому

    አይ አቦይ ስብሐት፣ ኢትዮጵያ ድአ ከመዘይ ትህሉ ጌርኩም ሀኒጺኹማ ኢንዲኹም።