Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ጹቡቅ መደብ ደቂ አረይ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Aron hawey much respect 🎉🎉🎉 keep going
Nice gen asefeh abelu zeglxan ayterekeben
Bruno great explanation❤
Tinxat Genbel Asmara ❤❤❤
ጽቡቅ ኣጋካልጻ እዩ ሓወይ ናተይ 🎉🎉🎉
Xbuq gelixkayo Berhane kflu (Bruno)💪🤙❤
Naber wan 🎉❤🎉💯👍💯
Good job❤❤❤❤❤
ጹቡቅ መደብ ደቂ ኤረይ ❤❤❤
❤❤
Good 😂😂😂ab mongo echa and mricha kae amxu
❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷
❤❤🎉❤
Awet kara nay wishing adi
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤
Wow Bravo God bless you 🙏
ሳላ ሳዋ ኣብ ሓደ ቑራዕ ኩሉ ሓደ እዩ ። ሲልቫና ኣብ ትሰርሕዮ ካመዲ(comedy) ትጥቀምላ ኢኺ ንመጻኢ ንስክውን ተማሂርክላ ትኾኒ። ከምዚ ቃላት ንርእሰ ምትሓት ዝግበር ክጠፍእ ጥራሕ እዩ ዘለዎ: የቀንየልና ❤ 🙏🏽
Anta eza burno zibilwo eza da burno azimarno
❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢🎉
That's true
B naber tu 78%
Nay tete agelalxa beqa wdeti 😂😂😂
ሰላም ክቡሩት ደቒ ኤረይኣዝማሪኖ ዝብል ቃል ካበይ መጺኡ ምፍልጥ ጽቡቅ እዩ።ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም ነቶም ዓስከር ናቱ ዝነበሩ ኣብ ኤርትራ ዓዓድኹም ኪዱ ብእሎም እሶም ክኣ ነናብ ዓዶም ከዱ።እቶም ዓድን ዓውድን ዝይነበሮም ኣብ ኤርትራ ካብ ትግራይ ዝመጹ ንጥልያን ጎይታይ ንሕና ዓዲ የብልናን ንኽዶ ይብልዎ።ጥልያን ነዚ ሰሚዑ ስምኩም አዝማሪኖ ይኹን መሬት ካብ እዞም ደቂ ዓዲ መንጢለ ክህብኩም እየ ኢ ሉ ሃበም።ንቁሕ ወይ ዘይንቁሕ ሰብ ፍልልዩ እንታይ እዩ እንተ ትኸውን እታ ሕቶ ምሓሸ ይብል።
Very very nice job Aron & arsi, btami sebuk hasab, we been saying things Wrongly. Which was wrong now every one should make correction ❤❤❤
Kemaki bela
Iti Fara iylu zexaref seb zefletom nigrat zeyfeltom mes zkewen iyu Fara zeblo, Asmarino malte dema nebari Asmera zekune kulu seb mexewi iyu
C 90%
ክሳብ ሕጂ ፋራ ዶ ኣዝማሪኖ ንብል ኣለና እዚስ ፋራራታት ሙካና ኢዩ ዘረዳእና
ጽንዓት ብዘይ ቖቢዕ ከፍ ኣለካ። what do you call Azmarino and Fara? Both are a human 👍🏽
ፋራ ካብ ጥልያን ዝተወርሰ ቋንቋ ኮይኑ ካብ ኣስመራ ወጻኢ ፎሪ ማለት ኮይኑ ይስምዓኒ፡ ኣዝማርኖ ከኣ ወዲ ኣስመራ ማለትዩ፡ ምስ ንቕሓት ዘተኣሳሰር የብሉን። ስለዚ ካብ ኣስመራ ወጻኢ ዋላ ኣብ ኣመርካ ይሃሉ ፋራ እዩ ማለትዩ፡፡ ስለዚ ጌጋ መግለጺ እዩ
Fara malet kal be kal anchwa malet yu b areb
Beka Awet & Beruno eko gelixmo nay jemal romodan akelilu tesfaxine zexehafos geluxe u abe ketma sele zeabeka azmarino aybelkan u abe getre sele zeabka kea fara aybelkan u
Bisenki gele gele dekesmera dekesmera naylibina ena xelinakum mikniyatu nahade deytifolto kab kalie bota mexieu elkum ekum fara tibluwo hji mara xilat tahadirukum alo awxiewa kabti hibreteseb asmera
ኣዝማሪኖን ሮዚማሪኖን ፈላሊዎ መጀመርታ ከም ዓቢ ሕቶ ጌርኩም ዘካቲዕ ነገር ኣይኮነን ቻነልኩም ክትዕብዩ ሳባት ትፈላሊዩ ኣለኹም ኣዝማሪኖ ኣብ ኣስመራ መበቆላ ኢያ ካልኦት ዞባታት ከኣ ንኣብነት ዓሰባይ ርሓይታ ከረን ጸዓዳ ወዘተ ....መጸዉዒ ኣለዎ ኣዝማሪኖ ከኣ ኣብ ኣስመራ መበቆላ ኢያ ፋራታት ዝበሃሉ ብፍላይ እዞም ኣብ ደገ ዘለዉ ኢያ ትምልከት ነዞም ዓደይ ጎዶቦይ ኣዉራጀይ ኢሎም ዝፍላለዩ እዚኦም ኢዮም ፋራታት
Ezi sakt u eziom kulom ytkemla yom fulut zereba kearyu ilom eyom kkkkkk
Haqi.tazarbka.ab.mangadi.daks
ብናተይ እገላልጻ ፉራ ማለት ጸይቂ:ስርቂ:ቅጥፈት ምትላል ዘይፈልጥ ከምኡውን ሩሁሩህ ጎራሕ ዘእትዎ ዝፈልጥ ክኸውን እንከሎ: ኣዝማሪኖ ማለት'ክኣ ዝቐጥፍ ዘላዕል ዘታልል ክዳኑ ኣጻዕድዩ ኣብ ጎደናታት ዝግተር ዘዋጽኦ ዘይፊልጥ ንሓደጋ ዝቃላዕ ወዘተረፈ እዩ ንዓይ ኮይኑ ዝስምዓኒ እዚ ውልቃዊ ርእይቶይ እዩ
Ab reytoka reytoy khbe xegem ente halywo sorry. Bnatey, ka fara zbehal seb awald ywxe eye zbel: nhade wedi sheriteyo tbel : kbret seb zeyfelet ane eye felat zbel eyu fara zbehal. Azmarino ka zetwon , zewaxeon zfelet, n seb kem nebsu zekber frhat egzabiher zelewo kab kelu ka nebsu zefqer knbel nkel ina ezi ka azmarino ybehal b natey rdit❤.
ዘገርመኒ ነገር ከም ኣርእስቲ ክዛረቡለን ከለኩም ኢዩ።እዘን ቃላት ወላ ዓበይቲ ኣርቲስታት ክሕተቱ ከለዉ መልሲ ዝኮነ ተሂቦም ይሓርቅ።ሂወትና ቡዙሕ ሽግራት ነሕልፍ ኣለና ፈቲሽኩም ዘይትገልጽዎ ሰብ ከኣ ይመሃር።ሓንቲ ኣርእስቲ ክህበኩም ኣብዚ ደለኩዎ ድሰራሕክዎ ይጠልሙኒ ከይረክቦም ከኣ ኣድራሻ ይቅይሩ ብጸሊም ኢየ ዝሰርሕ ብከመይ ክዕወት ይክእል ባዕልኩም ፈቲሕኩም ፊልም ወይ ኮሜዲ ስርሑ ካለእ ሓሳብ ተደሊኩም ጸገም የለን
ኣታ ወ ይዛረብሉ። ፋራን ኣዝማሪኖ መግለጺኡ ክፍለጥ ኣለዎ
ewayyy political correctness kea adina tetiwuwa alekum 🤣
ጹቡቅ መደብ ደቂ አረይ
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Aron hawey much respect 🎉🎉🎉 keep going
Nice gen asefeh abelu zeglxan ayterekeben
Bruno great explanation❤
Tinxat Genbel Asmara ❤❤❤
ጽቡቅ ኣጋካልጻ እዩ ሓወይ ናተይ 🎉🎉🎉
Xbuq gelixkayo Berhane kflu (Bruno)💪🤙❤
Naber wan 🎉❤🎉💯👍💯
Good job❤❤❤❤❤
ጹቡቅ መደብ ደቂ ኤረይ ❤❤❤
❤❤
Good 😂😂😂ab mongo echa and mricha kae amxu
❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷
❤❤🎉❤
Awet kara nay wishing adi
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤
Wow Bravo God bless you 🙏
ሳላ ሳዋ ኣብ ሓደ ቑራዕ ኩሉ ሓደ እዩ ። ሲልቫና ኣብ ትሰርሕዮ ካመዲ(comedy) ትጥቀምላ ኢኺ ንመጻኢ ንስክውን ተማሂርክላ ትኾኒ። ከምዚ ቃላት ንርእሰ ምትሓት ዝግበር ክጠፍእ ጥራሕ እዩ ዘለዎ: የቀንየልና ❤ 🙏🏽
Anta eza burno zibilwo eza da burno azimarno
❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢🎉
That's true
B naber tu 78%
Nay tete agelalxa beqa wdeti 😂😂😂
ሰላም ክቡሩት ደቒ ኤረይ
ኣዝማሪኖ ዝብል ቃል ካበይ መጺኡ ምፍልጥ ጽቡቅ እዩ።
ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም ነቶም ዓስከር ናቱ ዝነበሩ ኣብ ኤርትራ ዓዓድኹም ኪዱ ብእሎም እሶም ክኣ ነናብ ዓዶም ከዱ።
እቶም ዓድን ዓውድን ዝይነበሮም ኣብ ኤርትራ ካብ ትግራይ ዝመጹ ንጥልያን ጎይታይ ንሕና ዓዲ የብልናን ንኽዶ ይብልዎ።
ጥልያን ነዚ ሰሚዑ ስምኩም አዝማሪኖ ይኹን መሬት ካብ እዞም ደቂ ዓዲ መንጢለ ክህብኩም እየ ኢ ሉ ሃበም።
ንቁሕ ወይ ዘይንቁሕ ሰብ ፍልልዩ እንታይ እዩ እንተ ትኸውን እታ ሕቶ ምሓሸ ይብል።
Very very nice job Aron & arsi, btami sebuk hasab, we been saying things Wrongly. Which was wrong now every one should make correction ❤❤❤
Kemaki bela
Iti Fara iylu zexaref seb zefletom nigrat zeyfeltom mes zkewen iyu Fara zeblo, Asmarino malte dema nebari Asmera zekune kulu seb mexewi iyu
C 90%
ክሳብ ሕጂ ፋራ ዶ ኣዝማሪኖ ንብል ኣለና እዚስ ፋራራታት ሙካና ኢዩ ዘረዳእና
ጽንዓት ብዘይ ቖቢዕ ከፍ ኣለካ። what do you call Azmarino and Fara? Both are a human 👍🏽
ፋራ ካብ ጥልያን ዝተወርሰ ቋንቋ ኮይኑ ካብ ኣስመራ ወጻኢ ፎሪ ማለት ኮይኑ ይስምዓኒ፡ ኣዝማርኖ ከኣ ወዲ ኣስመራ ማለትዩ፡ ምስ ንቕሓት ዘተኣሳሰር የብሉን። ስለዚ ካብ ኣስመራ ወጻኢ ዋላ ኣብ ኣመርካ ይሃሉ ፋራ እዩ ማለትዩ፡፡ ስለዚ ጌጋ መግለጺ እዩ
Fara malet kal be kal anchwa malet yu b areb
Beka Awet & Beruno eko gelixmo nay jemal romodan akelilu tesfaxine zexehafos geluxe u abe ketma sele zeabeka azmarino aybelkan u abe getre sele zeabka kea fara aybelkan u
Bisenki gele gele dekesmera dekesmera naylibina ena xelinakum mikniyatu nahade deytifolto kab kalie bota mexieu elkum ekum fara tibluwo hji mara xilat tahadirukum alo awxiewa kabti hibreteseb asmera
ኣዝማሪኖን ሮዚማሪኖን ፈላሊዎ
መጀመርታ ከም ዓቢ ሕቶ ጌርኩም ዘካቲዕ ነገር ኣይኮነን ቻነልኩም ክትዕብዩ ሳባት ትፈላሊዩ ኣለኹም
ኣዝማሪኖ ኣብ ኣስመራ መበቆላ ኢያ
ካልኦት ዞባታት ከኣ ንኣብነት ዓሰባይ ርሓይታ
ከረን ጸዓዳ ወዘተ ....መጸዉዒ ኣለዎ ኣዝማሪኖ ከኣ ኣብ ኣስመራ መበቆላ ኢያ
ፋራታት ዝበሃሉ ብፍላይ እዞም ኣብ ደገ ዘለዉ ኢያ ትምልከት ነዞም ዓደይ ጎዶቦይ ኣዉራጀይ ኢሎም ዝፍላለዩ እዚኦም ኢዮም ፋራታት
Ezi sakt u eziom kulom ytkemla yom fulut zereba kearyu ilom eyom kkkkkk
Haqi.tazarbka.ab.mangadi.daks
ብናተይ እገላልጻ ፉራ ማለት ጸይቂ:ስርቂ:ቅጥፈት ምትላል ዘይፈልጥ ከምኡውን ሩሁሩህ ጎራሕ ዘእትዎ ዝፈልጥ ክኸውን እንከሎ: ኣዝማሪኖ ማለት'ክኣ ዝቐጥፍ ዘላዕል ዘታልል ክዳኑ ኣጻዕድዩ ኣብ ጎደናታት ዝግተር ዘዋጽኦ ዘይፊልጥ ንሓደጋ ዝቃላዕ ወዘተረፈ እዩ ንዓይ ኮይኑ ዝስምዓኒ እዚ ውልቃዊ ርእይቶይ እዩ
Ab reytoka reytoy khbe xegem ente halywo sorry. Bnatey, ka fara zbehal seb awald ywxe eye zbel: nhade wedi sheriteyo tbel : kbret
seb zeyfelet ane eye felat zbel eyu fara zbehal. Azmarino ka zetwon , zewaxeon zfelet, n seb kem nebsu zekber frhat egzabiher zelewo kab kelu ka nebsu zefqer knbel nkel ina ezi ka azmarino ybehal b natey rdit❤.