#Eritrea

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 11 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 239

  • @tesfaiasbu6694
    @tesfaiasbu6694 2 роки тому +6

    ስብ ጸውዕ ተበልኩካስ ብዓል በለስ!

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 роки тому +1

      ባዓል በለስ አብ ዓዲ ሐሎ ኢዩ ዘሎ 😂😂

  • @yonasteklemichael7506
    @yonasteklemichael7506 2 роки тому +7

    ን ሓቂ ደው ዝበለ ጅግና ኤርትራዊ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ great man stands for truth may God give you long life.to see a bright future of Eritrea.

  • @Abi-hero
    @Abi-hero 2 роки тому +4

    Great analysis yemane 💒🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @HANIBAHLINAMEDIA
    @HANIBAHLINAMEDIA 2 роки тому +5

    አቶ የማነ ብሓቂ ወርቃዊ ዝኾነ ታሪክ ምሕላፍካ ነመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓወት ንውጹዕ ሕዝብና

    • @eritrea2306
      @eritrea2306 Рік тому

      Teflto dika yemane xebuk gerka

  • @tesfaslasiewelderufael94
    @tesfaslasiewelderufael94 2 роки тому +13

    ጠሪጣስ እንተትሓፍረለይ

  • @bkt2781
    @bkt2781 Рік тому

    Mt. Yemane, thank you for what you do. Your energy to educate & teach, and exposing the regime is a brave things to do.

  • @abrahamtewelde7515
    @abrahamtewelde7515 2 роки тому +4

    ገዲም ቃለ መጠየቅ።

  • @sariyo6909
    @sariyo6909 2 роки тому +7

    ኣብ ክውንነት ምዝራብ ዝቡቕ እዩ፡ ተኣማንነት ከኣ ትረክብ፡ ጸሊኤዮ ኢልካ ንሰብ፡ ተባሂሉ ኢልካ ዘረባታት ምእራይ ግን፡ ተቐባልነት የብሉን። ወዲስብ ካበይ ተወሊዱ ዘይኮነ ፡ ሕጂ እንታይ ይገብር ኣሎ'ዩ። ብዓይኒ ሓቂ እንተሪኢናዮ፡ ነብስወፍ ኤርትራዊ ፡ ይኹን ኢትዮጵያዊ ልዕሊ 10 ወሎድኡ፡ ካበይ ከምዝመጸ ኣይፈልጥን እዩ። ዝለ'ዚ ካልእ መሃሪ ዛዕባ እንተ ኣምጻእካ ተመራጺ'ዩ ይብል፡ እምበር እዚ ቃላታት ዝዝረብ ዘሎ እዋኑ ዝሓለፈ'ዩ።

    • @fithawihaileab6334
      @fithawihaileab6334 2 роки тому +1

      Ygermeka eyu nmntay elam eyu tedelyu, Abgziehu entay koynu zeytezarebo hijis trgum yeblun

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 роки тому

      እዚ ጸማም ህዝቢ ክምዘይ ይሰምዕን ይርዳእን ሰለ ዘስተውዓለ ኢዩ ክሳብ እዚ ሕጂ ግዜ ንህዝቢ ኤርትራ ቁሩብ እንተ ነቀሔ ካብ ኮማ ( coma) እንተ ተበራበረ ኢሉ ኢዩ ክጽበ ጸኒሑ። ዳሐር ካኣ ኢሳያስ አቡኡን አዲኡን ኢዮም ተጋሩ። አቡኡ አንድነት ኩሎም አዝማዱ አንድነት ንኢትዮጵያ እንዳ አገልገሊ ኢዮም ሞይቶም። ዶክተር በረኸት ሃብተስላሰ አብ መጽሓፍ ከምዚ ኢሉ " አቦይ ካብ ትግራይ ክኣልም ናብ ኤርትራ መጺኡ ግን ንአንድነት ምስ ኢትዮጵያ ኢዩ ተቃሊሱ አነ ውን ብአንድነት ኢየ ዝኣምን ግን ካብ ኮነ ኤርትራ ነጻ ካብ ወጸት ምስ ኢትዮጵያ ሐደ ንምግባር ዝብል ሕልሚታተይ ገዳፈዮ" ኢሉ ብጽሑፍ ኮፍ አቢሉ አቀሚጥዎ አሎ። ዳሐር ካኣ ተውልዲ ናይ ኢሳያስ ወይ ውን ናይ ዶክተር በረኸት መቦቆሎምን ትውልዶምን አይኮነን ህዝቢ ኤርትራ ከሻቅሎም ዝጸነሔን ዘሎን ትውልደም ተጋሩ። አቦታቶም አብ ኤርትራ ኮይኖም ንኣንድነት ኢሎም ጸረ ህዝቢና ጸረ ድሊየትን ባህግን ደቀባት ኤርትራውያን ተቃሊሶም ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ሐዊሶማ ህዝቢ ኤርትራ ካብ 1935 ክሳብ ሕጂ ኩቡር ሂወቱ እንዳኽፈለን እንዳሞተን አሎ። ሕጂ ውን እንተኾነ "ንኢትዮጵያ ኬብ ፋሕ-ፋሕ ንኽድሕና ኢየ ዝቃለስ ዘለኹ ኢሉ ውን ንህዝቢና አብ ናይ ሕድሕድ ኩናት ኢትዮጵያ ደቅዲቁዎ ኢዩ ዘሎ። ስለዚ ኢዩ ካኣ የማነ ሐቂ ክስምዑ ዝደልዩ ማለት ዘሎን ዝተገበረን ክፈልጡ ዝደልዩ ኤርትራውያን ስለ ዘለዉ አብ ዓድን አብ ደገን ኢዩ

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 роки тому

      @@fithawihaileab6334 እዚ ጸማም ህዝቢ ክምዘይ ይሰምዕን ይርዳእን ሰለ ዘስተውዓለ ኢዩ ክሳብ እዚ ሕጂ ግዜ ንህዝቢ ኤርትራ ቁሩብ እንተ ነቀሔ ካብ ኮማ ( coma) እንተ ተበራበረ ኢሉ ኢዩ ክጽበ ጸኒሑ። ዳሐር ካኣ ኢሳያስ አቡኡን አዲኡን ኢዮም ተጋሩ። አቡኡ አንድነት ኩሎም አዝማዱ አንድነት ንኢትዮጵያ እንዳ አገልገሊ ኢዮም ሞይቶም። ዶክተር በረኸት ሃብተስላሰ አብ መጽሓፍ ከምዚ ኢሉ " አቦይ ካብ ትግራይ ክኣልም ናብ ኤርትራ መጺኡ ግን ንአንድነት ምስ ኢትዮጵያ ኢዩ ተቃሊሱ አነ ውን ብአንድነት ኢየ ዝኣምን ግን ካብ ኮነ ኤርትራ ነጻ ካብ ወጸት ምስ ኢትዮጵያ ሐደ ንምግባር ዝብል ሕልሚታተይ ገዳፈዮ" ኢሉ ብጽሑፍ ኮፍ አቢሉ አቀሚጥዎ አሎ። ዳሐር ካኣ ተውልዲ ናይ ኢሳያስ ወይ ውን ናይ ዶክተር በረኸት መቦቆሎምን ትውልዶምን አይኮነን ህዝቢ ኤርትራ ከሻቅሎም ዝጸነሔን ዘሎን ትውልደም ተጋሩ። አቦታቶም አብ ኤርትራ ኮይኖም ንኣንድነት ኢሎም ጸረ ህዝቢና ጸረ ድሊየትን ባህግን ደቀባት ኤርትራውያን ተቃሊሶም ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ሐዊሶማ ህዝቢ ኤርትራ ካብ 1935 ክሳብ ሕጂ ኩቡር ሂወቱ እንዳኽፈለን እንዳሞተን አሎ። ሕጂ ውን እንተኾነ "ንኢትዮጵያ ኬብ ፋሕ-ፋሕ ንኽድሕና ኢየ ዝቃለስ ዘለኹ ኢሉ ውን ንህዝቢና አብ ናይ ሕድሕድ ኩናት ኢትዮጵያ ደቅዲቁዎ ኢዩ ዘሎ። ስለዚ ኢዩ ካኣ የማነ ሐቂ ክስምዑ ዝደልዩ ማለት ዘሎን ዝተገበረን ክፈልጡ ዝደልዩ ኤርትራውያን ስለ ዘለዉ አብ ዓድን አብ ደገን ኢዩ

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 роки тому

      እዚ ጸማም ህዝቢ ክምዘይ ይሰምዕን ይርዳእን ሰለ ዘስተውዓለ ኢዩ ክሳብ እዚ ሕጂ ግዜ ንህዝቢ ኤርትራ ቁሩብ እንተ ነቀሔ ካብ ኮማ ( coma) እንተ ተበራበረ ኢሉ ኢዩ ክጽበ ጸኒሑ። ዳሐር ካኣ ኢሳያስ አቡኡን አዲኡን ኢዮም ተጋሩ። አቡኡ አንድነት ኩሎም አዝማዱ አንድነት ንኢትዮጵያ እንዳ አገልገሊ ኢዮም ሞይቶም። ዶክተር በረኸት ሃብተስላሰ አብ መጽሓፍ ከምዚ ኢሉ " አቦይ ካብ ትግራይ ክኣልም ናብ ኤርትራ መጺኡ ግን ንአንድነት ምስ ኢትዮጵያ ኢዩ ተቃሊሱ አነ ውን ብአንድነት ኢየ ዝኣምን ግን ካብ ኮነ ኤርትራ ነጻ ካብ ወጸት ምስ ኢትዮጵያ ሐደ ንምግባር ዝብል ሕልሚታተይ ገዳፈዮ" ኢሉ ብጽሑፍ ኮፍ አቢሉ አቀሚጥዎ አሎ። ዳሐር ካኣ ተውልዲ ናይ ኢሳያስ ወይ ውን ናይ ዶክተር በረኸት መቦቆሎምን ትውልዶምን አይኮነን ህዝቢ ኤርትራ ከሻቅሎም ዝጸነሔን ዘሎን ትውልደም ተጋሩ። አቦታቶም አብ ኤርትራ ኮይኖም ንኣንድነት ኢሎም ጸረ ህዝቢና ጸረ ድሊየትን ባህግን ደቀባት ኤርትራውያን ተቃሊሶም ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ሐዊሶማ ህዝቢ ኤርትራ ካብ 1935 ክሳብ ሕጂ ኩቡር ሂወቱ እንዳኽፈለን እንዳሞተን አሎ። ሕጂ ውን እንተኾነ "ንኢትዮጵያ ኬብ ፋሕ-ፋሕ ንኽድሕና ኢየ ዝቃለስ ዘለኹ ኢሉ ውን ንህዝቢና አብ ናይ ሕድሕድ ኩናት ኢትዮጵያ ደቅዲቁዎ ኢዩ ዘሎ። ስለዚ ኢዩ ካኣ የማነ ሐቂ ክስምዑ ዝደልዩ ማለት ዘሎን ዝተገበረን ክፈልጡ ዝደልዩ ኤርትራውያን ስለ ዘለዉ አብ ዓድን አብ ደገን ኢዩ

    • @sariyo6909
      @sariyo6909 2 роки тому +1

      @@wintahabtom9894 so what? ሕጂ'ውን ዝኣረገ ዛንታ'ዩ። ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ነቶም ጸማማት፡ ኣተሓሳስብኦም ዘይቂዩሩ፡ ተቓወምቲ ኢና ዝብሉ፡ ናይ ተቓወምቲ ፖለቲካዊ ባህሪ ዘይብሎም፡ ከምዘጽምሞም ኣይትረስዒ።

  • @tewoldekahsai8056
    @tewoldekahsai8056 Рік тому +3

    What are you talking about big time loosers?if he was Ethiopian and pay such kind of sacrifices you made my hero forever. May God bless issu.

  • @merhawikhasay43
    @merhawikhasay43 2 роки тому +2

    ጽቡቕ ሓበረታ ቀጽልዎ! ብፍላይ እዚ ምስጢራዊት ሰልፊ ኣብ ሜዳ ተካይዶ ዝነበረት ምስጢር ካብ ተባህለ ንመን ኢዩ ምስጢር &እንታይ ከ መልእኽትታት ነይሩዋ ? ጠዊቕካ ኣዛርቦም። ንጽባሕ ውን ካቡኡ ተሞኪሮም ክጻዎቱልና ስለ ዝኽእሉ ኣሰራርሐኦምን ፡ ምስጢሮምን ይዘርዘር ! ብምስጢር ተጻዊቶሙሉ ህዝቢ ኤርትራ ብዙሓት ሰበስልጣናት ኣብ ምስጢራዊት ሰልፊ ዝነበሩን ከም ጀ፡መስፉን ሓጎስን ሸፈፍ ይብልዎ ንፉዕ ሓታቲ ኣይረኸቡን ። ብዕላል ጽንጽንታ ታይ ከም ትሰርሕ ምስጢራዊት ሰልፊ፡ & ባህርያት ውልቀ ሰባት ዘይፍለጠሉ ዝነበረ ጥርጣረታት ዘለዎም ኣምጺኻ ኣዛርቦም

    • @ሰላምነዓካህዝበይ
      @ሰላምነዓካህዝበይ 11 місяців тому

      ምስጢራዊት ሰልፊ ዘዕግብ ስራሕ ሰሪሓ ኢያ ኣብ ግዚኣ ሰዓታን ቆማል ክንደኦም ቅድም ስራሕ ሚስጥር ናይ ጀጋኑ ክትፈልጥ

  • @bent.7396
    @bent.7396 2 роки тому

    Yemane Thank you for all you do .

  • @saratekle1029
    @saratekle1029 2 роки тому +3

    Where can I get the books

  • @michaelmahari447
    @michaelmahari447 2 роки тому +4

    ባባ የማነ ሰሚዐ ዘይጸገብኩዎ ሃብሮም ዜጋይ ንኹሉ ጡንቁቅን ውሑሉልን ግብረ መልስኻ ወይ ውን ምስክረነትካ ካብ ብልቢ የመስግን ተስፍ ይገብር መጽሓፍትኻ ኣብ ሃገረ በልጅም ክረኽበን ብመንገዲ ኣሰና ምስ ሰማዕኩኻ ክንደይ ዜጋታት ከ ከምዚ ናትካ ምስክረነቶም ንኸይህቡ ጠፊኦም ክኾኑ ይኹኡሉ በዚ ዓንዳሪ ስርዓት ኢለ ኣብ ናይ ሓሳብ ሰልሚ ተሸሚመ እናሃለኹ ይዝከረኒ ብኽልተ መታልሐይ ንብዓት ሲዒርኒ

  • @berhanearaia401
    @berhanearaia401 Рік тому +1

    Hasawi eka

  • @edrismussa3688
    @edrismussa3688 Рік тому +1

    Well done Yemane good analysis.
    There is hope for Eritrea.
    Criminal Isyas is responsible for all crimes in Eritrea

  • @tabawufuyat111
    @tabawufuyat111 2 роки тому +3

    Wey gud anyway 🎮 Game Over

  • @Alemgodlo
    @Alemgodlo Рік тому

    Behaqi yeqneylna baba yoni kemzi aynet tarik shere zegbrkalna ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @dawedgherense7580
    @dawedgherense7580 2 роки тому +3

    ንሃደምቲ ቃለ መሕትት ?

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 роки тому

      ተዘይ ሃድም ነሩ እዚ ኩሉ ጉድ ኢሳያስ አይምፈለጥካዮን ነርካ።

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 роки тому +1

      እንቋዕ ሃደመ እባ ሳላ ዝሃደመ ጉድ ኢሳያስ ክንሰምዕ ኪኢልና። የማነ ፈታው ህዝቡ ወታው ሃገሩ ኢዩ። ስለ ዝፈትወና ኢዩ ካኣ ጉድ ኢሳያስ ዝነግረና ዘሎ ኢምበር አለው እንዶ ምስ ኢሳያስ ኮይኖም ክንደይ ጉድ ፈጺሞም ዝሄደሙ አብ ደገ ኮይኖም ገና ናብ ኤርትራ ተመሊሶም ህዝቢ ኤርትራ ክገዝኡዎ ከማሐድርዎ ድሕሪ ኣሳያስ ዝሐልሙን ዝማህለሉን። የማነ ዝገብሮ ዘሎ ግን ሰብኣዊ ሃገራዊ ሞራላዊ ህልና ስለ ዘለዎ እዩ። ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ🙏

  • @samsontekle5627
    @samsontekle5627 2 роки тому +1

    ኣነ ኣብ ተጋደልቲ ዘለኒ ክብሪ ላዕሊ እዩ ከምዚ ሰብ እዚ ግን ከዳዕ ክነሱ መልሓሱ ኣብሊሑ ክሳዱ ገቲሩ ሰባት ከጸልም ክትርእዮ ከለኻ ደሓር ኩሉ ወጅሃቱ በቃ ሓቀኛ ከምዘይኮነ ትፈልጦ ብሰንኪ ከምዚ ዝኣመሰሉ ቃልሲ ኤርትራ ብዙሕ ተጎቲቱ ከምዝነበረ ይረኣየካ

    • @aronabay9521
      @aronabay9521 Рік тому

      ይገርመካዪ ወዲ ሰበይቲ አቲ ጋዘጤና ከኣ ጀልጋፍ

  • @mulueyohans51
    @mulueyohans51 2 роки тому +1

    Waww nay behaqi nxur mebrhi zehabkena thanks ato yemane
    Astewal eritrawyan

  • @samsonmehari7013
    @samsonmehari7013 2 роки тому +8

    አዚ ከዳዕ ክንደይ ተጋደልቲ ዘቕተለ ክርሸን ኣለዎ ::

  • @abbytsfi9392
    @abbytsfi9392 3 місяці тому

    Please stop interrupting him, we want to learn the history of our country. One question at a time. 🇪🇷🇪🇷

  • @hannahnegasi6459
    @hannahnegasi6459 2 роки тому +2

    ሰላም አምላኽ ንዓኹም ይኹን ምድሐን ካብ ሐጢያትና ብጆካ ብደም ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ብኻልእ የለን ኩልና ካብ አዳምን ሂዋንን ጀሚሩ ሰባት ሰባት ኩልና ሐጢእና ክብሪ አምላኽ ሲኢንና ሮሜ 3፡ 23 እግዚአብሔር አምላኽ ካብ ሐጥያትና ከድሕነና ንጎይታ የሱስ ክርስቶስ ካብ ሐጥያትና ከድሕነና ሂቡና ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ሰማይን ምድርን ኩሉ ፉጥረት ዝፈጠረ ቃል አምላኽ እዩ ወንጌል ዮሐንስ ምዕራፍ 1 ፡ 1- 3 ከምኡ ዉን ወንጌል ዮሐንስ 1 ፡14 ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ምእንታና ክብል ሰብ ኮይኑ ፈጣሪና ሐጢያት ኩልና መርገም ኩልና ሕማምና ድኽነትና አብ ስጉኡ ጼሩ ምእንቲ ሐጢያትና አብ መስቀል ተሰቂሉልና ሞይቱልና ምእንቲ ጽድቅና አብ መበል 3ሳልሰይቲ ማዓልቲ ካብሞት ተንሲኡ ነቶም ናይ ሐጢያት ምንጪ ዝኾኑ ሰይጣንን አጋንንት ን ሲዒሩና ስለዚ ሐጢያተኛታት ከምዝኾንና ኩልና ንፈልጥ ኢና ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ሐጥያተይ ከምዝሞተለይ ምእንቲ ጽድቀይ ከምዝተሳካለ ይአምን አለኹ ኢልና ናብ እግዚአብሔር ክንቀርብ እግዚአብሔር ንኹልና ሰባት ይጽዉዓና አሎ ናቱ ጽድቂ ክህበና ዉሉዱ ክገብረና ናይ ዘልአለም ህወት ክህበና ንሰይጣንን ንፉልጠቱን ንባህሪኡን እኽሕዶ አለኹ እግዚአብሔር አምላክ ንዓኻ ይአምን ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ሐጢያተይ ከምዝሞተለይ ምእንቲ ጽድቀይ ከምዝተንስአለይ ይአምን አለኹ ዉሉድካ ክትገብረኒ ሽመይ አብ መዝገብ ሂይወት ክትጽፈኒ ናባኻ መጺኤ አለኹ እግዚአብሔር አምላኽ ምሕረት ስለ ዝገበርካለይ ካብ ሐጢያተይ ስለ ዘድሐንካኒ የመስግነካ አለኹ ቁዱስ መንፈስካ ስለ ዝሃብካኒ የመስግነካ አለኹ ኢልና ካብ ልብና ናብ እግዚአብሔር ክንቀርብ ይጽዉዓና አሎ እታ ማዓልቲ ምድሐን ሕጂ እያ አሕዋተይን አሐተይን እግዚአብሔር አምላክ እዛ ማዓልቲ ዝሃበና ምእንቲ ካብ ሐጢያትና ከድሕነና እዮ ነዚአምላክ ዝሃበናኩቡር ዕድል ንጠቀመሉ ሻላ አይንበሎ ወንጌል ዮሐንስ 3፡18 - 19ብእኡ ንዝአምን አይፍረዶን ።ነቲ ዘይአምን ግና ብስም ሐደ ወዲ አምላኽ ስለ ዘይአመነ ድሮ ተፈሪድዎአሎ ተባረኹ አሜን ።

  • @thomasdcat3463
    @thomasdcat3463 2 роки тому +1

    PIA is a real hero for all eritreans, but not cowards 😤 like you who side with TPLF

  • @ruthh1755
    @ruthh1755 2 роки тому +4

    Thank you Ato Yemane for your information 💯👍❤🙏

  • @jaguarrotschild364
    @jaguarrotschild364 2 роки тому +1

    Good job

  • @hadgu2562
    @hadgu2562 2 роки тому +4

    ኣየ የማነ ታሪኽካ ደይፈሊጥ ሓቂ ይመስሎ።
    የማነ ዕደ ኒቶም ኣብ ሶማል ኒበላዒ ሂብካዮም ዚሃደምካ ጀጋኑ ኩማንዶ 19 ኣባላት ኑደርጊ ኣረኪብካ ጀርመን ከምዘኣተኻ ዘይፈሊጥ ሃሊዩስ ደአሲል ኪትሕሱ።

    • @dendandendan2091
      @dendandendan2091 2 роки тому +1

      shout up learn , the you will know the truth .

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 2 роки тому +2

    ናይ ብጾቱ ልቦም ኣውዲቆም ዝኣምንዎ ስለዝጠለመ እዩ ።

  • @abbytsfi9392
    @abbytsfi9392 2 роки тому +1

    Give him a chance to respond. Dont rush him to give you an answer. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sosweet6192
    @sosweet6192 Рік тому

    Say President ESU yaqob with big respect

  • @awettsegai9484
    @awettsegai9484 2 роки тому +7

    HASSAWI!!!!!!

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 роки тому +1

      ሐቂ ዘይትፈልጥ ከመይ ገርካ ሐሶት ክትፈልጥ ሕማቕ ደንቆሮ😂😂

  • @berhanearaia401
    @berhanearaia401 Рік тому

    Zeytfeltwo aytehawtutu

  • @91ERI
    @91ERI 2 роки тому +4

    🔥ክትበልዓ ዝደለካ አባ ጉንባሕ ዛግራ ትብላ 🔥
    #ዕቢት ዓወትካ ሚስጥርናታውነትካ እዩ #
    ብጣዕሚ ተሕዙኑ ንመን ከተታልሉ ኢኹም?
    አብ መበል 21 ክ/ዘመን ከምዚ ዓይነት አተሓሳስባ ክሕልወኩም ዘሕዝን እዩ።
    ዝህመል ኤርትራዊ የለን። ግን ስለምንታይ እዩ እዚ ኩሉ ????
    ሕማም ስልጣን ምኳኑ እኮ አብ ዘረባኹም መርሒነት፡ ስልጣን ዝብል ሓረጋት ተደጋጊሙ አሎ ።
    ከምዚ ዓይነት ኤርትራውነትን አይኮነን።
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤርትራን ኤርትራውነትን ንዘላአለ ይንበር
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kolossal3912
    @kolossal3912 2 роки тому +2

    The interviewer keeps interrupting...please dont do that

  • @tesfayewerede3347
    @tesfayewerede3347 2 роки тому +2

    ክቡር ሐው አብ ሶማል ብዝነብረሉ እዋን ብዝሕ ዝበሉ ኤርትራዉያን አብ ቤት ማእሰርቲ ሶማል ነይሮም ዛንታ ዶኦ ነይሩካ?

  • @tigistihaile9318
    @tigistihaile9318 2 роки тому +4

    Wow! What a wasted time. Yemane you don’t have a clean hand as well. For everything time will tell.

  • @medhanegebrengus5517
    @medhanegebrengus5517 2 роки тому +4

    ዑሱባት

  • @MFish7980
    @MFish7980 2 роки тому +1

    Thank you, brother Yemane, for fighting relentlessly the brutal regime without giving up!! Thank you also brother Jacob!!

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 2 роки тому +2

    እዚ ዘረባ ንሾርት ሜሞርይ ተስፋ ኸይቆርጹ ዩ ። ተጋሩ ኦሮሞ.... ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ከለክምዎ ኢዮም ሓረስታይ ኣምሓራይ ። NB
    Kill old isaias afwerki
    Luck of the devil !

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx 2 роки тому +1

    ኩላትኩም ደጋላት ተ/ጋቲ ብገደል ጽደፉ ለኽባጣት ስሚ ህዝቢ ኤርትራ ስዉኣት እንተዝትስኡ ንስኻትኩም እንተትመቱ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 2 роки тому +2

    Kkkkk እዚ ሰብኣይ 1967 ተሰሊፉ ኣስራተ ካሳ ስለያ ሾርት መሞርይ ኣምሓራ ። ነምሓራይን ንኸዳዓት ኦሮሞን ተጋሩን ተዛረብቲ ርኹስ ኣምሓርኛን ኣምሓራይ ኢትዮጲያ ክትስራሕ ዝደልዩ እዩ እዚ ዘረባ ንሳጥናአላት ሰረቅትን ሓለውትን ሸየጥቲ ዓዶም ዝጥቀምሉ ሜላ መሃይማት ደቂ ገርሂ ልባ ጌና የሳውሩ ኣለዉ መስሓትያን ። ኸዳዕ ጠላም ኢሳያስ ኣፍወርቂ ንብጸቱ ስለዝቀተሎም እዩ እቲ ሓቂ

  • @zerayohannesghebreyesus8466
    @zerayohannesghebreyesus8466 2 роки тому +1

    I heard this interview long ago.

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 роки тому

      You need to hear it agin in order to understand it better. It is real and factual.

  • @mikezekarias1644
    @mikezekarias1644 Рік тому +4

    የማነ ጓሓፍ ፍንፉን ውዳቕ

  • @tewoldekahsai8056
    @tewoldekahsai8056 Рік тому +2

    The more I listen to your interview the more I love my president isseyas afewerki. The hero forever.

  • @medhanegebrengus5517
    @medhanegebrengus5517 2 роки тому +9

    ኢሰያስ ኢሰያስ ኩቲቡሉ ጽሓይ ዓሪባቲኩምም

    • @emanabraha3251
      @emanabraha3251 2 роки тому +1

      Nska kea comment kitsehif sehay aribatka

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 2 роки тому +2

    ክክክክክ መሻኪን ኣምሓሩ ኢሱ ኢሱ ኢሎም ክላዓሉ ትገብር ኣሎካ የማነ ሳታኒዝም ፎእ ጃሱስ ኸዳዕ ኢኻ ። ርኹሳት ከዳዓት ተጋሩ ኦሮሞ ጉራጌ ...... ኣምሓርኛ ኣኣበባ ዝዛረቡ ጥረስጋ ስሱዓት ኢትዮጲያ ክብሉ ኢዮም ክክክክ ኣምላኽ ከ ዋዛ ዶ ። ጽረፈኒ ግን ከኣ ከምዚ በል ከከከከ ርጉማት ኸዳዓት መንፈስኩም ክርበሽዩ ከማኻ ብዙሓትዮም መስሓትያን ጨናዊ ኢኻ ሉኡኽ ሳጥናኤል

  • @nimrodgabriel2266
    @nimrodgabriel2266 2 роки тому +1

    #ምሸሙሸ ዓጥነ፣ ን40 ዓመት ከይሓፍርካ ኢሰያሰ ክትብል ጻሓይ ዓርብካ፣ #ዕሱብ_ኩርኩር_ወያነ

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 роки тому

      ኪድ ጋዕጋዕ ከዳሚ እንኮ ኢሳያስ!! ሕልና አልቦ!!ሞራል ዚሮ!! ሰብኣዊ ዲያብሎስ ሰይጣን ዑሲብ ወልቀ መላኺ ኢሳያስ ኢኻ ንስኻ። የማነ ታሪኽ ኢዩ ዘውርስ ዘሎ። ከማኻ ተበላጺ ደም ሰብ ሰታይ ሕልና ዘይብሉ ሕማቕ ሰብ አይኮነን። ኪድ ቅትለት ነብሲ ግበር። ጋዕጋዕ ተወሊጀ ዓጋመ ናይ ትግራይ ትግሪኛ ሚስጢራዊ ውድብ ካድር ኢኻ ንስኻ ናይ ኤርትራ ጉዳይ አየመልክተካን ኢዩ ቆንዳፍ 😂😂

    • @nimrodgabriel2266
      @nimrodgabriel2266 2 роки тому

      @@wintahabtom9894 ካብ ሓንት ኣመንዝራ ዳኣ ኢንታይ ክጽበ ፣ ጸባብ ርእሰ፣ ዘግፍሕልክ ኢንተረክብክ እኩል ኢዮ፣ ብመሸነትክ ኢንበር ብርእሰክ ካብ ማዕሰ ሓሰብክ ትፍልጥ፣ ኣመንዝራ

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 роки тому

      @@nimrodgabriel2266 ሕማቕ እዚኣ ኢያ ጥራሕ ኢያ ዓቅምኻ። ምንዝርና ሞያ ኢዩ ወይለኹም ሞያ ዘይብልኩም ሑሲራት

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 роки тому

      ሕሲራት

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 роки тому

      ሕማቃት ሑሱራት ማሃይም

  • @teklenara9386
    @teklenara9386 2 роки тому +7

    ወይ ጉድ ነብስኩም ፈትኩም ሀድምኩምሲ ኢሰያስ ኢሰያስ ክትብሉ ጽሐይ ዓርብኩም ጅግና ኢዩ ኢሰያስ ኢንካይ መራሒ ኤርትራ መራሒ ዓለም ክከውን ዝግበኦ ሰብ ኢዩ ብዓል ኢስካ ኢቲ ዝኮነ ጋሳ ዘዕልሎ ዝነበረ ኢካ ትዛረብ ደለካ። ጃኬት ኣመርካ ዶ በልካ መስዓቅ በዚ ክትርታዕ ትክእል ኢካ። ነቲ ጃኬታት ዝሰደድዎ ብህወቶም ኣብ ጀርመን ኣለዉ ኢስካውን ኣብ ጀርመን ኣለካ መልሲ ምስሀቡካ ነይሮም ግን መትከል ህዝባዊ ግንባር ገረ ዝብሀል የብሉን። እሰያስ ጥራሕ ድዩ ኤርትራ ዝመርሐ ዘሎ ናይ ኩሎም እኩብ ኢዩ ንእሰያስ ፈልካ ምውቃዕ ኢንታይ ንምርካብ ኢዩ ስንፍናካ ምግላጽ ጥራሕ ኢዩ ኢለ ዝሐልፎ። በሉ ኢሰያስ ክትብሉ ጽሐይ ትዓርበኩም ኣላ ገሌኩም ሐንክስኩም ገሌኩም ዓውርኩም ንደቂኩም ሕማቅ ታርክ ገድፍኩም ትሐልፉ ከምዘለኩም ይርድኣኩም ዶ ኣሎኩም። ንሀዳማይ ሀድምካ ኣይትብሎን ኢካ ግን ዘየሎ ታርክ ክዛረብ ከሎ ግን ዓገብ ትሕሱ ኣሎካ ትብሎ ኢሞ ኣታ ሰብኣይ ድሰከርካስ ኢስካ ኢካ ደየሎ ትዛረብ ዘለካ ታሐብእካ ምሕሳው መን ይክልክለካ ኢልና ንፋነወካ። ንስዳን ብምታይ ወጽኡ ኢልስ ኢንታይ ዓይነት ሕቶ ኢዩ ናይደንቆሮ ሕቶ ኢዩ። ንክትቃለስ ብዝጣዓመካ መንገዲ ንሰውራ ትጽንበር ነዚስ ኢንታይ ክትብሉ መልሲ ትህብሉ። ቆልዓ ዘይሐቶ ሕቶ ኢልና ንሐልፎ። ኤርትራዊ ኩቡር መኒነት ,,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Seludisen5280
      @Seludisen5280 2 роки тому

      Halay wahid niskas kifal hizbi eritrean dey qonkan tesatfoka giber hibi ybers alo bisenkukum gahafat dembya fofofofo

  • @gmanyem1057
    @gmanyem1057 2 роки тому +3

    ሃዳሚ ዳኣ እንታይ ታሪኽ ኣለዎ፡ ሸንካ ደቅስ በሎ። ደንቆሮ ሲ ክንዲ ዝስተር ይግተር።

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 роки тому

      ሕማቕ እዚ እዩ ኢቲ ዓቅምኻ😂😂😂

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 роки тому

      ደንቆሮ ሲ አክንዲ ዝማሃር ተገቲሩ ይጻረፍ ኢዩ ናትካ ነገር። ጅግና የማነ ቅድሚ ምድቃሱ ምስክርነት ይህብ አሎ። ወይለኹም ሕልና አልቦ እምበር

  • @peacetotheworld1737
    @peacetotheworld1737 2 роки тому +1

    ጉድ እኮ እዪ ተረኺቡ ለዘበን:: ዐይነይ ድዬ🤔🤔🙈🙈

    • @peacetotheworld1737
      @peacetotheworld1737 2 роки тому

      At least look at the person you're interviewing my friend. I'm just saying🤷‍♀️🤷‍♀️

  • @ktabtegaru770
    @ktabtegaru770 2 роки тому +3

    ኣንታ ጋዜጠኛ ኣወዳኣዮ እንዶ ባዕልኻ ትሓትት ባዕልኻ ትምልስ ህውታትያ ኢኻ

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 2 роки тому

      ኣብ ሰሌዳ ዝተዳለወሉ ሕቶታት ዘንብብ ዘሎ ኢዩ ውን ዝመስል፡ ክልተ ኣምሰሉ🤣

  • @daniel7-kq4yr
    @daniel7-kq4yr Рік тому

    Eseyas ko wedi negestat kab tgray mkanu Abahagoy ynegrena nieru eyom nay kedem weledna keytemaharu kulu yfeltu btami eye zgerem

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 2 роки тому +1

    እሞ ኢሳያስ ሰላይ እዩ ነይሩ ክበሃል እነተደኣ ኮይኑ ቀንዲ ተሓተትቲ ናይዚ ጸጥታዊ ሃጓፍ ተሓተትቲ መራሐቲ ናይ ጀብሃ ነበር እዮም ።
    ምኽነያቱ እንታውነቱ ከየጻረዩ ብቀጠታ ንወተሃደራዊ ትምህርቲ ንቻይና ከምዝኸይድ ተገይሩ እዚ ጥራይ ከይኣክል ምስተመለሰ ብቀጥታ ኣባል መሪሕነት ቅያዳልዓማ ከመዝኸውን ተገይሩ ።
    እሞ ሕጂ እዝኹሉ ሃተፍተፍ እነታይ ትርጉም ኣለዎ ።
    ኢሳያስ ንሰውራ ኤርትራ መሪሑ ናጽነት ኣውሒሱ ክሳብ ሕጂ ይገዝኣ ኣሎ ።
    ብርእይቶይ ኢሳያስ ናይ ስልጣን ሰብ ስለዝኾነ ንኤረትራ ብምልኪ ይገዝኣ ኣሎ ።

    • @ድጉልቓንዛ
      @ድጉልቓንዛ 2 роки тому +1

      ምሳካ 100% ይሰማማ እየ እዚ ሰብኣይ ስቅ ኢሉ ሃለውለው ይብል ኣሎ።

  • @michaelzere8780
    @michaelzere8780 Рік тому

    ወይ ጉድ ሳሕል ወፊርና ዳአ ናጽኘት አምጺእና:እቲ ሕቶ ንስኻ ታይ አምጺእካ እዩ ታሪኽካ አብ ፈይስ ቡክ ተዘርጊሑ አሎም መልሲ ዶ ምሀብካሉ

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 2 роки тому

    What happen the position of you sit is looking to camera man not to your interviewer

  • @yacobhaile6379
    @yacobhaile6379 2 роки тому

    "45:37...?"
    Why are you looking at the camera or camera man, while asking to Yemane...?"
    "Please be...!"

  • @tecletecleab2090
    @tecletecleab2090 2 роки тому +3

    P. I. A is the icon of Eritrean people We respect him as our leader and hero we do not care what you say about him because he is great leader, he acomplished his mission… not like you who left Eritrea with un clean hand, you are wanted on the life of 19. Eritrean heros you betrayed thier life while they are in a mission in Ethiopia and you are granted to imigrate to Germany from Ethiopia.

  • @ramadansilemanmohammed8267
    @ramadansilemanmohammed8267 2 роки тому

    الحقيقة انا لا ألوم مثل هذا اعتبره بطل الخوف المسحين ورقبت التفوق علي المسلمين هو من اوصلنا الي ما وصلنا ليه

  • @girumtessema2657
    @girumtessema2657 2 роки тому +2

    ረሳሕ

  • @mhreteabbrhanetesfay4296
    @mhreteabbrhanetesfay4296 2 роки тому +1

    Kemey zbelwo atine eyu wedey ezi

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 2 роки тому +1

    ብጃኹም አቱም ሙሁራት እሞ አብ ቦለቲካ (politics) እዛ ሐዳስ ካርታ ኢሳያስ ዝሰራሐ ግን እቶም ጥርኑፋት ክርስቲያን ፋሽሽት ናይ ትግራይ ትግሪኛ ካድራት ዘምበልብሉዋ ዘለዉ ጉጉል (Google) ውን የርኢ አሎ

    • @wedinegash924
      @wedinegash924 2 роки тому

      ዘይ እድብቲ ፡"ጥርኑፋት ክርስትያን ፋሽሽት"ኢልኪ ክትጽሕፊ ሓንቲ ገስረጥ ምዃንኪ ትርዳእ።

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 роки тому

      @@wedinegash924 ኪድ ሕማቕ 😂😂ኪድ ነብስኻ ቀተል ደንቆሮ ማሃይም

    • @wedinegash924
      @wedinegash924 2 роки тому

      ናይ ደናቑር እንዳ ተዛረብኪ ደንቆሮ ትብሊ ኣንቲ ደንቆሮ ፡እዞም ክርስትያን ዝብሉ ተወሺሞምኺ ኣለዉ ምስለኒ ገፋሕ።

    • @likemeorhatemenocare160
      @likemeorhatemenocare160 2 роки тому

      @@wedinegash924 keliyo ezatom shimom keyrom wey eusubat teray kekonu zelowom

  • @Halamadrid676
    @Halamadrid676 9 місяців тому

    እዚ ጽንጽዋይ ሕጂ ብኸመይ ኢና ክንኣምኖ

  • @ሉልኤሩ
    @ሉልኤሩ 2 роки тому +5

    ጽልኣት ናይ ኢሰያስ ይገልጽ ኣለኹ ክትብልሲ ድንቁርናኻ ኣብሪህካልና።ህግ ጅግንነቱ ካብ ወተሃደራት ደርግ ንሰምዕ ኣለና ንስኻ ግን ተገመት ኢሉካ።

    • @Tesfa325
      @Tesfa325 2 роки тому

      ደንቆሮ ንደንቆሮ ጥራይ እዩ ዝፈልጦ

  • @peterouswoldeselassie8581
    @peterouswoldeselassie8581 2 роки тому +1

    He saved the country

  • @ጽዮንኣደይ-ቈ1አ
    @ጽዮንኣደይ-ቈ1አ 9 місяців тому

    😂ብከምዚ ዓይነት ቂም ዝተጻሕፈ መጽሓፍ ሲ እንታይ ክመስል ኢዩ😅

  • @mubahamde
    @mubahamde 3 місяці тому

    Layer hasawi kedae

  • @mikezekarias1644
    @mikezekarias1644 Рік тому

    ሽለት

  • @fituikifle5629
    @fituikifle5629 2 роки тому +3

    ጓልካ እውን እስኻ ኣይኮንካን ትዕድላ፤ እሳ ዝመረጸቶ ኢኻ ትምርቐላ ሓውና

  • @letina1242
    @letina1242 2 роки тому +2

    Trufatat Isseyas maydo tseba abilkum

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 2 роки тому +1

    Great interview! Long live Yemane! Thanks Erimeias 🙏👌👏👍❤️✊

  • @amanueltewel3115
    @amanueltewel3115 Рік тому

    Halayyy zegenfo nay hgi gber ...betki

  • @fithawihaileab6334
    @fithawihaileab6334 2 роки тому +1

    Ezi sebhay zzarebo zelo trgum zelowo aymeslenn , tfelt tenierka ab gziehu ktzareb nierka, just Drama

  • @Hager330
    @Hager330 2 роки тому

    💙💚💙🇪🇷

  • @hanibalteklia665
    @hanibalteklia665 2 роки тому +2

    Lekbat sebay tfelit entenierka dea entay konka tm ilka treyo nierka fgur nay ezni iki kea nierki mebaxaxiht dehar keas ksli entesedidomos nksiru dyom delyom ksiru telimwom maletka dyu sirwom eko ymerh nieru tekoynu kea ab kunat ayatun eyu asrahika debrix do kunat yeatu alo eyu dhul kelbi weyane

    • @emanabraha3251
      @emanabraha3251 2 роки тому

      Hamasien dika

    • @anditwedikeshi9967
      @anditwedikeshi9967 2 роки тому

      እዚ ሰብኣይ ኣባሃህልኡ ብዘይካ ኢሰያስ ብዓል ራኢ ኣይነበረን እዩ ዘመልኽት ።ሰራዊት ናበይ ኽመጽእ እዩ ዝደልዮ ክክክክ ከተሕምሙዎ ዓጢነ

    • @hanibalteklia665
      @hanibalteklia665 2 роки тому

      @@emanabraha3251 ewe hbun hamassienay politics b alyet kitserhu nmejemerta gzie ab dembe enklil eyu seb betahasasbeu eyu zmzen brukey ane kea entay afrina deamber tekawami eye bahalay eye yegdas bzerin baletn ktihasbu lewti yelen 21 century bexihnas kemzi knzareb xbuk aykonen

    • @emanabraha3251
      @emanabraha3251 2 роки тому

      @@hanibalteklia665 kedem kemuu aymeslenn neru hiji gin terediuna men eyom hgdef kikohahilu zeweilu cancer nay hzbi eritrea tegatatimina ena msakim si dhri hgdef yerakbena dehan

    • @hanibalteklia665
      @hanibalteklia665 2 роки тому

      @@emanabraha3251 OK xegem yelen zarkey abmesmer alena habirna neabi wey habirna ntefi dyu zbele ayaka meles hhhh

  • @ynz3099
    @ynz3099 2 роки тому

    Can you please tell us what happen to the 19 commandos in Ethiopia to destroy the Air force of Ethiopia in Dire Dawa ?what was your role in their being ambushed n killed ? Are you the one who betrayed them and went to East Germany defecting to Dergue,? You were already in Kenya when you supposed to lead the operation ?Do you think you owe 19 Eritrean commandos life because you leaked the information?

  • @ramadansilemanmohammed8267
    @ramadansilemanmohammed8267 2 роки тому

    ابشر أبشر المناضيل يماني

  • @HR-uf1zn
    @HR-uf1zn 2 роки тому +1

    ከዳዕ ነውሪ ኣይፈልጥን እዩ። ነቲ ታሪኽ ሰርሑ ካብ ተኽሊ ክሳብ ፈጽሚ ቃሉ ዘየዕበረ በዓል ረዚን ታሪኽን icon ቃልስና ኩቡር ፕረዝደንት ኢስያስ ክትወቕስ ዓቅሚ ይኩን ብቅዓት ከምኡ ውን ሞራል የብልካን። ሓደ ሓደ ጀጃዊ ስርኡ ፈትሑ ብጾቱን ንዝወደቁሉ ዕላማ ራሕርሑ ዝሃደመ ብዛዕባ ታሪኽና ክዛረብ ናይ ሞራል ልዕልና ይኹን ናይ ፖሎትካ ብራኼ የብሉን።
    ንስኻ ከማኻ ዝበሉ ዙሩጋት ስቕ ጥራይ እዩ ፎርማኹም። ሕማቕ ዘበን መጽኡ ከዳዕ ከም በዓል ታሪኽ ተቖጽሩ ነውራም ተግባሩ ዘካፍሎሉ ግዜ ንርኢ ኣለና። ዓርኪ ሰባር ነቓዕ ከም ዝባሃል ነቲ ንዓኻ ሰብ ረክቡ ክተዕልሎ ዝዓደመካ ውን እንተኮነ ካባኻ ከም ዘይሓይሽ ዘርእየካ።

  • @Barc869
    @Barc869 2 роки тому

    አዛ መጽሓፍ ኣበይ ክረኽባ ይኸኢል በጃኹም ታሓባብሩኒ ሲአነያ

    • @eritrea2306
      @eritrea2306 Рік тому

      Teflto dika ezi seb wey entay aynet seltan nerwo ab hezbawi genbar

    • @Barc869
      @Barc869 Рік тому

      @@eritrea2306 Ya

  • @ramadansilemanmohammed8267
    @ramadansilemanmohammed8267 2 роки тому

    بنسبة التخويف المناضيل يماني هو ماء في ماء صحيح كلامك نحن في خطر

  • @yosiefandeab7878
    @yosiefandeab7878 2 роки тому

    Ata ema why eka zereba'u kolifka tqorxo zeleka, n yemane knseme'a enber neaka knre'i eko aymexenan

  • @degoldessie1826
    @degoldessie1826 2 роки тому +3

    Thank Abona Yemane T/gergios. Hatati plz, give him chance to talk, you interrupt him every minute. Please improve the way you ask.

  • @yitbarekfessehaie2741
    @yitbarekfessehaie2741 2 роки тому +2

    Really?!?! It is sad to hear opinions of people who share their recollections on social media who attempt to explain current affairs through the eyes of their past experiences!!!! What do these people, with all due respect, have had anything to do with current affairs? How relevant are their recollections today? What possible relevance can it have on events that constantly evolve? Current affairs is very fluid by definition to project future outcomes or explain them on decades old experiences may not be helpful as it is purported!!!! Personal issues aside, what constructive point has he raised, in this clip, for WARSAI/YIKAALO and Eritrean youth in general?!! That is the acid-test. Put your personal issues to one side and put forth every constructive ideas for the future of Eritrea! If you cannot do that you are just uttering bitter experiences that fill the social media but serve nothing else!!!

  • @peterouswoldeselassie8581
    @peterouswoldeselassie8581 2 роки тому

    Move on

  • @hainfotechchannel1132
    @hainfotechchannel1132 2 роки тому

    Isaias xere Ertrawnet

  • @merhawi6711
    @merhawi6711 2 роки тому

    Yemane kedai dea Intay gedischka deaka zey akimka tizabi

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 2 роки тому +2

    ኢሳያስ ኤርትራዊ መንነት ደምሲሱዎ ኢዩ። እተን ምዕቡላት ሃገር ዝባሃላ ይኹና ዋላ ዘምዕብላ ዘለዎ ሃገራ አስማት አውራጃታተን ( regional names) አይጥፋኣን አይደምሰሳን ኢሳያስ ግን መንነት ኤርትራ ክድምስስ ንመጻኢ ንዘለኣለም ህዝቢ ኤርትራ ብሬተይ ዶ መሬትካ ዶ እንዳበለ ነንሕድ ሕዱ ክባኣስ ኢሉ ብመላ ኢዩ ገሩዎ ግን ህዝቢ ኤርትራ ጋና ካብ ሞት ድቃስ ኮማ (coma) ጋና አተበራበረን ኢዩ ዘሎ።

    • @Seludisen5280
      @Seludisen5280 2 роки тому

      Great message 👍 thanks winty you're so cute 😍

  • @berhanearaia401
    @berhanearaia401 Рік тому +1

    Please do not lie

  • @yonasmichael6185
    @yonasmichael6185 5 місяців тому

    Yitrefena qalsekha

  • @jockethejockey972
    @jockethejockey972 2 роки тому +1

    Bimidigigam selchina

  • @zashoshoza367
    @zashoshoza367 Рік тому

    ዓቢቆልዓ ንስኻ ምስታ ቀታሊት ስልፊ ኮይንካ ዝህለቕካዮ ኤርትራዊ ስለዘሎ ካብ ተሓታትነት ኣይክተምልጥን ኢኻ ።

  • @abrahamlegese8955
    @abrahamlegese8955 2 роки тому

    Hatte dika mekaretsi zreba. Temekuro yhateka eu
    Yemane metshaf eu eko

  • @jaguarrotschild364
    @jaguarrotschild364 2 роки тому

    ♥️♥️♥️♥️♥️

  • @jaguarrotschild364
    @jaguarrotschild364 2 роки тому

    👍👍👍👍👍

  • @sosweet6192
    @sosweet6192 Рік тому

    Game is over kezab

  • @dahlakdahlak9695
    @dahlakdahlak9695 2 роки тому +1

    ቡሉይ፡ ቢህል ፡ 50+ < > አስራተ፡ ካሳ፡ ሕቡእ፡ ሰልፊ etc...
    እዚ፡ ቃለ፡ መሕትት፡ እውን ፡ ነዊሕ፡ ዝገበረ፡ እዩ ..3+ ዓመት ። ምድግጋምን፡ ምቅብባልን፡ ቡዙሕ፡ ትርጉም፡ አይህብን፡ እዩ ።
    ሙሉእ፡ ጥዕናን፡ ነዊሕ፡ ዕድመን፡ ንጅግናን ኽቡርን፡ አቶ፡ የመነ፡ ተኽለ፡ ገርጊስ
    ክብርን፡ ሞጎስን፡ ንህልዋት፡ ጀጋኑ !
    ዘልአለማዊ፡ ዝኽሪ፡ ንሰማእታት !

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 2 роки тому

    Bhsot miezhaf bhdot mezhaf kitzhief wejel ieyu isryas abselht werat ab topy disuko hdieru zeblena selhita werar ashiel kemzinbr koolom irztepul alewo hiefer izey yemane balege hdwy ieca 😏😏😏😏🤔🤔

  • @berhanearaia401
    @berhanearaia401 Рік тому

    Ebahal endatebahale zelel tarik yelen

  • @nardosetekie1165
    @nardosetekie1165 Рік тому

    Ata kndey thamk eziu mhuroka kalsi Eritrawe kndzi ktnaeso btuk

  • @berhanearaia401
    @berhanearaia401 Рік тому

    Kemey tegedaley ane ynekfeka

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 2 роки тому +1

    ኢሳያስ ጅግና አዕቢድኩም