ተኽለ ክፍለማርያም (ወዲ ትኹል) - ጉዳም'ዩ ወዱ - Tekle Wedi Tukul - New Eritrean Music 2024 - Tribute Music

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 10 січ 2025

КОМЕНТАРІ •

  • @የእናትፍቅር
    @የእናትፍቅር 5 місяців тому +104

    ኤሬትራዊነት ኽቡር ምንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሽም ኤሬትራ አብ ዓለም አቀፍ ንክትፍለጥ ዝገበሩኩም ሕቡናት ኤሬትራዊያን ምስጋናኻናኹም ይብዛህ ኤሬትራዊነት ይዓንብብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AlayGere
    @AlayGere 5 місяців тому +78

    ኣርካን ጅግና ኣያና ወዲ ትኹል ጀጋኑ ወሊድካ ኢኻ ቅሰን ብዝወፈርዎ ትዓዊቶም ዝምለሱ ዓዶም ቢኒ ወድኻ ከኣ ወሪሱ ናይ ኣቦታቱ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀🍀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀❤️❤️🌿🌿🌿🍀🍀🍀🍀🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼

  • @Gunas123
    @Gunas123 5 місяців тому +28

    ኣነስ ኡንቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ተመስገን ኣምላኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪ካብ ሕጂ ሓደ ጻዕዳ ዝቐርበና የለን 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @tesfahiwetghide8917
      @tesfahiwetghide8917 5 місяців тому

      🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ bini bini bini❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hawitedi9810
    @hawitedi9810 5 місяців тому +25

    ካኣ መጸ እቲ ወናም ወድ'ትኹል ነቲ ወናም ውላዱ እንክዝምረሉ።
    ተዓወት ተዓወት ተዓወት
    Viva Eretra 🇪🇷🇪🇷

  • @danieluk3151
    @danieluk3151 5 місяців тому +18

    Wellcome ወዲ ትኹል, legend,
    ዕድመን ጥዕናን ፡ ይሃበልና ፈጣሪ, 🙏👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @GuraGura-cd9jd
    @GuraGura-cd9jd 5 місяців тому +58

    ዕድመን ጥዕናን ይህበካ ፈጣሪ ኩብር ኣርትስት ወዲ ቱኹል ዓወትካኣ ኩሉ ግዝየ ንኤርትራዊያን ረቢ ምሳና ዩኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @awettekle5542
    @awettekle5542 5 місяців тому +36

    ኣነስ ብኽልኹም እየ ሕቡን
    ጅግና ታሪኽ ቀዳማይ ከየዘተና ይዳራረበና ኣሎ
    ጸለምቲ ኣድማስ ዓለም ኤርትራዊ ትመስክር ንሕና ኸኣ ንሰርሕ
    👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @selam-yi2op
      @selam-yi2op 5 місяців тому +5

      ናይ ብሓቂ ታሪኽ ኣብ ልዕሊ ታሪኽ ተመስገን ፈጣሪ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MassawaMendefera
    @MassawaMendefera 5 місяців тому +17

    ዋውውው ሰላምካ ይብዛሕ ወዲ ትኩል በዓል ንስካ ጀጋኑ ዘፍረክሞም ኢዮም ተሓበን ጂግና

  • @ካናሪኤሬትሪያ
    @ካናሪኤሬትሪያ 5 місяців тому +7

    አነ ሲ መመሊሸ ይሕጎስ አዚ አግዛብሄር ሲ ኤርትራዊ ጌሩ ስለ ዝፈጠረኒ ❤
    ❤አነ ሲ አንኻዕ ካባካኣትኩም ኾንኩ ❤

  • @mehrteabberhane8396
    @mehrteabberhane8396 5 місяців тому +28

    የቀኔልና አርካን ሞቶር ሰውራና ኹሉ ግዜ አብ ልብና አለኻ።
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዱ ትኩል ሓውና

  • @Eri-Africa
    @Eri-Africa 5 місяців тому +6

    ወዲ ትኹለይ፡ ቀዳምነት እንቃዕ ከምዚ ረአናካ! ብረታዊ ቃልሲ ኣጋዲልካ ሕጂ ድማ ስፖርታዊ ቃልሲ ተጋድል ምህላውካ ምስጋና ንዓኻን ንፈጣርን። ኤርትራዊ ሙኻን ክጥዕም!🙏🏾🎆🇪🇷🎆❤️

  • @edenkidane1625
    @edenkidane1625 5 місяців тому +32

    ወዲ ትኹል ስሑል ጎረሮ ዕድን ጥዕናን ይሃብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @germatsionmesmer8992
    @germatsionmesmer8992 5 місяців тому +9

    መርሓባ ወዲ ሓላል መሬት ወዲ ትኹል ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ❤ ንቢኒ ሓበን ሃገር ካኣ በዓል ሓቦ ጽንዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም❤ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና❤ ክብርን ሞጎስን ንምክልኻል ሓይልታት ኤርትራ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mitslaltekle6437
    @mitslaltekle6437 5 місяців тому +35

    ተዓዊትካ በልዎ
    ብኒ ጅግና ማዕተብ እምነቱ
    ማዕተብ ሃገራዉነቱ
    ዘይበትኽ ጅግና ሓበን መላእ ኣፍሪቃ
    ኩርዓት ህዝብን ሃገርን
    ብሰላም ጀምርካ ብሰላም ክትዉድእ እዩ ጸሎትና ባህግና።
    ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን ብኒ ኮርዒዳ

    • @helenaki18
      @helenaki18 5 місяців тому +1

      Amen🙏🏻🇪🇷❤️

  • @nebiatghebremariam51
    @nebiatghebremariam51 5 місяців тому +2

    ጅግና ወዲ ትኩል ኣድሃ ድምጽ ሞተሪ ዘይነጽፍ ህያብ ኤርትራ መጸበቅ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ። 🇪🇷👍🏻❤️🌹🇪🇷

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 5 місяців тому +33

    ቢኒ ኣምላኽ ኣብ ዝረገጽካዮ ምሳኻ ይኹን❤🎉❤🎉❤

  • @ወዲሓድጉ
    @ወዲሓድጉ 5 місяців тому +2

    ትኹለይ መቶር ሰውራና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bahtashimendi2487
    @bahtashimendi2487 5 місяців тому +30

    ወዲ ትኩሊ ጂግና ተወልዱ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @habtutrfu6454
    @habtutrfu6454 5 місяців тому +2

    ወዲ ትኹል ፍርቂ ሰውራና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @hussienibrahim6577
    @hussienibrahim6577 5 місяців тому +13

    ወዲ ትኹል ብመጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ብጣዕሚ ብልጽቲ ደርፊ ኤረትራዉያን ኮዋኽብቲ ንቅድሚት ንቅድሚት አጆኹም አጆና 👏💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏆

  • @lemlemrussom5142
    @lemlemrussom5142 5 місяців тому +1

    ትዓወት ትዓወት ወዲ ትኩል ጂግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ውረስ ተወራረስ ናትኩም ወሲዶም ዋርሳይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾

  • @negussiesamson3020
    @negussiesamson3020 5 місяців тому +28

    መርሐባ ጅግና ኤርትራዊ ወዲ ትኹል ኣርካን ጅግንነት ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉❤🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷

  • @ephraimhabtemariam4128
    @ephraimhabtemariam4128 5 місяців тому +5

    Thank you wedi tikul, thank you Binyamwy, most of all THANK YOU OUR MARTYRS FOREVER 🎉🎉🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ፈጣሪዓለሙ
    @ፈጣሪዓለሙ 5 місяців тому +13

    ጅግና ወዲ ትኹል ጽቡቅ ስራሕ

  • @andomhabteghebriel2964
    @andomhabteghebriel2964 5 місяців тому +1

    ንበረልና ወዲ እዛ ሓላል መሬት።ኤርትራውነ ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹✊🏼✊🏼✊🏼👋👋👋

  • @hkidane9174
    @hkidane9174 5 місяців тому +5

    መርሓባ ወድ ትኩል አለኩ እንድሕር እልካና
    1 ዓመት እና ንውስክ አብ ዕድሜና።

  • @erihagerey4626
    @erihagerey4626 5 місяців тому +1

    ዋውው ይበል ኣገናዕ ወዲ ቱኩል ብኒ አንበሳ ናትኩም ወሲዱ ናይ ኣቦታቱ ኣባሓጎታቱ ኤርትራ ጀጋኑ አያ ተፍሪ ሓጎስና ምቁጽጻር ስኢና ❤🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉❤🎉❤

  • @hawashait8758
    @hawashait8758 5 місяців тому +2

    YOHANA BINI JEGNA WEDI EZA HALAL MERET NUGUS NAY AFIRIKA GOBILEL AMLAK EDMEN TEENAN YHABKA 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @hawashait8758
    @hawashait8758 5 місяців тому +1

    ERITREAWINET KUBUR MENNET 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @mitslaltekle6437
    @mitslaltekle6437 5 місяців тому +10

    ጅግና ይወድቅ ይትንስእ ኣጆኻ ቢኒ

  • @segeneasmara596
    @segeneasmara596 5 місяців тому +1

    ወዲ ቱኩል ሸኮር ገሪሙና አሎ ናይ ቢኒ 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷ብታሕጋስ ተጭንዲሕና 🙏

  • @adiamyonas-zp3qp
    @adiamyonas-zp3qp 5 місяців тому +6

    ንገድሊ ገሉጽካዮስ ሕጂ ካኣ ንስፖርት ኣቤት ጥበብ ወዲ ትኩል ስለዚ ኢና ኮ ክትነብሩልና ንደሊ ኣቦታት ገድሊ🎉❤

  • @mesghenayohannes5620
    @mesghenayohannes5620 5 місяців тому

    ጅግና ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @dendeneritrea9494
    @dendeneritrea9494 5 місяців тому +7

    🎉🎉🎉🎉 ወዲ ትኹል ጥዑም ድሃይ፡ ንበረላ እስከ ዛ ሃገር 🎉🎉🎉

  • @HiwetAbraha-lv3pw
    @HiwetAbraha-lv3pw 5 місяців тому +1

    Brged Jigna Igzabiher idmen tienan yhabka ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kidanetesfalem4062
    @kidanetesfalem4062 5 місяців тому +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነዓና ክሕሸና ሓርበኛ ወድቱኩል ጅግና ። ቢኒ ቢኒ ቢኒ ጅግና ተዓወት ታሪኽ ሰኒድካ 💐 🐅✍️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🤲

  • @hawashait8758
    @hawashait8758 5 місяців тому +1

    BINI NAY ERITREA JEGNA NAY AFRIKA JEGNA 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @selamgebremedhin
    @selamgebremedhin 5 місяців тому +11

    ቢኒ ጅግና ኤርትራዊ ቃዉ ቃዉ ኣቢልዋ ዓለም።

  • @yoditshambell3869
    @yoditshambell3869 5 місяців тому +1

    .ኤርትራውነት ክቡር መንነት ወሰደ ወዲኤረይ ወሰደ 🎉 ወዲ ትኩል ደስ ዘብል ዜማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እምባሕ በል ኤርትራዊ ተሓበን❤🇪🇷🎉🎉🎉🎉🇪🇷

  • @Greensky888
    @Greensky888 5 місяців тому +10

    Ashshhhhh Arkana wedi tukul kurat Eritrana 👍💐🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @erifreeone8083
    @erifreeone8083 5 місяців тому

    ቢንያም ግርማይ ሰፃረ ተሓጎስ ወዲ ኤረ 👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏆🏆🏆✅✅🏁🏁🏁🚴🚴🚴🙏🙏🙏

  • @elsagebrekidan4350
    @elsagebrekidan4350 5 місяців тому +17

    Long life and health for you wedi Tukul. Welldone❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SAMdave183
    @SAMdave183 5 місяців тому +2

    በዚ ዝጀመርናዮ ዓወት ዳይ ን ልቺን ማይን ኢንተርነት ህዝብና ንክረኽብ ንስራህ ንመንግስትና ንላቦ:: 💚

  • @abrahamkesetemehari
    @abrahamkesetemehari 5 місяців тому +3

    King Wedi Tukul for Biniam Girmay 🇪🇷🥇 The Champ 🇪🇷🫡🇪🇷🫡🇪🇷

  • @Semiraasmara
    @Semiraasmara 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤አርካን ወዲ ትኩል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ! ብራቮ ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤

  • @senayselemun1665
    @senayselemun1665 5 місяців тому +2

    Wedi Tukul tarik senadi .edmen tienan ymneyelka. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝💐💐💐🎈🎈💞💞🌹🌹🌹🌹♥️♥️🫶🫶🫶❤️❤️🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆👌

  • @user-mo3vo5jt2q
    @user-mo3vo5jt2q 5 місяців тому +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @NMra.2023
    @NMra.2023 5 місяців тому +6

    Natatakum nay ayatatu wesesde🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @arkangedli8945
    @arkangedli8945 5 місяців тому +1

    ጂግና ኣቦናን ኣያናን ወዲትኩል ንስካስ እንካዕ ናትና ኮንካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @MedaEri01
    @MedaEri01 5 місяців тому +4

    Gigna wedi tekul ne Biniam derfi awxillu
    Yebel zema ❤❤❤❤❤❤

  • @meronteklu5410
    @meronteklu5410 5 місяців тому +1

    ተዓወት ኣርካን ወዲ ትኹል ቢኒ ሓበን ሃገር ኮሪዑ ኣኩሪዕና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @luulrussom6916
    @luulrussom6916 5 місяців тому +12

    🎉🎉🎉Thanks jigna abona❤❤❤❤”BINI THE HERO” same as you!!!🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @edenmehari4519
    @edenmehari4519 5 місяців тому +2

    ለካ ሓጎስ ህዝብኻ ውን የንበዓካዩ ክቡር ስነጥበባዊ ሞቶር ህዝባዊ ግምባር ወዲ ትኹል ካብ እግሪ ተኽሊ ሰውራ ደኺመ ከይበልካ ነዚ ሓዱሽ ወለዶ ትህቦ ዘለኻ ፍቅርን ተስፋን ዓቢዩሞ ካብ ልቢ የመስግነካ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @legesetbereketeab9911
    @legesetbereketeab9911 5 місяців тому +47

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @esaiasyeibiyoyeibiyo5027
    @esaiasyeibiyoyeibiyo5027 5 місяців тому

    ወዲ ትኩል ጅግና ኩሎም ናትካ ወሲዶም ጅግና ክበር ንበር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 5 місяців тому +7

    ወዲትኩል ፊሪቂ ሐይሊ ሀገረይ ጀግኒ ውልድኩም ጻማኩም ዝራአኩም ተመስገን ሳላኩም ሀገር መጻ ብመደላይ ተዋሕሳ እልልል ወዲኢረይ ተሐበን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @musiematiewos4374
    @musiematiewos4374 5 місяців тому

    ወዲ ትኩል ንበር ክበር ንዘላለም

  • @manasli4015
    @manasli4015 5 місяців тому +4

    ኩቡር አያና 🇪🇷♥️

  • @hamdan-mf3wz
    @hamdan-mf3wz 5 місяців тому +1

    ቢኒ ነብሪ ጎልጎል! ኢርትራና ተሓቢና! ምስጋና ንኩሎም ሰነ ጥባብውያን ሃገርና ንስለ ሙኡዝ ፍርያት

  • @AF-yu2wo
    @AF-yu2wo 5 місяців тому +6

    Eritrea for ever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SolomonAbiselom
    @SolomonAbiselom 5 місяців тому

    ክብሪ ይሃብካ ኣርካን ወዲ ትኩል ❤❤❤❤❤❤❤ ቢኒ ችታ ብሰላም ወዲኡ ብሰላም ምስ ህዝቡ ዝሰራሰር ይግበሮ ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ShewhatMehari
    @ShewhatMehari 5 місяців тому

    ጅግና ብጅግና ክሕበን እንከሎ 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷እንቛዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AA-xb7em
    @AA-xb7em 5 місяців тому +1

    Eretrawinet Nisur meninet haki bi haki ❤ 🙏🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @abelgrmay7770
    @abelgrmay7770 5 місяців тому

    ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣያና ይበል ይበል ጥበብ ኣቦ ጥበብ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AwetBeyin
    @AwetBeyin 5 місяців тому +1

    Thank you intermarch 🇪🇷🚴🇪🇷🚴🇪🇷🚴🇪🇷🚴🇪🇷🚴🇪🇷🚴🇪🇷🚴🇪🇷🚴🇪🇷🚴🇪🇷🚴🇪🇷🚴🇪🇷🚴🇪🇷🚴🇪🇷🚴

  • @mahdertesfaldet6315
    @mahdertesfaldet6315 5 місяців тому

    መርሐባ ኣያና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 5 місяців тому

    አንበሳ ሐወይ ናተይ ተዓወት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷ናያ አብኡ ወረሱ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💪💪

  • @ehabhaile467
    @ehabhaile467 5 місяців тому +1

    ተዓወት ተዓወት ወዲ ትኹል ኣርካን ገድልና ‼️ 🇪🇷✊⭐✊🇪🇷

  • @TekleabAsmelash
    @TekleabAsmelash 5 місяців тому

    Ashsh❤❤❤❤❤ eritreawi malet serahay tarik iyu

  • @areyzeregabr770
    @areyzeregabr770 5 місяців тому

    መርሓብ ሞቶር ሳውራ ጅግና ወዲ ትኩል❤❤

  • @HabteGergish
    @HabteGergish 5 місяців тому

    ዋው ጅግና ተጋዳላይ ኣቦና ወዲ ትኹል ዝምስገን ስራሕ ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🤴🤴🎉🎉🎉🎉

  • @نفقيلنغلقق
    @نفقيلنغلقق 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ መርሐባ ወዲ ትኩል ጅግና ናትኩም ወሲዱ ቢኒ ካአ ጅግና ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @senaityohannes2234
    @senaityohannes2234 5 місяців тому +1

    I love this 🇪🇷🇪🇷👏👏👏❤️❤️❤️

  • @hawashait8758
    @hawashait8758 5 місяців тому +1

    ZELALEMAWI ZIKIRN KIBIRN MOGOSN NSEMAETAT ERITREA KIBIRN MOGOSN NHAYLTAT MIKILIKAL ERITREA WETRU AWET NHAFASH 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @AfewerkiGeremedhn
    @AfewerkiGeremedhn 5 місяців тому

    ወድ ቱኩሉ ጅግና ኩሉ ዘጸቢቀሉሉ
    ንቢኒ ኣንበሳ ኪኣ ሙሉ ዓወት ይግበረሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 5 місяців тому

    ወዲ ትኹል ሓየት እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ሳላኹምዩ እዚኹሉ ሓጎስ ንሕጎስ ዘለና ምስ ብጾትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏💯🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💯🎉

  • @Santa59
    @Santa59 5 місяців тому +1

    💪👌👍

  • @freweiniamare3740
    @freweiniamare3740 5 місяців тому +1

    💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 5 місяців тому

    Bini king 👑❤ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 5 місяців тому +1

    WAWWWW ENKAE KOKOB BEREKETILINA FRE NAY ARKANAT ABOTATU EYU enkae abzi ABsehaka temesgen fetari ❤❤💛💛💚💚💙💙💙💙💙💙💙💯💯💯💯

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 5 місяців тому

    መርሓባቦ ኣቦ ገድሊ ኣቦ ጥበብ❤❤❤❤❤

  • @yafetsemere4231
    @yafetsemere4231 5 місяців тому

    ቢኒ ዕድለኛ ሓዝ በል ሓወልቲ ህይውን ደራፋይ ሃገርና ወዲ ትኹል ደሪፍልካ ኣሎ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆💚🟢💚🟢💚🟢🟢💚💚📗📗📗📗📗

  • @yakobleake618
    @yakobleake618 5 місяців тому +1

    ❤Bravo wedi Tukul motor Sewra Eritrea edmen tienan yhabka❤❤❤🎉🎉🎉

  • @azeizakarar7931
    @azeizakarar7931 5 місяців тому +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @medhanewoldu4687
    @medhanewoldu4687 Місяць тому +1

    Amazing, Still rewatching ❤🙏

  • @WeghataDawit
    @WeghataDawit 5 місяців тому

    kurae kulataka wedi eri❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @meazaeyab4380
    @meazaeyab4380 5 місяців тому

    Eritrea adey Bhizban Dekan kibrt kureat ENA Eritreawinet kibur meninet 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @Fthawitsegaygoitom
    @Fthawitsegaygoitom 5 місяців тому

    Eri adey bdeqki gena ktkora eki🎉

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 5 місяців тому

    ተጋ/ወዲ ቱኹም ሓበን ኩርዓት ሃገር ❤
    ክበር ንበር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfamariamkiros1875
    @tesfamariamkiros1875 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤

  • @awetkidane7317
    @awetkidane7317 5 місяців тому

    ተዓወት ተዓወት ወዲ ኤረይ❤❤❤❤❤❤

  • @BRKTIYAKOB-ib3qz
    @BRKTIYAKOB-ib3qz 5 місяців тому

    ወዲ ቱኩል ሐወይ ዒዲመን ጥዒናን ያሀብካ ንብኒያም ካኣ ኣምላክ ይባርኮ

  • @em7770
    @em7770 5 місяців тому

    👌አሰይይ እልልልልልል አታ ቢንያም ሰዓረ💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🌹🇪🇷🌹ዓወት ንሓፋሽ።

  • @ZerimariyamGhebrehiwet
    @ZerimariyamGhebrehiwet 5 місяців тому

    ኤርትራ መኹርዒት ኣፍሪቃ ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤

  • @tsehaimiller1234
    @tsehaimiller1234 5 місяців тому

    ንኪድ ጥራይ መጻኢና ብሩህ እዩ , ዓዲ እካአሎ ዋርሳይ መንደላይ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪❤️🇪🇷🇪🇷9🇪🇷❤️

  • @gerigeremeskel5273
    @gerigeremeskel5273 5 місяців тому

    Eritreana kseni ❤❤❤❤❤❤❤ ❤

  • @RasiBibiDesu
    @RasiBibiDesu 5 місяців тому

    ASEY EINKAE DIMXI NIFETWO JIGNA SEMANA❤❤❤❤❤

  • @hagoswedizare2682
    @hagoswedizare2682 5 місяців тому

    ብዛዕባ ቃንዛ ህዝብኻ ደይ ትዛረብ 😥 ኣየ ዝናትና ነገር

  • @filamostech
    @filamostech 5 місяців тому

    እቲ ሓርበኛን በሃር ድምጻዊን ንዋርሳይ በዓል ሕድሪ በታ ብልጽቲ ዜሙኡን ግጥሙን ክውድቭኦ ❤🎉

  • @TsaedeyWeldeslase
    @TsaedeyWeldeslase 5 місяців тому

    Welcome Wedi Tukul ❤❤❤