15 oktober 2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 11 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 7

  • @Dejenteklgergish
    @Dejenteklgergish 2 місяці тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ገቡርማርያም
    @ገቡርማርያም 2 місяці тому +2

    አሜን (3) ዝማሬ መላእክት የስምዓልና የሕዊትና የቀኔልና❤🎉❤🎉❤🎉

  • @michelabrehe2845
    @michelabrehe2845 2 місяці тому +1

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @YordanosT-q4n
    @YordanosT-q4n 2 місяці тому +2

    Elllllllllllll asey kdey ytam ezi mezmur

  • @dyanahagos4161
    @dyanahagos4161 2 місяці тому +2

    Amen 🙏
    Zemare melakt zetekebele Amlak zemarekun yekebelelkun yehwatey ❤️❤️

  • @RutaTesfagergis
    @RutaTesfagergis 2 місяці тому +2

    Anes men kone abqedmeka zemare melakti beluxatey ❤❤
    ኣነስ መን'ኮነ ኣብ ቅድሜኻ ሰናይ ገርካለይ ንባርያኻ ብምሕረት ጠምትካ ጸውዕኻን ውዕለትካ እግዚአብሔር በዝሕን
    ክንደይ ሳዕ ዘይቀንጠብኩ ንዕጸ በለስ ሓጥኣት ትዕቢት ልበይ ዓዝዙ ረስዐ ናትካ ውዕለት ብብዝሕ በደለይ'ስ ክውሕደን'ኳ ምሟት ፍቅርካ ኣብጽሕን ኣርእይኑ እዛ ስዓት {ከም ምሕረትካ እዩ ጎይታ}[3] ከም በደለይ ኣይኮነን
    ንሚረት ኣውያት ልበይ ንስካ'ካ ሰማዒ ብዘይካካ ዘይብለይ ካልእ ዝብሎ ረዳእ ኣብ ጸጽባ ምሕረትካ ኣብ ልዳተይ ዝቀዉም ባርነት ኣርሕቁለይ ባርነት ሓጥኣት ዓለም {ከም ምሕረትካ እዩ ጎይታ}[3] ከም በደለይ ኣይኮነን
    ንዓይ ንጓሳ ኣባጊዕ እንታይ እካ ርእካለይ ንኡስ እንድየ ብዕድመ ንዑቁ ውን ብሕዋተይ ቅብኣትካ ኣፍሥስካለይ ንህወተይ ቀይርካ ሰማዕ ጸሎት ትሑታት ኣምላከይ ርህሩህ ኢካ {ከም ምሕረትካ እዩ ጎይታ}[3] ከም በደለይ ኣይኮነን
    እንታይ ኮነ ጌረልካ ኣነ ዝድኩም ኣዳም ኩላሳዕ ክትሓስበን እኳ ዘይተብል ሰለም በትርካ ምስ ምርኩስካ ስለ ዘይተፈልያኒ ምሳካ ምህላወይ ብዝሑ ሰላም ኣለኒ {ከም ምሕረትካ እዩ ጎይታ}[3] ከም በደለይ ኣይኮነን

  • @kedawitftwi6724
    @kedawitftwi6724 2 місяці тому +1

    Eiiiiiiiiiiiiiiii❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉