Neshnesh nay hawaru fkri ygberelkum dhre bayta nay fkrkumn nay kalkidankumn teketatelti video kinxbe ena sesenayu neakum most important go ahead to make such videos that can entertain and teach our society
Anta bruk hawey xbuk hanaxin meharn srah ktserh keleka mealtawi u zehgoseka. Enta maletka eka kelalekum ms hurmay do gele tbl men ms tewekeka u. Xbuk msrah xbuk mesmeya u. Hanaxin awet dma zewhb ktserh fetn.
ሰላም ኣሕዋተይ፡እዚ ኣብ ጀርመን ዝሰራሕክዎ እዩ ፡ግን መዘንግዕ ካሜራ እዩ ፡መሓዛይ እያ ፡ዝተመርዓክዋ ጓል ኣይኮነትን ፡ምሉእ ትሕዝቶ ምስ ረኣኩም ሃናጺ ርእይቶ ሃቡኒ፡ሰናይ ምክትታል
ነሹ ዓርከይ ብናይ ጀርመን ዲያ 20 ጌራ ወይስ ብዘይ ቀዳመ ሰንበት እያ ቆጺራቶ?
Hilmi eyu keytibili
ክክክክክክ ኣታ ጸሊም ናዓኻ ዳኣ መን ክተፍቅረካ ክክክክክክ ነሹ ሽኮር ኣጆኻ ቀጽሎ ብጣዕሚ መስሓቕ
@@SamuelSamuel-wv3lx kkkkkkkkkk ygermeka iyu wela balat ayqotsereton
Kkkkkk ya adey tumut ya neshu ata wadi ezi kule hlemi eyu bezkon nic neshu hawey qaxilo eka
ነሹ ናተይ ብርሃን ገጹ
ምሉእ ሂወትካ ሓጎስ ይግበርልካ
ወገነይ። ጻዕዳ ልቡ።
Ati mesh neay eki natey teblni nerki ewa kech
Lbey selbkni kndei ke kmQr yu ezi qalatki tmenwiyo edme yhabki shkory
Ezi wedi lomi ab qereba u eza rozi nay wedi u arku eya rozi
ናይ ብሓቂ ይኮነልካ ይምነ። ግርሜሶ ካብ መቐለ፣
ዋላ ብሕልሚ ኣይትኽለእና ፊጣሪ ኣቦይ ክክክክክክ ኣታ እዛደቂሱ ሃቢበርስደይ እዩ ክብላ ዝፀነሓስ ሰሚዐ ምምናዉ ሲኢነያ ዋይ ኣይትሳኣኑ ዳኣም
ነሹየይ ዝያዳ ኩሎም ብርሃንኩምን ዉልድኩሙን የርእየና።happy birthday i love you ፅቡቓት ጀምዓ እውን ኣለውኻ ናቶም ውን ከም ናትኹም ንምነየሎም ሰሰናዩ ንዓኹም ሙቁራት ኡማሰይይይይ ኣድናቒትኻን ፈታዊትኻን ካብ ትግራይ💚💚💛💛💗💗💚💛💚💛💛💚💛eri
ልቢ ሓበሻ ከም ናይ ነሹ ፃዕዳ እተዝኮን ነይሩ ኣብዛ ምድሪ ክፋእ ኣይምበዝሐን ብሓቂ።ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣይፈላልኩም።
ማሚየ ዓለመይ ሰመረ ሓወይ ሂወተይ ሱቕ በሊ ውሽጢ ሰብ ከመይ ገሪኪ ትፈልጢ
@@ዓሰብባጽዕኤርትራ you are right shikorr
@@ዓሰብባጽዕኤርትራ just me tirhas from 🇦🇺
@@ዓሰብባጽዕኤርትራ ኢሂ እንታይ ደኣ ከም ንመዓር ዝብርበር ዘሎ ንህቢ ቀፎኡ ክትከፍቶ ኣለካ፡ወይ ንስካ ክፋት ስለ ዘለካ እዩ። ህጂ እዉን ኩሉ ከም ነሹ እተዝከዉን ኣብዛ ምድሪ ክፍኣት ኣይምበዝሐን ፡ኣይተውሓጠልካን ማይ ስተ
ጻዕዳ ዉን ኢዩ ካብ ናይ ነሹ ን ላዕሊ
ሓቀኛ ፍቅሪ ብማንም ኣይፈርስን ሰብ ሓደ ልቢ ብቃልኪዳንኩም ትጸንዑ ይግበረልኩም፡ኣምላክ !
እታይ ቃል ኪዳን ኣለዎም ዳኣ ቀዳመይቲ ዶ ዳሕረይት እዳበለ
አያቴ መዓረይ
@@abadieri8870 ቀልዲን ቁምነገር ይፈላለዩ እዮም፡ክቡር ሓወይ
@@genetgeryeiamproudoftigray3032 አያቴ ምቅርቲ አለሽ እንዴ
@@ናይማርያምባርያእየናይኣም ወዲ ዲኻ ጋል የሕኪና እስከ ሓቢቢ ክክክክክ
እዋይ ነሹ ሐወይ ምስ ሰበይትኻ ብሰላም ይራኽብካ እበር ከምዜ ኤልካ ክሳብ ትሐልም 🙏kkkk
እሄ ኣነ ይገድድ ነሹ መቅሰን ንዓካ ክስምዕ ጊዜይ ዘሕልፍ Anyways ይመችካ ነሹየ ሓላል ኣነ ከማን ምስ ኣፍቃርየይ ክራካብ ብኣፃብዕቲ ዝቁፀራ መዓልቲ ቀርየናኒ ኣለዋ በሰላም የራክብኪ በሉኒ Gyus
Ajoky namn alew
Bselam yerakbkum geniye 😘
አያቴ ቀጭን እግዚአብሔር ብሰላም ያራክብኪ ርሑስ መርዓዊ ይግበረልና
ሓቀኛ ፍቅሪ ዝብሃል ኣብታ ቅድስቲ ስፍራ ብቅዱስ ቁሩባን ምስ ታሓተምካ ኢዩ እሞ እዚ ግና ሓጥያት ኢዩ ፍተዉ ጽሉኡ ኢሂ ባኣ ኣፊቂረ ፈተኤ እና በልካ ቅድሚ ቃል ኪዳን ዝሙት ኢዩ2ይ ዮሃንስ 1 (2 John)
6፤ ከምቲ ትእዛዛቱ ጌርና ኽንመላለስ፡ እታ ፍቕሪ እዚኣ እያ። ብእኣ ኽትመላለሱ፡ ከምቲ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዎ፡ እቲ ትእዛዝ እቲ እዚ እዩ።
ነቲ ክፉእ ክንለብስ ኢልና ብሰናይ ዘበለ ነገር ምጥዓስ ልምዲ የብልናን። እቲ ንዓይ ጽቡቕ ግን ካብ ክፍኣት ናብ ጽድቂ ክልወጥ ከለኹ እዩ።
ቅዱስ ፖሊካርፕ ዘስሚርና (69-155 ዓ.ም.)
።።ነዚ ሕጂ ንነብሮ ዘለና ሓጺርን ንእሽተይ እሞ ኸኣ ብልሽውና ዝበዝሖ ሕይወት ንጽልኣዮ፡ መኣንታን ነቲ ጽቡቕን ዘይብልሹው ዝኾነ መጻኢ ሕይወት ከነፍቅር።
ቅዱስ ቀሌሜንጦስ ዘሮማ (35-99 ዓ.ም.)።።።
።። ተጋግካ ድብል እተሎ ይጻሓፈለይ ዝነበርናሉ ቅዱስ ኣይማኖትና ባህልና ረሲዒካ ምስ ምዕራባዊን ምጉዓዝ ኣብ መፈጸምትኡ ኣየብጻሓናን ኢዩ እሞ ጥንቅቅ ንበል 21 ክፍለ ዘመን ኢና ዘለና ወገናተይ ሰላም ኣምላክ ኣማላድነት እመ ብርሃን ወላዲት ኣምላክ ኣይፈለየና ኣሜን ነሽነሽ ኣናጺ ማሃሪ ሪኢቶ እንተ ተምጽእ ጽቡቅ ነይሩ።።።።።።
1ይ ጴጥሮስ 4 (1 Peter)
17፤ እቲ ፍርዲ ኣብ ቤት ኣምላኽ፡ ዚጅምረሉ ጊዜ መጺኡ እዩ እሞ፡ ቅድም ኣባና ኻብ ዚጅምርሲ፡ እቶም ንወንጌል ኣምላኽ ዘይእዘዙ ደኣ መወዳእታኦም እንታይ ኪኸውን እዩ፧
18፤ እቲ ጻድቕ ብሓይለ ገደል ዚድሕን ካብ ዚኸውን፡ እቲ ዓማጽን ሓጥእን ደኣ ኣበይ ኪርኤ እዩ፧።።።።።
1ይ ጴጥሮስ 4 (1 Peter)
3፤ እቲ ብዕብዳን፡ ብፍትወት ስጋ፡ ብስኽራን፡ ብጓይላ፡ ብመስተ፡ ብርኹስ ምምላኽ ጣኦት ክትነብሩ ኸሎኹም፡ ፍቓድ ኣህዛብ ዝገበርኩምሉ ዝሐለፈ ዘመን ይኣክል እዩ።
@@ናይማርያምባርያእየናይኣም ኣሜን ፫ አያቴ መዓረይ
ኬፍ ዘለዋ ጽቡቅቲ ፍጥረት ከማኪ ጋል ጽቡቅቲ ይፍጥረለይ ውዲእቲ ጋል ርሑስ Happy Bridey yegberelki zehaftey 🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🍹🍹🍹🍹🍹🍹🍹🍹🍹🍹
ነሹ እንካዕ ሖጎስካ ደስበለካ ዘላኣለማዊ ፍቅሪ ድማ ይግበርልኩም ጅባዓተይ ።
Congera n
ነሹ መቅሰን ሓቀኛ ፍቅሪ ዘመጸ እንተመጸ የብሉን ከልካሊ ኣጆካ ሰለ ሰብ ኣይትገደስ ፍቅርኩም ይብዛሕ 🙏🙏
ክሳብ መወዳእታ ባ ረኣያ ክክክክ
@@neshnesh_show ሐጂ ሪኤያ ክክክክክ ከም ሕልምካ ይፍጠረልካ እንታይ ክትረክብ ኢካ ድኣ ከ ?😃
እካዕ ደስ በለካ እዚ መለየ መለየ h.b.d ዝትብል ደራፋይ ሱሙ ንገርኒ በጃካ እዚ ሓወይ
ዋሪ
eway nesu ezea huruma nay barae endiya gerimuni xenehu ata niskas mehrer amlak natey tibela kemia yehabka 😘😘
ንዓይ ኮ ረኺብካኒ ክክክክክክ፡ ሓቂ መሲልኒ ኔሩ ክክክክ። ኮምኡ ጌርካ ኣዘናግዓና ነሹ ሺኮር። ኣምላኽ ናይ ጋህዲ ለዋህ ፈቃር ኣፍቃሪት ይፍጠረልካ።
Wawww gele aynet temesasilka aeminkani ember really kemzeykone teredieni neyru yu neshu asli bzkone gn xbuqe srah qexlo nay bhaki tewasay aminelka forsa zarkey GBU!!!
ቅቅቅቅቅ እዋይ ነሹ እዝኩሉ ልደት ኣፍቃሪትካ ክተክብር ዊዒልካስ ሕልሚ ኮይኑ ፀኒሑ ምፀትኣለም
ያ ንምንታይ ከይ ረኣክዋ ጺሒፍክያ የኣከ ወያል ደምስስያ ከማን ሐጂ
Rahel Mulugeta kkkkkk
@@binam5814 kkkkkkkkkk
@@binam5814 ንስኻ'ኸ ንምንታይ ከይረኣኻያ ኮመንት ተንብብ፧ ናትካ ጌጋ'ዩ ክክክክክ
Rahel Mulugeta ክክክ መበል 20 ዓመታ ቁሩብ ዓይንና ደፊነሞ
Eway neshu ayney kemey dka meksen abiyi seb eka nay kulu gze adnakitka eye 😍😍😍😍😍
እውይይ ብሓቂ ሞሲሉኒ ነይሩ ክክክ ነሹየይ ሓወይ ኣስሒቅካና ❤
ነሽነሽ ዓይኒ ጸላይኩም ይደፈን happy birthday ygberelkum
ኣሜን ጋለይ 😍😍
እዘን ኣዋልድ ኤርትራ ግን እንታይ እየን ዘይስሕቃ ወትሩ ምስተጸወጋ ከሰልችዋካ
ኣታ ኣርከይ ፉኪስ ኢካ ትመሲል አምተኮኒ ከኢን ዕድመን ጥዕናን ያህብኩም
ነሹ ካብ ኩሎም ኤርትራውያን ኣሕዋትና ፍልይ ዘብል ባህሪዩ ዘለካ ንሱ ድማ ንዓይ እዩ ዝርኣየኒ ዘሎ ብሓቂ ከም ሓደሎ ዓቢ ሓወይ እየ ዝፈትወካ 😘 ሕልሚ ድኣ ዘይጭክን ምስ ዝደለካዮዩ ኣተሓቃቂፉካ ዝሓድር ።
ግን ሲ ደቂ ኣንስትዮ እስከ ክሓተክን ክክክክክ ኩለክን ልደትክን ክተክብራ ከለክንስ ካብ 20 ዘይተዝልልኣ ።
ድሓን ንዓመታ 21 ክንገብራ ኢና ክክክክክክ
@@robitv5961 ክክክክክክክ ይግበሮ 😆😆😆
@@ናብልብናንመለስ sorry ብ ጌጋ ኣምቢበዮ ጸንሐ. ይቅረታ edit ተዘይ ጌርክዮ እዩ
Omg geyrkaley ab mewedaeta neshineshi arkey. This is ኩሉ ሕልሚ
ነሹ ጅግና ፍቅርኩም አምላክ የሰስነልኩም ❤❤
ያ ዙ ነሽነሽ ዝበሃል ወዲ ክሕብዮ መዓት እየ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ኣሕዋተይ👍👍👍😍😍😍😍😍😍😍
ሓቂ መሲልኒ እውይ ነሹ መሕረር 😂😂
ኣሜን 🙏🙏🙏 ብሕልምስ ኣይክልኣና እወ
Selmdyu
ዕድመን ጥዕናን ንዓኻን ነፍቀሪትካን ነሹ ሓወይ ንዓኻን ነፍቃሪትካን መሳንይቲ ይግበርኩም መርዓኩም የርእየና ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፍቅርኩም ይሰስን መርዓኩምን ዉላድኩምን የርእየና ነሽነሽ ሓወይ ነሽ ሓወይ
I am happy for both of you, may god be with forever. The with white shirt is kinda cute, all of you are beautiful.
እንኮዕደስበለካ አምላክ ፈቂርኩም የብዛሓዮ
ነሽነሽ መክሰን ነቶም ናይ ሕማመይ ኣይትእመኖም ዓይኖም ይጽቅጥኡላ ኣለዉ ክክክክክክ ይበል
Ata gunfe nezya lemax da entay kintmtla
kkkkkkkkk nayhmamey do belka tekekl aleka nay hemamey mefkritna abe idna eya kkkkkkk
@@tekleweinihaile6962 ኣርኩ ኣይፍለጥን ኢዩ ሕጂ ንስካ ከምኡ ኢካ ትመስል ክክክክ
Happy birthday 🎉🎂🎊🎈🎁
Cool
ክክክክክክክክ ኣታ ነሹ ሓወይ ናይ ብሓቂ መሱልኒ ክካታተላ ፀኒሐስ ሕልሚ ኮይኑ በል ታማ ክግበር ዋ ከም ትምንትካ ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ
ነሹየ ፃዓዳ ልቡ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ 💕💕💕💕 ኡፍ ጥሎብኝ ሲወድህ
I Love Eritrea🇪🇷🙏❤
Eritrea Or Ethiopia
Thank you brother for the Joke !! Wish you the Best !!
ኣዋልድ ERUPA ተበጺሐን 20 ኣመት ገርና ይብላካ
በሉ እዚኣስ ብዘይ ሓሶት 20+20 ገይራ ኣላ
Kkkkkkkkkkkkkkkk
Haqika weday 40 mis bexiha eye zizkro eti birth day kkkk
Kkkkkk
ብውሽጠይ እናሓመኩስ ቶግ ኣቢልካያ ክክክክ
ብዘካይ ካብ 20 ትሓልፍ ተሳኢና 20 ክፈፈትዋኣ ክክክ
ግንባር ዓዲ በጊዖ 😂😂😂😂😂😂
Kkkkkkk eway sahak moyte mechem video keywedaka comment mixhaf kabzi kitmaharu alekum neshnesh aytisan qexilo ka bravo.
ከከከከከከ ነሽነሽ አጆኻ ሎሚ አብ ሕልሚ ጽባሕ አብ ገሃዲ ክኽውን እዩ ግን ጸሎት አይትሕመቅ ።
Aregit gal 29 amet eya hsuw abila eya 20 tibul zela
ነሽነሸይ ኣስሊ ፍቅርኹም የብዛሓልኩም ቆርብቲ ሰገድቲ ገሩ ይባርኩም ፈጣሪ
ደስ ዝብል ኣካባብራ ካኣ እልና ክክክክክክክክ
ግርም ሕልሚ
ዋውውውውው ታምራላችህ አይለያችህ ፍቅርችህን እግዛብሔር ያብዛላችህ
ኣይይይ ነሹሽኮር ንስካውን ተፍቅርዲካ ብዝኮነ ዕድላኛእያ ንኣካ ብምውናና soዝተመረቀ ኩሉ ይብፃሕኩም ሎሚይ ፍቅርኩም ቃፃሊ ቆልዓኩም የርእየና ትሉኡል ፈጣሪ
Ata meshaki ashikana neshnsh
*ቅቅቅቅቅቅ ነሹ ዓይነይ ኣነ ክኣስ በቃ* *ዓይነይ ኣፍጥጥ ኣቢለ ናረኣኩስ ጸንሐስ* *ሕልሚ ክክክ በል ከም ትምንትካ* ኣይክላኣካ ፈጣሪ ነሹየ ጸባይ ሰናይ*
Efamgd
ኣፍጥጥ ዲኪ ዝበልኪ እሞዓንኪ ፅቡቅ ኣሎ😁😁😁😁😜😜😜😜😜እህቴ
Ata ezi wedi fara damesele ember zenat gal hizu fqrkum ybarekelkum
ኣረጊት ጓልሲ 20 ትብል ካሊእ ይትረፍ 25 ከ ዘይትገብርዎ
Kkkkkk
Hahaha very true
Kkkkkk
eway nay behaqi amine nere 😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 love you ❤❤❤❤❤
ፍቅሩኩም የብዝሓዮ ኣምላክ ይባርኽኩም ነሹ መሕረር ቅቅ
wawwwwwwwww asay asay asayyyyyyy makarbet masgte yegbarlkum yhwat
Nmdre fara ngdetkum iyu hakikum ngelena gin sdetna iyu
Kkkkkkk eda ashera mexika
እህ እታ ኣስታ ን 4 ዓመት ገርሂ ልበይ ኣፊቂራ ግን ከኣ ብመንቀኛ ዝተፈላልየት ሕልሚ ኮይና ዝተረፈት ልበይ ተራኢኒ ኡፍፍፍፍፍ ከም ትምኒትና ይሃበና ልዑል ፈጣሪ ነሹ ኣስሊ ኣጆካ ኩሉ ክሓልፍ እዩ
Kkkkkkkk ነሹ መሕረር ብዝኾነ ጽቡቅ ትምኒት ተጸጊዕካ ምስኣል ኣይገደፍካዮን ክሳብ ሕጂ,,
Azekirkani neshu bokri fkrey bseb tebaesna hji gn tnx God xbuk aleku ms kalie sle fkri ms nfato nseb edl aynhab ab mongona katu
Kkkk ነሹ ኣይነይ እዚኣስ ንለባም ኣምተሉ ንዓሻ --- ኢካ ጌርካያ አምበር ኣዚኣስ ናትካ ከይኮነት ኣይትተርፍን ያ so you are very funy man keep it up
ዘተረፈ. ዕድመኪ እግዜኣብሔር ኣምላክ ይትባረክ ነሸነሸይ ፍቅርኩም ክሰብ ውልድ ይግበሮ♥😘😘😘🤔😘😘😘💋💋💋💋💋💋💋💋
Happy birthday to her and God bless your love Neshu fetawi xbuk
ናይ ፍቅሪ ኣምላኽ ፍቅርኹም ይባርኸልኩም፡ ነሹ ወዲ።
Ewuyyyyyyyy ata neshu ata meksen😂😂😂😂😂😂😂😂ftwtw ...bhaki mesiluni tehaguse neyre lekes bhlmi eyu ezi kulu😂😜😍😍😍😍😍
Neshu hawna Edme da 20 triay eti kedame sembetine and awdametin tenetiro deyu kkkk bezecone congrats 🎉 and happy birthday day neshu
አታ ነሽነሽ ሓወይ እዋ እዛ ዕድሚአ ዳኣ ሓቂ ድያ 😂😂😂🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳
*ነሹ: ኣድሓነት: ሜሮን (ሳት)። እቶም ገርሕታት ሰባይ እዩም ። ናይ በይኖም ከታማ ክህልዎም ኔርዎም። ኣጆካ ኔሺ በርትዕ።*
ሓቅኻ ኣለኻ እዞም ሰለስቲኦም ብጣዕሚ ጥዑማት ሰባት እዮም ግርህነት እውን መሊእዎም እዩ
Nay bhaqi xaeda lbom
Hahaha nay bhaqi mesiloni xeniho Neshnesh nay bhaqi sebay eika qexlo 😂😘😍
Happy brithday afikarit neshnesh
Wow nice good job
happy birthday afqarit neshnesh kkkk
ya zi wedi zi kexllni u enko ko teqdadima com, congra ela ayxehafko hewkat da bahl zi
ነሽነሽ ነሹ ኣታ መቅሰን ኣይትሳኣን ደኣ ንስካስ መህረፍ ብር ተበልካ ሕልሚ ኮይና ከም ናተይ ክክክክክክ
Kkkk eway neshnesh gele aynet Gal sexy rekibka aleka beziya zmexeka ksadu qurexo xaweta yelen bfkri bzkone mlkie gele aynet Gal rekibe elka dima fkoskos aytbel hadarka gber ezi Europa u mimtal alo kkk amlak msakum ykum
ነሽነሽ ነቲ ሓደ ወዲ ተጠንቀቀሉ ከመይ ገሩ ነታ ዓርኻ ሓቂፍዋ ኣሎ እሞ ኸኣ ረቂቅ ክዳን ናይ ለይቲ ዝመስል ለቢሳ ጥብቅ ኢላ ኣብ ሕቅፊኡ ኣትያ ኣላ ። ዓገብ ኢዩ ስለምንታይ ኢዩ ከምኡ ገሩ ሓቂፍዋ ዘሎ።😱😱😱
Kkkkkk..neshu..neshu yeake..xbuq srah yehogiskani..zterefe edmieka ybarek..wetru..sehaqn xewetan ayfeleyeka..msaka..nkseheq..
ነሹ መሕረር ኩሉ ዝተመረቀ ይብጻካ መክበሪትካ ይግበራ ።ሓንቲ ግን ሕተተለይ ኣብ ኤርትራ ከላ ቡን ገርክላ ትፈልጢ ዶ በላ
Hahaha ezias tsbkti hto, gin no pro she can do it from now on ,mai ayhalefon
Eritrawit dya
Amelk Fegerke Keme Abrahmen Saran Yeberelkem Nesehenes 🎉🎉😇🌻🌻🌻🙏💐💐💐💙💙💙
If you keep getting up " in every day and putting in an effort that you proud of. You'll win that you never thought was possible.
Sedi eleka aleku wedi meherf ane kaa kemy tehagise xenihe kabzi weyal singel wexika ele bytheway nice job neshu habibi
ነሹ ዓርከይ ሓበሻ ሸይፍካዮም"ዶ
ብ'እዝኖም ኢዮም ዝኣምኑ ቤላ
ፊልም ኣጻዊድካሎም ከብዶም
ሓቑፎም ሓዲሮም ኣሎዉ ሃሃሃሃ
ሽኮሪና ትግራወይቲ እየ ግን ድማ ይፈትወኩም
በጃኹም ሰለ ፍቅሪ
Good luck nimexai yowetka mista afqaritka...ember ane giwa kiatwa eye...
እታ ሃፒ ቤርዝደይ ቱዩ ትብልሲ ብትግርኛ ሕጉስ ልደት ይግበረልኩም በሉ ክብላ ነይሩዎ
Neshi,halal kulu seb kemaka,chonto ent zekewen kemey memeqere neyru feqrukum yesesenelkum ajokum
keep your private life confidential as it has long lasting consequence when something goes wrong.
Neshnesh nay hawaru fkri ygberelkum dhre bayta nay fkrkumn nay kalkidankumn teketatelti video kinxbe ena sesenayu neakum most important go ahead to make such videos that can entertain and teach our society
Kkkk kkk
Eh Neshnesh Aygedefkalnan
Aber das hat mir Spaß gemacht.😁😁😁
Michael Abraha akkk
ነሹ ሽኮር
ፍቅርኹም ኣምላኽ ይባርኮ
ውላድ ውላድኩም የርኢኹም
ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልኩም
ንዓይ ድማ ምስታ ናይ ልበይን ምስቶም 2ተ ፍሬናን ኣኻኽቦ ይፍጠረለይ
Neshnesh Tv ስዲ ኢኻ ግን ንስኻ ባእ ሳክት ናይ ጥርሑ ተጸልየና ስዲ ባእ ክክክክክ
በል ስከ ከምኡ ይፍጠረልካ ባእ
ዘይደቅስ ነጊሮምስ ድቅስ ይሓድሩ ድዩ ዝብሃል
ሕጅስ ዓርክካ ድያስ ዋላ እንታይ ንገረኒ ኣታ ወዲ ሕማቅ ኣለኩ::
kakkkkk ata senef Eritrawi entay konka ?
ማኤል Aillini kkkk nmrggax ye
ከመይ ማልትካ ኢካ bro
Aron Habtom ሰነፍ
Happy birthday ጽብቕቲ
ኣብዚ ጊዜ ትዕንቕረካ እምበር
ተፍቅረካ ጋል የላን።
neshu asli ajoka kem abrham saran yexenberkum like agerchuw eske deki halal merit
hegus Nay ferqi geza tehlfu ygbrkum habibi Nicccc oneeee 😍😍😍😍💕💕🎂🎂🎂🎆🎆🎆
20+6= 26 እያ ንመን ዳኣ ኢኽን ከትሽክዖኦ።
kakkk ኣብ ጥምቀታ ዊዕልካ ነይርካ ዲካ bro
eway neshnesh mexelel mebel kndey adimia tebalala arkake
አዋይ ቭነሽነሽ ሕጅስ ፋሕ ኢላትካ ኣታ ድሓን ዘይ ነበርካን አዚኣ ኣሪጋስ ሕጂ brisday ተሐልፍ ኣላ ኣይ ተጠመቀትን ድያ
ነሹ መቅሰን ስራሕካ ዘበል ኩሉ መስሓቅ ኢስከ ጋህድ ይግበረልካ
Man man du hast uns voll verascht 😅
Es ist Zeit jetzt deine Träume zu verwirklichen.
😂😂😂😂😂 neshu Shekor very funny! Segab mewdaet reayuwa!
Alle gute zum Geburtstag neshu!
ክክክክክክክ ዋይ ናይበሓቂ መሲሉኒ ተመሲጠ ምርኣየይ ዶ ኣይገድድይ ነሽነሽ መሕረር😃😃😃😃
Haha neshnesh halami bhji triuwa ksab mewedeta rayuwa tesfa keyteqerxu😜
Kikikiikikikikikiki Neshu shikorrrr tsahay getsu kulu gzea hugus kemey dika tfteweniii ketslelu sweet
Kabakaa txbiqqq afkarittt endiaa zelatkaaa
Anta bruk hawey xbuk hanaxin meharn srah ktserh keleka mealtawi u zehgoseka.
Enta maletka eka kelalekum ms hurmay do gele tbl men ms tewekeka u. Xbuk msrah xbuk mesmeya u. Hanaxin awet dma zewhb ktserh fetn.
Uyy ata neshu entay ketrkeb haqi mesilni tehgise xenihe
ewayyyy 😂 ብዝኮነ ፈቲናኩም ❤❤❤🎉🎉
ባድላ ድ ኣ እንታይ ኮይንካ ዘይተኸደንካ
Kkkkkkk ewayyy neshnesh shikorr aytsaan
ትማሊ ድዊሉ ባድላ ሃበኒ አልኒ ክራይ ምስ በልክዎ ኣቢይኒ