Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ንብቅዓት ብልሓትን ኣእምሮ ወዲ ሰብ ዝሃበ ፈጣሪ እየ ዘደንቕ።ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ የቐንየልና መምህር ሞኮነን
ናይ ብሓቂ መሳጥን መሃርን ዛንታ የቐንየልና መምህር መኮነን ብፍላይ ድማ ተርጓሚ ኣንጎሶም ተስፋሚካኤል ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ቀጽልዎ
መምህረይ ኣድማቆተይ ወሰን የብሉን ኩቡር ኢካሞ ክብረት ይሃብካ ፈታሪ
ዝኸበርካ መምህር ከምዚ ዓይነት እተቕርቦ ዛንታታት ብዙሕ ግዜ የ ዝከታተሎ። ከምዚ ዶ ከምዚ ዶ ክብለካ ዘይኮነስ ጥራሕ ቀጽሎ። ከም መግቢ ጌረ የ ዝወስዶ
ብጣዕሚ ዘደንቕን መሳጥን ትረኻ ብኸሉ ደሰ ዝብል ተኻታታልቲ ክኽወን ዓድመካኒ ይቐነለይ👍👍👍👍👍👍👍👍!
Wow fantastique histoire .thank you reader person and mosaic💪👌💯
ኣዝዩ መሳጢ ዛንታን ኣቀራርባን፡ እንተ ሓሲብካን ጽዒርካን ዘይክኣል የለን። Thank you teacher!
Really They were amazing people Thank you teacher
ኣልካትራዝ እቲ ድንቂ ዝኮነ ስርሒት ዝተፈጸመሉ እስርቤት ሙኳኑ ክንፈልጥ ዝካኣልና ዋናታቱ ብቁሉዕ ንህዝቢ ዓለም ስለዝሓበሩ እዩ ።ስለዚ ኣብ ሃገርና ካብ ዝተፈጸሙ ንኣልካትራዝ ዝኣመሳስሉ ከምናይ ብዓል ኣብ ግዜ መግዛእቲ ጥልያን ኣብ ናኲራ ዝተፈጸሙ ናይቲ ግዜ እቲ ድንቂ ዝኮኑ ስሪሒታት ፡ኣብታ ብፍትሒ እትማሓደር መጻኢት ኤርትራ ብክብሪ ተዓቂቦም ንደቅሃገርን ንህዝቢ ዓለምን ክፉት ክከውን ተስፋ ይገብር። መምህር ከሙውን ቶርጓሚ እዚ ጽሑፍን ከምወትሩ የቀንየልና።
ብጣዕሚ ዝገርም ብልሒ'ዪ ጅግና ሞሪስ
Well done teacher,todays lesson never give up if have plans for tomorrow .
ጽቡቕ ስራሕ መምህር። ንዝያዳ መሳጢ ክኸውን ግን እቲ ኣናብባ ተዘይተመጠጠ ጽቡቕ ኔሩ
Thank you more Teacher. I like your job and Continue.
Btami mharitn mesatin tarik ketslo memhr mokenen
Thank you I enjoy it
Azyu zegerm zanta yeqenlyelna memhr
Btami xbuq Memhr Mekonen nemesgneka kem wetru.
Welcome brother
Thanks more 👌
መሳጢ ታሪኽ፡ኣብዚኣ ሰሚዐያ ኣብ ፊልም ድማ ረኺበ ርኤያ፡ብልሒ ናይ ገለ ሰባት ይግርምዩ። ብነብሰይ ክኣ ታሪኽ ናይ ማእሰርትን ፈዳይንን ስልያን ኬፍዩ ዝህበኒ
ትኣምር ኢዪ ናይ ገለ ስርባት ።
This is Amizing
ብዝሓለፈ ግዜታት ዝወረደ ኩሉ ይሰምዕ ኔረ፣ብድሕሪኡ ናብ መጽሓፍቲ ቀኒሰይ፣ካብ መጽሓፍቲ ናብ ሓፈሻዊ ፍልጠት፤ሕጂ ድማ ኣብ ከምዚ ዝተተርጎመን (ወላ ናይ ዓመታት ዝሓለፈ )ሕቶታት ንደረስትን ይካታተል ኣለኹ።ስለዚ -ፈትየዮ ኣለኹ ማለት እዩ፣ከም ዝመስለኒ።
yibel kielet qexlo kibleka zikiel
Good history
ይቅሬታ ኣብ ማሰን ሓፈሻዊ ኣብ ባሃሊ ተዉጾም ድምጺ መግለጺ የቡሉን ኣቢዚኣ ግን
Nbab aygdn
Antay eka zerebeka zuhul koynu yeselchiweka
Kidmi emo nabtom zeyeselchuwki. kem lomi chanel zeybezhe entay togebri gzieki tetfee abzi?
ንብቅዓት ብልሓትን ኣእምሮ ወዲ ሰብ ዝሃበ ፈጣሪ እየ ዘደንቕ።
ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ የቐንየልና መምህር ሞኮነን
ናይ ብሓቂ መሳጥን መሃርን ዛንታ የቐንየልና መምህር መኮነን ብፍላይ ድማ ተርጓሚ ኣንጎሶም ተስፋሚካኤል ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ቀጽልዎ
መምህረይ ኣድማቆተይ ወሰን የብሉን ኩቡር ኢካሞ ክብረት ይሃብካ ፈታሪ
ዝኸበርካ መምህር
ከምዚ ዓይነት እተቕርቦ ዛንታታት ብዙሕ ግዜ የ ዝከታተሎ።
ከምዚ ዶ ከምዚ ዶ ክብለካ ዘይኮነስ ጥራሕ ቀጽሎ። ከም መግቢ ጌረ የ ዝወስዶ
ብጣዕሚ ዘደንቕን መሳጥን ትረኻ ብኸሉ ደሰ ዝብል ተኻታታልቲ ክኽወን ዓድመካኒ ይቐነለይ👍👍👍👍👍👍👍👍!
Wow fantastique histoire .thank you reader person and mosaic💪👌💯
ኣዝዩ መሳጢ ዛንታን ኣቀራርባን፡ እንተ ሓሲብካን ጽዒርካን ዘይክኣል የለን።
Thank you teacher!
Really
They were amazing people
Thank you teacher
ኣልካትራዝ እቲ ድንቂ ዝኮነ ስርሒት ዝተፈጸመሉ እስርቤት ሙኳኑ ክንፈልጥ ዝካኣልና ዋናታቱ ብቁሉዕ ንህዝቢ ዓለም ስለዝሓበሩ እዩ ።ስለዚ ኣብ ሃገርና ካብ ዝተፈጸሙ ንኣልካትራዝ ዝኣመሳስሉ ከምናይ ብዓል ኣብ ግዜ መግዛእቲ ጥልያን ኣብ ናኲራ ዝተፈጸሙ ናይቲ ግዜ እቲ ድንቂ ዝኮኑ ስሪሒታት ፡ኣብታ ብፍትሒ እትማሓደር መጻኢት ኤርትራ ብክብሪ ተዓቂቦም ንደቅሃገርን ንህዝቢ ዓለምን ክፉት ክከውን ተስፋ ይገብር። መምህር ከሙውን ቶርጓሚ እዚ ጽሑፍን ከምወትሩ የቀንየልና።
ብጣዕሚ ዝገርም ብልሒ'ዪ
ጅግና ሞሪስ
Well done teacher,todays lesson never give up if have plans for tomorrow .
ጽቡቕ ስራሕ መምህር። ንዝያዳ መሳጢ ክኸውን ግን እቲ ኣናብባ ተዘይተመጠጠ ጽቡቕ ኔሩ
Thank you more Teacher. I like your job and Continue.
Btami mharitn mesatin tarik ketslo memhr mokenen
Thank you I enjoy it
Azyu zegerm zanta yeqenlyelna memhr
Btami xbuq Memhr Mekonen nemesgneka kem wetru.
Welcome brother
Thanks more 👌
መሳጢ ታሪኽ፡ኣብዚኣ ሰሚዐያ ኣብ ፊልም ድማ ረኺበ ርኤያ፡ብልሒ ናይ ገለ ሰባት ይግርምዩ። ብነብሰይ ክኣ ታሪኽ ናይ ማእሰርትን ፈዳይንን ስልያን ኬፍዩ ዝህበኒ
ትኣምር ኢዪ ናይ ገለ ስርባት ።
This is Amizing
ብዝሓለፈ ግዜታት ዝወረደ ኩሉ ይሰምዕ ኔረ፣
ብድሕሪኡ ናብ መጽሓፍቲ ቀኒሰይ፣
ካብ መጽሓፍቲ ናብ ሓፈሻዊ ፍልጠት፤
ሕጂ ድማ ኣብ ከምዚ ዝተተርጎመን (ወላ ናይ ዓመታት ዝሓለፈ )ሕቶታት ንደረስትን ይካታተል ኣለኹ።
ስለዚ -
ፈትየዮ ኣለኹ ማለት እዩ፣ከም ዝመስለኒ።