ስልጣን ዓውደ ነገስት ኣበይ ረኺብካ ተንብቦ ኣለኻ Tewahdo zebeaman ብሓላፊ ስብከተ ወንጌል መጋቤ ምስጢር አማኑኤል መ/አብ ዝቐረበ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 186

  • @amin-s8t
    @amin-s8t Місяць тому +23

    እግዚአብሄር ይመስገን ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ፍጽምቲ ምኻና ንኣምን።
    ኣብዛ ቅንዕትን ርትዕትን ርትዕትን ጽንዕትን ዝኾነት ተዋህዶ ሃይማኖትና የጽንዓና ፈጣሪ ኣጽራረ ተዋህዶ የዐግሰልና ፈጣሪ ። መምህር ናይ ተዋህዶ ጳጳሳትን ካህናትን መምህራንን ዘይምልስዎ 10 ሕቶታት ካብ ተኣምረ ማርያምን መዝሙርን ቅኔን ዘምጽእዎ መናፍቃን ኣብ ከረባ እዋን ክትምልሱልና ንላቦ ፈጣሪ ይሓልወልና።

    • @nati-nati-777
      @nati-nati-777 Місяць тому +6

      ንሱ ቀሲስ ተወልደ ኣዳሌሞ ኣለዉ ኣብ ኔስታሊ ኦርቶዶክስ ዩትዩብ ቻነል ኣቲኻ/ኺ ተኻታታልዎ

    • @amin-s8t
      @amin-s8t Місяць тому

      ጽቡቅ ሐራይ ​@@nati-nati-777

    • @Yorsalem-vs1ji
      @Yorsalem-vs1ji Місяць тому +4

      ብሓቂ ዕንደራ መናፍቀቓን ንዝመ ጽእ ወለዶ ዋጋ ከኽልፍል እዩ ብኣጋኡ መዐለብታ ንግበረሉ ወገናትና የጥፍኡ ኣለዉ ንሕናዊን ንገስጾም ከይሳዕረሩ ምኽንያቱ ስርዓት ቀኖና ዶግማ ትምህርተ ሃይማኖት የፋልሱ ኣለዉ ስለዚ so ንጠንቕ ሓደራኹም ሸለል ኣይንበሎ ጉዳይ ሀይማኖት እዩ ንተሃድሃድሶ መናፍቃን ነቃልዓዮም ስለቲኣ ሀይማኖትና።

    • @azebtesfay7596
      @azebtesfay7596 Місяць тому

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @legesedenesayteklehaymanot9128
    @legesedenesayteklehaymanot9128 Місяць тому +13

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህርና በርትዓልና እዞም ኣብ እግሪ ኣቦታት ከይተማሃሩ ጫፍ ሒዞም መምሃራን ኢና ዝብሉ ንኣሽቱን ዓበይትን ወካሩ ኣሸጉሮምና ኢዮም እሞ ከምዚ ጌርካ መልሲ ብምሃብካ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልካ።

    • @Grace-In-Ortho
      @Grace-In-Ortho Місяць тому +2

      ኣባ ቀሺ እዪም አንቱ በል። አንታ ዝብሃል ን ድያቆን እዪ።

  • @elsaembaye1019
    @elsaembaye1019 Місяць тому +6

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጸግኡ የብዝሓልካ መርጌታ ዘኣማኑኤል ሓይልን ብርትዕን ይሃብኩም ከማካ የብዝሓልና ብተዃሉ ከይንውሰድ ምስትውዓል የድልየና ኣምላክ ቅዱሳን ዓይነልቦናና የብርሃልና ኣብታ ጽንዕቲ ተዋህዶ ናይ ኣቦታትና የጽንዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

    • @weredetesfagaber9944
      @weredetesfagaber9944 Місяць тому

      መምህረይ በርትዕ ኣጆካ መጽናዕትካን ስብከትካን ቀጽሎ ጎበዝ ኩን❤❤❤ ኣለና ጎድንካ ፈጣሪ ይሓግዝካ ❤❤❤

  • @Meberhe439
    @Meberhe439 Місяць тому +3

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዝተምሃረ ክምህረካ ትዕድልቲዩ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልኩም ካብ ከይዓበካ ምዕባይ ይሰውረና

  • @YafietShewit
    @YafietShewit Місяць тому +4

    ቃለ ሂወት የስመዓልና የኔታ ዘኣማኒኤል

  • @YonatanEstifanos-dg3yw
    @YonatanEstifanos-dg3yw Місяць тому +8

    መምህር ዘኣማኑኤል ሰኣን ብትሕትና ምምዓድን ምምሃርን ሰኣን ክእለት ኣዘራርባኻን ታህዋክ ዝመሎኦ ኣካይዳን ናይ ኢድካ ረኪብካ ኣለካ። ኣብ media ነቶም ኣለዉና ንብሎኩም መምሃራና ሓዊ የእቲካሎም። ነንሕድኩም ተባሉዑ እሞ ቤተክርስቲያና ብዘይ መምሃራን ተሪፋ መፍቶ መናፍቃን ክትኮነልካ ኢያ። እግዚኣብሔር ምሕረቱ ይሃበና!

    • @GJ_HENOK
      @GJ_HENOK Місяць тому

      Akind haki ztezarebe du,

    • @EzekielMicheal-qp8eh
      @EzekielMicheal-qp8eh Місяць тому +1

      ኣጆኻ ዝሓወይ !ንሕና ጥራይ ንጽናዕ !

  • @MerhawitemesgenIssic
    @MerhawitemesgenIssic Місяць тому +2

    ❤❤❤ብዛዕባ ናይክሊተኩም ጉዳይ ኩሉ ግዜ ኣቡኒ አና በለ ሒጂ ጊን ኣብሪህካያ ኣለካ ትም ሚባል ጹቡቅ ኣይኮነን ሰብ በደልኛ ግሩ አይ ዚወስደካ መምሂርና ዲማ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም መርግታ ዘኣማኑኤል የቅኔልና ነቶም ንጋገ ዘለና ዓይነሊቦናና ዪክፈተልና❤❤❤❤❤

  • @Bereketabraham-xr5lo
    @Bereketabraham-xr5lo Місяць тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህርና

  • @Mikialemeskele-ti1uu
    @Mikialemeskele-ti1uu Місяць тому +3

    ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ዘኣማኒኤል

  • @filmonhabtab4640
    @filmonhabtab4640 Місяць тому +7

    ኣነ ሓደ ነገር ክብለኩም ሓውና መርጌታ ከምቀዳምኩም ነተን ዓበይቲ ወኻሩ ትራይ ሐዙልና🙏

  • @dawit6428
    @dawit6428 Місяць тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦና 🙏🙏🙏

  • @Habenhabte-is9xk
    @Habenhabte-is9xk Місяць тому +5

    መጋቤ ምስጢር፡ ብጣዕሚ ደስ ዘብል መልሲ እዩ። ኣጆኹም ኩሉ ግዜ ከይተሓለልኩም ስለ ቃለእግዚኣብሄር ቀጽልዎ። ኣብ ጉንኹም ኣለና። እዚ ሓውና ከኣ ዓቕሙ እዩ ዝገብር ዘሎ። ንግዝ ጥረ ቃላቱ ከይ ፈለጥካ ምስጡሩ ክትፈልጥ ኣይትክእል ኢኻ። ስለዚ ስለ ግእዝ ክዛረብ እንተ ኮይኑ። መጀመርያ ጉባኤ ወሪዱ ፊደል ሀ ሁ ይመሃር። ፨፨፨፨፨፨፨፨ በዛ ጉባኤ ቃና እዚኣ ክገልጾ ክፍትን እየ። ለስልጣን ኣርዮስ ትምህርቱ ለኣትናቴዎስ ኣልቦቱ። ምስጢረመለኮት ህቡእ እስመ ኢተከስተ ሎቱ። ካብ ሓውኹም እንባቆም።

  • @bereketasgedom8381
    @bereketasgedom8381 Місяць тому

    Selam memharana neana zedli tmhrti mharuna eti neakum zgbae mstir ab beynkum gberwo ni teketatelkukum hwsws aytebululna .orthodox nzelealem tinber amen 🙏🏼 ❤

  • @nati-nati-777
    @nati-nati-777 Місяць тому +8

    መምህር ቃል ሕይወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዛሓልኩም እዛ ናይ ግእዝ ጥናት ትብል መጽሓፍ ኣብዚ ኤሮውፓ ኣብ ዕዳጋ ሲኢነያ መዓስ ኮን ዳግማይ እትሕተም

  • @nigistitekle3519
    @nigistitekle3519 Місяць тому +3

    Qale hiwet yesmalna. Antekone gn mmllas bezihu bwshti mesmer antetredadu des mbelena .ab wshti Orthodox tewahdo kemzi aynet mzllaf ktrie yehzneka. Net zeyfelt kea senfelal tgebrwo alekum.neti ab mongokum zelo shgr bselam fthwo nezi hzbi thgzwo aykonkumn zelekum.

  • @Orthodox-29
    @Orthodox-29 Місяць тому +4

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና.
    ሰላም ስልጣን ክሳብ ሕጂ ኣዜ እየ ዝካታተለካን ዘኽብረካን, ኦርቶዶክስና በቢ ክብሮምን ማዓርጎምን ትጽወዖም, ንስኻ ግን ትዝንጥሎም ኣለኻ. ብመዓርጎም ክትጽውዖም ይግበኣካ. ካብ ትሓድሶ ዲኻ? ተሃድሶ እዮም ዝዛናጠሉ.

  • @ሕሰመይዛዝሞ
    @ሕሰመይዛዝሞ Місяць тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ክቡር መምህርና መጋቤ ምስጢር ኣጎልግሎትኩም ይባርኽ

  • @AdiEto
    @AdiEto Місяць тому +6

    Egziabher Amlak ymesgen kemakum zifeterelna. Edmen tienen yhabkum❤❤❤

  • @mudayeamin27
    @mudayeamin27 Місяць тому

    Amen kale hiwet yesimalna

  • @YafietShewit
    @YafietShewit Місяць тому +2

    ኦ ጎይታ ምህረትካ ለኣከልና

  • @asfehafesehaye6593
    @asfehafesehaye6593 Місяць тому +1

    እግዚአብሔር ኣምላኽና ንዘለኣለም ቅድስቲ ቤተክርስቲያንና ንዘለኣለም ይሓልወልና::

  • @ereyalemey190
    @ereyalemey190 Місяць тому +3

    ቃለ ሂወት የስማልና መምህር ምዓረይ

  • @ደብረ-ገነት
    @ደብረ-ገነት Місяць тому +2

    ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና ኣቦና❤❤❤🎉🎉

  • @eyobtesfay-q5l
    @eyobtesfay-q5l Місяць тому

    ቃለ ሂወት የሰምዐልና መምህርና መርጌታ ዘኣማኑኤል እግዚኣብሄር ኣምላክና ጸግኡ የብዝሐልካ ኣጆካ ቀጽሎ በርት

  • @yordanosbeyene4538
    @yordanosbeyene4538 Місяць тому +1

    ምርጌታ አማኒኤል እግዚኣብሔር ይባርክካ ተስፋ ከይ ቆረጽካ መክቶም ንክንደይ መናፍቃን ኢካ ተቆጥዕ አለካ።እቲ ምክንያት ከአ ምስጢሮምን ብከመይ ጌሮም ሽፋን ኦርቶዶክስ ተጠቂሞም ከመሐላልፍዎ ዝደልዩ ዘለዉ ትምህርቶም ስለዘቃላዕካ ኢዩ።አጆካ እቲ ዘይጠልም እግዚኣብሔር ምሳካሎሞ ጽናዕ የቀንየልና ከአ።

  • @msgiezeration2129
    @msgiezeration2129 Місяць тому +5

    ቃል ሂውት ይስምዓልና ትሕትና ንትዕቢት ትስዕራ እዚ ሰልጠነ ድፍረት ዝትሓውሶ
    ስሓቕ ጉጉይ እዩ ፕሊስ

  • @TesfaldetAbsu
    @TesfaldetAbsu Місяць тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወይት የሰምዓልና

  • @biniam1467
    @biniam1467 Місяць тому +1

    ነገር ዘይምነዎ መምህር ኢየ በሃላይ።
    ቍሩብ ተሰተር በጃኻ...

  • @KbrtiGbraamlak
    @KbrtiGbraamlak Місяць тому +2

    Amen Amen Amen kal hiwet ysmaelna memhrena nezatom gex aeythabom Sarah zsaen eyu

  • @robelberhe5756
    @robelberhe5756 Місяць тому +5

    መምህር ወመገሰጽ ዘያዳሉ ለገጽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣጽራር ቤትክርስትያን የርሕቀልና❤🙏⛪️⛪️

  • @Mjdxhcnccjdkdjjkkoxja
    @Mjdxhcnccjdkdjjkkoxja Місяць тому +13

    በይዛኩም መጀማርያ ብውሽጢ ብ ዓበይቲ ቤተክርስትያን ኣቦታት ተረዳድኡ

  • @michielghirmay6147
    @michielghirmay6147 Місяць тому

    Mejeria kal hiwet yesmialna ezi guda abona suk elka kire yeblun kaliot abotat entay ygebru alewu ageb iblun diyom 😢😢

  • @mussie1620
    @mussie1620 Місяць тому +3

    ጸሎት ክንጸላለ ንነፍሲ ወከፍና ድያብሎስ ከይወስደና ይግባና ኩሉና

  • @bsratokube3617
    @bsratokube3617 Місяць тому +1

    Kale hiwet yesmeana abuna
    Edmen tenan yhabena 🙏🏻🙏🙏🏻🙏

  • @edenwoldegaber-moges8943
    @edenwoldegaber-moges8943 Місяць тому

    MEDHANIALEM mhretu yhabena b chernetu ykre yebahahlena Amen

  • @Weldu-r2m
    @Weldu-r2m Місяць тому +1

    መርገታ ሰመረኣብ የኢሰር አንበር ከማኻ ኪማላለስ ዚውዕል ኣይኮንን ኪምህር ጥራይ አዩ ጊዚኡ ዘሕልፎ

  • @DawitTekeste-lt2wy
    @DawitTekeste-lt2wy Місяць тому +1

    ኣነ ሕጂ ብጣዕሚ ተጨኒቀ ኣለኩ ኣበይ ከም ዝወድቅ ኣይፈልጥን ...ንምንታይ ዓለማዊ ዝመስል ዘረባ ንምንታይ ካብዚ ክትዕ ዘይትወጹ ብትሀትና ኣብ ኣባተክርስታን ዘይትራከብ መጀመራ ከኣ ንስጋ ተገልግሉ ኣለኩም ወላስ ንመንፈስ ቅዱስ። ይቅረታ ግበሩለይ አቦታተይ ደፊረ

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 Місяць тому

    ኣነስ ካብ ምሕዛን ምንባዕን ሓሊፈ ዝብሎ የብለይን የፍራሓካ ግና ግዚኡ😭😭😭🙏🙏❤❤❤ ኣቦና ፍቃድኩም እንተኮይኑስ ብውሽጢ እንተትገብርዎ ሞ እንተትራዳዱኡ ይቅረታ ስለ ድፍረተይ😢😢😢

  • @mebrhitbeyene
    @mebrhitbeyene Місяць тому +2

    Eway yehwatey mexhaf kdus entay amxo melekot melekot tblu zelekum o amlakey mhret gberelom

    • @mebrhitbeyene
      @mebrhitbeyene Місяць тому

      Hzbi tewahdo kal amlak anbbu hanti keyfeletkum kal hiwet yesmaana seb aytetallu kab natkum nay abel yhaysh beaserteed

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 Місяць тому +1

    Kalehiwet..yesmalna ❤....Amen.amen Amen

  • @fifi-ts7kq
    @fifi-ts7kq Місяць тому +3

    Amen amen amen Kal hiewet yasemalen memhr tesfa mengeste smayat yawrsln beunet !!! 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ Місяць тому

    _እግዚኣብሔር ኣምላኽ መሰተወዓሊ ልቢ ይሃበና ክቡር መምህርና ብጅኩም ክቡር ኣቦና ኣነ ብጣዓማ እያ ዝፈተወኩም ትምህርትኩም እና መፅሓፍተኩም ኣብ ሰደት ሰንከቂ ኮይንን እያ ብጃኩም ብውሽጢ ተራዳእ ብሓብር ምፅና_

  • @FthsumAfewerki
    @FthsumAfewerki Місяць тому +4

    ኦይ ኦይ ኦይ
    አግዛአብሀኢር ይምሓተና ይቕረ ይበልልና
    ህዝብኹም ይጥፋአ አሎ።ህዝብኹም አብ ሓይጣያ ከይ ወድቕኹም

  • @birikitialemayo3516
    @birikitialemayo3516 Місяць тому

    ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና 💟🙏

  • @TesfayKahsay-l5z
    @TesfayKahsay-l5z Місяць тому +7

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ስለ ኩሉ ነገር
    ነገር ግን ኣብ ሓንቲ እምነትን መንገስን ከለኩምስ ማዕረ ክንድዚ ኣብ ማስ መድያ በብናቱኩም ካብ ትመላለሱ ክልቴኩም ፊት ንፊት ኣብ ላይፍ ተራኪብኩም መመጽሓፍኩም ሒዝኩም ተትረዳዱኡ ጽቡቅ ነይሩ ኩሉ ሰብ ካብ መምህር ክስቶ ከምዚ ኢሉ እንዳ በለ ዝዛረብ ብሓንሳብ ምስ ተመሃረ ሓድነትኩም ከኣ ንቤተክርስትያን ጽቡቅ ኣብነት ምኮነ ነይሩ please

  • @zeeMe2323
    @zeeMe2323 Місяць тому +2

    Amen Amen Amen kale Hiwet yesmana Abona 🙏🤲🙏🤲🙏🤲

  • @rahelfesaha942
    @rahelfesaha942 Місяць тому +2

    Amen Amen Amen abana

  • @gualmicki7425
    @gualmicki7425 Місяць тому +2

    abona amealk yebarika agoliguletikum yebarik

  • @Amanuelkesete-x2x
    @Amanuelkesete-x2x Місяць тому +2

    kal hiwet yesmealina memhir zeAmanuel hawina amlak mulue tibebu yhabika bzey kelalem nayzi zemen nay pawilos xega yhabika.ሰልጠነ hawina kea tahiwaka keyetifeaka tigsti yhabika amlak.

    • @MehariTeklemariam-jp1zj
      @MehariTeklemariam-jp1zj Місяць тому +2

      ቃል ሂወት የስመዓልና መምህር፡ ኒሓውና ድማ ኮፍ ኣቢልኩም መረዳእታ ሂብኩም ተተረድእዎ ጽቡቅ ነይሩ፡ መክንያቱ እግዚኣቢሀር ዋላ ሓንት ሂወት ኪትኪሰር ከምዘይደልይ ዝያዳ ንሱኩም ትፈልጥዎ፡ ንስለ ትምህርትኩም ጊን ኢግዚኣቢሀር የክብረልና፡ ኢቲ መረዳእታ ካብ ቢመድያ ቢኣካል ተራኪብኩም መረዳእታ ተዝወስድ ይሓዪሽ፡

  • @wedimeharigm1775
    @wedimeharigm1775 Місяць тому

    Kale hiwet yesmalna memehrey

  • @Grace-In-Ortho
    @Grace-In-Ortho Місяць тому +5

    Comment ትገብሩ ሰባት ኣባ ቀሺ እዪም አንቱም በልዎም። አንታ ዝብሃል ን ድያቆን እዪ።

  • @TesfitMhreteab
    @TesfitMhreteab Місяць тому +4

    ብመጅመርታ አግዚኣብሔር ይመስገን ነዛ ዕለት ዘጽንሓና ክሙኡ ወን፡ኣደና ቅድስት ደንግል ማርያም ኩሎም ቅዱሳን፡አግዚኣብሔር ኢሽ ክቡሩ መምህራቻን ቃል ሂወት የስማዓልና አንታይ አሞ ክንብል ሕማቅ ዘበን ኣንቲ ክብለኩም መምህር ኣቢን ምርካብ ይብል ኣሎ ሥልጣን ክሰተ ሕጀ በጃኻ አንዶ ብፍቅረ ናብ ላይፍ ተራክቡ ኣነ ንብዓል ሕቶ ኣለኒ ንሥልጣን ዝሓቶ ብፍላይ ምስ አዞም ናይ ኣምርካ ዕረቅ ብክመይ አዩ ዝብል ኣረአስቲ ሕጀ ግና ኣብ ላይፍ አንዶ አተዎ ኣኮረዓኒ ነዚ መልስካ መልሲ ሃበኒ አስክ ምስ አዚ ናተይ ሓሳብ ትሳማምዑ ላይክ ንግበረ❤❤❤❤❤ ሰላም ኣምላክን ፍቅረ ቅዱሳን ምስ ህዚብ ክርስትያን ይኩን ❤❤❤❤

  • @amahadariwelday9237
    @amahadariwelday9237 Місяць тому

    Memhr nay memhr temeharay nay temeharay zey ftsemelu geze betsihan zemene enklil

  • @SolomieMehari
    @SolomieMehari Місяць тому

    Kal hiwet yesmaalna mergeta nhna msalie 22 hizna ena ngaaz slezi b tewahdo aynhafrn abotatna zekomwo deret aytezbl hakenia emnet sle zkonet eya zxabuuwa amlak ykre ybelelom

  • @TesfahiwetHaylu
    @TesfahiwetHaylu Місяць тому +4

    qal hiwet yesmalna Amen Amen Amen

  • @ferweinig740
    @ferweinig740 Місяць тому +2

    Amen. Amen. Amen. 🙏🙏🙏abona. Buruk.

  • @Haimanot-ur7mi
    @Haimanot-ur7mi Місяць тому +1

    Ajokum abona eziom lukat iyom aythmeku amlak yhagzkum amen

  • @AbrahamSemere-xm2xd
    @AbrahamSemere-xm2xd Місяць тому +4

    ቃለ ሂወት የሶመዓልና

  • @rahelfesaha942
    @rahelfesaha942 Місяць тому +1

    Amen Amen Amen abona

  • @saa4252
    @saa4252 Місяць тому +2

    ቃለ ህይወት የስመዐና ❤❤❤እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስም

  • @astertekle8276
    @astertekle8276 Місяць тому +1

    Egzabher ayne libenu yekfetilu. Be defrit iyu zekayid zelo.

  • @RedeTeklmariamAsgodomRedeTeklm
    @RedeTeklmariamAsgodomRedeTeklm Місяць тому +3

    Qale hiwet yesmealna kbur mergieta mengsteab ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meharigebrengus3864
    @meharigebrengus3864 Місяць тому +4

    ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህርናን ሓውናን መ/ዘኣማኑኤል።
    ከምቲ ዝበልኩሞ እዚ ሓውና ካብ ክመሃር ህንዩነቱ ክምህር ጥራይ ዝደሊ ይመስለኒ።ምናልባት ኣጆኻ ዝብልዎ ይህልዉ ይኾኑ።መጋበሪያ ካብ ምዃን የድሕነና መጋበርያ ኮይኑ ኣሎ።በዚ ዝሃብኪሞ መልሲ ይቕረታ ሓቲቱ ክመሃር ኢየ ኢሉ ተዝሓስብ ሰናይ ነይሩ፡ንቅዱስ ዓላማ እንተኾይኑ ክሰልጦ ምኸኣለ።ኣምላኽ መንፈስ ትሕትና ይሃቦ።በረኸት ቅዱስ ኣቦና ሃዋርያ ያዕቆብ ምስ ኩላትና ይኹን።ኣብ መልእኽቱ (ያዕ 3፡1)ዘሎ ሓይለ ቃል ደጊሙ ከስተንትኖ እምሕጸን።

    • @Tesfausnkey12345
      @Tesfausnkey12345 Місяць тому +6

      ካብ ነዚ ተታባብዕ ሓቂ ተትምስክር ጽቡቕ ነሩ ምኽንያቱ ስልጣን ብትሕትና ክረኽቦ ፈቲኑ እዚ ሰብ እዚ ግን ፍቃደኛ ኣይኾነን ከም መምህር ቤተክርስተያን መሰረት ።

  • @Leomessi19543
    @Leomessi19543 Місяць тому +5

    በዚሑ ንምእመናን ካኣ ጽቡቅ ኣይኮነንን ብውሽጢ ዘይትራዳዱኡ ሰለ እዝጋኣቢሄር ብውሽጢ ግበርዎ

  • @isakweldai4562
    @isakweldai4562 Місяць тому

    Qale hywet yesmaelna Memhr

  • @samuelgebrekrstos4725
    @samuelgebrekrstos4725 Місяць тому +1

    Amlak ymesgen memhirna deszebl sibket

  • @EfremYonas-r9g
    @EfremYonas-r9g Місяць тому +1

    Qale hywet yesmalna

  • @weldeabberhe730
    @weldeabberhe730 Місяць тому

    ልቢ ይሃቦ ምስኪን ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝነካ ዚ ሓውና እቶም ንዕኡ ትኽተልዎ ሰባት ኣስተውዕሉ በጃኹም

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t Місяць тому

    ብሓቂ ዘሐዝንዩ ንነብስኹም ኣይትኣትው ነቶም ከኣትዉ ዘለዎም ድማ ትኽልኩሉ ዝብል ጥቅሲ ከምዚ ከማኻ ባህሪ ፈርሳውያን ዘለዎምዩ ሰብ ኣብ እስርቤት እንዳተሳቀየ ኣብዚ you tube ከተዋርዶ ኤየናይ ደኣ ንዩ ፍርሃት እግዚአብሔር ኣበይ ኣሎ ስድነት ግደፎ ጽብቅ መሃር

  • @zerihannestesfay8478
    @zerihannestesfay8478 Місяць тому +10

    መልሓስ ሓቂ ኣይኮነናን ኢዩ ፍቃደና ተኮንካ ቁጽርካ ጻሓፋ ኣብዚኣ ምስኡ ከራክበካ

    • @Motherfather-k2q
      @Motherfather-k2q Місяць тому +3

      Ane zgermen ko Amen tray yblu ab comment kemzi gberu zeyblu mkanom eyo entay koynom eyo
      bwshti kfethwo zekelu church ayhlequn eyom bUA-cam
      genzebo tray yrkebu gdefwom nsom eyo kegagyna.

    • @yordanosbeyene4538
      @yordanosbeyene4538 Місяць тому

      እስካ ከ መን ይቡልካ ሐቀኛ አማኒ ተዋህዶ ቶኮንካ አብታ እምነትካ ጽናዕ።ተዘይኮይኑ እቲ ናይ ቤተ-ክርስትያን ሕቶ ንቤተክርስትያንን ንመራሕቲ ጥራይ ኢዩ ዝግባእ።

    • @Motherfather-k2q
      @Motherfather-k2q Місяць тому

      @@yordanosbeyene4538 ጽቡቅ ሃሳብ ኣለኪ ግን መን ዱ ዝመርሃኒ ዘሎ ኣማኒ ዳ ምካነይ ቡሩክ ሰንበተ ክርስትያን ቅድስቲ ይግበረልና።ምጽናዕ ዳ እንታይ እሞ ምመለስኩ ግን ብኮመንት ኮይኑ።

    • @Motherfather-k2q
      @Motherfather-k2q Місяць тому

      @@yordanosbeyene4538 ኣነከ ኣካል ቤት ክርስትያን ዶ ኣይኮንኩን ብገጋ ተከድኩ መን የረዳኣኒ ።

    • @yordanosbeyene4538
      @yordanosbeyene4538 Місяць тому

      @@Motherfather-k2q መጀመርታ እዚ ትጥቀመሉ ዘለካ ሽም አጸያፊ ዝኮነ ሽም ጌርካ ብዛዕባ እዛ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን ሪኢቶ ከማን ክትህብ መሕፈረካ።መጀመርያ ጌጋካ ሽምካ የዕሪ ኦሞ ብድሕሪኡ ብክብሪ ክምልሰልካ ተባረክ

  • @sabahabtemariyam2051
    @sabahabtemariyam2051 Місяць тому +1

    Abet memhrna egzabiher amlak xegu yebzhalku xnatn bereketn yhabkum bhaqi ezi hawna kea nay nsha zemen yhabo ember nsus nay bkela mkamu flut eu

  • @shimbayberihu1241
    @shimbayberihu1241 Місяць тому +4

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ⛪⛪⛪
    ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ
    ቀደም ፈሊጥናየን
    ናብ ልቦም ይመልሶም
    ክብሪ ንቅድስት ሥላሴ ይኹን
    ቃለ ህይወት የስመዓልና።

  • @mussie1620
    @mussie1620 Місяць тому +2

    ናይ ግኖስቲክስ መጽሓፍቲ ይጥቀምሉ አለዉ ንጠንቀቐሎም

  • @Merhawimelake-hp8qx
    @Merhawimelake-hp8qx Місяць тому +1

    ሰላም መምህርና እግዚኣብሄር ብሰናይ ጥበብ ናዓኹም ኣይኽልኣና ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘልኣለም ትንበር።❤

  • @petrostesfaldet4482
    @petrostesfaldet4482 Місяць тому +3

    ዘይ ትራከቡ ኣንታይ ኢኩም ነዚ ህዝቢ ፈተና ትኮንዎ ንራከብ ምስ ይብለካ ኣሎ ስልታን ሓቂ ተሊካ ተራከቡ ማሓሩና በጃኩም ቂምታ ህዝኩም ኣብዚ ኣይትምጹ ንሓንቲ ኦርተድክስ ንዘመር ብሓባር ክይና ጸላእትኩም ኣፍቁሩ ዶ ኣይኮነን ዝብለንና ንህና ግን ሓድሕድና ክንፋቀር ኣይካልናን ኣብዚኣ ትሳማምዑ ላይክ ግበሩ።

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263 Місяць тому +4

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጻፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ።
    ቃል ሂወት የስመዓልና መጋቢ ምስጢር መምህረይ ዘኣማንኤል መንግስተኣብ ወዲ ሊቃውንቲ ዝኮንኩም ኣቦ።
    እንታይ ዓይነት ትምህርቲ ወይ ቃላት ይዛረቡ ከም ዘለዉ፡እንተ ዝፈልጡ ከምዚ ዓይነት ቃላት ክዛረቡ ምሓፈሩ።
    ካብ፡ኣብ ዘይፈጥዋ ዝዘረቡ ዘይማሃሩ።
    ወይ ከኣ ንሊቃውንቲ ኣቦታት ባሕታውያን፡መነኮሳት፡ደናግል፡ፈለስቲ ኣብ ገዳም ከይዶም ዘይሓቱ።
    እዚ ናይ መናፍቃን፡ተሃድሶ ስራሕ ወገነይ ወገንካ፡ዓደይ ዓድካ ጸግዕን፡ቦርቲታ ሒዝካ ዝግበር ዘሎ።ፍርዶም ቀሊል ኣይክከውንን ኢዩ።
    ምክንያቱ እግዛኣብሔር ኣምላክ ይሰምዖን፡ይሪዖን ኣሎ እቲ ዝገብርዋን፡ዝሰርሕዋን ዘለዉ።
    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ግን ንዘላእለም ተቀዲሳን፡ተባሩካን ክትነብር ኢያ።
    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!

  • @KeshiMulugeta-yh7of
    @KeshiMulugeta-yh7of Місяць тому +3

    ቃለ ሂወት የስማዓልና መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል ናይ ኣገልግሎትኩም ዘበንኩም ይባርክ ብዙሓት ሊቃውንት መልሲ ሂበሙሉ እዮም ኣጆኩም እቶም ዲያቆን ስልጣን ትብሉ ዘለኩም ዲቁና የብሉን ተማሃር ንመን እዩ ደኣ መስተፋቅን ጸረ ኣጋንንትን ክብሎ ኣታ ክሳብ መዓሲኩም ብውሽጢ ተረዳዱኡ ክትብሉ ኣይርደኣኩምን ድዩ ድርሳነ ሰባቱ ሊቃውንት ጸጸጸ ኣለዎ ኣጋንንት ዘርሕቅ ሕቡእ ኣስማት ኢዩ ኣብ ኣንድምታ ውዳሴ ማርያም እመቤታችን እቶም ጠንቃሎ ናብ ቤት መቅደስ ከቃጽልዋ ምስመጹ ሕቡእ ኣስማት ተገሊጽላ ትጽሊ ነበረት ይብል ኣታ ሕዝቢ ምስ መን እዩ ክረዳዳእ ኣታ ተረዳዱኡ ትብል ዘለካ ንስካ ምጽእ ክነረዳካ ዲያቆን ኣብዝነበረት ትንበር ድንግል እያ ትግበኦ እዚ ኣይጥንቁልን እዩ ንሱ መጽሓፍ መርምር በልዎ ናይ ወርሒ ኣበባ ዘለዋ ቤተክርትያን ከም ዘይታኣቱ ኣደታትና ይፈልጦ እየን ኣስተውዕል ወገነይ

    • @KeshiMulugeta-yh7of
      @KeshiMulugeta-yh7of Місяць тому +1

      ይቅረታ ቅዱስ ክብል እየ

    • @KeshiMulugeta-yh7of
      @KeshiMulugeta-yh7of Місяць тому +1

      ቅዱስ ነገር ኣይተሃብዎም ለ ከለባት ዋላ ትንፈር ጤል እያ ዝብል እዩ ኣይርዳእን እዩ

    • @SiemMehari-l4t
      @SiemMehari-l4t Місяць тому +1

      ናይ በሓቂ ነለልዮም ድኣ!!! ደሃር ከኣ መርጌታ ዘኣማኑኤል እዚ ንባዕሉ ተጋድሎ እዩ ኩላሕና በብዘላናዮ ኣይንሕመቅ ሰላም ወሰና ምስ ኩልና ።

    • @BiniamYosief-l1s
      @BiniamYosief-l1s Місяць тому +2

      @KeshuMulugeta ጽቡቕ መግለጺን ጽቡቕ ሓሳብን እዩ ቃለ ህይወት የስምዓልና!!! ግና ናተይ ርኢቶ ምርኻብ ፍታሕ እዩ። ስልጣን ክርድኦ ኣለዎ ትብሉ እንድሕር ኮይንኩም ምስ መምህር ዘኣማኑኤል ተራኺቦም ናብ ሓደ ነጥቢ ክመጹ ኣለዎም፡ ዘይረዳድኡ እንተኾይኖም ላዕለዎት ሊቃውንቲ ይተሓወስዎ ነዚ ጉዳይ። እዚ ከኣ ንስልጣን ጥራይ ዘይኮነ ብዓቢኡ ንሕና ነቲ ትምህርቶም እንሰምዕ ምእመናን እዩ። ንእሽተይ ቀዳድ ናይ መርከብ ቀስ ኢላ ተጥሕላ እያ፡ ንእሽተይ ፍልልይ ናይዞም መማህራንና ከኣ ከቢድ ሓደጋ ከይተምጽእ፡ ምኽንያቱ ብዙሕ ምእመን ትምህርቶም ስለ ዝከታተል። ስለዚ @KeshiMulugeta ምርኻብሲ ኣይንጽላኣዮ ደኣ።

    • @KeshiMulugeta-yh7of
      @KeshiMulugeta-yh7of Місяць тому +2

      @@BiniamYosief-l1s እሺ ክቡር ብኒያም ሓወይ ምርካብ ናይ ኩሉና ድልየት እዩ ኣነ ውን ን መም ዘኣማኑኤል ከዘራርቦ ይክእል እየ

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 Місяць тому

    Amennnn

  • @DanielWerede
    @DanielWerede Місяць тому +2

    መጀመርታ ቓለሂወት የስምዓልና ደሓር ቤተክርስቲያና ስርዓት ኣለዋ ኣቦታትና ሊቃውንቲ ክመሃሩ ከለዉ ወንበር ተኺሎም ትሕትና ለቢሶም ብብዙሕ ድኻም ዮም ዝመሃርዎ ቲ ዝገርም ስለዝደለኻ ጥራይ ትምህርቲ ኣይትሕዞን ኢኻ ኣይግለጸልካን ዩ ሕርየት ዩ ምስጢሩ ክገልጸልካ ኣለዎ ብፍላይ መጻሕፍቲ ኣንድምታ ክትፈልጥ ኖን ሓንቲ ክልተ መጽሓፍ ፈሊጥካ ክትሰብኽ መምሃራን ክሕተቱ ኣለዎም ተሓታቲ ምስክርነት ዘለዎ መምህር ብድጋሜ ቓለሂወት የስመዓልና

  • @Teklehaymanothaymant
    @Teklehaymanothaymant Місяць тому +4

    ብመጀመርታ የነታ ዘኣማኑኤል ብሓቂ ዘይምንዓቅኩም መግለጺ ትሕትናኹም ኢዩ ግን ደረጃኹም ዘይትሕልው ኣቤል ከማን ብዛዓባ ስልጣን ክዛረብ ፍቃደኛ ኣይኮንኩን ኢሉ ምኽንያቱ ሱሉጣን ብዛዓባ ሰብ እንበር ብዛዓባ ቃል ኣሞላኽ ኣይዛራብን እዩ

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t Місяць тому +1

    በረከቶም ይሕደረና ኣብነ ሽኖዳ ናይ ግብጺ ፖትርያርክ ኣብነ ጳውሎስ ናይ እትዮጵያን ፖትርያርክ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ጥንት ኣብሶ ኣለዋ እሎምዮም ብሰንኪ ትዕብትካ ድኣ ኣይትሰምዖን እኻ እንበር ሊቀ ስልጣን ከኣ ብመጻሕፍቱ ገይሩ ዝሓለፈ ሰሙን ሰብ ዘገረመ ኣፍካ ኣትሕዝካ ሕኑቅ ዓፍራ የውጽእ ዝበልዎ ከምዚ ናትካዩ እዚ ትምህሮ ዘለኻ ፍርቁ ሓቂ ፍርቁ ቆየቃ ከይኑ ደሓን ግን ተስፋ ኣይትቁረጽ

  • @HanibalKeshi
    @HanibalKeshi 15 днів тому

    ኣብ መጽሃፈ ኣክሲመሮስ ኣለዋ እዘን ጽሑፋት ንሰን ከኣ እግዚኣብሄር ንሰይጣን ክእስሮ ኮሎ ነቶም መላእክት በእልፍ ስግንብረ እሳት መሃቢለ እሳት እሰሮም እና ብለ ኣዚዝዎም ዝብል ጽሑፍ ኣሎ ኣብ ኣውደ ነገስ ጥራሕ እይኮንን ነቲ ኩፉእ ነገር ንምውጻእ ግና ኣውደ ነገስ ገንጺሉ ዘገርም እዩ ኣምላክ ንኩላትና በዓይነ ምህረቱ ይጠምተና

  • @Sleeplessless
    @Sleeplessless Місяць тому +2

    ዘይሓፍ ድሙ ገረማሪያም ስሙ!!
    ዘይሓፍር ጻጸ ጎንደይ ከይዱ ይላጸ!! ይጋባይ በል!! ኣቦና ኣቤ'ለዉ?

  • @Samuel-3838
    @Samuel-3838 Місяць тому +5

    ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር ዘኣማኒኤል፡ ኣነ ግን ሕቶ ኣለኒ? ንምንታይ ሲነዶስ ኤርትራ ዘይ ሓቶምን? እቲ ናይ ኢንተርነትን ካልኡ ጸገም ከም ዘሎ ንፈልጥ ኢና፡ ነገር ግን እዚ ናይ ነብሲ እዩ፡ ኣብ ቅድሚ ልኡል እግዚአብሔር ካኣ ዝሕትት እዩ ቡዙሓት ንጠፍእ ኣለና ብሰንኪ ዘይ ምፍላጥና፡ ገለ ካኣ ከምዚ ክትመላለሱ ከለኹም ሰሚዕና፡ ተስፋ ኣብ ምቁራጽ ዘበጻሓና ኣለና፡ እሙ እግዚአብሔር ይሓግዘና።

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому

      Nay bhaqi egziabher amlak yhagzena balu eme brhaney hadraki❤❤❤😢😢😢✝️✝️✝️

  • @deaconsemere5558
    @deaconsemere5558 Місяць тому

    ህልክ በቃ ክልቴኩም ሓደ በቃ ንህዝቢ ትሓልዩ ኣይመስለንን ህዝቢ ዝፈልጦ ክልቴኩም ደቂ ተዋህዶ ኢኩም ግን ዘየስተዋዕልክሞ ኣሎ ብጣዕሚ

  • @BiniamYosief-l1s
    @BiniamYosief-l1s Місяць тому +2

    ኣነ ኣብ መንጎ ክልቴኹም ዘሎ ዘካትዕ ኣርእስቲ ተራኺብኩም ክሳብ ዘይፈታሕኩሞ፡ ናይ ክልቴኹም ትምህርቲ ካብ ምስማዕ ኣቋሪጸ ኣለኹ። ኣብዚ ሕጂ ግዜ ብደገ ካብ ዝመጹ መናፍቓን ክትከላኸሉ ይግባኣኩም ኔሩ እምበር፡ ነንሕድሕድኩም ክትነቓቐፉን ክትወቓቐሱን ንቤተክርስቲያንን፡ ንምእመናንን ዝምጥን ኮይኑ ኣይተሰምዓንን። መምህር ከኣ ስልጣን ንራኸብ ይብለኩም ኣሎ ስለዚ ብውሽጢ ተራኺብኩም ንምንታይ ነገራትኩም ዘይትፈትሑ፡ ነዚ ግዜ ዘይረኸብኩም ካልእ ንምንታይ ግዜ ክትረኽብሉ ኢኹም። ማእመናን ይከፋፈሉ ኣለዉ፡ ካብዚ ትገብርዎ ዘለኹም ከኣ ነናትኩም ሰዓብቲ ትገብሩ ዘለኹም ኮይኑ ይስምዓኒ ኣሎ። ሕጂ ፍሉጥ እዩ ስልጣን ከኣ ነዛ መምህር ዘውጽኣ video መልሲ ክህበላ እዩ፡ ደሓር ከኣ መምህር ንስልጣን መልሲ ክህበሉ እዩ፡ ንሕና ምእመናን ከኣ ኣብ ክንዲ ትምህርቲ ህልክ ንመሃር ማለት እዩ። ስለዚ መምህር ሓደራኹም ንስለ ማእመናን ክትብሉ ምስ ስልጣን ተራኺብኩም፡ ነገራትኩም ፈቲሕኩም፡ በሓንሳብ ኮይንኩም ምጹና። ክሳብ ሽዑ ግን ናትኩም ህልኽ ካብ ምስማዕ ተቖጢበ ኣለኹ። ወድሓንኩም!!!

  • @Yorsalem-vs1ji
    @Yorsalem-vs1ji Місяць тому +3

    ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኹን እዚ ዕንደራ መናፍቀቓን ንዝመ ጽእ ወለዶ ዋጋ ከኽልፍል እዩ ብኣጋኡ መዐለብታ ንግበረሉ ወገናትና የጥፍኡ ኣለዉ ንሕናዊን ንገስጾም ከይሳዕረሩ ምኽንያቱ ስርዓት ቀኖና ዶግማ ትምህርተ ሃይማኖት የፋልሱ ኣለዉ ስለዚ so ንጠንቕ ሓደራኹም ሸለል ኣይንበሎ ጉዳይ ሀይማኖት እዩ ንተሃድሃድሶ መናፍቃን ነቃልዓዮም ስለቲኣ ሀይማኖትና።

  • @fache123fache12
    @fache123fache12 Місяць тому +1

    ኣመን ኣመን ኣመን(((3))))

  • @ምእንቲመጎጎትሕለፍኣንጭዋ

    ዓውደ ነገስት ወ ፍካረ ከዋክብት ዝብል መጽሓፍ ከምዘሎ ሎሚ ፈሊጠ። ንምዃኑ ፡ ንምንታይ እዮም ስመ እግዚኣብሄርን መላእክትን እንዳ ተጠቕሙ፡ ነፍሳት ከሳቕዩ ዝኽእሉ? ንምንታይ ይሰርሓሎም?

  • @essayasgebremichal4132
    @essayasgebremichal4132 Місяць тому +1

    ❤❤❤እንቃዕ ናትና ኮንካ❤❤❤

  • @LetenkielTeklebrhan
    @LetenkielTeklebrhan Місяць тому +1

    Kulugzye ane memhr eye ktbl wey meregeta bhali sbket sbek bztekaele ztefu bzhat yom sltan hawna dma egzabiher xega ab leli xega yhabka rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen ❤❤❤

  • @azebtesfay7596
    @azebtesfay7596 Місяць тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Linda-l7w
    @Linda-l7w Місяць тому +2

    Yfti Aboy nay alem metsahfti lbeweled wlqe seb ktrgum kelo kemta zelata geru hanti keyweseke eka dea zeyfelta tekoynu hanti qal kemzelata ytshfa ente metshaf qdus bzfeqede endatsehafe seb dngrgr atywo hanti keytwsk hanti keytegudl zbil shelel tebahilu egzio ybl

  • @HabtomEntertainment
    @HabtomEntertainment Місяць тому +1

    ኣቱም ህዝቢ ኣሜን ጥራይ ዲኹም ትብሉ፡እዚ ናይ ቤተክርስቲያን ጉዳይ ኣይኮነን ናይ ክልቴኦም ጽልኢ እዩ፡ሓንቲ መዓልቲ ንህዝቢ ዝጠቅም ሒዞም ወጽዮም ዘይፈልጡ ብጀካ ንነብሶም ክከላኸሉን ክምልሱን፡ነስተውዕለሉ እዚ ግዜ፡ኣቱም መምህራን ኢና በሃልቲ ከኣ ኣደብ ግበሩ ይኣኽሎ እዚ ህዝቢ።

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому

      ከፍራሓካ ዝግዜ ኣነስ ኣብ ክልተ ተምቂለ ኣምላከይ ርዳእ😭😭😭

  • @tamenesugebo
    @tamenesugebo Місяць тому +3

    Selam amlak mhretu yewurdelana aske nmen knferd trakebu aske

  • @SamiSami-m4o
    @SamiSami-m4o Місяць тому +3

    ዋውውውውውው ቃል ህወት የስምዓልና መምህርና ዝግባእ መልሲ እዩ በልዎም ደኣ ንዞም ውካሩ ዝኮኒ ህዝብና የጥፉኡልና ኣለዉ ከማኩም የብዛሓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ነዓኩም ከኣ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Shabyawi
    @Shabyawi Місяць тому +3

    መርጌታ ኣቦና እንታይ ሞ ክንገብር እዚ ሩኩስ ኢዩ

  • @rezenetesfu2502
    @rezenetesfu2502 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tmhgr-d1p
    @tmhgr-d1p Місяць тому +2

    kebur memherna bezuh geze taazebnayom ina eziom ab kedesti betekerestyana zeyele nehezbna kedenageru netsela tekedinom seb yemeslu bekedamay beshem dyablos neamlak nelemeno ilu nehna besem kedusan melaekti besem nebyat besem likawntn nebyatn hawaryatn ina nelemen ezi zezarebo ab kedesti betekerestyanna zeyele neakum dema egziabher tsegeoo yebzehalkum

  • @abrahasionsebhatuwoldab4596
    @abrahasionsebhatuwoldab4596 Місяць тому +3

    Egzyo mahrna kirstot aboy mergta ezy wedy kabtom tehadso eyu