Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ሽኮሪናሽኮሪና ኢሎምኪክንደይከ ጥዕም ሽምኪካብ ጥዑም ትክልክሊቡዙሕ መግቢ ዘይትቕበሊሕርቕ ሕርቕ ተብሊሳሓቅ ቡዙሕ ዘይትፈትዊክላገጹ ዶኮን ሽኮሪና ኢሎምኪመራር ከምሓሞት ሰባት ተህልኪኣካላት በብሓደ ትውስዲታኣፋፊት ፡ንእሽትለይ ቁስሊ ተረኪብኪሙቕራጽ ዝሰልጠኪሎሚ ስኒጽባሕ ዓይኒ ትምንጥሊጽንሕ ኢልኪ ናብ ኩሊት ትሓልፊሰባብ ፡ሰላሕታዩ ስራሕኪግን ጽቡቅኪ ፡ተተፈሊጥኪእንታዩ ጠለባትኪከተንብሪ ትክእሊ፡ፈተውትኪ ክንከውን ስፖርት ኣዘውትሩ ትብሊፍረታት ኣሕምልቲ ዝቀለብኪቡዙሕ ምካድ ዘይደክመኪዕቅን መግቢ ዝጠለብኪከተሳልዪና ኣብ ናብራ ሓቢርኪክሳብ ኣቦይዝጊ ዝእክብ ንብረቱ ምዕራፍ ህይወት ክንዓጹ ምስ ኣርባዕተ ነጥብታቱ፡On remembrance of diabetic day Nov 14th
Ewa ayslchiwekan du ezi kulu ktxhf
Kabtom kab timihirity zelilom feqedo inda siwa ziwiilu zineberka biliwaqiidika 😂😂😂😂
@@ismailadem8907 Bkemey dea felitkani
ንበርሀ ትፈቱዎ ላይክ ደቂ ኤሪይ🇪🇷🇪🇷
How much I enjoy your comedy, and my dad loves to watch you guys. Don't stop keep going. Great work
Thank you! Will do!
ዓባይ ትምህርቲ ኢያ ❤❤ አናሰሓቅካ 😂
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ፈጣሪ ምሉኡ ጥዕና ይሃብኩም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስድራኹም የስምዕኹም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ከምኡ ዊን ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም ሓደራ ሸለል ኢልኩሙኒ ከይትሓልፉ ብሩኻት
ነዛ ናትካ ዲና ሳብስክራይብ ክንገብር ወይ ነዛ ናይ በርሀ እዚ ምርቃካ ካኣ ካሓልፈኒ ዘይ ደለኩ
Amen betam xbuq temhert eya 🙏🙏🙏
Amen
Thanks grelka alku
አሜን አሜን አሜን
ኩላትኩም ነዛ ፊሊም ዝራኽማ ተመርመሩ😅😅😅❤❤❤
Ewa ayqerban
Kkkkkkkkkk bitam xubuk sirah deki eri ane mogos bitam eyu zifteweka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉
በርሀ ጀግና
ትኽኽለኛ ናይ ሕቡሻት ድንቁርና እትገልፅ ተዋዛይት ፊልሚ !!✍️👏🙌❤👌👌👌
Funny at the same time a great message. Many people in Asmara are over weight and live unhealthy life styles like sleeping after eating and consuming too much carbs. I can see Dawit did his reading about Diabetics ❤
ሓወቦይ በርሀ ካብ ሽኮር ክንድዚ ሃተተፍተፍ ናይ ብሓቂ መሃሪት ፊልም ❤❤❤❤❤😂😂
David hawey best comedy thanks!
ዓባይ ትምህርቲ እንዳ ኣዛናጋዕኹም ጊን እዚኣ ናይ ርጊበን ቶኩሎምን 👌 ምልክት ናይ ኣጋንንቲ ኢያ ኣስተዉዑሉላ ደቂ ኤረይ ብዝተረፈ ጹቡቅ ሰራሕ በርሀ ሓወና ዕድመን ጥዕናን ይሃበኹም ደቂ ሪመይ
ሓራሞይ ሒዘ ኢልካያ በቃ ዳዊት 😂😂😂
Nice job dawit eyob ni nay dawit eyob comedy kemzi kemay zexebeya yehulu do ✨️🥰
Dawit hawey perfect comedy but u should create new characters or new ideas about our beauty city asmara 🎉❤❤love u all deki erey
😊
ሞጎስ ኣረቂ ኣይበለየልካን ክሳብ ሕጂ 🤣ብዝተረፈ ጹቡቅ ስራሕ ሸውያ ግን የሕጽር እንተተብልዎ ተመረጺ ኔሩ ❤
Kemziea sihiqe ayfeltn ye thanks dawi hawna ❤❤❤❤
❤❤❤❤ thank you
ዳዊት ጽብቅ ኮሜዲ ግን ኣብ ናይ ክልተ ሰባት 10 የሰልጭወካ ብኻልእ እስታይል ከኣ ኣምጻልና ምስ ማግኔት ብፍላይ ግድን ክንጽበየካ ኢና
❤❤❤❤ Well come
በርሄ ሾኪሩ 😄😄😄😄በርሄ ፀቢቁ ዶ አይትከይድን 😄😄😄
Zeftwo seb ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Dawit 🎉🎉🎉🎉❤❤❤ kkkkkkk😅😅😅😅😅😅
😀😀😀😀😀😀 funny comedy and meharit keep going Dawita. Eti Meri call gn ab app store kirekba aykialkun
Wedi iyob yako❤❤❤🎉🎉🎉
ዋይ ጎግል ግሪኽ መሊእዋ ዘረብኡ።😀
ታይ ድኣሉ ሳብስክራይብ ዝገብሩ ሓላላት ዝጭወኒ 😂😂😂😂😂😂 ግበሩልና እስከ ያኣኽ😂😂😂😂😂😂 ዋላ ኣይከሰብ❤❤❤❤❤
Like❤❤❤❤❤
@spiritualphilosophy-rn3br kkkkkkkk kemey qenikake
Eza nai habesha ADVERTISEMENT tigebir gual mara kef alewa 🤩, Kinirieie 👊🤛 ena kk..
ናይ ክልተ ሰባት ዝርርብ 10 ደቂቅ ይገብሩ፡ ማራ ኣሰልቻዊ!!
Kabti 10 deqiq gn 1000 qalat eka kesibka amesgn kab neru geru dihinka aleka 😂😂😂😂😂
@@EndelssLoveEndelssLove ክክክ ቃላት ትርጉም የብሉን፣ ሓሳባት ክህልዎ ኔርዎ።
Kkkkkk
Eza shkoras fokas eya n dawtom thzo😂😂😂❤❤❤❤
Entaty abta nay henok wari estidyo hekimna qeyrkuma wari yelen du b❤❤❤❤😂😂
Dawita❤❤❤😂😂😂
Well come brihe shcor❤❤❤❤❤😊😊😊
Good ybel Comeday❤❤❤❤❤❤❤❤
Nice comdy ❤ and mexhaf ab Adiss abeba knrekba nkel do pliz?👋
ሰላም ዳዊት ደራሲ ባዕልኻ google ትህቦ መደብ ብጣዕሚ ኣይተጋንኖ
Dave shkor at least dehay Asmara mchwti eko tesmana ❤❤❤ good work..
VERY CREATIVE ADVERTISEMENT, KENRE EEY ENAA . ABZA MEHARIT COMEDY .
Kkkkk 6 meshann shkoer tekhloo 😂😂😂
Welcome back Dawit
David nic Comedy 😂😂😂👌🏿🇪🇷👏🏿
ብርሀ ምሕረር ብሳቅ ትምህርቲ ትሕልፍ ኣለኻ ❤❤❤ ያኣ ሱሙዑ እዞም ኣብ ኮመንቲ ሳብስክራይብ እዳ በልኩም ኣይ ትረቡሹና ኣይንብልን ዳሓር ከ ክጸርፉና😂😂😂😂
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤ tanks 🎉🎉
አነስ እዚ ምስ ዳዊት ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ ክፍተወኒ አዘራርብኡ ንፋዕዮ ብሐቂ❤❤❤❤
ኣንታ ሰብ ሓደ ጥራይ ኣይኮነን ምሰ ዳዊት ሰዋሳእ ዘሎ ነየናይ ኢኻ ፈቲኻዮ ሰም ግለጽ ኦፋንኩሉ በሽትያ
እቲ ሽኮር ንስኺ ክትቅበልኒ ትኽእሊ ዶ😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
😂😂😂😂😂😂 duba ruba😂😂😂😂😂😂😂
Kkkkkkkk Berhe lewah,Berhe legas,Berhe bokbak,Berhe hiyaway 😂😂😂😂😂😂😂 😂😂😂😂😂😂😂 😂😂😂😂😂😂😂!
Ata berhes qenqae tewelede abzia allem kemu Kea enqae Eritrawi haramu hize do diedie kbel mes bele Metyte kkkkkkk👍👍👍👌👌
Who can tell me the main contents or messages of this comedy???
Welcome ❤❤❤
Ageb ato berhe kakkkkkkkkkk😅😅😅😅
በርሀ ሽኮር ዓባይ ትምህርቲ እያ እዋይ እዛ ግሪክ ዝብልዋ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Nice one bro dave
❤❤❤❤nice comedy 😃 😀 600 shekor 😂😂
Bela funny geratena deki 🇪🇷 dawit eyob zeynxebyo... camera tetmt wilka abe mejemrta ..asetkakela
❤❤🎉❤❤
Google yah 😂😂😂😂
Hhhh
ዳዊት በኻዪ😂❤
❤ WAW ZA COMEDI BELLA 🇪🇷💝🤩🤣😅😂🙏🏼
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 እዛ ራኢና ናይ ሀበሻ ድኳን ናይ ብርጌድ ዝአበዱ ዲያ ተዘይመጺኩም ብበትሪ ትብሉ ድአ ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
😂😂😂600 aboy berhe 🥰🥰
Kkkkkkk ❤️❤️❤️❤️❤️
Great comedy
Skikorinatat. Deki. Erey 🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾♥️
Googel ግሪኻዊ ኣስሊ ቀመም ፍሊም 😂😂😂😂😂
Very nice comedy
Deva😂❤❤
ዳዊተይ ሽኮር ይኣኽ😂😂
Dev betki ❤👌
ዳዊት ሓላላት❤❤👍
Doctor zemama 😂😂😂
Docter zemama 😂😂😂😂😂😂
Wellcom dawita 😂
❤❤❤❤❤🎉🎉
ጉጉል ኣብ ኩሉ ምድላዋት ኣይጉደልመርኣያ እዚ ዘመን እዩ
Moyte kkkkkkkkk kef alekum
ነዛ ኮሞነት ተንብቡ ኩሉኩም ኣብ ዘለኩሞ ሰላምን ጥዕናን ዪምነየልኩም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጥ ይምነየልኩም subscriber eba ግበሩለይ ኣሕዋት ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤.😂😂😂😂
Google yeak 😂😂😂😂
ewe yeak grikawi😂😂😂😂😂
😂😂😂😢😢❤❤❤❤
Anta wedi bearegitka dika ktarg, naa ba mensey koynka ba srah amxalna😮
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
❤❤❤❤😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉
Nice
😂😂😂😂 temermeru kulukum abzi zelekum wala 😂😂😂❤❤❤follow ey nhmeq
Google ❤❤❤❤❤
well come
Nab dkas entay demxe alewo 😂😂😂😂
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂😂😂
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️😂😂😂😂
❤❤❤wwwww🎉🎉🎉😂😂😂
❤😊
❤❤❤😊
❤🎉❤🎉❤🎉
❤️❤️🇪🇷
መስሓቒትን ማሃሪትን ኮመዲእያ ብሓቂ። ግን እታ "መድሃኒካ ተኻታተል" ትብል ቃል ዳርጋ በዞም ናይ ሕጂ እዋን ተማራመርቲ ሳይንስ ማለት 21 ክ/ዘመን፣ እቲ ኣፋውስ ብጌጋ ይዋሃብ ከምዝነበረ እዮም ከረድኡን ክልውጥዎን ጀሚሮም ዘለዉ። Insulin Resistance ንምሳሌ ምሳሕ ሳዓት 1 ተመሲሕካ ድሕሪ ሴዓት 7 ድራር ትበልዕ። ሽዑ ክሳብ ንጽባሒቱ ሳዓት 1 መግቢ ዝባሃል ከይለኸፍካ ጸኒሕካ ማለት ን18 ሳዓታት ጸምካ ኣለኻ ማለት ‘ዩ ሽዑኡ ትምሳሕ። ኢንሱሊን ታሕቲ ይወርድ እሞ ብቐጻሊ ከምኡ ምስትገብር በብቑሩብ ናብ ናይ ቀደም ጥዕናኻ ትምለስ። ኣመጋግባኻ ኻኣ ልዑል ስብሒ፣ ማእከላይ ፕሮቲን፣ ኣዝዩ ትሑት ወይ ውን ዜሮ ካርቦሃይድሬድ ዝሓዘ ክኸውን ኣለዎ። ዝሓለፉ እዋናት ግን ኢንሱሊን መሊኡካ በለቕበለቕ እንዳበልካ መሊሶም ካብ ደገ ኢንሱሊን ይወግኡኻ ኔሮም። እቲ ካልእ ኣፋውስ እውን ከምኡ። እዚ ግን ነቶም ሽኮርያ 2 እምበር እቶም ሽኮር ሓደስ ኣይምልከቶምን። ስለዚ በመጋግባ ዝፍወስ ካብ ኮነ ዝኾነ መድሃኒት ናይ ሽኮር "ኣይፋል" እያ ክትብል ጀሚራ ዘላ እዛ ናይ ሕጂ ዓለም።ዎዳሓንኩም።
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ኣታ ዳዊት ትበሃል ሰብ ያ ግደፎ እዚ ፍሊም ታይ ኢካ ስቅ ኢልካ ዘይከውን ፍሊም ሸር ትብሎ 😊
😂 ዳዊትን ወጊሑ ፍሳሃጽዮንን ነዚ ስነ-ጥበብ ድዕምስምስ የብልዎ ኣለዉ። ሕጂ እዝስ ፊልም ድዩ ኮሜዲ፡ ማሌት ነዊሑ !
ምስዛ ሓሳብካ ይሰማማዕ እየ ሕጂ ከማን ኮመንት ከንብብ እየ መጺአ ብዝኾነ እዚ ህዝቢ ጌጋ ኣለኻ ዘይብል ኮይኑ ስቕ ኢሉ ጽቡቕ ኣለኻ ጥራይ ይብል❤
@@KubsulSulኣቱም ሰባት ንምንታይ ሰነ ጥበባዊያን ትዳኹሙ ቁዱም ኑሱኹም ብዕቅምኹም ኣበርኩቱ እንድሓር ትዛርቡ ምናልባት ደቃዪቅ በዚሑ ኪክወን ይኪእል ኢዩ ጊን ጹቡቅቲ ሰራሕ ኢያ እዚኣ ናይ ሕጂ ትም ኢልኹም ዳወን ኣይትግበሩ ሰብ ሰራሕ ኢዮም ብሕማቅ ኣይትርድእዋ ከም ሓሳብ ኢዩ እዛ ኮምንቲ ጅመዓ
@@Merhawi-rn3go msaka aleku bravo
@@selamawikrstosselamkahabena ታንክስ ሓቢቢቲ ኣና እቲ ሓቂ ኢየ ተዛሪበ ጋል ሓውቦይ
ሽኮሪና
ሽኮሪና ኢሎምኪ
ክንደይከ ጥዕም ሽምኪ
ካብ ጥዑም ትክልክሊ
ቡዙሕ መግቢ ዘይትቕበሊ
ሕርቕ ሕርቕ ተብሊ
ሳሓቅ ቡዙሕ ዘይትፈትዊ
ክላገጹ ዶኮን
ሽኮሪና ኢሎምኪ
መራር ከምሓሞት
ሰባት ተህልኪ
ኣካላት በብሓደ ትውስዲ
ታኣፋፊት ፡ንእሽትለይ ቁስሊ ተረኪብኪ
ሙቕራጽ ዝሰልጠኪ
ሎሚ ስኒ
ጽባሕ ዓይኒ ትምንጥሊ
ጽንሕ ኢልኪ ናብ ኩሊት ትሓልፊ
ሰባብ ፡ሰላሕታዩ ስራሕኪ
ግን ጽቡቅኪ ፡ተተፈሊጥኪ
እንታዩ ጠለባትኪ
ከተንብሪ ትክእሊ፡
ፈተውትኪ ክንከውን
ስፖርት ኣዘውትሩ ትብሊ
ፍረታት ኣሕምልቲ ዝቀለብኪ
ቡዙሕ ምካድ ዘይደክመኪ
ዕቅን መግቢ ዝጠለብኪ
ከተሳልዪና ኣብ ናብራ ሓቢርኪ
ክሳብ ኣቦይዝጊ ዝእክብ ንብረቱ
ምዕራፍ ህይወት ክንዓጹ
ምስ ኣርባዕተ ነጥብታቱ፡
On remembrance of diabetic day Nov 14th
Ewa ayslchiwekan du ezi kulu ktxhf
Kabtom kab timihirity zelilom feqedo inda siwa ziwiilu zineberka biliwaqiidika 😂😂😂😂
@@ismailadem8907 Bkemey dea felitkani
ንበርሀ ትፈቱዎ ላይክ ደቂ ኤሪይ🇪🇷🇪🇷
How much I enjoy your comedy, and my dad loves to watch you guys. Don't stop keep going. Great work
Thank you! Will do!
ዓባይ ትምህርቲ ኢያ ❤❤ አናሰሓቅካ 😂
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ፈጣሪ ምሉኡ ጥዕና ይሃብኩም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስድራኹም የስምዕኹም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ከምኡ ዊን ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም ሓደራ ሸለል ኢልኩሙኒ ከይትሓልፉ ብሩኻት
ነዛ ናትካ ዲና ሳብስክራይብ ክንገብር ወይ ነዛ ናይ በርሀ
እዚ ምርቃካ ካኣ ካሓልፈኒ ዘይ ደለኩ
Amen betam xbuq temhert eya 🙏🙏🙏
Amen
Thanks grelka alku
አሜን አሜን አሜን
ኩላትኩም ነዛ ፊሊም ዝራኽማ ተመርመሩ😅😅😅❤❤❤
Ewa ayqerban
Kkkkkkkkkk bitam xubuk sirah deki eri ane mogos bitam eyu zifteweka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉
በርሀ ጀግና
ትኽኽለኛ ናይ ሕቡሻት ድንቁርና እትገልፅ ተዋዛይት ፊልሚ !!✍️👏🙌❤👌👌👌
Funny at the same time a great message. Many people in Asmara are over weight and live unhealthy life styles like sleeping after eating and consuming too much carbs. I can see Dawit did his reading about Diabetics ❤
ሓወቦይ በርሀ ካብ ሽኮር ክንድዚ ሃተተፍተፍ ናይ ብሓቂ መሃሪት ፊልም ❤❤❤❤❤😂😂
David hawey best comedy thanks!
ዓባይ ትምህርቲ እንዳ ኣዛናጋዕኹም ጊን እዚኣ ናይ ርጊበን ቶኩሎምን 👌 ምልክት ናይ ኣጋንንቲ ኢያ ኣስተዉዑሉላ ደቂ ኤረይ ብዝተረፈ ጹቡቅ ሰራሕ በርሀ ሓወና ዕድመን ጥዕናን ይሃበኹም ደቂ ሪመይ
ሓራሞይ ሒዘ ኢልካያ በቃ ዳዊት 😂😂😂
Nice job dawit eyob ni nay dawit eyob comedy kemzi kemay zexebeya yehulu do ✨️🥰
Dawit hawey perfect comedy but u should create new characters or new ideas about our beauty city asmara 🎉❤❤love u all deki erey
😊
ሞጎስ ኣረቂ ኣይበለየልካን ክሳብ ሕጂ 🤣ብዝተረፈ ጹቡቅ ስራሕ ሸውያ ግን የሕጽር እንተተብልዎ ተመረጺ ኔሩ ❤
Kemziea sihiqe ayfeltn ye thanks dawi hawna ❤❤❤❤
❤❤❤❤ thank you
ዳዊት ጽብቅ ኮሜዲ ግን ኣብ ናይ ክልተ ሰባት 10 የሰልጭወካ ብኻልእ እስታይል ከኣ ኣምጻልና ምስ ማግኔት ብፍላይ ግድን ክንጽበየካ ኢና
❤❤❤❤ Well come
በርሄ ሾኪሩ 😄😄😄😄በርሄ ፀቢቁ ዶ አይትከይድን 😄😄😄
Zeftwo seb ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Dawit 🎉🎉🎉🎉❤❤❤ kkkkkkk😅😅😅😅😅😅
😀😀😀😀😀😀 funny comedy and meharit keep going Dawita. Eti Meri call gn ab app store kirekba aykialkun
Wedi iyob yako❤❤❤🎉🎉🎉
ዋይ ጎግል ግሪኽ መሊእዋ ዘረብኡ።😀
ታይ ድኣሉ ሳብስክራይብ ዝገብሩ ሓላላት ዝጭወኒ 😂😂😂😂😂😂 ግበሩልና እስከ ያኣኽ😂😂😂😂😂😂 ዋላ ኣይከሰብ❤❤❤❤❤
Like❤❤❤❤❤
@spiritualphilosophy-rn3br kkkkkkkk kemey qenikake
Eza nai habesha ADVERTISEMENT tigebir gual mara kef alewa 🤩, Kinirieie 👊🤛 ena kk..
ናይ ክልተ ሰባት ዝርርብ 10 ደቂቅ ይገብሩ፡ ማራ ኣሰልቻዊ!!
Kabti 10 deqiq gn 1000 qalat eka kesibka amesgn kab neru geru dihinka aleka 😂😂😂😂😂
@@EndelssLoveEndelssLove ክክክ ቃላት ትርጉም የብሉን፣ ሓሳባት ክህልዎ ኔርዎ።
Kkkkkk
Eza shkoras fokas eya n dawtom thzo😂😂😂❤❤❤❤
Entaty abta nay henok wari estidyo hekimna qeyrkuma wari yelen du b❤❤❤❤😂😂
Dawita❤❤❤😂😂😂
Well come brihe shcor❤❤❤❤❤😊😊😊
Good ybel Comeday❤❤❤❤❤❤❤❤
Nice comdy ❤ and mexhaf ab Adiss abeba knrekba nkel do pliz?👋
ሰላም ዳዊት ደራሲ ባዕልኻ google ትህቦ መደብ ብጣዕሚ ኣይተጋንኖ
Dave shkor at least dehay Asmara mchwti eko tesmana ❤❤❤ good work..
VERY CREATIVE ADVERTISEMENT, KENRE EEY ENAA . ABZA MEHARIT COMEDY .
Kkkkk 6 meshann shkoer tekhloo 😂😂😂
Welcome back Dawit
David nic Comedy 😂😂😂👌🏿🇪🇷👏🏿
ብርሀ ምሕረር ብሳቅ ትምህርቲ ትሕልፍ ኣለኻ ❤❤❤ ያኣ ሱሙዑ እዞም ኣብ ኮመንቲ ሳብስክራይብ እዳ በልኩም ኣይ ትረቡሹና ኣይንብልን ዳሓር ከ ክጸርፉና😂😂😂😂
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤ tanks 🎉🎉
አነስ እዚ ምስ ዳዊት ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ ክፍተወኒ አዘራርብኡ ንፋዕዮ ብሐቂ❤❤❤❤
ኣንታ ሰብ ሓደ ጥራይ ኣይኮነን ምሰ ዳዊት ሰዋሳእ ዘሎ ነየናይ ኢኻ ፈቲኻዮ ሰም ግለጽ ኦፋንኩሉ በሽትያ
እቲ ሽኮር ንስኺ ክትቅበልኒ ትኽእሊ ዶ😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
😂😂😂😂😂😂 duba ruba😂😂😂😂😂😂😂
Kkkkkkkk Berhe lewah,Berhe legas,Berhe bokbak,Berhe hiyaway 😂😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂😂!
Ata berhes qenqae tewelede abzia allem kemu Kea enqae Eritrawi haramu hize do diedie kbel mes bele Metyte kkkkkkk👍👍👍👌👌
Who can tell me the main contents or messages of this comedy???
Welcome ❤❤❤
Ageb ato berhe kakkkkkkkkkk😅😅😅😅
በርሀ ሽኮር ዓባይ ትምህርቲ እያ እዋይ እዛ ግሪክ ዝብልዋ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Nice one bro dave
❤❤❤❤nice comedy 😃 😀 600 shekor 😂😂
Bela funny geratena deki 🇪🇷 dawit eyob zeynxebyo... camera tetmt wilka abe mejemrta ..asetkakela
❤❤🎉❤❤
Google yah 😂😂😂😂
Hhhh
ዳዊት በኻዪ😂❤
❤ WAW ZA COMEDI BELLA 🇪🇷💝🤩🤣😅😂🙏🏼
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 እዛ ራኢና ናይ ሀበሻ ድኳን ናይ ብርጌድ ዝአበዱ ዲያ ተዘይመጺኩም ብበትሪ ትብሉ ድአ ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
😂😂😂600 aboy berhe 🥰🥰
Kkkkkkk ❤️❤️❤️❤️❤️
Great comedy
Skikorinatat. Deki. Erey 🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾♥️
Googel ግሪኻዊ ኣስሊ ቀመም ፍሊም 😂😂😂😂😂
Very nice comedy
Deva😂❤❤
ዳዊተይ ሽኮር ይኣኽ😂😂
Dev betki ❤👌
ዳዊት ሓላላት❤❤👍
Doctor zemama 😂😂😂
Docter zemama 😂😂😂😂😂😂
Wellcom dawita 😂
❤❤❤❤❤🎉🎉
ጉጉል ኣብ ኩሉ ምድላዋት ኣይጉደል
መርኣያ እዚ ዘመን እዩ
Moyte kkkkkkkkk kef alekum
ነዛ ኮሞነት ተንብቡ ኩሉኩም ኣብ ዘለኩሞ ሰላምን ጥዕናን ዪምነየልኩም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጥ ይምነየልኩም subscriber eba ግበሩለይ ኣሕዋት ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤.😂😂😂😂
Google yeak 😂😂😂😂
ewe yeak grikawi😂😂😂😂😂
😂😂😂😢😢❤❤❤❤
Anta wedi bearegitka dika ktarg, naa ba mensey koynka ba srah amxalna😮
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
❤❤❤❤😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉
Nice
😂😂😂😂 temermeru kulukum abzi zelekum wala 😂😂😂❤❤❤follow ey nhmeq
Google ❤❤❤❤❤
Google ❤❤❤❤❤
well come
Nab dkas entay demxe alewo 😂😂😂😂
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂😂😂
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️😂😂😂😂
❤❤❤wwwww🎉🎉🎉😂😂😂
❤😊
❤❤❤😊
❤🎉❤🎉❤🎉
❤️❤️🇪🇷
መስሓቒትን ማሃሪትን ኮመዲ
እያ ብሓቂ። ግን እታ "መድሃኒካ ተኻታተል" ትብል ቃል ዳርጋ በዞም ናይ ሕጂ እዋን ተማራመርቲ ሳይንስ ማለት 21 ክ/ዘመን፣ እቲ ኣፋውስ ብጌጋ ይዋሃብ ከምዝነበረ እዮም ከረድኡን ክልውጥዎን ጀሚሮም ዘለዉ። Insulin Resistance ንምሳሌ ምሳሕ ሳዓት 1 ተመሲሕካ ድሕሪ ሴዓት 7 ድራር ትበልዕ። ሽዑ ክሳብ ንጽባሒቱ ሳዓት 1 መግቢ ዝባሃል ከይለኸፍካ ጸኒሕካ ማለት ን18 ሳዓታት ጸምካ ኣለኻ ማለት ‘ዩ ሽዑኡ ትምሳሕ። ኢንሱሊን ታሕቲ ይወርድ እሞ ብቐጻሊ ከምኡ ምስትገብር በብቑሩብ ናብ ናይ ቀደም ጥዕናኻ ትምለስ። ኣመጋግባኻ ኻኣ ልዑል ስብሒ፣ ማእከላይ ፕሮቲን፣ ኣዝዩ ትሑት ወይ ውን ዜሮ ካርቦሃይድሬድ ዝሓዘ ክኸውን ኣለዎ። ዝሓለፉ እዋናት ግን ኢንሱሊን መሊኡካ በለቕበለቕ እንዳበልካ መሊሶም ካብ ደገ ኢንሱሊን ይወግኡኻ ኔሮም። እቲ ካልእ ኣፋውስ እውን ከምኡ። እዚ ግን ነቶም ሽኮርያ 2 እምበር እቶም ሽኮር ሓደስ ኣይምልከቶምን። ስለዚ በመጋግባ ዝፍወስ ካብ ኮነ ዝኾነ መድሃኒት ናይ ሽኮር "ኣይፋል" እያ ክትብል ጀሚራ ዘላ እዛ ናይ ሕጂ ዓለም።
ዎዳሓንኩም።