First of all we need to demarcation the border between Eritrea and Ethiopia,second the people of Ethiopia need to be able to use our Red Sea free, Because it’s not God’s permission to charge for the people of Ethiopia,unless there is no other way to make solution, Must accept this message both sides,but don’t give them the Red Sea to own, We aren’t a different people, Jesus Christ is Lord,
ትግረዎት መሰረቱ ጥዕና የብሎሙን፡ፍቅሪ ሓድነት ዝብሃል የለን፡ሓይሊ፡ምፍልዳል ጥራሕ፡ዩ ወሳኒ
አነ ብወገነይ ብዛዕባ ትግራይ ጸቕጥና እንተዘይተዛረብና ይምረጽ ሽግርና ይኽእልና
ይካኣሎ ጽፉፍ ኣቃራርባ❤❤❤❤
ጌቹ ረዱ ወዲ ረዳ ጀግና መንግሰቲ ሃገረ ትግራይ💪😊
ኤርጥሊን ጉዳይ ሃገረኩም ዜይትገበሩ
Gual reshunat kelel Axebo Sherok 😂😂😂😂😂😂😂
Nai bhaqi melsi guday hgerkum geberu
Amaricas selam Ab kerni Africa.tideli ya. Aye yikealo
Selam ykealo 💙💙💙💙👍👍🙏
ብራቮ ይከኣሎ
That is all we need,1 media nhamedu reporter on each country 💙💙💙🌿🌿🌿
You welcome bro always
We Eritreans stand with getachew and FANO.
Wc my best ❤💙💙💙
Thank you for the proper tigrigna. No mix.
ኣታ ጉሓፍ ጌታቸው ኣይተሰጎገይ። ፅሑፍኻ ኣርሞ!
ብዓይንና ሪኢናዮ ተሰጉጉ...... ዓይኒ ሰብ ኣይትሸፍን
Wellcome ykealo
Ykaalo jgna hawina❤❤❤❤
Great analysis as usual Yikealo jigna.
Proud of you brother 👍👌👏💪🙏.
❤❤❤❤🎉🎉
🌻Blue🏖Revolution 🌻
Naeda ayneqedm bro, Getachewn xadqanen ms Arat kilo nab eritrea keatwu tesemamiom eyom zbhal zelo,kab kedemu wn xadqan bzaeba bahri yzareb nieru u,mstwual yedli u aqedimna aynfred!!
Welcome ykealo 🤴king 💙🌿🌿💙💙💙💙
🌻ይ ካ🏖ኣ ሎ🌻
Please yikalo NY zi music shum ngerena.
💙💙💙💙💙👍🌹🌹🌹🌹🌹
Sebeyti seytan eya
እዘን ኣንስቲ ዝተወደባ እየን ናይ ህውሓት እየን ከምዘን ናይ ዓድና ካድረታት ህግድፍ እየን። ሎቃምጽ ኣበል ይኽፈለን እዩ።
Fenefun deka nay atesaseba zelewo
ይካኣሎ ከረጢት ጎብሩ ኣስራት፡ ብፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮፕያ ተቆሪና
እያ፡ ኣካል ኢትዮፕያ እያ፡ እንዳበለካ ስቕ ኢልካ ትሰምዖ። ኣብ ኤርትራ ደኣ ኣስናንካ ትስሕል ንስኻስ ።ንፉዕ ሕማቅ እንተወለደ ተዘምተ ዝብባል ከምዚ ከማኻ ኢዩ።
መርህነት ጀርመን ስልጣኑ ከረክብ እዩ ክክክክክ ውይ ትግርኛ
Net gray zemlket n tgray enteredfo mahsh , bezaba gudayna xubuk yebel
ከምዚ ናትና ሒማም ደይ ሓዞም ዲካ ሓላፊ ሪካ ሙጉንባሕ ሓላፊካ ደይ ምቲንካፍ 😂😂አሶም ጀጋኑ አዮም መራሒ ደኣ ሲኖም አምበር ሓዉኩም አዩ ህዝቢ ኢሪትራ አንዳ በለ ደጨፍቺፎም ሲለዚ ወገን ምትሕዝ ይጽናሓልካ ጉዳይካ ጊበር🎉
ክክክክ ባይቶ ጀርመን ክክክክክ
ቅድሚ 2018 መንድዩ ገቢቱ ኔሩ
First of all we need to demarcation the border between Eritrea and Ethiopia,second the people of Ethiopia need to be able to use our Red Sea free,
Because it’s not God’s permission to charge for the people of Ethiopia,unless there is no other way to make solution,
Must accept this message both sides,but don’t give them the Red Sea to own,
We aren’t a different people,
Jesus Christ is Lord,
❤❤
ኣርድኣካን እምበር ኩሎም ተጋሩ ኣይቅበልዎን ኢዮም በዚ እመን ኩለን ዝዛረብዎ ስምዓዮ
Yekalo wedi abde serqtie ne goberu asret zeytmlselu atea meschtie beybeay ikea neskea eritrew meskuem ena eritrewyan neqxer fethie yetrfena meskuem eritrea akel ethiopia eda bele zeytmlselu kabkuem esyes yehysch deq guzeay schytie hager
Emo 😂tehaguska do nay Tigray adka 😂😂😂 we are Eritrean
ውዕሊ አልጀረስ አፍሪሱ ህዝብና ጨፈጪፉስ ውዕሊ አልጀሪስ ክሕነፀፅ ኣይንፈቅድን አሰና ሚድያ ነዚኣ በሴራ ውዕል አልጀሪስ ክሕንፁፅ እዩ ዝጉስጉስ አንቅበሎን
Bezab tigray entay yemljateka
ስላም ይካአሎ ከምይ ቀኒካ ብዛእባ ፓለቲካ ትግራይ ንአና ውን ይሀውስ እዩ ህዋህት ምስ ህግደፍ ክትእረቅ እንተፈሪሱ ስማይ ክፈርስ አለዎ ካሊእ ጌታቸው ረዳ ኽዳሚ ኮይኑ ተስሊፉ አብ ሚድያ ምስአላለየቶ ህዋህት ተገልቢጡ ዝገርም ህልሚ ንህዋህት ከፍርስ ምስቲ 1993 ቂም ፃድቃን መለስ ካቦትኡ አልኢልዎ አብ ትግራይ ሀንቲ ህዋህት እያ ዘላ ብህዋህት እዬም አብዬም ተወሊዶም ንትግራይ ስለዝሀለፍኩ ጌታችርው ረዳ ትግራዋይ አይኮነንን ወሎየ እዩ አብ ክልተ አይተከፈለን ህዋህት እቶም ዝስረቁ 14 ተከቲሎሞ አብ ኩለን ትግራይ ዝተዛወረን ህዝብና ይመለስ እዩ እቲ ህቶ ህዝቢ አክሱም ፈሪሁ ከይከይድ ሽረ ፃድቃን ሞሊቁ ወፂኡ ከይዱ ከምቲ ዝራአካዬ አብኡ ውድቀት ብልፅግና ዝሀቦም ገንዘብ ስብ ይገዝኡ ባጃጅ ይገዝኡ ፈረስ ይገዝኡ አምሀሩ አትዬም አለው እቶም ማልያ ዝገበሩ ብሀፂሩ ህዋህት እታ ትደልያ ፓይንት ምስ ረከበት ስባብ ህዋህት ክንሪአ ኢና
ስለዚ ህዋህት ዝገርም ህልሚ እንተተሳኢራ ብጠጠውና ንህዝቢ ትግርኛ ፅውፅዋይ ይግብአና አድና መንነትና ታሪክና ኮታስ ኩሉ ይጥቀሙሉ ስላም❤❤
ገብሩ ዓፋፍ ልክዕ ከም ኢሳያስ ኣብ ምንጎ እርትራን ትግራይን ክርቢት ክሽርጡጥ ዩ ዝደሊ ።👌🏿።
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇
በቃ ሕጂ ከኣ ካብ ሕዋሓት ናብ ፈደራል ክትቅይሩ ትሓስኑ ኣለኹም።
ይካኣሎ ይካኣሎ ክፍኣት ጀረናል ጻድቃንን ጌታቸዉን ኣቢን ዶክተር ደብሬጼን ዘቃለዖ ገለ program ስርሓሉ?
Kkkkkkkk sik bel hasaeiy tigiray eka zearki abe sidet eka kitenber deribay
ይከኣሎ ሓውና እዛጉዳይ ዋናታታ
ስለዘለዉዋ ንዓና ትምልከትና ኣይመስለንን ጉዳይ ትግራይ ንህዝቢ
ትግራይ ንግደፈሉ።
BRGAD NHAMEDU GERMEN KEMTI QDMI HGI GEBHAN SHABIYAN ATI MERET ERITREA HADE SEWRA AYU KHZ ZKAL ELOM MERET XEBIBWOM HGIKE
gebru asrat tenbar federation emo men dyu afriswo
Tegaru keniea mas ena eritrawyan kemzi gerna hagerna nikalakel😢😢
ay tegag
ሱቅ በል ዱሁል ኢካ ንገታቸው ረዳ ትሕለቀሉ ዘለካ ሓላቅ
ዓዲ ግራት ካብ ቀደም ኣንጻር ወያነ ኢዮም
HADE BRGAD NHAMEDU ENA NAMN AB. ALEM GERMEN HANTI KFALL EWROPA AYA AMO ALEM ATWKLUN EKUM
ክሕንጸጽ የብሉን ጌና ኢትዮ ካልእ ቅርጺ ክትሕዝ ኣለዋ
ዶብ ምሕንጻጽ ድኣ መን ከ ክቕበሎ: ዶብ (ባድመ) ከም ዘይኮነ ጠንቂ ባእሲ ድኣ ክልቲኦም መራሕቲ እኮ ነጊሮምና::
🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑
ሓሳዊ ኺድ ንትግራይካ
ብመጀመርኡኮ ኢሳያዩ ሓንጊዱ ግድን ክድምረና ደልዩ እምበር ኣመሪካን ኢትዮጵያን ዶብና ክሕንጸጽ ድልዋትዮም ነይሮም፥ ልቢ ድኣ ንግበር ደመኛና ነለሊ ከም ሰብ ንሕሰብ ክንጉሕፎ ድማ ንስጠም ንጋጣጠም ንስመር ንሕበር።
እስኪ ክሓተካ 2019 ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመ ክወጽእ ምስ ተባሃሉ ሰላማዊ ዝወጸ መን እዩ ከዘክረካ ኢሮብ ትዓቢ ካብ ኤርትራ ማለት ብኢሮብ እንተላይ ስለዘሎ ካልኣይ ባድመ ትዓቢ ካብ ኤርትራ ባድመ ኢትዮጵዊት እምበር ኤርትራ ኮይና ኣትፈልጥን ኢሉ ዝወጸ መን እዩ ኣብ ጽርግያ ዓጊቶም ናይ ፈደራል ወትሃደር ዝኸልከለ ኣብ ሽረ መን ኢዩ ዘክር እሞ ሽዑ መን ከም ዝኣበየ መልሲ ይጽበ?
😂😂😂😂😂
Gena ezom elit nay weyane shigir ayxegebun
ኤህ ሓመድ ብልዑ 😂😂😂😂
Bolom bolom bolom bolom bolom bolom
Ezi brged nhamedu tesfa akurixni gedifnayo guday ka mgbar yhayshi bak beal awet kasha zmrah mot yhayshi. Eritrin nezi zelewo barnet lemidwon kfetwomeat eu baela tfelt eza tekal hager
Suk ilka Guwalka Yebey, Wedi Xelelti Metri. JEGAL
@@Bereket-k7c ya kab ms bal kemaka bado resom giezika mkxal yhayshi tm mbal
ከመይ ከለኻ ሐደራ አብ ዘይአድለካ ትንታነ አይትሀብ መኽንያቱ ጥልቅ ዝበለ ኩነታት ስለዘለዎም
ኤእ ኣብ ቦትአን ኮይንኩም ፍረዱ ይከኣሎ ነብሲ።
እዚ ኩሉ ግፍዕታት ደቀን ብዓይነን ዝረኣያኦ ፡ ገበነይናታት ነጻ ዝሰድድ እኮ፡ ስቓይካ ኣይግዳዱን ማለት ኢዩ። ጌታቸው ከ ካብ'ታ ናይ ዓድግራት ዝበላ መእተዊ የብላ መውጽኢ የብላ ህዝባዊ ንምምሳል ወይ ካብ ጌጋኻ ተኣሪምካ ግን ንጌጋኻ ክትቅጽል ሓገዝ ምሕታት ዝሰማዕናዮ ቁም ነገር ኣይነበረን።
ኣነስ ጽቡቕ ገበራኦ። ከም'ቲ ስራሑ፡ እዚ ኢምንት ኢዩ። ያኢ ገፋሕፋሕ ስልጣን ብፌድራል ተዋሂቡኒ ኢልካ ገበይናታት ምስዳድ!! ዓገብ!! ክስማዕ ነይሩዎ? ጋሻ እኮ ኣይኮነን ጌታቸው።
"ምስራሕ ከሊኦምኒ እምበር ኣነ ፍትሓዊ ኢየ"..።😅😅። መጀምርያ ጌጋ ጌታቸው፡ ኣቢይ ኣሕመድ ንደብረጽዮን ንግዚያዊ መንግስቲ ከካይድ ተመሪጹ ክነሱ፡ ኣቢይ እምቢ ኢሉ ንጌታቸው ክመርጽ ከሎ፡ ሽዑ ስለምንታይ? ኢሉ ክሓስብ ነይሩዎ። ኮነ ኢሉ ክፈላለዩ ገይሩ፡ ጌቾ ብዓል ከስዐ ከኣ " ሕራይ" ኢሉ ቀሊል መሲሉዎ ናብ መቐለ ኣትዩ። ሕጆ ከ? ቶስታስ በሎ
Ezom nay 20 kulom ezom halefti kwcedu alewom ezom nxuhat ztelekemu nqefeta wesidom ab ahwatom ymlesu aerajawyan nyew sgrruba
Hewhat mes hegdaf ab hade geyze kefrsa eyan 100%😂😂
Ayeeee Kesete Ressi Tendino 😂😂😂😂😂😂😂
Deki may telamit nay men dea kitwesdu 🤮🤮🤮
Faku bargd nhamad
ደቃተን ለሰዋአ ትፈናቀልት እየን
Geberu aserat ezi netah megal zehasebelu alewo eyu meseleni ::
አንታይ ኪትገብሮ 😂😂😂ኣንታ አንሲሳ ሲደትካ ደይ ትጸዉት ስድራካ ኣስናን ቀይረሎም ዱሁል ክትሚካሕ ብኮፍካ
@@amanluel98 kela wedi manzera hasab entelika hasabeka zeyteheb wedi resah bareya mendeka eyu neaka tenkifeka wedi megal weag.
Entadeka kabeti nateka nelaeli melehas kemzeleni ayterdeakan deyu tsenihu wedi resah kelebi 🤮::
Klae qumneger zeyblom nay awrajawnet himam zisaqeyu dembe enkilil🤪🤪🤪
ዓንጃል ሓሳዊ
እንታይ ይምልከታ ብዛዓባ ህውሓት
Ymlketon. Ferekan.
Tese. Kab. Dkaska.
We. Akeleguzay. Tigray enaaaaa
@@weldegabrokbazgi6076nay beynka wekielka tezareb agame qomal wahid aboka wedo geba wey tgraway ykewin nskum ekum kefiekumna zelekum akele Eritrea ena
ኣብ ኪናት ዘይወዓለ በሊሕ ይበሃል ሓቂ እዩ፡ እዘን ኣደታት ከምዚ ምግባረን እኮ ክንደይ ዓሻዉል ደቀንን ሰብእተንን ዝከፈላ እየን፡ እሞ እዚ ኩሉ ከፊለን ትግራይ ናብ ሕንፍሽፍሽ ከተምርሕ እንዳረኣያያ ከመይ ዘይስመዐን😢
ንሳተን እየን ሕንፍሽፍሽ ዝፈጥራ ዘለዋ።ደቁ ኩሉ ኣሰዊኡ እዩ ።እዚኣተን ግን ልኡኻት ናይ ደብረጼን እየን ኣዶ 30 ዝባሃላ ካድረታት እየን።
ኣርድኣካን እምበር ኩሎም ተጋሩ ኣይቅበልዎን ኢዮም በዚ እመን ኩለን ዝዛረብዎ ስምዓዮ
❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉