ኩሉ ተዛራቢ ሰማዒ ትግርኛ ክሰምዖ ዘለዎ ሓቂ::

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 102

  • @omermu
    @omermu 3 місяці тому +4

    Really teacher Drar ,he is definitely dependent in the reality. Thanks, we neeed pure thinkers like you man.Thanks again.

  • @hameyqalbeymishizbey2018
    @hameyqalbeymishizbey2018 3 місяці тому +5

    Doctor ድራር ጅግና ዋዲ ህዝቢ 🇪🇷🦁😘✅✅

  • @Aimat-Q1
    @Aimat-Q1 3 місяці тому +3

    Tanks so much ❤❤that's very important message

  • @YafetHamde
    @YafetHamde 3 місяці тому +2

    G.drar very smart man

  • @Hajihanye
    @Hajihanye 3 місяці тому +4

    Nay bahaqi m/r drar tanks ❤❤❤❤

  • @almazmedhanye9481
    @almazmedhanye9481 3 місяці тому +2

    YOU ARE RIGHT ✅️

  • @mussaibrahim2684
    @mussaibrahim2684 3 місяці тому +2

    Masha Allah ❤❤❤🎉

  • @halublessed
    @halublessed 3 місяці тому +1

    3 መሪር ሓቂ
    * እስራኤልን ኣሜሪካን supper power ብምዃነን ሕጉስቲ ሃገር ካብ ኣዕራብ የላን። እንተለዋ ድማ 1ወይ 2 ኣይሓልፋን እየን።
    * 3H ዝበሃሉ ህላውነት እስራኢል ሰለ ዘይቅበልዎ ብጥራስ ንእስራኤል ካብ ምድሪ ክድምሱሱዋ ቀዳማይ ዕላማኦም እዩ።
    * ኣብ ዝቅጽል ዓመታት ኩሉን ሃገራት ኣንጻር እስራኤል ደው ክብላን ክድምስስኣን ክሰማምዓ እየን። ብድሕሪኡ የሱስ ክመጽእ እዩ።
    ብሞት ንጹሃት ግና ሕጉስ ሰብ እንተሎ ዝሰሓተ ጥራይ እዩ።

  • @azazheri
    @azazheri 2 місяці тому

    ሐጂ ድራር!!ይበል ዝብል መደረ!! እስራኤል ክትቀትሎም ዘትብገስ አብ ጋዛ ዘሎዉ ኣብዚ ጊዜ ዘዛርብ ዓረብ አብ ጋዛ ኣይምሃልወን!! ግብጺ አብ ዕስራ ሜትሮ ኮይኖም ባዕሉኹም ዘበገስኩሞ ባዕሉኹም ፈጽሙዎ ኢሎም ይዕዘብዎም ኣለዉ!! ሐጂ ድራር

  • @akremakrumi568
    @akremakrumi568 3 місяці тому +2

    Jorjo Mara beleih seb eyu mstewlali haqena ❤

  • @ShifaIsmail-c9h
    @ShifaIsmail-c9h 3 місяці тому +4

    ا እግዚኣብሄር ይባርኽካ፡ ከማኻ ዝኣመሰሉ ሰባት ብዙሓት እዮም።

  • @ahlamalham85
    @ahlamalham85 3 місяці тому +3

    صحيح كلام الناس محترم

  • @KalidhajiKalidhaji
    @KalidhajiKalidhaji 3 місяці тому +5

    ኦዚል ሓቢቢ ወላሂ ብጣዕሚ ዓቢ መምህር እዩ ❤❤❤❤❤

  • @Abuhayaatayromale-eq1bc
    @Abuhayaatayromale-eq1bc 3 місяці тому +3

    Memhir dirar idmen ti ina yehebekka nay bahaki jigna nufuc ambesa ❤❤❤❤

  • @rahemamohammed7525
    @rahemamohammed7525 3 місяці тому +2

    Wow God bless with you that you talk truth

  • @Noemail457
    @Noemail457 3 місяці тому +2

    ዝኾነ ዜና ትግርኛ ብጀካ ናይ ጆርጆ. አይሰምዕን. ምኽንያቱ
    ጆርጆ. ዘምፀአን ዜና. ብማስረጃን ብመርትዖን ኢዩ ዘቅርቦ.
    ብጣዕሚ ኢየ ዝከታተሎ
    ቁሩብ. እንተደንጉዩ ጆርጆ. ንሻቀል ብዛዕብኡ

  • @muntasirsalih1623
    @muntasirsalih1623 3 місяці тому +2

    Fact

  • @tesfalem6978
    @tesfalem6978 3 місяці тому +3

    Bhaqi hawina Ozil yedniqeqa eye qexilo ❤❤❤❤

    • @abielabiel8293
      @abielabiel8293 3 місяці тому

      እዚ ልዕሊ እቶ ኣብ ስራኤልሊዝቃተሉ ዘለው ኤርትራውያን እቶም ደቂ ሃይማኖቱ ፍሊስጠም እዩ ዘቀድም

  • @jemalibrahim977
    @jemalibrahim977 3 місяці тому +4

    ❤❤❤። ድራር። ናይ ብሓቂ። ድራር ኣእምሮ።

  • @genettesfay1731
    @genettesfay1731 3 місяці тому +1

    Thanks❤❤❤❤❤

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 3 місяці тому

    جزاك الله خير

  • @ismailmahmud1040
    @ismailmahmud1040 3 місяці тому +1

    Allah yahdiyelluh Abhaqi megedde

  • @osmansilan1572
    @osmansilan1572 3 місяці тому +1

    Memhir G Drar, ny bhaqi smart zkone seb u

  • @Mahmud-vl2hh
    @Mahmud-vl2hh 3 місяці тому +8

    Abzi media haqi zizareb chirstian inko jorjo dirar ❤❤❤ iyu .ajokha jigna ozil ❤❤❤❤❤ aytethfa ❤❤❤

    • @mussieghebremeskel
      @mussieghebremeskel 3 місяці тому +1

      bzuhat eina nezi nay zom denaqur degefti Israel zgermenan zehznenan Israel krstyan koinom ayfeltun yom amlak wn ayfeltomn qedemus seqeltu endiom

    • @MerkebTewelde-p9x
      @MerkebTewelde-p9x 3 місяці тому

      Hawey pls ertrawiyan kemu zblu kurub khlwu ykelu gin zibezhe ni Muslim kihgiz zeykone ab zkone haymanot ni fthi dew zibl don't connect with religion this tring to find justice 😮tell the truth truth😊😊

    • @weyniissac2053
      @weyniissac2053 3 місяці тому

      ዶንቆሮ ሓሳዊ ድቃላ​@@mussieghebremeskel

    • @Mahmud-vl2hh
      @Mahmud-vl2hh 3 місяці тому

      @@MerkebTewelde-p9x tigray tigrigna abalashiya indi hizbi haftey

    • @Mahmud-vl2hh
      @Mahmud-vl2hh 3 місяці тому +2

      @@mussieghebremeskel zegerim indiyu maryam shermutha yublu ayhud nihna gin quddisti ina nibla

  • @OmerAbdela-t1e
    @OmerAbdela-t1e 3 місяці тому +5

    ሓቀኛ ዝኾነ ሙሁር ኤርትራዊ
    ድራር ሓውና ዕድመን ጥዕናን የሃብካ!

  • @Mahfuza-m8n
    @Mahfuza-m8n 3 місяці тому +1

    👍🙏

  • @kidanenrayo6699
    @kidanenrayo6699 3 місяці тому +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @BattuleMahammed
    @BattuleMahammed 3 місяці тому +1

    صح كلامك الله يستر

  • @keriaabduselam1333
    @keriaabduselam1333 3 місяці тому +1

    ❤❤❤😂😂

  • @Nayhagezmedia
    @Nayhagezmedia 3 місяці тому +1

    Welcome ozil habibina ❤❤❤❤

  • @Abuhayaatayromale-eq1bc
    @Abuhayaatayromale-eq1bc 3 місяці тому +2

    Jorjo

  • @سيفالدينياسين-ق9س
    @سيفالدينياسين-ق9س 3 місяці тому +1

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💓💓💓💓💓الله سحيح👌💓💓💓💓💓💓💓💓💓👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @ibrahimahmad3424
    @ibrahimahmad3424 3 місяці тому +1

    Nay behakke zereba lebbame eyu ❤

  • @African90
    @African90 3 місяці тому +2

    G.drar jigna 🇪🇷🫡🫡🫡🫡✅️👍🙏

  • @omeribrahim2223
    @omeribrahim2223 3 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @sebrinoo25
    @sebrinoo25 3 місяці тому

    No kulom Tom n hxanat, kolut, ktefu zmneyu zelewu ko, tegaru, brged n hamedu eyom, kedem at hizna felitnayom Ina

  • @Feventesfalem-oc5rk
    @Feventesfalem-oc5rk 3 місяці тому +2

    Eti tigriyna rebhu sle zeylone zxhfelka yelen Abbo Comment

  • @noranaser9808
    @noranaser9808 3 місяці тому +2

    Ozil king

  • @TsegaybariTsegaybari
    @TsegaybariTsegaybari 3 місяці тому

    ኣይሁዳውያን ንየሱስ እንተ ዘይኣመንሉ እቲ መድሕና እዛ ወይ ድማ ብኻልኣይ ኣጸዋውዓ መሲሕ ኣብ ዘሪኢ ኣብርሃም ክውለድ ጽሑፍ ወይ ትንቢት እዩ።ከምዚ ዝብል ቃል ኣሎ? ናባቶም ናቱ መጸ ግዳ ኣይተቀበልዎን ነቶም ዝተቀብልዎ ግን ውሉድ ኣምላኽ ክኾኑ መሰል ሃቦም።እቶም ናይ እግዛቤር ኣምላኽ ክኾኑ ዝተሓረዩ ድሕሪ ውድቀት ኣዳም፡ኣዳም ህዝብታት ፈረየ የግዳ እቲ ካብ ኣዳም ዝፈረየ ህዝቢ ወይ ኣሕዛብ፡ኣብ ገዛእ ዝኣምን ንኣምላኹ ዘይምእዘዝ ርኹስ ነበረ ክሳብ ንእግዛቤር ኣምላኽ ተፈታተኖ ብድሕርዚ ወዲ ሰብ ቀዳማይ ካልኣይን ጥፋኣት ጠፈአ።እግዛቤር ኣብ ቀዳማይ ጥፍኣት ዘሪኢ ኣዳም ከይጠፍእ ብንሆን ደቁን ተከኦ።ካልኣይ ጥፍኣት ውን ከሙኡ ነበረ።ድሕሪ እዚ እቲ ምእዙዝ ሰብኣይ ህላወ እግዛቤር ኣምላኽ ዝፈልጥ ዕቤቱ ዝርዳኣ ኣብርሃም ተፈትወ፡ተሓረየ፡ተመረቀ፡መጎስ ድማ ረኸበ።በዚ ሕጂ ዘሎ ኩነታት ንህዝቢ እስራኤል ኣብርሃም ኣይውከልን ግዳ ከምቲ ሰማይን ምድርን ካሓልፍ ቃለይ ግን ንዘልኣለም ጸኒዑ ይነብር ዝበሎ።እቲ ንኣብርሃም ኣቦ ብዙሓት ዝተዛረቡ እዩ ጸኒዑ ዝነበር ዘሎ።እንሆ ኢስራኤል ኣብ ማእከል ኩሉን ጸልኣታ ብፍላይ ፍልስጥየም ህዝቢ ጎልያድ ዋላ እንተኣስደድዋን ከርሕቁዋ እውን እንተፈተኑ ዝካኣል ኣይኮነን።ኢስራኤል ናይ ኣብርሃም ርእሲ እያ፡ብዘበን ሙሴ ድማ ኣርባዓ ዓመት ዘሮኦም ዝወረስዋ ርስቶም ምድሪ ከንኣን።"ብዝኾነ ንኹሉ ህዝቢ ኣሓውት ኣስላም ይኹን ክርስትያን ሰላም ራህዋን የውርድ።"ያኢ ክንዲ ብፍልጠት ብሕጊ ሰለ ንምእዘን ግን ዘልኣለማዊ ሓሳብ እግዛቤር ኣምላኽ ሳኣን ምርዳእ ህዝበይ ሳኣን ፍልጠት ይጠፍእ ዝብል ጽሑፍ ኣሎ።

  • @bereketfshaye4839
    @bereketfshaye4839 3 місяці тому

    Habush ede hiji khe kab tigray nab Israel qeyirkum kkkkk

  • @samiraosman2142
    @samiraosman2142 3 місяці тому

    እቲ ዝገርመካ ውላ እቶም ያሁድ ዩም ሰለማዊ ሰልፊ ዝዉጹ ዝለዉ ምእንቲ ፍለሰጤም ከምኡ ዉን ጸዓዱ ሓበሻ ግን አንታይ ዓይነት ዮም ከርዳኣኒ ኣይካኣለን ኣብ ቲከቶከ ዝገብርዎ ዝለዉ ግድፎ ሓድ ኣሰላማይ ብፍለሰጤም እንተ ተዛሪቡ ግን ዉላ ሰልጠነ ዩ ኣብ ዩቱብ ዝምጽኦ ናይዚኦም ጽልኢ ዝግረም ዩ::

    • @lidiatesfamicael9418
      @lidiatesfamicael9418 3 місяці тому

      denaqur sle zkonu eu enber aslam krstan zebl ewn eko aykone kem seb konka kthasb mkal eu sebawnt zelewo seb komue kbl aykeln eu

    • @Feventesfalem-oc5rk
      @Feventesfalem-oc5rk 3 місяці тому

      Kkkkkkk nbaelna zwexalna ndeli eski barya areb wxlom

    • @samiraosman2142
      @samiraosman2142 3 місяці тому

      @@Feventesfalem-oc5rk ባርያ ያሁድ😃😃

    • @Feventesfalem-oc5rk
      @Feventesfalem-oc5rk 3 місяці тому

      @@lidiatesfamicael9418kkkkk lebam nsom rebhom yezarbom alo hamas ab hade sat eya Isralawyan ashhat ketilatom maltat edl rekiba nera etetkewn entay mgeberet nera akmi cina fetina Aslam adna aslam sle zkonu eyom zdanagexu zelewu eber ab Israel Eritreawyan kmetu enkelew nenhdhdom eyom zmetu zelewu eyom elom eyom askt abilom hade aslamay temetu bmlom ywexu nay kal zeygdsom eyom astenahli nhna Christian nay zkone mot ayndeln ena eziom gn amselutat eyom erki yfterelom eu zbahal eber nhwatka mxraf trgum yblum sis

  • @AbrahamWghere
    @AbrahamWghere 3 місяці тому

    Aslamay resah

  • @jemalmaruf845
    @jemalmaruf845 3 місяці тому +1

    This is ture men

  • @Feventesfalem-oc5rk
    @Feventesfalem-oc5rk 3 місяці тому

    Eway halewle Ozil ka drar elu gele elu

    • @eriwedi2222
      @eriwedi2222 3 місяці тому

      ገርናው ደንቆሮ ጎልን ጸባብን ድሕርትን ጸላእኩ ፎእእእ

  • @TsegaybariTsegaybari
    @TsegaybariTsegaybari 3 місяці тому +3

    ኣስላማይ ይኹን ክስታናይ ዋላ፡ውን ኣይሁድ ሰባት እዮም።ንሃገረ ኢስራኤል ታሪኻውን መጽሓፍ ቅዱሳውን እንተኣማንካሉ ውን ኣብ ቅርኣንኩም ጽሑፍ እዩ።ኢስራኤል ከናኣናውያን እዮም እግዛቤር ኣምላኽ ዘተስፍዎም ምድሪ ኣሎም ብኹናትን ስድተን ካኣ ጠፊኦም፡ሕጂ ግን ምርኮኦም መሊሶም ኣብ ማእከል ጸላእቶም ኣለዉ።ስለዚ ንስኻ ኣስላማይ ስለዝኾንካ ድራር ዝተባህለ ዩቱበር ድማ ንፍልስጤም ይድግፎም ስለ ዘሎ ብስሚዒት ኢኻ እዚ ዝጽሓፍካ፡እንተኾነ እቲ ሓቂ ፍለጦ ሕጂ ውን ኢስራኤላውያን ኣብ ኦሬት ዝፍጥረት ምድሪ ብርኽሰት ክትጠፋ እንኮላ ኣብራሃም ዝተባህለ ኣብ ማእከላይ ምብራቅ ዝቅመጥ ዝነበረ ሰብ ንህላውነት እግዛቤር ኣምላኽ ተረዲኡ ነቲ ኣብ ግዜ እርጋኑ ዝወለዶ ውላዱ ገንሸል ስለ ዝሓረዮ ካብ እግዛቤር ኣምላኽ መጎስ ተቀቢሉ።ንውሉድ ወለዶ ድማ ብሓይልን ጥበብን ምልክን ኣብ ልዕሊ ጸላእቱ ክገዝእ ጽሑፍ እዩ።ደቂ ኣብርሃም ብናይ ዘሪኢ ኣቦ መጎስ ተወራረሱ ኣቦኦም መጎስ ስለዝረኸበ ድማ ሓይሊ ወረሱ፡እንተኾነ ግን ፡ስደትን፡ሞትን፡መከራን የሕሊፎም እዮም።ካብ ስሚዒት ውጻእ ብፍልጠት ተመላለስ።

    • @Feventesfalem-oc5rk
      @Feventesfalem-oc5rk 3 місяці тому +1

      Haki tezarebka hawey hmam haymanetom eber sebawnet tesemiewom ayfeltn ab Israel eritrewyan kmetu kelewu nnhdhdom eyom elom eyom askt abilom hji yai kale koynom felitnayom ena lomi

    • @Noemail457
      @Noemail457 3 місяці тому

      @@TsegaybariTsegaybari ንእየሱስ ክርስቶስ. ያአምንሉ ዲዮም የሁዳዉያን.
      ንእየሱስ ቀቲልናዮ ኢሎም ዝአምኑ ኢዮም

    • @IdrisMohammedAli-c1f
      @IdrisMohammedAli-c1f 3 місяці тому

      ብጣዕሚ ጽቡቅ ኦዚል ሓወይ ቀጽሎ ጥራሕ ነቶም ለባማት ክርደኦም እዩ ❤❤❤❤

    • @eriwedi2222
      @eriwedi2222 3 місяці тому

      ፈላጥ ክክክክ ሶ ሕጂ እንታይ ኢካ ክትብል ደሊካ ኣነ ግርም ዝብለኒ ናይ ደቂ ስላሴ ፍልጠትኩም ካብ ሐንቲ ጥቅሲ ዘይትሐልፍ ክንሳ ፈላጣት ክትኮኑ ትደልዩ ሕጂ ኣብርሃም ምስ እዞም ናይ ሎሚ ፌክ እስራኣላውያን እርምራይ ኣይትሐውሶ ቅድም ንስካ ብፍልጠትን ብስለትን ተዛረብ ሶ እዚ ሕጂ ዝገብርዎ ዘለዉ ህጻውንትን ኣንስትን ዓበይትን ቅኑዕ ኢዩ ይድግፎ ኢየ ዲካ ትብለና ዘለካ ንምንታይ ግን ሰብኣውነት ተሰሚዑና ነዚ ምቅዋምና ምስ እምነት ተተሐሕዝዎ ሙስሊም ስለዝኮኑ ኢዮም ትብሉ ክክክክ እዚ ግን ናይ እምነት ጥራይ ኣይኮነን እቶም ሰብ ሕልና ሰብኣውነት ዘለዎም ሙስሊም ዘይኮኑ ክርስትያን በሎም እምነት ዘይብሎም ኣብ ጎኒ ፊሊስጤም ደው ኢሎምን ክንደይ ሪስክ ወሲዶም ሆ ዝብሉ ዘለዉ ንሕና ምስ እምነት ነተሐሕዞ ተለና እዞም ሙስሊም ዘይኮኑ ምስ ምንታይ ኣተሐሒዞም ኮን ይኮኑ ኣብ ጎኒ ፊሊስጤም ዘለዉ ? ነዚኣ ትምልሰለይዶ ሚስተር ፈላጥ 😀
      ካልእ ክፈልጦ ዝደሊ ሚስተር ፈላጥ ኦዚል ኣብ ጎኒ ፊሊስጤም ምኳኑ ዘይፈላጥ ንስካ ኣብ ጎኒ እዞም ቀተልቲ ቆልዓ ሰበይቲ ምኳንካ ፈላጥ ዝኮንካሉ ምክንያት ክፈልጥ ደልየ እስከ እንታይ ኢዩ ፍልልይኩም በጃካ ንገረኒ ፈላጥ ክከውን ደልየ ኣለኩ 😀 ናይ ዘመንና ፈላጣት እኮ ግርም ኢኩም ትብሉ 😀

  • @aass1009
    @aass1009 3 місяці тому

    habes dey riday higbi hangole yelen aytidkem hagol wesany habes denakur timhirty sele dey bilom aytidkemu

  • @kiflomasmerom2580
    @kiflomasmerom2580 3 місяці тому +1

    Lekbat zeyakmika aytitentine

    • @MohammedHenry-b4n
      @MohammedHenry-b4n 3 місяці тому

      Lekhbat dea nisika indika himum aemuro sile zikonka imber

    • @eriwedi2222
      @eriwedi2222 3 місяці тому

      ሰክት ቆንዳፍ ለሐሲ ኣይሁድ 😀

  • @Feventesfalem-oc5rk
    @Feventesfalem-oc5rk 3 місяці тому

    Isralawyan christin kemzey amnu nfelt rebhana gn aykonen ka arebawyan ksera yrdaka tekoynu nana tigriyna kemzi kemaka bemnet aynhasbn emnetna ab wshtna eu teredieka nhna nkntefe tfhru ms Turkish kenkum Eritrea bhagerat aslam tekebiba tblu nskum Amlak ymesgen ka kulen eten tamnulen ferisen amaxi menu Amlak yfelt kulu hayli ka Israël hibwom eu bmeseret mexhaf kudus Isralawyan lbom btaemi terir mukanu Ab mexhaf kudus Alo gn neta hager Amlak barikwa eu Isralawyan tekexiom tesedidom bsenki zeymemanom hji gn tewdiu eu

    • @eriwedi2222
      @eriwedi2222 3 місяці тому

      እዋይ ፍልጠት ኣቲ በትኪ ያኢ ሕጂ ተዘሪቡለይ ኢዩ ካባክስ ድውይቲ ርእሲ ናብዛ ዓለም ካብ ማርስ ወይ ጁፒተር ኣብዚ ዓመት ዲኪ መጺኪ ክንደይ ገርናው ኢዩ ዘሎ ግን ረሳሕ ጸባብ ኣይሁድ ኪዲ ጥዞም ሳዓምዮም ልዕሊ ሙስሊም ንዓኩም ከም ዝጸልኡ ዘይምፍላጥኩም ድንቁርናኩም ዘርእይ ኢዩ ሶ ኣምላክ ነዞም ኣይሁድ ፌክ እስራኤላውያን ዝገብርዎ ዘለዉ ምቅታል ህጻናትን ኣንስትን ባሪክሎም ማለት ድዩ? ምኳን ይብል እንዱዩ ኣምላክ መጽሐፍኩም ቆልዓ ሰበይቲ ንኩሎም ኣጥፍእዎም ንዓካትኩም ደናግል ኣዋልድ ግደፉ ሶ ሐቅኪ ኢኪ ደም ዝፈቱ ኣምላክ ኢኩም ተኣምንሉ ክክክክክ

  • @abubadrnuru7158
    @abubadrnuru7158 3 місяці тому

    Thank you brother nay bhaqi kubur jorjo eti enko haqegnan zey wegenawn youtuber kulu gize mis wuxua eyu.

  • @AlexkidaneNegasi
    @AlexkidaneNegasi 3 місяці тому

    ብዛዕባ እቶም ቆልዓ ሰበይቲ ዝመቱ ዘለዉ ይሕዝነካ እምበር ዓረብ ዓመጸኛታት እዮም።

  • @samiajemal4040
    @samiajemal4040 3 місяці тому

    anes kab kedem athizom kdgfwom enkelewu sle israhell ktmsret enkela zeskahkeh gifey ab lieli hzbi plastein b israhel and america and britain ztefeseme zeyfeltwo sle zkonu eye zibel nere .hji gn ab kdmi aynom ena reaywo israhell tiewet kiblu enkelewu btaemi tegerime kem ezi dyom ele.

    • @Feventesfalem-oc5rk
      @Feventesfalem-oc5rk 3 місяці тому +1

      Men jemariu baelom de aykonun Ab hade sat zeyakl ashat Isralawyan meytom maltat kexilom etezkewn ke entay mgeberu akmi cienom mas ekum haki mzrab ktjmru selam yewrdelom mbal xbuk eu mot nay zkone kedengcena xbuk eu kem seb haki sle zeytzarebu eu ka seb kawu aythlefu elkum

    • @samiajemal4040
      @samiajemal4040 3 місяці тому

      @@Feventesfalem-oc5rk baelna ketilnayom elom ekko baelon ngezae hzbom nhade hamas kketlu kblu lieli 1000 hzbon ketilom.dehar ab massmedia wesiom ztezarebwo bhayli ktshfnlom delikum.dehar kea kolua sebeyti kmotu riekum eba hagoskum mkususar eienkumo aremenat

  • @AbrahamWghere
    @AbrahamWghere 3 місяці тому

    7 ጥቅምቲ ህዝቢ ኣይሁድ ክሕረድ ከሎ ግን ብሕም ኣይበልኩሙን ጀልጃላት።ከማኹም ዓሌታዊ ዘርኣዊ የለን

  • @KirubielMihreteab
    @KirubielMihreteab 3 місяці тому +2

    Israel will win 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱

  • @Eritrian-r6v
    @Eritrian-r6v 3 місяці тому

    Ab tgray ab bekdad mot mot eyou

    • @Feventesfalem-oc5rk
      @Feventesfalem-oc5rk 3 місяці тому

      Ya hakka emo etom aslam yewatka edyom tigray Christian eyom elom ktefu zshedru zneberu lomi eka tefalitna

  • @KirubielMihreteab
    @KirubielMihreteab 3 місяці тому +1

    🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱

  • @Feventesfalem-oc5rk
    @Feventesfalem-oc5rk 3 місяці тому

    Men eu jemirwi amait kmetu Isralawyan gn ab goni amexti kenkum ekum nerkum kalay ka haswi drar 50 mietawit aslam ybl haswi

    • @MohammedHenry-b4n
      @MohammedHenry-b4n 3 місяці тому

      Teina yebilkan mesleni intay iki ajewjew tibli seb bizarba amex tizareb alaen jemiruwo kemey tejemiru ..... Israel Iko Hager aykonen meret yebilan like kemaki malet iyu tigraweyti iki timesli

  • @worldwide-my5qp
    @worldwide-my5qp 3 місяці тому

    መን እዩ፡ዓመጸኛ፡መሓመድን ኣላህን እዮም፡

    • @ይማሓላል
      @ይማሓላል 3 місяці тому

      እዛ ዘረባ። ዓው ኢልካ ኣብ ጥቃና ክትድግመልና ክንጽበ። ኢና ንፋለጥ ኢና። ወድዛ። ዓብድ

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 3 місяці тому

    Kkkkkkk gorgo kezab

  • @erilove98
    @erilove98 3 місяці тому

    Yegermaka eiu drar meskemzeyom athasaseba zelawom ah plotika hagerna mehelawom zehzen eiu

  • @wedishaibiya
    @wedishaibiya 3 місяці тому

    jorjo lebam u

  • @Alleyesonme905
    @Alleyesonme905 3 місяці тому

    Long live Israel 🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SalhMahamed-o8j
    @SalhMahamed-o8j 3 місяці тому

    ❤❤❤

  • @noranaser9808
    @noranaser9808 3 місяці тому

    Ozil king

  • @saudyasin1974
    @saudyasin1974 3 місяці тому +2

    ❤❤❤

  • @MulieMulie-n1c
    @MulieMulie-n1c 3 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤