EMNA "ባሻ ቦጦሎኒ ናይ ሳዋ፡ ምስ ፊስክኡ እንተዝጠፍኣልና!" ERITREAN HISTORY AND CULTURE

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 7 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 45

  • @ታባውፍያትክብሮም
    @ታባውፍያትክብሮም Місяць тому +11

    ሳዋ እንተዘይ ትህሉ
    ሕጂ እዛ ሃገረ ኤርትራ ንነብረላ ኣይምሃለወትን !!! ክብሪ ንዓለምቲን ትዓለምትን!! ወትሩ ሃገረይ ጌጋ ይኹን ቁኑዕ!!! 🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍👍👍

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 Місяць тому +2

      ፍትሓውነት!
      ገለ ሃገራት ንቁሕን ምዕሩይን ፍቅሪ ስዓሰሎ ሕብረተሰብ፡ ከም ቅድስቲ ሃገረ ዋርሳይ ይከኣሎ ሰለዘይሃነጻ፡ ዳግም ምጽጋነን ዘሎ ተክእሎ ቀሊል ብድሆ ኣይኮነን፡ ባዕዳውያን መዝመዝቲ ሓይልታትን፡ ተደመሮ ክድዓት ተበለጽቲ ደቂሃገርን ውን ረብሕኦም፡ ብዋጋ ህውከት ህዝቢ ዝያዳ ዝወሓስ ምካኑ ይንገር🙏
      ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀

  • @MhretBeyan
    @MhretBeyan 15 днів тому

    ሰላም ኣምላኽ ንዓካ ይኩን ኤፍረም ግደ።
    ሳዋ መምህር ኩሉ እንኳዕተዓለምኩ ሓበን ኤርትራ ።
    💯🙌🙏🇪🇷💪🏿👆🕛

  • @samsongebrehiwethager
    @samsongebrehiwethager Місяць тому +4

    ሳዋ መዲና መንእሰያት፡ መሃሪት ሓብሓቢት፡ መሰረት ሓዳስ ኤርትራ፡ ዋልታ ሃገር ዓቃቢት ልኡላውነት፡ መቀጸልታ ናቅፋ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ ሰላምታይ ንዓኹም ኣባላት 🇪🇷22 ዙርያ 🇪🇷

  • @BeLLa-eo9xr
    @BeLLa-eo9xr Місяць тому

    ❤🇪🇷❤️ adey adi jeganu ❤🇪🇷❤️

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 Місяць тому +1

    Ateffelalujuna
    Eritrea 🇪🇷 Vivasabia
    Nizehleme Eritrea nebaritete🇪🇷✊❤️🌳🌴🌺🌹🌲🙏🌟✊🇪🇷✊

  • @senaitkidane3774
    @senaitkidane3774 Місяць тому

    Sewra Eritrea Sawa tekiea hager awhisa ❤❤❤❤

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt7782 Місяць тому +1

    🇪🇷🙏🏽🌹💖👍🏽🐪እንቁዕ ሳዋ ሃለወ እንተይ ዝነብር
    መጻወት ብዓል አሸናፊ ምኾንና ነርናኣ

  • @weldemikaelbahta8692
    @weldemikaelbahta8692 Місяць тому +2

    ነመስግነኩም EMN ነቲ ምቁር ዘይ ርሳዕ ዝኽሪ ሃገራዊ ኣገልግሎት ጉዕዞ ናብ ሳዋን፥ ናብራ ኣብ ሳዋን፡ ኣባል 7ይ ዙር ኢየ፡ Thank you.

  • @mohammedatta236
    @mohammedatta236 Місяць тому +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉like like 👍

  • @SFGTD-72116
    @SFGTD-72116 Місяць тому +3

    ሳዋ መድሕን ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ዝተሰረተላ መልማሊት መንእሰይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dl4055
    @dl4055 Місяць тому +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤ ሳዋ ሳዋ ❤❤❤

  • @zeragabirhabtemariam7287
    @zeragabirhabtemariam7287 Місяць тому +2

    ❤❤❤እንቃዕ ብደሓን መጻካ ኣዚና ኢና ንናፍቀካ ኩቡር ጋዘጣኛ አፍረም ግደ ብእተቅርበልና መደብ ንመሃርን ታሪኽ ጀጋኑና ኣብ ልቢ ኩላትና አርትራውያን ክሰርጽ ንእትገብሮ ጻዕሪ ካኣ ነመስግነካ ንአርትራናን ህዝባን ካኣ ሰላምን ብልጽግናን ንዓኻ ካኣ ዕድመን ጥዓን ይሃብካ መድሃኒኣለም

  • @ታባውፍያትክብሮም
    @ታባውፍያትክብሮም Місяць тому +1

    🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷❤️❤️❤️👍👍👍

  • @MeseretDesta-c5e
    @MeseretDesta-c5e Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉hagerey marey🎉🎉🎉

  • @Yohannes-mu5fu
    @Yohannes-mu5fu Місяць тому

    Thanks more Efrem

  • @sabaabraham2299
    @sabaabraham2299 Місяць тому

    🇪🇷👋🏽🇪🇷🙏🏽🇪🇷👋🏽🇪🇷✊🏽

  • @JacobNayadina
    @JacobNayadina Місяць тому

    ❤️❤️❤️👍🏽

  • @girmaymengstab5727
    @girmaymengstab5727 Місяць тому

    Merhaba Efar hawey azakakirkana Sawa Adie kulu sawa adie selam adie fqri sawa adie dsblin Sawa Tarik alewa jeganu eya thanx May sawan hamed sawan zeytames aywedi Ereyn eyu❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @EsseyNega
    @EsseyNega Місяць тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750 Місяць тому

    ❤❤❤sawa medhn hager sledkontya goretna ksemau mencheror zhzom

  • @YebyoHaile
    @YebyoHaile Місяць тому

    ሳዋ ❤1995💞ተዘክሮ ኣባላት ይ2 ዙሪያ ❤ኣለኹም'ዶ ዙር ቻይና ❤❤❤❤❤❤❤👌👌👌👌👌

  • @Senait-p4u
    @Senait-p4u Місяць тому

    🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 Місяць тому +1

    ሳዋ ዋሕስ ሀገረይ ነአ አባል 6ዙር እየ ባሻይ ቦጦሎኒ ትብል አርእስቲ ምስ ራአኩ ንድሕሪት ተመሊሰ ዓጭዓጭ እየ ዝብል ኒረ ወረገይ አብ አፉ ድያ ትሐድር እዛፊስካ እዳበልኩ ካብተን ዘማርር ኒረ ጉብእና ወዲና መመረቅታ ግን ሽዑ መቀረቱ ተሰሚዕና አጋጣሚ አነ አይተጎዓዝኩን ናተይ አሀዱ ሻድሻይ ብሪጊድ እዮ ኒሩ ማለት 381አሀዱ ደቂ ዙረይ ድሕሪ ወሪሕ ዝራሞ ሀገር ጊሮም ዝመጽ ጋል ዙሮም አይመስሎምን ኒሩ ኢፊ ሐወይ የቀኒልና አበራቢርካና ብርዕካ ይሰሰን❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ኤሪትራውነት ክብር መንነት ሳላ ሳዋ ሀገር ገጥ ኢላ ሐያል መሪሕነት ሐያል ህዝቢ ይፊጥር የቀኒልና ሻዕብያ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ክብርን ሞጎስን ንሰማታተይ ወትሩ ዓወት ንሐፊሽ

    • @salehabdelwase713
      @salehabdelwase713 Місяць тому

      Kbriii yhabka haweyyy reatoka bteami des ybill.. ane sawa aykedkun gn zeÿmkady mara yĥrkeniii sawa medhin hager 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

    • @edenpazom9452
      @edenpazom9452 Місяць тому +1

      @@salehabdelwase713 ሐቅካ አነ ነደይ ሐቲ እየ አብ ገዛውተይ ምስ ሰብ አይባአስን ፊራሕ እየ ኒረ አጋጣሚ ምስ ማሐዙተይ ንኪድንኪድ ኢልና ትሕቲ ዕድመ ኢና ከድና ሽዑ ከምዚ ሕጂ ዘሎ አይ ኮነን ዓጊፊ እዮ ኒሩ ሽዑ ንፊዕቲ ጋል ኮነ ብነብሰይ ተኣማሚነ ንነገራት ክመምይ ኪኢለ ክሳብ ሳልሳይ ወራር እኮ ተነበርኩ ብድሕሪኡ ተመሪዒ ክልተ ምጭዋት ወሊደ ደቀይ አብሀገረን አነ ድማ አብ የሩዳኖስ አለኩ ሳላ እዛ ቻነር ድማ ዘይ ፊልጦ ክፊልጥ ኪኢለ ብዙሕ ክማሀር አለኩ ክካታዕ ጀሚረ ብጣዕሚ እየ ከመስግን ዝደልይ ዋላ አጎልግሎት አይትኪድ ታሪክና ክንፊልጥ ጉብእና ከነበርክተላ አለና ንሀገርና ባሀሊት እየ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷

    • @salehabdelwase713
      @salehabdelwase713 Місяць тому

      @@edenpazom9452 neb haki hawey wey haftey tarikna mara eyu hayal bejaka `ab sawa buzuh neger eka tmehar kulu seb b sawa xbuk eyu zizareb haki zereba sawa tezeytuhulu eritrea aymhalewtin bteami eyu zhogseka shabiya sawa hagerawi agelglout mgbaru hayal wsane eyu neru kbrii yhaabka wey yhabki haftey ajoka hade mealtu kulina afta nfetwa hagerna knrakeb enaa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ

  • @Michele-b6k
    @Michele-b6k Місяць тому

    ❤❤

  • @wedikeshi5322
    @wedikeshi5322 Місяць тому

    💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @luciamarikosketema9327
    @luciamarikosketema9327 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @genetyohanes7935
    @genetyohanes7935 15 днів тому

    God bless to our “SAWA” if our SAWA wasn’t established,Eritrea would be useless. All power to our president ESAYAS.

  • @GebremariamTesfamariam-yx3fu
    @GebremariamTesfamariam-yx3fu Місяць тому

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @Yayu-c1t
    @Yayu-c1t Місяць тому

    ሳዋ ተዘክሮ 20 ዙር አሎኒ ፍሽኽታ ኣመለይ

  • @yodit1991
    @yodit1991 Місяць тому

    ሳዋ መድሕን ሃገር ክበሩ ንበሩ ወረስቲ ሕድሪ ከምኣያታትኩምን ኣደታትኩምን ሰራሕቲ ቕያ፣ ዋርሳይ መጽሓፍ ኩልኻ ኤርትራዊ ከተንብባ ሓደራ፣ ኤፋር ድምጺ ህዝቢ ነመስግነካ ተባረኽ።

  • @biniamweldemichaelb9384
    @biniamweldemichaelb9384 Місяць тому

    🐪🐫🇪🇷🐪🐫👍✅️🙏♥️🇪🇷

  • @Nico-f9h6p
    @Nico-f9h6p Місяць тому

    ዙር ናቅፋ 4 ወዲ ሃብተማሪያም
    1 መሓመድ ዓሊ
    3 ኣበበ
    1 ህንጻ ዘውደ(ወዲ ዘውደ)
    3 ፍጹም ምቁር&ማቲ
    1 ኣብርሃም ኣለም (ሰገን) ኣብል 7ይ ዙር መራሒ ጉጅለና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Michele-b6k
    @Michele-b6k Місяць тому

    Yekenyelna betri haki thakeke embere ayteseberen . Bezelale ketketselewo mulu emnetna eu. Wanh.

  • @Easylife-2024
    @Easylife-2024 Місяць тому

    ባሻ ቦጦሎኒ ኣብ 21ዙር ፈጽ ምሰበለ "ንሳ ትኩን ሞያኻ"ኢልና ወርሒ ተቀጺዕና😂😂😂

  • @filmonaraya331
    @filmonaraya331 Місяць тому

    Eta program mara xibikt gin eti pictures zitetekemikal gin gega eti serawit dekimu kolo video miriay xibuk aykonen

  • @mohammedsaidmahmoud7901
    @mohammedsaidmahmoud7901 Місяць тому

    ✊🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷