Welcome Wedi Eri Merry Christmas and Happy New Year🎆a great Job Always Just Keep It Up together God bless all Eritrean people Awet Nhafsh💚❤️💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙌🕊️🐫🌹🙏🏾
Those children and young generation of congo,who extract cobalt and other Minerals in a traditional way,have no shoes on their feet and they can not write even their names as my friend from congo hier Europe told me the Story.
Share like and Subscribe ❤.
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ሂምቦል ❤👍🌹👌
ሂምቦል Happy New year እምበር አሜሪካ ድአ ካብ አፍሪቃ ነኽምዝምዝ ዘይኳዓቶ ጉድጓድ አለዎድዩ ? ህዝባዊ ግንባር ምስተፈጥረ ግን ንኤርትራ ክምዝምዛ አይከአለን አይክምዝምዛን ከአ ኢዩ
ዓወት ንሕዝብን መንግስትን ኤርትራ ክብርን ዝኽርን ንስዉአትና 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
ኣዚና ኢና ነመስግነካ ሂምቦል ❤❤❤ በርቲዕ ጥራይ ጥዕና ይሃብካ
ናይበሓቂ እተምጽኦ መደባት ዝምስገን እዩ ሞ ኣጆኻ ቀጽሎ ንሕና ኸኣ ንኹሉ ንከታተሎ ኣለና ማስሜዲያታት ትገብሩዎ ዘለኹም ብጣዕሚ ዝምስገን እዩ በርትዑ ዘይየጣራጥር እዩ ከምትዕወቱ።
ጹቡቕ መግለጺ 🙏🏽🇪🇷🙏🏽
👍🏽🇪🇷👌🏽😍
ርሑስ በዓል ልደት, ብጣዕሚ መሃሪ መደብ 🇪🇷
Almaz cover mennet 🇪🇷 ♥️ ✨️ 😍 ❤️ 💕 🇪🇷 ♥️ ✨️ 😍 ❤️ 💕 🇪🇷
Selam.. ..deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ሰላም ሰላም ሂምቦል ጽቡቕ ኣውዳኣመት 🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹💝🇪🇷🌹💝🇪🇷🌹💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝🇪🇷💪👏🦁🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪🦁🇪🇷
Good topic🙏 teaching our yunger generation is very crucial 🇪🇷
ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና
ኣታ ሂቦል ሓውና እዚ ድኣ ዕውር ዝፈልጦ እንድዩ ሳላኹም መማሃራን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሊቕ ሓውና ቀጽሎ ኣጆኻ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ጅግና ወዲ ኤረይ ዓወት ንሓፋሽ ወትሩ ሃገረይ 🇪🇷🇪🇷🥰🎉💯❤️🙏🌾
Thanks berather God bless you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🙏.
ሰላም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሩሑስ ኣውዳዓመት 🇪🇷🇪🇷👍🌹🌹🌹👍🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
🙏💯💯🇪🇷🇪🇷💪📚✍️👍❤❤❤👂👂ሂንቦል ኬማካ እብዙሑልና እንቤር እዞም ጻዓዱስ ክምዝሙዙእ እቶም ባራዩ ኽይኖም ክኔብሩ ድዴሊዩ እብ እግሮም ድሳሌሙእ ኢዩ እቲ ዜጌርም ❤👂🇪🇷ናይ ባዓል ዲናማርክስ ባዕሌን እፌልጣ እሱ ድሊዮም እንዲዮም ዜዕጌርግሩእ ዴሌዉ ባዓ ዴኒማርክ 👍👍🙏
ሰላም ኩቡር ሩሑስ በዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመትን ይግበረልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🌾🌾🌾🌾
Selam..himbol..ruhus..lidet🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Egzabihear hagerey Eritrea hzbey bark Amen Amen 🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሂምቦል 🇪🇷💖🌹::
መርሓባ ሂንቦል ርሑስ በዓል
Amen.amen🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
ርሑስ ኣውደኣመት ኔርትራውያን።
መርሓባ ሂምቦል ሜድያ መመሊስካ በርትዕ
አነ ሐንቲ ተሕዝነኒ እቶም ደቂ ሀገር ኮይኖም ንሀገሮም ምስ ፀዓድ ኮይኖም አንፃር ዓዶም ዝከዱ ዓዶም ዝሸጡ
መታወኒ ፀዓድ ዝኮኑ ደቂ ሀገር ይኩኑ ከምኡውን ጎሮቤትና ???????
አብ ዓለምና ዝእዘዞ ስርዓት እንተዘይሃልዩ ክትቅይር እያ ትደሊ ከም በዓል አመሪካ እስራኤል
Great topic, keep going 🙏🏽🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🙏👍
❤🎉Rhus Beal let himbol media❤🎉
ናይ የሕደጎ ገብረመድህን
♥️🇪🇷♥️♥️🇪🇷👍
Hi Himbol HAWNA WE ARE SO PROUD OF YOU❤❤❤❤KEEP UP WITH GREAT WORK
WE LOVE THE PROGRAM ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉
Amen Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🏆🏆🇪🇷thank you so much for all you do 🌹🌹🌹
ነሕና ናትና ዝኾነ መረየት ክንፈልጦን ክንበጽሖን ናይግድን እዩ ሜትሮ ወላ ትኹን ሜሬትና ኸኣ ኣጸቢቕና ንፈልጦ ኢና ምስ ጎሮባብትና ኸኣ ብሕጋዊ መንገዲ ክንነብር ወትሩ ዱሉዋት ኢና
ሂምቦል ጀጋኑ ዝወለዱኩ ኩሉኩምደቅናን ይሕዋትናን አጆኩም ሐቂ ምሳና ምሳና እያ
❤❤🎉🎉🎉
እቲ ዘሕፍር እቲ ምስኡ ኮፍ ኢሉ ዝሰምዕ ዘሎ ጸሊም ኢዩ ብዝዓባ ኣፍሪቃ ኣብ ቅድሚኡ ንክትጠፍእ እዳተዛረበ ትም ምናልባት ካብቶም መደንዘዝ ዝተወግኡ ኢዩ ዝከውን
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቀንየልና ሂምቦል ወዲ ኤረይ ደሰ ዝብል መግለጺታት ኢኻ ተምጽእ ቀጽሎ❤🇪🇷🌿🇪🇷👏🌿👍
ሂምቦል ሰላም ንዓኻ ይኹን ፡ ይበል ዘቅረብካዮ ሰነድ ድኩመንት ። ቓልሲ ኤሪትራ ቓልሲ ወሎዶታት እዩ። እምም ንብላለና እምም ክም ቀደምና ክንዓምም። ኤሪትራ ደቂ ኤሪትራ ደቂ እዛ ደቓቅ ደቂ ሰስኑ። ድምጻዊ ሙሴ፡ ደራሲ እንተዘይ ተጋግዬ፡ሓደ ካብቶም ነኽብሮ ክቡር ስነጥበባዊ ሰሎሙን ድራር።
Tosheme germen
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
The Best song ❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ምግለጺ ሂንቦል ሓውና አዚ መንሰይ ክነቅሕ ኣልዎ ኩሉ ወለዶ ድማ ብጽሞና ከስትውዕል ይላቦ ቅጽሎ ❤❤❤❤
Merhabae himbol
🎉🎉👍👍❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Mey xehet nekehete zekeyefa
ይሕደጎ 🎉🎉🎉
Welcome Wedi Eri Merry Christmas and Happy New Year🎆a great Job Always Just Keep It Up together God bless all Eritrean people Awet Nhafsh💚❤️💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙌🕊️🐫🌹🙏🏾
ታንክ ሂቦል መምህር ሕቂ ታሪኽ መግዛእቲ ኣፍሪቃ ባርባሪ ዝኮነ ተግባር እዮም ፈጺሞም ምዕራባውያን ገና ይቅጽልዎ ኣለዉ። ኣጆዃ ቀጽሎ ሂቦል ወድና!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏👏👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊🙏🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
Eritrea ❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤️👍👍👍👍👍❤️🇪🇷🇪🇷💯👍🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ነብሴሄር የሕደጎ ገብረመድህን
ናይ የሕደጎ ግብረ መድህን እዩ
ሕጂ እያ መድረኽ ትርአየላ ነቶ ከም ቃሎምን ሕጎምን ጸግዒ ቱርኪያ ወይስ እስራኤል ???
Usa ፖለትአን ካሓልቲ መሲሎም መንቆርቲ አዮም::
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎉👍👍💯
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤Rehus awdamit Hemble media
❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Izi M R zibiliowo berarit tiyit tirkebo I pray 🙏
11111 ፈሽሎም
Himbol media❤❤❤❤❤❤❤
1
11111
Welcame henbol 🖐🖐🇪🇷🇪🇷
ኣንጭዋ ደገ ነንጭዋ ጋዛ ተውጽኣ
King Henrik
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Yihidego
ደወ በለለይ ክብለልካ እባሃል እዚ ንሕና ጥራሕ ንጽና ሚስጢር ዓወትና ስለ ዘይርድኦም እዩ እዚ መንእሰይ ወሎዶ ብመጀሙዕ ክጸፍዕዎን ብተሪር መንጾሮር ክሳብ ዝሕዞ ክምንምሰሉን ጓስጉሶም በጃኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ሂምቦል❤
Donald Trump said Canada should be just part of USA
11
5😢
Yehdego gebremedn
1111
ዓብልል ገብት ጨፍልቅ እዚ ፖሊሲ እዚ ኣዝዩ ረቂቅ ኮይኑ እዩ ተነዲፉ እዚ ዓይነት ፖሊሲ እዚ ንኤርትራ ጥራይ ዝጠመተ ዘይኮነ ነተን ነቂሔን ዝተንሳኣን ንክትንሳኣ ፍሕትሕት ክብላ ዝህቅናን ዛዓለመን ኢዩ እዚ ድማ ቀዋሚ ፖሊሲ ኢዩ ሕጂ ግና ቡዙሓት ልዕለ ሓያላት ተንሲኤን ይትንሳኣ ስለ ዘለዋ ሚዛናዊ ንክከውን ክግደዱ እዮም
❤🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏❤
ሂምቦለይ 2% ብመንግስቲ ኤርትራ ኣይኮነትን ጸዲቓ: ብኤርትራውያን ኣብ ስደት ዝቕመጡ እንታይ ከነበርክት ብዝብል ሓሳብ ዝቐረበትን ዝጸደቐትን'ያ: ሕጉሳት ኢና ከኣ 🇪🇷💖::
ጭጉራፍ'ሲ ባዕላ ወቂዐ ባዕላ ተእዊ።
the owner of Green land not Norway, it is Denmark.
111
🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷🌹🌲🌹🌲🌹♥️♥️♥️🎄🎄♥️♥️
ገፅ hasema
Happy New year himbol hawey. Kemzi ilom kixhfu kelowu nihna dma kulatana melsi dibdib zeyneblom kisab ziskorom kidmi hiji gernayo nerna.Anxar igeda Tebraber hizbey 👏ajoka himbol
Those children and young generation of congo,who extract cobalt and other Minerals in a traditional way,have no shoes on their feet and they can not write even their names as my friend from congo hier Europe told me the Story.
👏🏽🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🐪🐪
Denmark not Norway
⛪️💒⛪️🙏🙏🙏👏💪🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉🎉
Etom Neza Hager Tsibuqa zmneyu Walla Entekoreyu Mis Men Dew kemzblu nfelits ena
❤
የሕዶጎ
Analysis Denmark