ታሪኽ ሓደ ጉብሳ 1880-1971 ~ ሓጸር ታርኽ ህይወት ኣቦና ቐሺ ጉብሳ ትኳቦ ጸዓዘጋ ~ ጻሓፊ ግርማይ ቦኽረ (ቦስተን)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 39

  • @tesfetekle9067
    @tesfetekle9067 2 дні тому

    Nay enda debter kea amxalna ab kexali Nay tseazega gn aynxrtn ya zela a kexali amhaysha❤❤❤❤❤

  • @fsehayehagos6740
    @fsehayehagos6740 9 годин тому

    ግርማይ ብሓቂ ተሓጊሸ ታሪኽ ኣቦይ ቀሺ ጊቦሴ አብ ዩቱብ።

  • @vgjhgtggih116
    @vgjhgtggih116 2 дні тому +1

    Thank you Germay Bokre 🇪🇷🇪🇷🙏

    • @berie_akiss
      @berie_akiss 2 дні тому

      0:47 0:49 0:49 0:50 0:50 0:51 0:51 0:51 0:51 0:51 0:52 0:52 0:52 0:52

  • @mehretabkebreab9202
    @mehretabkebreab9202 День тому

    My great grandfather ❤

  • @weinisolomon8932
    @weinisolomon8932 2 дні тому

    Wow

  • @TesfaGherezgihr
    @TesfaGherezgihr 3 дні тому +2

    Kescher gubsa aby Amte,mihrt kensch, koynom

  • @danielteklehaimanot8839
    @danielteklehaimanot8839 3 дні тому +1

    ክብረት ይሀበልና እንተኾነ ግና እታ ዛንታ ቁሩብ ሓጺራ።

  • @HenokHiyabu-p1u
    @HenokHiyabu-p1u 3 дні тому +1

    Very intersting

  • @samueltedros4222
    @samueltedros4222 4 дні тому +1

    ❤❤

  • @RahHe-m1i
    @RahHe-m1i 4 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Andom-v3m
    @Andom-v3m 3 дні тому +3

    Wedi bokre anbesa

  • @SirakMulugeta-q3f
    @SirakMulugeta-q3f 4 дні тому +1

    Wedi shumbashe

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 4 дні тому +2

    Thank you teacher, just for correction
    Why he left Hazega neighbour city, and he does not mention about Protestant believer just about the building only he talk.

  • @eyobamine3557
    @eyobamine3557 3 дні тому +5

    ኣብ መዳዉብቲ ዓድታት ጸዓዘጋ ሃዘጋን ደብርን ተረሲዐን ኣለዋ ብልሙድቆታብ ኢልና ንጽውዖ ምስ ሃዘጋ ክዳወብ ከሎ ግራት ሰንበት ኢልና ንጽውዖ ድማ ምስ ደብሪ ይዳወብ ከም ተወሳኺ ጭራ ኩርኩራ ለቖንጥቖ ኣካል መሬት ጸዓዘጋ ኮይኑ ምስ ደቂሽሓይ ዓዲ ንኣምንን ጎዳጉድን ዝበሃላ ዓድታት ይዳወብ ስለዚ ምስተን ተጠቒሰን ዘለዋ መዳውብቲ ዓድታት ክጥቀሳ ኣለወን
    ዝብል ርኢቶ ኣለኒ. የዳወብ
    ከም ተወሳኺ ጭራ ኩርኩራ ለቖንጥቖ ዝብሃል መሬት ጸዓዘጋ ኮይኑ ምስ ደቂሽሓይ

    • @yonaskeshi1863
      @yonaskeshi1863 3 дні тому +1

      መዳውብቲ ኢሉ ዘይኮነስ ኣብ ከባቢኣ ዝርከባ ዓድታት እዩ ዝበለ እምበር ሕምብርቲ ኢሉ ምስጓግ ኢሉ
      ኣባርዳእ ክትሞውሊዕ ዓደባዃዃይ ኣይጠቐሰንን
      ጽጹይ መጽናዕቲ ኣይገበረን

    • @eritreaadey24591
      @eritreaadey24591 3 дні тому +1

      You are very right. I am from Hazega and we have a boarder with Kotab in Southern west.

    • @girmaibokrekahassai8666
      @girmaibokrekahassai8666 9 годин тому

      እዮባ ጽቡቕ ኣሎኻ!
      ኣብ ካልኣይ ክፋል ከጠቕሰን እየ።

    • @girmaibokrekahassai8666
      @girmaibokrekahassai8666 8 годин тому

      ⁠ዮናስ፡
      ጸዓ ዘጋ ኣበይ ክ እትርከብ ኣንባቢ መታን ግምት ንኽሕልዎ ሕልፍ ሕልፍ ኢለ ጥራሕ እየ ጠቒሰ። ኣብ ቀጻሊ ከነስፍሖ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ። ብዝተረፈ ዕድመ ንኢንተርነት ኣስማት ዓድታት ናይ ምሉእ ኤርትራ ስለ ዘሎ፡ መጽናዕቲ ውን ዝሓትት ኣይመስለንን።
      ብሓፈሻ ግን ኩለን ክጥቀሳ ቅኑዕ ርእይቶ'ዩ።

  • @Habtom-x7e
    @Habtom-x7e 3 дні тому +4

    እዚ ታሪኽ ጽቡቅ ኔሩ ብጹብቅ ጀሚርካ ኣብ መወዳእታ ግን ኣይድግን ምክንያቱ ናይ ኦርቶዶክስ ተማሂሮም ኢልካስ መሊስካ ድማ ወንጌላውያን ኢልካ ቀጺልካ ኣብዚ ግን ብዛዕባ እምነት ኣይኮንኩን ዝዛረብ ዘለኩ እዞም ሰብኣይ ኣዘኮነ እምነት ይንበሩ ታሪኾም ሰለስተ 3 (4) ክፍል ከትምጾኦ ነርካ ካብ ቤተሰቦምን መቅርቶም ሓቲትካ ከማን ሕውስውስ ኣቢልካያ ታሪኽ ሰላም ምሸት መምህር

  • @tesfalemgebrihiwet8384
    @tesfalemgebrihiwet8384 2 дні тому

    ታሪክ ማይ ጋይላ ኣይተበላሹ

  • @tesfetekle9067
    @tesfetekle9067 2 дні тому

    Bteami tbuk kerslo

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 День тому

    ሕጅስ ናይ ሃልዋትና ድኣ ምገብርካሞ ታሪኽናስ ድሕሪ ሓርነትና ኣብ ዓድና ምስ ተመልስና መርከብናሉ፥ "ኣርኪባስ ቆሪባ" ዝብሃል ምስላ ከምዚ ምስ ተረኽበ እዩ።

  • @RGhebre-o6c
    @RGhebre-o6c 2 дні тому

    ❤😂🎉❤😂🎉❤😂🎉❤😂🎉❤😂🎉

  • @tesfaigebrewold2221
    @tesfaigebrewold2221 4 дні тому +2

    ንኡድ አገላልጻ።

  • @akberethagos8363
    @akberethagos8363 2 дні тому +1

    አሉላ ድአ እንታይ ገሩኩም ምስ ሰራዊቱ ኮይኑ እንዶ አይኮነን ንደቀነስትዮኹም ዝወልደለን ዝነበረን ሕጊ ዘፍለጠኩምን። ዘርኡ ድማ አብ ሙሉእ ከባቢኹም ይርከቡ አለዉ። ስለምንታይ ድዩ ክሳብ ሕጂ ፍርዲ ከም አሉላ እንዳበልኩም ትምስሉ ዘሎኹም ታሪኽስ አይተዛብዑ ድአ።

    • @filieyob2843
      @filieyob2843 2 дні тому

      ስምዒ ኣቲ እዚ ቀታሊ ሓራዲ ጠላም ኣቦሓጎኺ ፉንፉን ኣሉላ ኣሽንኳይ ዶ ኣብ ዓድና ክወልድ ካብ ጎቦ 4 ኣስመራ ተንከስ ኢሉ ናብ ዓድና ዓዲ ጀጋኑ ጸዓዘጋ ኣይቀረበን ወላ ጥር ትብል ተረፍ ዘርኢ ውን የብሉን ኣብ ደቂ ኣቶወሽም ። ሕጊ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ዝተሓገገ ሕጊ እንዳባ ኣለና። እዚ ጠላም ኣባሓጎኺ ምሒሉ ዝወሰዶ ጂግና ኣቦና ከይኣክሎስ ክወልድ እዚ ፉንፉን ።

  • @tadesse-bw6ib
    @tadesse-bw6ib 3 дні тому +3

    ካቶሊኽን ከንሻን. ተጀመረ. ጀበርቲ ኩሉ. ግዜ. ንኣሉላ ኣማሪርካ ንመግዛእቲ ፋሽሽቲ. ጣልያን. ምምጓስ. እዩ ስራሕኩም ደሓን. ተፋሊጥና. ኣሎና.

    • @danielteklehaimanot8839
      @danielteklehaimanot8839 3 дні тому

      ፈረንጂ ይዝምቱ ገለ ዝኾነ ምዕባለ ንነብሶም ክረብሑ ይህቡ ታሪኽ ብዐል አሉላ ምዝሚትን ምዕናውን ተዘይኮይኑ ካልእ እንታይ አሎ፥

    • @vgjhgtggih116
      @vgjhgtggih116 2 дні тому

      Meskin Baham Eti. hangolka Tokan. Konchi. Konti. Eu. Meliwo.

  • @grmaywelday8561
    @grmaywelday8561 4 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @BeyeneBayru
    @BeyeneBayru 4 дні тому +1

    ❤❤❤

  • @FevenTekeste-n9w
    @FevenTekeste-n9w 3 дні тому +1

    ❤️❤️❤️❤️